ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
  • 89
  • 125 450
ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፁ ውፁዕ ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
አገ ሰለሙን ደበሳይ
มุมมอง: 7 157

วีดีโอ

አብ መንጎ ክልተ የሕዋት ኢድኩም አይተእትዉ!!
มุมมอง 1.8K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ማቴ 5:9 ገበርቲ ሰላም፡ ውሉድ ኣምላኽ ኪበሀሉ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።
መልእኽቲ ንኹሎም ፓስተራት ካህናት አቕሽቲ ዎንጌላውያን ሃዋርያት መመሃራን ዲያቆናት ዘመርትን አገልገልቲ አምላኽን!!
มุมมอง 1.2Kวันที่ผ่านมา
ማቴዎስ 13 : 57 ብእኡ ኸኣ ተዐንቀፉ። የሱስ ድማ፡ ነብዪ ብዘይ ኣብ ዓዱን ኣብ ቤቱን ኣይንዐቕን እዩ፡ በሎም። 58 ብሰሪ ዘይምእማኖም ከኣ ኣብኡ ብዙሕ ግብርታት ሓይሊ ኣይገበረን።
እታ ናይ ወላድ መኻን ዝኾነት አደ ፡ እታ አብ ፀለማት ኩርምይ ኢላ ትነብዕ ዘላ አደ ከመይ አላ? ወዲ ጣባኸ ከመይ አላ ይብል? እቲ ናይ አምላኽ ሰብከ?
มุมมอง 1.1Kวันที่ผ่านมา
ነሂምያ 1 : 2 ሓናኒ ሓደ ኻብ ኣሕዋተይን ገለ ሰብ ካብ ይሁዳን መጹ። ኣነ ድማ ብዛዕባ እቶም ዘምለጡን ካብ ምርኮ ዝተረፉ ኣይሁድን ብዛዕባ የሩሳሌምን ሐተትክዎም። 3 ንሳቶም ድማ፡ እቶም ዝደሐኑን እቶም ካብ ምርኮ ዝተረፉን፡ ኣብኡ ኣብታ ሃገር፡ ብብዙሕ መከራን ጸርፍን እዮም ዚነብሩ ዘለው፡ መከባብያ የሩሳሌም ከኣ ፈሪሱ ደጌታታውን ብሓዊ ነዲዱ በሉኒ።
ሓንቲ አደ ተሓሪዳ ርኢኻስ ትሓዝን እምበር እንኳዕ ሓረድካያ ይበሃል? ሰብ ናብ አራዊት እተለወጠሉ ዘመን!!
มุมมอง 1.6K14 วันที่ผ่านมา
ሓንቲ አደ ተሓሪዳ ርኢኻስ ትሓዝን እምበር እንኳዕ ሓረድካያ ይበሃል? ሰብ ናብ አራዊት እተለወጠሉ ዘመን!!
ክቡራት አገልገልቲ አምላኽ ፡ ተዓዲምኩም ዝኸድኩምዎ ቤተክርስትያን ገለ ጉድለታት እንተ ርኢኹም ከይአረምኩም አይተመለሱ!!
มุมมอง 3.5K14 วันที่ผ่านมา
ክቡራት አገልገልቲ አምላኽ ፡ ተዓዲምኩም ዝኸድኩምዎ ቤተክርስትያን ገለ ጉድለታት እንተ ርኢኹም ከይአረምኩም አይተመለሱ!!
ዳህላክ ይጠቅምዩ ትብሎ ዘላ አእማን ጉድአቱ ዓቢ እዩሞ ተጠንቀቓ!!
มุมมอง 2.8K21 วันที่ผ่านมา
ዳህላክ ይጠቅምዩ ትብሎ ዘላ አእማን ጉድአቱ ዓቢ እዩሞ ተጠንቀቓ!!
ካብ ናይ ሓሶት ነብይ አቤል ወይ ኡበር (አቢ ሰመያዊ ሰብ) ንጠንቀቕ!!
มุมมอง 5K21 วันที่ผ่านมา
1ቆሮ14 : 3 እቲ ትንቢት ዚንበ ግና፡ ንሰብ ዚሃንጽን ዚምዕድን ዜጸናንዕን እዩ ዚዛረብ።
ናይ ሓሶት ዶ/ር ሃዋርያ ሕነሽም ኢትዮጲያ ብንስሓ ክትምለስ ብትሕትና ይሓተካ🙏🙏
