Emaa haboncha, jigna, never give up my senior role model 😤 👌 we hug you 🤗 ☺️ ❤️ anqihkana eka abti tsenkur ewan haayli konkana iam from central eritrea . 90% of our population is with you .. by hook or crook.
While there's no chance ERITREA will be able to merge to ETHIOPIA. State of ERITREA. Shaebia barbaric leaders are in big trouble. Able AHMED government is challenging with his own political problems. So .abiy is not the solution for ERITREA. Thanks
Emanuel, you're dreaming to take Tigray land. You're dead wrong. Tigray will not forget her people and land brother. Shebia is scared now and our land is going to be returned fully...
They did good. now Eritrean opposition try to broker peace with your government to have a constitutional order in Eritrea. We aren't going to war for Ethiopia with ERirea.
N'Issias youkon sirait kitxelow tekelkha gen hezbey Eritrean lolawonet hagerna meneshaw dew ablow. Etom yegereyfom ab Bademe teblom zeleka ahwatna eyiom no matter what we stand with our military
Excellent report! BRAVO, Emma! Keep it up!!! Thank you....
Excellent discussion. Thank you Asena
ንሕና ተጋሩ ብሂወት እናሃለና ብልፅግና መሬት ትግራይ ተጠቂሙ ኣብ ልዕሊ ኤሪትራ ዘይሕሰብ እዩ
Congrats Eritrea
❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Well done ATV keep it up the good work 👍👍
አለና
Amanuel good news worth listening and keep up the good work.Thanks
Welcome back Asena 📺
የቐንየልና ኤማ ሓውና እቲ ኣብ ሳሕል ጸጋም የማን እናበለ ከጣፍኦም ከሎ ኢዩ ክውገን ነይሩዎ እዚ ጋኔን፡ ክሳዕ ኣስመራ ከብጽሑዎ ኣይነበሮም ሱር ክሳዕ ዝሰድድ ክጸንሕ ኣይነበሮን፡ እንተ ሕጂ ለይትን ምዓልትን ጎስጉሱሉ ይኣኽለካ ክንብሎ ሰብ ክወግሓልና።
You are right Aman
Ehgdef mendef go away we don't wont ehgdef for ever
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🙏
Yes
Emaa haboncha, jigna, never give up my senior role model 😤 👌 we hug you 🤗 ☺️ ❤️ anqihkana eka abti tsenkur ewan haayli konkana iam from central eritrea . 90% of our population is with you .. by hook or crook.
Aman keribka eka ktiewet❤❤❤
I’m very happy to see Assena sat-light tv, back to its normal service.
💙💫💥👌🏻💪👊
ፀሐይ ዓሪባቶ"ድያ ?
ብርጌድ ን ሓመዱ ኣብቲ ሳሕሎም ከይዱ ክቀብሮምዩ ጸገም የብሉን።
ATV Asena, please update us about Eritrean forces being left Badime, Irob...etc. How credible is the source of information?
ምናልባት እቲ ናብ ሳሕል ምምላስ፣ ጣቛ ዘለዎ ኣይመስለንን። ህዝቢ ትግራይ እንተኾነ ንናጽነት ህዝቢ ኮነ ሃገረ ኤርትራ ዝጻረር አይኮነን። ንሃገረ ኤርትራ ከምታ ዘምጻእክዋ ክመልሳየ ዝበለ ሰብ እቲ ዝመርሓ ዘሎ ከምዝኾነ ዝፍለጥ ኢዩ።
ስለዚ ህዝቢ ልቢ ግበር!!!
While there's no chance ERITREA will be able to merge to ETHIOPIA. State of ERITREA. Shaebia barbaric leaders are in big trouble. Able AHMED government is challenging with his own political problems. So .abiy is not the solution for ERITREA. Thanks
ብውሽጥን ብደገን ህዝቢ ኣድኪካን በቲንካን ሕጂ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ንላዕሊ እዚ ዓለቕቲ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ክጠፍእን ፡ ክጠፍእን ........ ከጥፍእን 100% እዩ ።
ይረአ አሎ ትግራይ
Interesting news Aman, keep bringing more important news I like that,some things is kooking.God bless Eritrea hoping that will be the last.
