Amen!behaki Agelgali nay ety lull amlak . Voice of the voiceless.. Ferdi godela ,deka tebedela elka, kendi ezi memugatka adnikeka. May the Sun rises on your face, May the road that you’re travelling fold to meet you .may the rain rain softly to water your field.And May the wind blow you to your destination. and may God bless you folds and folds. in the mighty name of Jesus..
ተባረክ አገልጋሊ 🙏🙏🙏 ሰለ ሐቃ ንድኻታት ሰለ ትሐሊ 🙏🙏
እግዛብሔር እባርካ ሰሌ ሐወይ ሐቂ ኩሉ አይቅበላን እዩ ቃል አምላኽ መጻወቲ ይገብሮ አሎ ቢንያም ደአ ዓማጺ ሕጂውን ንዓመጽ ዓገብ ኢና ንብል ናይ በቴክርስትያን ንሐሳዊ ቢንያም አይትምልከቶን እያ።
@@beriktidemoz2971 ብርኽቲ ሓፍተይ ብዙሕ ተባረኺ🙏🙏
ጎይታ ይባርካ ስለ እቲ ሐቂ ምዝራብካ💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ዘገርም'ዩ ኣዚና ነመስግን ኣገልጋሊ ሶሎሞን🙏
@@Adeykota ኢሱ ሓወይ ጅግና አገልጋሊ አምላኽ!! ዘመንካ ይባረኽ🙏🙏
@@solomondebesay5542 ኣሜን
ሰሊ ሓወይ ፡ ጽቡቅ ኢካ ዝለካ ቀጽሎ ዓማጺ ክቅላዕ ኣለዎ፡ ተደቢቆም ኣምላክ ይባረክ እንዳ በልካ መሸፈኒ እንዳ ተጠቀሙ ክምለሱ ዉን ድሊት ዘይ ብሎም ኣብ ቤት ኣምላክ ኮኖም ንጹሃት ኮኖም ይመላለሱ ፡ ንዝበደልዎ ይቅሪታ ኮ ኣይሓቱን ፡ ደኪምና ሕጂስ። እንቖዕ እኮ ንጎይታ የሱስ ብግሊ ንረክቦን ንፈልጦን ኮና ፡ ብሕብረት ጥራሕ ኒሩ ተዝከዉን 😢 ተስፋና ተጸንቂቁ ኣብ ገለ መሃለና። God bless u brother 🌺 and that shirt looks good on u 😊.
@thtnan.lewuhatn5993 thanks brother when you become leader of state things will be improved don't worry.
Welcome. Bro selemun በርትዕ ፅቡቅ ጅማሮ ሰሌ🙏
Thank you so much! Ariam haftey!! I really appreciate your encouragement 🙏🙏
ጎይታ ሓይልን ጸዓትን ይወስኽካ ተባረኽ ።
ኪድሚ ሜዉጻኩም like like 👍👍👍👍👍ጊበሩ ኣህዋት ከሙኡ ድማ subscribe ግበሩ ተባረኩ
Amen voice of voiceless.
Aseyyy what a beautiful Name Sele hawey Sole media N Haki I love it
@@edenthatwasamazingfikitor9415 ዘመንኪ ይባረኽ ኤዱ ሓፍተይ ክብርቲ ሰብ🙏🙏
ኣምላኽ ይቅረ ይበለ ልኻ ዉላድ ኣለኻ ቢንያም ,ስድሮም ዝሰኣኑ ልዕሊ 30ዓመት ኣሎው ሓሶት ኣይትዛረብ ዓማጺ ኣይትኩን ,ንኹሉ ግዜ ኣሎዎ::
ሓቂ በልካ ሰሌ ሓወይ እዚ ፈገር ከይሓፈረ ካኣ እዩ ንርእሱ ነቢ ኢሉ ሰምዩ።
ኣጆካ ሰሊ ብሩክ ሓቂ ሓራ ትውጽእ እያ ።
ሰሌ ሓወይ ካብዚ ዳኣሞ እንታይ ትጽበ፡
“ንዓማጺ ዝድግፍን ዝሕለቕን እኮ ዓማጺ ጥራይ እዩ!!!”