มุมมอง 3.9K21 วันที่ผ่านมา
እዞም ብሰንኪ ዎንጌል ተአሶሮም ዘለው ፖስተራት ካህናትን አመንትንሲ ፡ ምኽሓድን ዘይምኽሓድን ዝብል ፍልጠት ስለ ዝጎደሎም ድዮም ንልዕሊ 20 ዓመታት አብ መቑሕ ዘለው?
ሰበይቱ ጠሊማቶ ትብል ቪድዮይ ፡ ዝተጠልመ ሰብ የለን ጠላማት ንሕና ኢና ዝብልዩ መልእኽተይ!!
มุมมอง 1.4K21 วันที่ผ่านมา
2 ሳሙኤል 12:5 ሽዑ ዂራ ዳዊት ኣብቲ ሰብአይ ኣዝዩ ነደደ፡ ንናታን ከኣ፡ እቲ እዚ ዝገበረ ሰብአይ ወዲ ሞት ከም ዝዀነ፡ ህያው እግዚኣብሄር እዩ፡ 6 እዚ ነገር እዚ ስለ ዝገበረን፡ ድንጋጽዉን ስለ ዘይነበሮን፡ ኣብ ክንዲ እታ ሽበን ኣርባዕተ ገይሩ ይኽሐስ፡ በሎ። 7 ሽዑ ናታን ንዳዊት በሎ፡ እቲ ሰብአይ እቲ ንስኻ ኢኻ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክትከውን ኣነ ቐባእኩኻ፡ ካብ ኢድ ሳኦልውን ኣድሓንኩኻ።
እከለ ጠሊማቶ ኢልካ ምፍራድ ቀሊልዩ!! ንሕናኸ? ነቲ አብዚ ዘብፅሓና አምላኽ ፡ ጊዜ የብለይን ቢዚ እየ ምባልና ጥልመትዶ አይኮነን?
มุมมอง 12K28 วันที่ผ่านมา
ትንቢተ ኢሰያስ 5:1 ቅነ ፍቁረይ ብዛዕባ ኣታኽልቲ ወይኒ ንፍትወይ እቕነየሉ ኣሎኹ። ፍቁረይ ኣታኽልቲ ወይኒ ኣብ ፍርያም ኲርባ ነበሮ። 2 ኰዐቶ ኣእማኑ ኸኣ ኣርዩ ኣውጽኤ እሞ፡ ሕሩይ ተኽሊ ወይኒ ተኸለሉ፡ ኣብ ማእከሉ ድማ ግምቢ ሰርሓሉ፡ መሓምተሊ ኸኣ ኣብ ውሽጡ ገበረሉ። ዘቢብ ኬፍሪውን ተጸበየ፡ ግናኸ መጺጽ ፍረ ኣፍረየ።
አብ ቤተ ክርስትያን ንዘለው ጎሓላሉ አስማቶም ጠቒስካ ክእረሙ ምሕታት ሓጥያት ድዩ?
มุมมอง 1.1Kหลายเดือนก่อน
አብ ቤተ ክርስትያን ንዘለው ጎሓላሉ አስማቶም ጠቒስካ ክእረሙ ምሕታት ሓጥያት ድዩ?
አፍ ዕቡሳት ሙኻንሲ አብ ፓለቲካ ቆምጣዕጣዕ ምባል ድዩ?
มุมมอง 2.2Kหลายเดือนก่อน
አፍ ዕቡሳት ሙኻንሲ አብ ፓለቲካ ቆምጣዕጣዕ ምባል ድዩ?
ፍትሒ ንፓስተራትና ኢልና ስለ ዝጨደርና ፡ ንፓስተር ሃብቶም ምራጭ አጉሂይዎን አሕሚምዎን!!
มุมมอง 3.2Kหลายเดือนก่อน
ነህሚያ 2: 10 ሳንባላጥ እቲ ሖሮናውን ጦብያ እቲ ዓሞናዊ ባርያን ንደቂ እስራኤል ጽቡቕ ዚሐስበሎም ሰብ ከም ዝመጸ ምስ ሰምዑ፡ ዓብዩ ጓሂ ጓሀዩ።
ሓው የማነ ፡ ብዛዕባ ኤፒስቆፖሳት / ፓስተራት ዝመሃርካዮ ምህሮ ጌጋ ስለ ዝኾነ ክትእርማ ይላቦ🙏🙏
มุมมอง 2Kหลายเดือนก่อน
ሓው የማነ ፡ ብዛዕባ ኤፒስቆፖሳት / ፓስተራት ዝመሃርካዮ ምህሮ ጌጋ ስለ ዝኾነ ክትእርማ ይላቦ🙏🙏
ዮርዳኖስ ግርማይ ሓውኺ ካብ ሃገርና ኤርትራ ይበልፅ እዩሞ መጀመርያ ጉዳይ ሓውኺ ግበሪ!!
มุมมอง 7Kหลายเดือนก่อน
ዮርዳኖስ ግርማይ ሓውኺ ካብ ሃገርና ኤርትራ ይበልፅ እዩሞ መጀመርያ ጉዳይ ሓውኺ ግበሪ!!
ሓው የማነ ወ/ትንሳኤ : አብ ገዛኻ ጠፊኡ ዘሎ ክቡር ዑንቂ ሃሰው በሎ!!
มุมมอง 1.6Kหลายเดือนก่อน
