ተጋዳላይ ነጋ ኣሰፋ እንታይ ይብል - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 18

  • @kahsaykidane2729
    @kahsaykidane2729 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ህወሓት ማለት ህውተታ ሕቱኽትክ ማለት እዩ።ለውጢ ድማ ኣየምፅኡን ።ኩልም ሓደ እዬም

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 57 นาทีที่ผ่านมา +1

    By The Way ደብረፂዮን ብዛዕባ ጀኖሳይድ ዝኽሓደሉ ርኢኻ ንስልጣን ክብል ኣብ ተጋሩ ድሕሪ ጀኖሳይድ ዝተፈጠረ ምውናን ናይ ሃገርነት ሕቶ ኣልሚሰ ናብ ኢትዮ ክመልሶ ኢየ ዋላ ብሃይሊ ኣፊነ ኢሉ ክደራደረሉ ከምዝኮን ኣይትጠራጠሩ፡፡ ካብ ስልጣኑ ወፃኣ ብዛዕባ ግዝኣት ትግራይ ተሓታቲነት ኮነ ዝኣነወን ዝተመንዝኣ ሓፍቲ ትግራይ ፍፁም ኣይግድሶምን፡፡

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ነጋ አሰፋ ንሶም ከም ሓዱሽ ተመዝጊብና እንድህር ዋላ ኣይንቅበልን ኢልናዮ ታሰርትፍኬት ኣብ ኢድና ተዘይሒዝናዮ ምስ ተፈናጨልና ንኣና ገዲፉ ንካሊዕ ክሕቦም ኢዮ ስለዙይ መጨረሻ መረፃ ክበፅሕ ተቀቢልናዮ ኢና ኢሎም መረፃ ክሳተፉን ቅድሚ መረፃ ድማ ግዚያዊ ስልጣን ሒዞም ኣፋፊኖም ዝስእርሉ ባይታ ከመቻችዉ ኢዮም፡፡ Cont, . .

  • @abrahamkahsay588
    @abrahamkahsay588 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Excellent explanation of the process and reasons of division.

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሶት፡እትደጋገም፡ሓቂ፡ይስል።ይበሃል።
    ናበይከምዝኸይድ፡ዘየፈልጥ፡መረሒ፡/ማእኸላይ፡ኮሚቴ።መራሒ፡ክኸውን።ኣይኽእልን።
    1/3ሲሶ፡ዝኣክል፡እተዘይ፡ተማሊኡ፡ንክማላእ፡ክሰምዑ፡መግባረ
    2ግዜ፡ተረኣዩ
    3ግዝየግ፡በዘሎ።እዩ፡ክመረሕ፡ክቃለስ፡ከምዘለዎ፡መተሓዳደረ።ህወሓት፡ይፈቅድ፡ዩ።
    ንምንታይ፡ተዳናግረ?ብሓቂ፡ህሊና፡ዘይብልካ፡ዘይቅኑዕ፡ትግራዋይ።

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማ/ኰ ድዩ?

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዙይ ኣቢይ ህወሓት ናብ ክልተ ምምቓል ሓሊፉ ከም ሓዱሽ ክምዝገቡ ምግባር ፓለቲካልን ናይ ኢህአዴግ ናይ ሓባር ዉድብ ሓፍቲ ክወርሶ የክእሎ ኢዮ፡፡ ናይኒ ደፂ ጉጅለ ድማ ታሪኾም ሓፍቲ ዉድቦም ሞራል ህዝቦም ዘይኮነ ንቐፃሊ መረፃ ክሳተፉን ብሺም ፕሪቶሪያ ስምምዕ ስልጣን ክኣትር ኢዮ ኣድቫንቴጅ ጥራሕ ኢዮም ካልኩሌት ዝገበሩ፡፡

  • @Gmariam-q9q
    @Gmariam-q9q 39 นาทีที่ผ่านมา

    እዚ ኸኣ ፋሉይ ሓሳዊ እዩ እንታይ ኢኻ ትገብር ኔርካ

  • @TDF2021
    @TDF2021 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Brilliant explanation and clarification of what happened by the incompetent Debretsion group

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 19 นาทีที่ผ่านมา

    Thanks Nega/Leza Tigringa media for having Nega who is really matured and full of thoughts. Thanks for his fact based information and analysis

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 9 นาทีที่ผ่านมา

    Definitely right Nega, the culture that TPLF came through was not democratic and only few decide as used to be. So, the majority CCs were simply nominal which is Shame

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FantaneshAbera-w2e
    @FantaneshAbera-w2e 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abyi

  • @Merir4077
    @Merir4077 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ ህዝቢ ትግራይ ክተዕሽው ትሕስዎዎ ክነደየና ደናቁር ሙኾንኩም ዘማላኽት ምኾኑ ምርሳዕኹም፡እዩ
    አፈላላይኩም ካባኻ ንላዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይፈልጥ "ቁዱድ"