@@CDC-ChristDisciplesChannel-f6t ሓቂ ከባሪ ሓወይ!! ዓማፂ እወ። ሼር ግበራ ከባሪ ሓወይ🙏🙏
ሰልየ ሓወይ ብሓቂ ነውራማት ኢወ ጨካናት ኣብ ሒጊ ዘለዎ ዐዲ ተቀሚጦም ባዐል ቢንያም ዲዩ ሽሙ ሰራቂ ብሓቂ ንዐኻ ኣይንውኪልን ኢና ቢንያም ኢስኻ ጨካን መዳናገሪ ኢካ ቅድም ገንዘብ ሰብ ምለስ ኢሞ ደሓር ኪትዛረብ ኢስኻ ቢንያም ዐማጺ ኢካ ተነሳሕ። ሰሌ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ቀጽሎ ንሕና ንዐማጺ ዐማጺ ንጽቡቅ ጽቡቅ ኢና ንብል ሳሚ ሓሳዊ ወዲ ጸሎት ኢየ ይብል ኣልዕል ኣቢሉ ኣይኮነን ሓስዩ መሕብኢ ገይርዋ ንጸሎት ወዲ ጸሎት ኣይኮነን ሳሚ ዘርአይ ሓስዩ ኢዩ
ኣብ ቃል ኣምላኽ ተሰዊሩ ነውሪ ይሰብከና ኣሎ
መስኪናይ ብንያም ሓውና ኣብ ድኻም እዩ ዘሎ.
ጎይታ ምሕረት የውርደሉ.
ወይ ጉድ ኣፍና ኽዓጽወና ወንጌል ሓቂ እዩ ኹሉ ግዜ ኣብ ጎድኒ ውጽዓትን ሕዝቡ ክብደል ኸሎ ድማ ወጽዓ ሕዝቢ ብትብዓት ደው ኢሉ ዝጣበቅ እዩ
God bless you!!
Thank you blessed 🙏
Selye hawna bruk memeliska tebarwkelna Abo haqi❤🙏
Betami Betami Betami zehezen tarik you
ሃይማኖት መፍራርሕ አዩ ጅሆ ህዝዎ ነዚ ህዝቢ ክነብር አንዳ ደለየ ሂወት ብድህሪ ሞት አዩ ይብሉካ
ቢንያም ክኽሰስ ይግባአ? ቢንያም ገበነኛዩ በቲ ዝጥዕሞ ይሰብኽ አሎ።
ነቢ ቢንያም ክክክክክ ኣታ ለቅላቂ ጨካን ባርያ ዲክቴተር: ሰሌ እዚ ትገብሮ ዘለካ እቲ ቅኑዕ መንገዲ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:
ወንገል ዝተዋህበ ጸረ ዓመጽ ጠጠው ምባል ነቲ ዓምጸኛ ዓገብ ምባልዩ።
ቢንያም ከም ክርስትያን ነቲ ዐገብ ዝገብር ዘሎ እይፋል ክበሃል አለዎ አንታይ ዳአ ስቕ ኢልካ ምርአይ ምባል ማለትዩ።
ንጹጉም እፍ እይትኹን ትብል አሎኻ አንታይ ማለትዩ ?
Good Job Sol. ✅✅✅
Ewe haqi ane ab athens nere nay bzuhat sebat genzeb hizu tefiu Binyam mleselom
@@yergamengstab2915 በዛ ኢመይል አድራሻ እባ ርኸበኒ ክቡር ሓው solo.debesay@gmail.com
ስርዓት ህግደፍ ዝለኣኾ ኣብ ስርቂን ዓመፃን ዝተዋፈረ ተኽላ ::
ናይ አምላክ ተልኮ ንዝተዓመጸ ንሸጉራት ፍትሒ ምውጻእ 🤔🤔
ሰሌ ሓወይ ብ8 ኣካውንት ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ።
ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ፣ ክቡር ስራሕ ይሰርሕ!!!
ቀጽል!!!
@@yoniesr ስልጣን ሓወይ ክቡር ሰብ!! ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
መንፈስ ቅዱስ ንዓማጺ ደግፉ ኸ ኢሉ ዶ ? ምስ ንወንጌል ዘሳድዱ ደግፉ ኸ ይብል ዶ? ኣምላኽ ደኣ ይሕሰበና።
Gbu kubur haw solo
@@amanuelmulugeta4475 ተባረኽ አማን ሓወይ
Binyam behaka aytgage
Benin you to go with your family Home
Selya Hawey Abey nera kefeletkuka.❤
ዮርዳ ሓፍተይ ክብርቲ ሰብ!! አምላኽ ዘመንኪ ይባርኽ🙏🙏
መልእኽተይ ይጠቅምዩ ኢልኪ እንተ ሓሲብኪ subscribe, like and share ግበሪ ብርኽቲ ሓፍተይ!!