ሓው የማነ ወ/ትንሳኤ : አብ ገዛኻ ጠፊኡ ዘሎ ክቡር ዑንቂ ሃሰው በሎ!!
እቶም የማነ ወ/ትንሳኤ አይራገምንዩ ትብሉ ፡ ማሰረጃ እንሆ!! ሎሚ ኩላ ብማስረጃያ 👌👌👌
มุมมอง 6Kหลายเดือนก่อน
እቶም የማነ ወ/ትንሳኤ አይራገምንዩ ትብሉ ፡ ማሰረጃ እንሆ!! ሎሚ ኩላ ብማስረጃያ 👌👌👌
ቦርድ ወንጌላውያን ሰሜን አሜሪካን ኤውሮጳን ፡ ንየማነ ወ/ትንሳኤ ምውጋዞም ቅኑዕኳ እንተኾነ ንሳቶምውን አብ ዓይኖም ዘሎ ጉንዲ ከልዕሉ ይመኽሮም!!
มุมมอง 7Kหลายเดือนก่อน
ቦርድ ወንጌላውያን ሰሜን አሜሪካን ኤውሮጳን ፡ ንየማነ ወ/ትንሳኤ ምውጋዞም ቅኑዕኳ እንተኾነ ንሳቶምውን አብ ዓይኖም ዘሎ ጉንዲ ከልዕሉ ይመኽሮም!!
አመራርሓ ብሩህ መፃኢ ን40 አባላቶም ዝሰጎጉሉ ዘይብቑዕ ምኽንያት!!
มุมมอง 370หลายเดือนก่อน
አመራርሓ ብሩህ መፃኢ ን40 አባላቶም ዝሰጎጉሉ ዘይብቑዕ ምኽንያት!!
ንልዕሊ 70 መንእሰያት ገንዘቦም ብሕድሪ ክሕዘሎም ዝተዋህቦ ገንዘብ ወሲዱ ዝተሰወሮም ተቐማጢ ዳላስ ቴክሳስ ዝኾነ ሓሳዊ ፕሮፌት ቢንያም ተወልደመድህን !!
มุมมอง 4.6Kหลายเดือนก่อน
ንልዕሊ 70 መንእሰያት ገንዘቦም ብሕድሪ ክሕዘሎም ዝተዋህቦ ገንዘብ ወሲዱ ዝተሰወሮም ተቐማጢ ዳላስ ቴክሳስ ዝኾነ ሓሳዊ ፕሮፌት ቢንያም ተወልደመድህን !!
ንመምህር በየነ ገረዝጊሄር (ዉፉይ) መዓር ፅጌናኡ መፂኻ ተሶጊጉዩ ምባል ዓገብ!!
มุมมอง 3812 หลายเดือนก่อน
ንመምህር በየነ ገረዝጊሄር (ዉፉይ) መዓር ፅጌናኡ መፂኻ ተሶጊጉዩ ምባል ዓገብ!!
መንዮም ዓለማውያን? መንከ እዮም መናፍቓን ማለት?
มุมมอง 4972 หลายเดือนก่อน
መንዮም ዓለማውያን? መንከ እዮም መናፍቓን ማለት?
ምጭዋይ ኤርትራውያን አብ ትግራይ ደው ይበል!!
มุมมอง 1.8K2 หลายเดือนก่อน
ምጭዋይ ኤርትራውያን አብ ትግራይ ደው ይበል!!
ብሓሶት አይትመስክር !! ሓጥያት ኢዩ!!
มุมมอง 662 หลายเดือนก่อน
ብሓሶት አይትመስክር !! ሓጥያት ኢዩ!!
ካብቶም ጥዑምን እዱብን ዘረብኦም ፡ ሕልና ዘይብሎም ህግደፋውያን ፡ ድላዩ ዝዛረብ ጆን ብላክ ይምረፅ!!
มุมมอง 3533 หลายเดือนก่อน
ካብቶም ጥዑምን እዱብን ዘረብኦም ፡ ሕልና ዘይብሎም ህግደፋውያን ፡ ድላዩ ዝዛረብ ጆን ብላክ ይምረፅ!!
ከይተጋገኻ ይቕረታ ፡ ምሕታትን ፡ ቤት መግቢ ኬድካ ከይበላዕካ ምኽፋልን ሓደ እዩ!!
มุมมอง 1363 หลายเดือนก่อน
ከይተጋገኻ ይቕረታ ፡ ምሕታትን ፡ ቤት መግቢ ኬድካ ከይበላዕካ ምኽፋልን ሓደ እዩ!!
ክንሽምግለኩም ክንዓርቀኩም ኢሎም ሓዳርኩም ዝፈረሰ አለኹምዶ?
มุมมอง 1993 หลายเดือนก่อน
ክንሽምግለኩም ክንዓርቀኩም ኢሎም ሓዳርኩም ዝፈረሰ አለኹምዶ?
ዋጣ እነተ ኸፊልካዮ አብ ዝደለኻዮ እዪ ዝዋጢ!!
มุมมอง 7963 หลายเดือนก่อน
ዋጣ እነተ ኸፊልካዮ አብ ዝደለኻዮ እዪ ዝዋጢ!!