Teamehabtu
ሓው ኣማኑኤል የቐንየልና ንሓበሬታኻ። ብሓቂ ዝገርም ምዕባለታትዩ።
❤
The voice ኩሉ ጊዜ ጽቡቕ ይዛረብ፡ እንተኾነ ግን ስለምንታይ Camera ኣብ ትሕቲ መንከሱ ጌሩ ይዛረብ ኣይተረድኣንን፡ ወይ ድማ ብድምጺ ጥራይ እንተ ድዛረብ ምሓሸ🤔
ሰላም ሰላም ኤማ ፅቡቅ ዜና እዩ ቀፅለሉ።
ካብ ህግደፍ ዝሓስም ንህዝዝቢ ኤርትራ ዘጋጠሞ የሎን ራህዋ ይፍጠረሉ
@@habteabtekle7840 ልምዓት ህንዐት ኢንዱስትሪ እንተሪኡ ይብህርር ይኩሪ
ካብ ሓደ ማቶ ፅሉል ጀርባብ ንፅበዮ ኣታሓሳስባ እዩ:: መዓልቱ ኣኺላ እያ ካብ ጉድጉውድ ተጎቲቱ ብሓመድ ተለልዩ ክምቱ ኣብ ዝሓለፈ ዝረአናዮም ክንርኦ ኢና::🙏
እልልልልልል አበይ እሞ አቢ ነዚአ ተጌሩዋ
አነስ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ አሻሐት ዝተኽፍላ ሃገር ንእስያስ ስለዝፀላካ ወይ ክአ ባዕልኻ ንእስያስ ከተውድቆ ስለዘይካአልካ ሕማቅ ስለዝኾንካ ባዕዳውያን ሃገርካ ክወሩ ዕልል ኢልካ ስነፍ 😅 ጥራሕ እየ ዝብለካ
TDF ምስተባህሉስ ኩላ ክትቀድሕ ጀሚራ እምበር 30ዓመትና edf ሰሚዕና አይንፈልጥን። 😂ድሐን በቲ ናይ ቀደሙ ሑይሊ ምክልኻል በሎ ኢዚአስ ከም ናይ ምቅዳሕ እያ ትመሰስል😂😂😂😂
🎉🎉🎉
Hasawi
Are you smoking weed ethiopian army they can't fight even with fans milisha please don't destroy the opposition
Ghahtelay
አብ ሳሕል እንተ ከይዱ ሽፍታ ተቀይሩ ንሰብ ምእታው ምውፃእ ክከልኽሎ እዩ ስለዚ ካብ ስሩ ክብንቆስ አለዎ😢
ሳሕል ዋጋ የብላን ምስ እዚ ዘሎ ቴክኖሎጂ ድሮናት መንእሰያት ከምዝስደዱጌርካ ናብ ኢትዮጵያ ሸይጥዋ ክኸውን ግድን እዩ
❤
ATA hasewi lekbti wedi shrmut negali 😢
ክቡራት ኣሕዋት ጾሮና እውን እኮ ንኢትዮጵያ እዩ ተወሲኡ ! ከም ታሪክ ድማ ጸሮና ናይ ኢትዮጲያ ኮይኑ ኣይፈልጥን ! ስለዚ ምዝርራብ የድልየና እዩ
ኣሰና ስርሓ ጀምራ ዶ
😂😂😂ዝሓሰብክዋ ሓሳብ ገሊጽካያ
Hilmi ihalmu alou
እሰያስ ናብ ሳሕል ክወርድ ኢልካ ኣይሕሰብን እዩ። ቤተሰቡ ሒዙ ናብ ደገ እዩ ከምርሕ።
Ata hmum eska ab gbsi ktsgog eka resah
Rip eritrea peopel
Emanuel, you're dreaming to take Tigray land. You're dead wrong. Tigray will not forget her people and land brother. Shebia is scared now and our land is going to be returned fully...
aman kulu geze.tihsu
ደጎሎ
ደስ ዝብል ዜና እዩ። መንዩ ክዕፍነኩም ዝቐነየ ይፍለጥ ድዩ። ሻዕብያ ኣይመስለንን። ናይ ትግራይ ብልጽግና ግን ባህሪ ዘዋሪኦም ስለዝኾነ ኣይገርመንን።
ኣማኒኤል ኩሎም ተማሓላልፎም እከታትለካ እየ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ
Hasika
They did good. now Eritrean opposition try to broker peace with your government to have a constitutional order in Eritrea. We aren't going to war for Ethiopia with ERirea.