Amen!behaki Agelgali nay ety lull amlak . Voice of the voiceless.. Ferdi godela ,deka tebedela elka, kendi ezi memugatka adnikeka. May the Sun rises on your face, May the road that you’re travelling fold to meet you .may the rain rain softly to water your field.And May the wind blow you to your destination. and may God bless you folds and folds. in the mighty name of Jesus..
@@yordanosmekonen7747 አሜን ክብርቲ ሓፍተይ🙏🙏
ሐውና ሴሌ በጃካ ነዚ ፕሮፌት አይትበሎ ናይሰይጣን ፕሮፌት እዩ እዚ።
@@mekonnentesfamariam6291 ሞኬ ሓወይ ፡ ኮነ ኢለ እየ ፕሮፌት ገይረዮ። ከምኡ እንተ ዘይገይረ ዝፈልጦ የለን። እዚ ሓሳዊ ነብይ መደናገሪ አገልጋሊ ፀልማት እዩ!!
እንታይ ዓይነት ነቢ ኢዩ እዚ ሓደ ከማኻ ሰብ እዝግኣቢሄር ንዝፈጠራ ነብሲ ከም ድላዩ እንዳተጻወተሉ ጸሎት እንዳጸለኻ ናብ ንቡር ክምለስ ትሓስብ እንተለኻ ልቦና ኣይኮነን ልኽብጥና ኢዩ ሕጂ እዚ መዳናገሪ ሰብኣይ እዚ ብጸሎት ዲዩ ገንዘቦም ክመልሰሎም ዝብለና ዘሎ ሶሎ ሓውና እዝግኣቢሄር ይባርኽካ።
ቢንያም ሰንበላጥ እዩ።
❤❤❤❤❤
ክክክክክ እዚስ አይትክሰሱ ማለት ሰተርኒ እዬ ዝብል ዞሎ ፓሰተር ቢንያም ግን አብ ፋስ ብክ አፉ መሊኡ ጠፊኡኒ ኢሉ እዬ 🤔🤔🤔🤔🤔
Ķunuq haw eka memeliska tebarek
Agoka abe gonkoa alena 🙏🙏🙏💯
Binyam tgage aleka He is a nurse serihka wn genzebom ktmelselom tkiel eka kab 12 ametat nlaeli koynu alo kab ztefaka eti genzeb slezi serihka genzebom mleselom kab Luxus nabra tnebr nay eza Alem kulu gedifkayo ktkeyd eka aytsesoe Goyta Eyesus Entay diyu mihruna ytref do nay Seb knwesd natna knhb eyu zmhrena tefiuka kikewn ykiel eyu eti genzeb gn n12 Amet zakl Serihka zeytmelselom slemntay xibuk nabra tnebr kem zeleka nriaka alena slezi hsebelu kfelom haderaka nab megedi Krstos tmeles
blessed my brother 👍🩵🩵🩵🩵🩵
❤❤❤❤❤❤❤❤
Nay bhaqi Seliye hawey ezi Biniyam btaemi medenageri hasawi eyu nkindey sebat ka bezi gega timhrti yesht alo
👍 is for Beniam not for you
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kemlebay ambesa.
Gerem memeher ember.
Defar Seraki.
Kila suk bel serekiti hasewti
@@TesfatsionHaile ንሰራቕን መደናገርን ፡ ሰራቒ ምባል ጋጋ ድዩ? ዝሰረቕካዮ ገንዘብ ምለሰሎም ምባል ጌጋ ድዩ?
GBU solo ❤
ሕጂ ተረዲኡና ስለምንታይ ነዚ ዓማጺሰታይ። ደም ኢሳያስ አብ ጉኑ ኮይኑ ክድግፎ ንርእሲኡ ዓማጺ ሰራቂ ስለ ዝኾነ እዩ።
selam solo haway ❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
kabaka ንላዕሊ ጻህያይ yeln !!!!!Biniam first Niska ክትጽሀ alka!!!
Look at this man. Driving large car and who knows what else they own? Jesus never preached wealthy 💲💲💸💵💵💸💸💰💰💰💰💸
Go and work. You will have a better one!!
@@solomondebesay5542 all I know is working my life and my family same.
@@solomondebesay5542you are from tigray ethiopia
Eway derkenga seraki !!.
Telemo ke elo deyu ???
Sereko ke ilo deyu ???.
Beal neska Sem Kerstos teserefo.
Sele hawena.
Hakenga seb ika.