ความคิดเห็น

  • @erilove
    @erilove 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወንጌል ዋጋ የኽፍል እዩ ዓስብን ኣኽሊልን ዘለዎ ኮይኑ ብስጋ ምላሽ ዘይውሃቦ ስለ ክርስቶስ ሓሳረ መከራ ክጸግቡ ድማ ኣምላኽ ሓይሊ ስለ ዝሃቦ ሰመያዊት እናናፈኹ ፍረ ጸሎቶም እንሆ ዋጋ ጽንዓቶ ምድሪ ብፍሪኦም መሊኣ ንሶም እካ እንተትኣስሩ ወንጌል ግን ኣይተኣስረ ብብዓል ዮኒ ይዕየ ኣሎ ናይ ምድሪ ጠምት ናይምድሪ ተማጎም ከሙ ስለ ዘለካ ኣብቲ መንፈሳዊ ዓለም ግን ካልእ እዩ ዝኸውን ዘሎ ብሓቂ ዮኒ ሶሲ ብዕዮ ወንጌል እዮም ተጸሚዶም ዘለው ዝውይከማኻ መንፈሳውያን ጽሩያት እዮም ንሶም ንኣሰርትን ሰጎግትን ብወንጌል ዘምበርከኹ ንኽብሪ የሱስ ጀጋኑ ናይ እምነት ሰባት እዮም ንስኻ ተመለስ ብሩኽ ተመለስ ናብቲ ሓቀኛ ክርስትና ኣገልግሎትካ መልእ ብቂምታ ግዜኻ ኣይተኽልፍ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@erilove ኤሪ ላቭ የዒንትኻ ተደፊነን ድየን? ሓቂ ዘይትምስክር!! ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ 7: ንመግዝኢ ቤተ ክርስትያን ኢሉ ንሓንቲ ሲዲ 5000 ዶላር ዝሸጠ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @Said_Abdal
    @Said_Abdal 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ኣነስ ኣስላማይ እንየድየ ግን ንዓ ግደፍ ኣብ ኣስመራ ዮናታንን ሶሱናን ኮምኡ ድማ ኣበራ ጋይላ ጥራይ እዮም እኮ ኣብ ቲቪ ከይተራእዩ ፈሞስ ህቡባት ዝኾኑ ስባት ...ባዓል እስኻ ወላ ን በንጠ ትጻረፉ ዝነበርኩም ትኾኑ ሕጂ መዓድቲ ትኾኑ ዘለኹም😂😂😂

  • @SbesEsbes
    @SbesEsbes 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ንረብሓ ምልዋጥ እባ ግርም እስከ ንገረኒ መን እዩ ካብ ካብ ሃዋርያት ድምጺ ውጹዕ ህዝብና ንኩን ኢሎም ዝተዛረቡ እንትርፎ ጸልዩ ዝብል እንተ ዘይኮይኑ ክርስቶስ ስበኽ ካብ መሰውኢ ኣምላኽ ወጺእኩም ብፖሎትካ ዝተሓነቅኩም ድምጺ ውጹዕ ህዝብካ ክትከውን እንተ ደሊካ ጸልይ ብዘረባ ዝመጽእ ለውጢ የለን ንስካ ተመለስ

  • @godislovegodislove3012
    @godislovegodislove3012 วันที่ผ่านมา

    ካላእ ስራሕ የብልካን ድዩ? ንስኻ ናብ ኣምላኽካ ተመለስ ዮኒ መወዳድርትኻ ኣይኾነን ሽሙ ክተልዕሎ ከማን ዓቅሚ ይብልካን።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 วันที่ผ่านมา

      @@godislovegodislove3012 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 วันที่ผ่านมา

      @@godislovegodislove3012 አምላኽ ፍቕሪ እዩ ትብል ንስኻ ግን ምስ ዓመፀኛ ትውግን!! ነውሪ!!