Nab Sahl aykonen nab Bahri ytewu ezom Aklabat gzdayna aykonen
ሓሶት እዩ ኮ ተባሂሉ ካበይ ኢኹም እትረኽብዎ እቲ ሓበሬታ
Anta hawey men u kebdka dregxeka delo kurub neti kuntal hasotkas 1 manka hcow tkelio ewaaayyyy blash !!!!! Turufa !!!
ጨናዊ ገጽካ ይከወል ሓሳዊ
ናይ ትግራይ በል ናይምታይ ኢትዮ ኢዩ ድርዕቶ ሃገር እያ
Chenawi hasawi
ንከታተሎ ኣለና
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Tdelyo emo yzngaki ybehal. Medenageri
Gahtelay
Amanuel,bjeka,mejemeri,musical,ynewhana,alo,klte,Ella,jemr,zenatatka
ብከመይ ክትድሕን ትክእል ኤርትራ ካብ ኩናት ኣቢ😮❤😢
ጋሕቴላይ
gahtelay
ተህርፈና ዲካ ዘለካ ሓቂ ይግበሮ ለክሞም ዋላ ይጥፉኡልና ከም ዳይናሰር ህሊም የበሉ
ጋተላይ
Hhhhhh ደገፍትናን ተቃዎምትናን ዶ በለት እዛ ረሳሕ ጉጅለ ሂግደፍ
Ayenay satellite eyu?
እዙኺ ጨናዊ ጉሀፍ ከም ሳዳም ሁሴን ክገብሩዎም እዮም። ንተጋሩ ኪኺዱ እንታይ ዲኡ ክጥእሞ።
Duhul hasawi 😂😂😂
N'Issias youkon sirait kitxelow tekelkha gen hezbey Eritrean lolawonet hagerna meneshaw dew ablow.
Etom yegereyfom ab Bademe teblom zeleka ahwatna eyiom no matter what we stand with our military
ጥዑም ብስራት እዩ ደም ኣቢዖሞ እዮም ንህዝቢ ኤርትራ ሳሕሎም ይኺዱልና ነዖኦም ከኣ ሳሕሎም ይሳማሞዕም እዩ
ደንጎሎ
እዚ ቅድሚ 3 ዓመት ዝብሎ ዝነበርኩ ዩ፥ ኩናት ተንቤን፥ ወያነ ጠፈአት ጠፈአት እንዳተባሃለ ከሎ፥ እ/ሄር ኣምላክ ብነብይ የማነ ዝተዛረቦ እዩ፥ ኣምላክ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስን ጉጁሉኡን ተንሲኡ ዩ፥ እታ መንግስቱ ከኣ ክትንቀል ያ።
Kidney kithusu eka aytisikefin dika
eway abzi ka alo lemani tgraway meytatki aya hjs akilki eyu
Ciao Amaniel hawna higdf kabti weriruwo zinebere kiwwetsih alowo badimbe wala badimbe nai eritrea inte koina tsorona aitiresih nai tigray iya teferida miwaad tirah aikonen mihab kea kemzelo aitiresih zehawey
ገለ ክፋእ ሓሲቡ ኣሎ ማሌት እዩ
ሓቂ እንተኾይኑ ጽቡቅ ጅማሮን ካብ ቀጻሊ ነንሕድሕድ ደም ካብ ምፍሳስ ዘትርፍ ናይ ነውሕን ሓጽርን ስትራተጂ ምሕዝነት ናብ ዝኣትውሉን ዝሓስቡን ዕድል ዝህብ እዩ
እዛ ቻነል እንታይ ኮይኑ ጌታቸው ኣውሪድዋ ክክክክክክ
አዋይ ነዳይ ናይ ልቡ ይሓልም ዋይ ሓወይ 😂😂😂 ኣራስኖም ንተጋሩ ኢዩ ግዚኡ
Elbred
Izi lomi zisemiinaio zena zigherim aikonen mikniatu gwasa abaghikha zibii intekoinu nissu iu tirfu.