    • @godislovegodislove3012
      @godislovegodislove3012 วันที่ผ่านมา

      @solomondebesay5542 መን እዩ እቲ ዓመጸኛ ትብሎ ዘለኻ? ኣስተውዕልካ ጸሓፍ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 วันที่ผ่านมา

      @godislovegodislove3012 ንስኻ አስተውዒልካ ተዛረብ። ሓቂ ፍረድ!! ዮናታን ባዕሉ 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ ነዘን ሰለስተ አብ ሜድይኡ አሚኑለንን ተዛሪቡለንን እዩ። ንሱ ተጋግየ ንዝበሎ ንስኻ ትጣበቐሉ እንታዋይ ኢኻ። God’s love ትብል ሓቂ ግን ዘይብልካ ሰብ!! 1: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 2:ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ 7: አብ ኪችነር ንመሰግዝኢ ቤተክርስትያን ኢሉ ንሓንቲ ሲዲ 5 ሽሕ ዲላር ሸትጡዋ ኢሎም ድማ አባላቱ ነጊሮምኒ። ነዚኸ እንታይ ትብል? ሓቀኛ እንተ ኮይንካ ወገን አምላኽ ኩን። ይትረፍ ዮናታን እቲ ከም ልበይ ዝተባህለ ዳዊት እኳ ተጋግዩ እዩ። ዮናታን መዛርብትኻ አይኮነን አይትበል። እንታይ እዩ ዮናታን? ከማይ ከማኻ እዩ። ተፍቅሮ እንተ ኮይንካ ፡ አርሞ!! ስለዚ ዓመፀኛ ንስኻ ኢኻ። ንኸምዚ ዓይነት ሰብ መወዳድርትኻ አይኮነን ፡ ሽሙ ከተልዕሎ ከማን ዓቕሚ የብልካን ምባልካ ሓጥያት እዩ። ከምዝበልኩኻ ፡ ተፍቅሮ እንተ ኮይንካ ብኹሉ ምሉእ ክኸውን መዓዶ ምኸሮን አርሞን!!

  • @Sunrise-sg8lp
    @Sunrise-sg8lp วันที่ผ่านมา

    ናይ ቀደም ፖስተራት ሓቀኛታት ኔሮም ናይ ሎሚ እንታይ ረኽብዋም ሎቅማጾት አምሰሉታት ካይኖም በዓል ሕነሽም ; ዮናታል ተሕዝኑ ጽባሕ ክወግሕ እዩ ክትሓፍሩ ኢኹም

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 วันที่ผ่านมา

      @@Sunrise-sg8lp ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ ሳፊ መንዩ አገልጋሊ? ገንዘብ ንፁሃት ዝዓፅድ? ናይ ሓሶት ትንቢታት ንገንዘብ ኡሉ ዝንበ ደፋር? ንአእኻ ንአእሓ እቶ። ደድሕሪ ከምዚኦም ቱስቱስ ምባልካ!!

  • @Adeykota
    @Adeykota วันที่ผ่านมา

    ኣገልጋሊ ሶሎሞን ቅኑዕ ሰብ ተጣባቒ ውጹዓት ነቲ እትኣምኖ ብተግባር ትትግብሮ በዓል ሕልና ኢኻ እሞ በርትዕ። ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝብሎ ንድኻን መበለትን ፍትሒ ኣውጽእሎም ንስኻ ድማ ንስለውጹዕ ህዝቢ ትጣበቕ። ልዑል ምስጋና

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 วันที่ผ่านมา

      @@Adeykota ኢሱ ሓወይ ቅኑዕ ናይ አምላኽ ሰብ ዘመን ሂወትካ ይባረኽ🙏🙏

    • @Adeykota
      @Adeykota วันที่ผ่านมา

      @solomondebesay5542 ኣሜን

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 วันที่ผ่านมา

    ንፉዕ ኣምላኽ መመሊሱ ጸጋኡ የብዝሕልካ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 วันที่ผ่านมา

      @@kubromzewde9008 thank you Kebari hawey🙏🙏

  • @Makda-f9f
    @Makda-f9f 2 วันที่ผ่านมา

    ሓወይ ኣብጥቃካ ዘሎ ዮናታን ዘይትሓስበሉ ትጻረፎ ኣለካ ኣብኤርትራ ንዝተኣሰሩ ድምጺ ትብል ኣለካ እዚ ዘየለ ሓልዮት ኣምላክና ኩሉ ስለዝፈልጥ ብኣምላክ ንኩሉ መልሲ ክመልስ ኢዩ ዮናታን ብፍሪኡ ተራኢ ኢዩ ኣቡ ህዝቡ ንስካ ተመለስ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 2 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዮ!! እዚ ድዩ ፍረ? አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @yergamengstab2915
    @yergamengstab2915 2 วันที่ผ่านมา

    Ewe haqi ane ab athens nere nay bzuhat sebat genzeb hizu tefiu Binyam mleselom

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 2 วันที่ผ่านมา

      @@yergamengstab2915 በዛ ኢመይል አድራሻ እባ ርኸበኒ ክቡር ሓው solo.debesay@gmail.com

  • @dg4147
    @dg4147 2 วันที่ผ่านมา

    You need to come back to the love of Christ. We respect Pastor Yoni and Sosi as they are good vessels in the body of Christ. We thank God that they are powerful ministers of the Lord. Be careful my brother if you stand against ministers of the Almighty God then your war will be with him not with the people. Our greatest mission is to expand the kingdom of God in our people not the shakable kingdom of this earth.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 2 วันที่ผ่านมา

      @@dg4147 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @yoniesr
    @yoniesr 3 วันที่ผ่านมา

    ሰሌ ሓወይ ብ8 ኣካውንት ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ። ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ፣ ክቡር ስራሕ ይሰርሕ!!! ቀጽል!!!

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 2 วันที่ผ่านมา

      @@yoniesr ስልጣን ሓወይ ክቡር ሰብ!! ክብረት ይሃበለይ🙏🙏

  • @TirhasSolomon-w2w
    @TirhasSolomon-w2w 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤God Bless you All Family and Church Blessed Uganda

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 2 วันที่ผ่านมา

      @@TirhasSolomon-w2w ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @YonasWedizerha
    @YonasWedizerha 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @eritrealove3009
    @eritrealove3009 3 วันที่ผ่านมา

    th-cam.com/users/shortsgFhYAfO7ngc?si=FDr9UlaeWbrVruZu Eza mezmur nay yonisosi gabzka alku

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 3 วันที่ผ่านมา

    Tgrey Gamea over

  • @astertewelde6138
    @astertewelde6138 3 วันที่ผ่านมา

    Anta howay Egzabhare mherat yegbralka pastor yontan ab serhe goyta eyu zelo.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 3 วันที่ผ่านมา

      @@astertewelde6138 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Ezi kubur gizeka bekrntu aytetfe temekemelu

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Kurub aytihafrin kemey gerka ezi kulu defirka? Hinti nebsi heki entealoka kid wengel sebika enamlak akbro.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 3 วันที่ผ่านมา

      @@monayohannes2303 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Abkidimiu abi bereket kemzelo abi miliket eyu

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Bisiga ziweld hawka neru entertain kemzi gera Andreas nerka Bethami hiring neger eyu entay zemen ena betihina zelona?

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Bejaka nay amlak neger zeyridaka entekoynu sik mibal dima tibeb eyu

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Bejaka nay amlak neger zeyridaka entekoynu sik mibal dima tibeb eyu

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Ata hawey sirah dika dienka? Zizerakayo kiazid eka etzarebo filt niamlak aytibedil temeliska erieska eka etibdel zeloka. Tesbah nigho waga kekfleka eyu. Naybejaki fetawi entetkewin nereka ab mass media aymiawejikan. Tenesa Amlak gen behaki fetawi entekoynika ab mass media zezerib yeblikan.

  • @edenwinea
    @edenwinea 3 วันที่ผ่านมา

    Ewuuu ata bruk hawey minalibat nimikinae elika zihasebkayo minalibat tesadid keytihilu mistuwual kedliyeka eyu Egziabiher si tebeka ayedliyon eyu dehar kea bizaeba esurat wengelawiyan dimtsi nikunom elika how ? kirstos entay kemzibele ayestewalikayon dika eti mientay nibsu zetfa kirekba eyu silezi eti mircha ab edom eyu ni kirstos kihidom kiwetsu yikielu eyom nisom gin kirstos meritsom kindey eko kihidom wotsiyom eyom ni kudus Petros eko etom ferisawian bisim ezi keytimihiru do amrirna aytezarebnakum elomom nay beal PETROS melsi gin eti Haki nifelton zireanayo nisikum zisekelkumo kristos kab misbak tetew ayneblin ena elom shiu sidetin maesertin metsiwom silezi kemti petros butsunue teasiru kelo deki mezamurtu yitsiliyu neberu melak bileyti metsu fetihuwo hiji kea ane niska siliom kintsili yigbeana eyu aff kitkonom aydelikan eyom kitsiliyelom eyom zidelika politics & spiritual felalika reayo ane niaka ziferhalika kem pawlos ni kirstos tesadid keytihilu yiferhalika ezi gize astewulo Egziabher enda bareke yibarka …

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 3 วันที่ผ่านมา

      @@edenwinea ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

    • @edenwinea
      @edenwinea 3 วันที่ผ่านมา

      @ Selia bruk kirstos entay elu nisatom ziblukum ember zigeberuwo aytigberu kemzi belikayo ente gerom Egziabier kihatom eyu bzaeba eta church nay Yonatan eya tibahal tsibah nigho ni wedu kewrso eyu church kewrso aykielin eti building kewrso yikiel eyu church anen niskan ena nihina kea nay kirstos ena dehar buzuhat nab bet Amlak entedea adhinu nisu eyu eti zibeletse …selam Amlak yibzehalika tebarek …

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 3 วันที่ผ่านมา

      @ አድያም ሓፍተይ ብዙሓት ስጋውያን ፓስተራት ቤተ ክርስትያን ንደቆም የውርሱ እዮም። ደቆም ካብ ልቦም እንተ ተመሊሶም አምላኽ ናይ ይቕረታ አምላኽ ስለ ዝኾነ ይምሕሮም እሞ ይጥቀመሎም። እንተ ዘይኮነ ግን አምላኽ ዘይብሉ ጉባኤ ይመርሑ

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 3 วันที่ผ่านมา

    ሰሎሞን ሓወይ ኣነ ኣብ ግብጺ ኢየ ዘሎኩ ክማኻ የማስለና እቲ ካንዛካ ተረድእን አሎ እዞም ነብያት ባሃልቲ ናብ ግብጺ እንዳመጹ ነዘን ቁሩብ ገንዘብ ዘምጸኤኣን ካኣሩይ ይመጹ ሰለሙን ሓወይ እቲ ዝገርመኒ ግን ካብ ባዓል ካናዳ ኣሜርካ ይመጹ ገንዘብ ካኣርይ ነገሩ ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ዩ ጸልየልና እግዘኣብሄር ካብ ግብጺ ከውጽኣና 🙏🏾💙🙏🏾💙✅✅

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 4 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ሰሌ ሓወይ ከማኻን ከም ሞጎስን የብዛሓልና ኣብ ስራሕካ ኣስልጦ ይምነየልካ ኣምላኽ ዘመንካ ybarko🙏🏾✅🙏🏾✅🙏🏾✅💙✅💙✅💙✅

  • @minasietsegay1111
    @minasietsegay1111 4 วันที่ผ่านมา

    Atum brukat nab men ikum dmxi tikonu zelekum. Kurub ztegagekum koynu ysimeani

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@minasietsegay1111 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

    Second thing already balika tezrb alika rekibka by phone azrarbkyo wedkum again before 2 years still nesika gen beti goday teksu alika…. Shame on you beruk hawy….and nesab kab afu sega zeysmkyo xegi nay wexu hezbu aykonan malt aykonana gela seb beza politics ab media wexyo kezrbu zeydli alo zeymdlyo meknyat ka alwu okay.

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

    Never Shalom church be Yonatan texwu ayfelt legally officially governmental Shalom healing and worship Church eti zeblika seb sela personally enda Yonatan elu zexwu yekwn

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@asmaitasfaha8129 ንደቁ ምስ አውረሶም ክትዝክርኒ ኢኺ!!

    • @asmaitasfaha8129
      @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

      @ ow I didn’t know you are prophet ……but your prophecy’s is wrong my blessed brother Anyway kabzi ne lali mesika mezrb nafti natika stage mewrd eyo.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@asmaitasfaha8129 ምስኪነይቲ ደድሕሪ ሓሰውቲ ነብያትን ጠንቆልትን ስለ ትኸዲ ኩሉ ትንቢት እዪ ዝመስለኪ። አነ ነብይ አይኮንኩን። አብቲ ናተይ ደረጃ እንተ ወሪድኪሞ ሓቂ ክትፈልጢ ኢኺ!! ተባረኺ

    • @asmaitasfaha8129
      @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

      @ I’m not following people I’m following Jesus Christ.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @ ንሰብ ተምልኽን ትግዝእን አለኺ እምበር። እቲ ዝርኤ ጌጋ ትኽሕዲ። ንዓይ ዘይትፈልጥኒ ድማ አብ ካናዳ አይትነብርን ኢኻ ኢልኪ እቲ ቀሊል ሓቂ እኳ ትኽሕዲ!! 🤣🤣🤣🤣

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

    Eway Mr Salomon hawy Yoni never ani nebi eyo elu ayfeltn ….. kendu aglgalot aygelgalkn ab zemnu kendy seb eyo beo dehnu no body is perfect neti beo zedhn hezbi reika keman sek mebilka…. Shame on you personally zelwu nay hezbu xor zelwu I know him 😢😢😢😢😢

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@asmaitasfaha8129 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! ብአገልግሎት ዮናታንን ሶስናን ሓቅኺ ብዙሕ ሰብ ድሒኑ እዩ። ብሰንኮም ድማ ሕጂ ብዙሕ ሰብ ድማ ይጠፍእ አሎሞ መዓድዮም!!

  • @hanawoldu3329
    @hanawoldu3329 4 วันที่ผ่านมา

    Bless you 🙏

  • @zerizghifitsum7
    @zerizghifitsum7 4 วันที่ผ่านมา

    ፖለቲካ ድዩ ? እንታይ እዩ ጸርጸር ዘብለካ ዘሎ? ፖለቲከኛ ዘይኮነ ድዩ? የሱስ ፍቕሪ እዩ ንጸላእቱ ዘፍቅር ፍቕሪ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@zerizghifitsum7 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @KokoKoko-tj6zi
    @KokoKoko-tj6zi 4 วันที่ผ่านมา

    ቀኒእካ እይኻ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@KokoKoko-tj6zi ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! ሰብ ንሰራቒ ይቐንአሉ ድዩ?

  • @firstoflove6828
    @firstoflove6828 4 วันที่ผ่านมา

    ንባዕልኻ ተመለስ ንስኻ ንባዕልኻ ከም በልዓም መጽሓፍ ቅዱስ ሒዝካ ክትራገም ትውዕል ዝነበርካ እሞ ከመይ ደኣ ሎም ንባዕልኻ ኣብ ዕይንኻ ዘሎ ጉንዲ ሓዲግካስ ንኻልሰብ ክትምዕድ ንባዕልኻ ተመለስ ። ኣብ ኤርትራ ተኣሲሩ ትብል ንስኻ እንዲኻ ወያነ ኣብ ኤርትራ ኣትያ ንኡስራት ኣይትበል ንዘይ እሱራት ከተጥፍኦም ትግራይ ትስዕር ትብል ዝነበርካ ኣፍትሓላ ቅድም ንባዕልኻ ተመለስ ሽዑ ክንኣምነካ

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 4 วันที่ผ่านมา

    Bahaqi

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@yemanezewde4344 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 4 วันที่ผ่านมา

    Hager tehalu embre kulu seb yetfa eyom zeblu pente nai HGDf.

  • @simretabraha2641
    @simretabraha2641 4 วันที่ผ่านมา

    Ember ke esomi sebi guday eyomi xibahi ni giho belomi kireku eyom etomi menakoti kehafru eyomi agebi

  • @negassioqbay6496
    @negassioqbay6496 4 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ኣራኺስካ፡ ዩቱብ ቪው ክትረክብ ምፍታን፡ ካብዚ ዝኸፍእ ውድቀት የለን። መን እዩ ናይ ኣምላኽ ሚኑቺፐ ጌሩ ሸይሙካ፧ ተኣለ በጃኻ ናይ ቆልዓ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 วันที่ผ่านมา

    yonatan stupid seb eyu

  • @tecleeyobb4789
    @tecleeyobb4789 4 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ክትሰርሕ ከለኻ ገለ ይድግፈካ ብጽቡቕ ሕልና ገለ ይነቕፈካ ብቕንኢ ስለዚ ኣብ ቅኑዕ ጎደና ሂወት ምህላዉካ ድኣ ኣረጋግጽ እምበር ድያብሎስ ርእሱ ምስተሃርመ ከዕገርግር ግድን ኢዩ ። ጎይታ ይባርኽካ ።

  • @gebrekidanisaac5258
    @gebrekidanisaac5258 4 วันที่ผ่านมา

    ማቴዎስ 7:3፤ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@gebrekidanisaac5258 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @samriyakob849
    @samriyakob849 4 วันที่ผ่านมา

    Kndeom nhzbi amlak bereket aykonkumn zeztesa ktharmu

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @Yonan.blessup
    @Yonan.blessup 4 วันที่ผ่านมา

    Wow solo solo you are a true servant of God.. fetawi haki, nay amlak seb. God bless you and ur family bro.. ember eziom Dea Sim amlak metsrefti endiyom..Thank you for standing on the right side, keep venting the truth .Kudos

  • @quelindacanciondebesay4550
    @quelindacanciondebesay4550 4 วันที่ผ่านมา

    Nesekas kabta tigray tiewet.Asmera tedeyatye aytegraweyan eye elka techefer zeneberku eka.Siempre eritrea tiewet.Nay tigrayka geber

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @jeremiah5707
    @jeremiah5707 4 วันที่ผ่านมา

    Hji ka nabziom brukat b mezmerom seb zbarku zelowu mexkikum gega ente alo b weshti gebruuwo

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@jeremiah5707 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @semretfesshaye
    @semretfesshaye 4 วันที่ผ่านมา

    ነዚ ኩሉ እትገብሮ ዘሎኾ፡ አብ ቅድሚ አምላክ አብ መንበር ፍርዲ ክትሕተተሉ ኢኻ። ሓላይ ትመስል Yoni & Sosi Berket hezbiy Eretrea eyom.

  • @solomondebesay5542
    @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

    ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 4 วันที่ผ่านมา

    Hzbnaa yfwes alo bbal paster yoni. Slezi atom temele etblu neeskum temelesu

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 4 วันที่ผ่านมา

    Eway gud (Goyta bueom yserh sle zelo eu)nay gdn eyom khmeyu

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      @@AlmazGebrehiwet-kb5vz ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 4 วันที่ผ่านมา

    Wey gud atum bejakum ynatan do kab Amlak yabi Diu, eway gud kab bzaeba sebat ktzarbu etwelu,Nyesus Zeytsebkwo. Kale dma cdy kwexe kelo eko bgenzeb eu Bejakum guday hagerna Nskatkum ekum tedenguywo zelekum.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!! እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!! 1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ 2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት 3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ 4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር 5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ 6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

    • @SaliemBsrat
      @SaliemBsrat 4 วันที่ผ่านมา

      Yes❤❤❤