Ykidu yedhnwo ezom barayu.
ህግደፍን ደገፍቱን ንሉእላውነት ኤርትራ ከምዝድፈር ን30 ዓመታትክሰርሑ ጸኒሖም::
ህግደፍ ሃዲመ ክብል ምዝላቅ ይብል ካብ ባድመ አይኮነን ንሳሕል እዩ ክሃድም ::
እሞ ሎሚ ካብ ባድመ ጽባሕ ውን ካብ ዓሰብ ከዝልቕ እዩ
አማንኤል ካን ዝነቅኤ ብርለ ኮይንካ ኢሳያስ ኢትዮጵያ ብኸመይ አኻብቡ ዝርግርግ አቢሉ ብኸመይ ስልጣን ኑ የናውሕ ይሰርሕ አሎ ክሳብ ሕጂ ዝብዶሖ አይተረኽበን
በለው; ንሕና ከም ተጋሩ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ፀገም ክድሕን ንምነ; እንተኾነ ግና ሎሚ 120 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያን ዓለም ኣፍርያቶ ዘላ ናይ ውግእ ቴክኖሎጂን ኣብ ግምት ውሽጢ ኣእቲኻስ ሣሕል ኬድካ ክደሓን!!!
ሰላም ክቡር ሓው ካብዞም ኩሎም ናዓካ መልሲ ክህበካ ድስ ኢሊኒ።
መጀምርያ ክሓተካ ኣማኔኤል ኣብ ዘና ናቱ ዘማሓልፎ ክንድምናትይ ሓቂ ኣለዎ?
ንዚ ናይሎሚ ዘይኮነ ክንደይ ግዜ ሓስዩ ተዛሪቡ እዩ።
2። ኣዚ ናይባድመ ሓቂ እንተ ዘይኮኑ ከ ኣቶም ምንጭታትና ዝብሎም መን እዩም ምሕታት ኣገዳሲ ኣዩ። ምክንያቱ ትምኒትን ኣብ ባይታ ዘሎ በበይኑ እንተ ኮይኑ፡ኣማኔኤል ኣሰና ውን ክሳዕ ክንድዚ ሓቂ እንተ ዘይብሉ ንባዕሉ ውን ክንጥርጥሮ ይግባና። እዚ ዝሓህፍክዎ ሓቂ ዘይብሉ ንእዝንና ክንሰምዖ እንተ የሓጎሰና እንታይ ይጠቅመና። ክሳብ ሕጂ ናቱ ዜና ሓቂ ሃሊዎ ኣይፈልጥን እዩ። ሕጂስ እዚ ናይ ኣሰና ብሳትላይት እዩ ዝመሓላለፍ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ ይካታተሎ እዩ። ባኣካል ካኣ ክሓትት ይካል እዩ። ሓቂ እንተ ዘይኩኑ እቲ ህዛቢ ከመይ ኢሊ ካምኖ ካልእ ግዜ። ክትንትን ትክእል ንራዕዲ ኢልካ ኮይኑ እንተ ኢልካ ግን እንተ ኣብ ባይታ ከምኡ ዘየለ 0% ዝኣምን የለን ናይ ኣማኔኤል ኣሰና እቲ ጸገም ንሱ እዩ። ስለዚ ጽባሕ ንግሖ ሃሶት እንተ ኮይኑ ? ኣነ ኣሚንዮ ኣይፈልጥን ኣየ። ሕጂ ካኣ ንሪኢ
Nimntay kab meretu badime ywexie ezis hasot eyu
Aye esub enjereka argue kemzi elka
ዚና ድዩስ ዋላ ናይ ህዝቢ ሕማቅ ትሚኒት ትዛርብ ዘልካ ዋላ ይኩን ን ሕዝብካ ክምዚ ትብሎ ኢንካን ንህዝቢስ ን ሐድ ስብ አኮ ክቢድ ልቦና ዘይብልካ ህማቅ ትምኒት ፡
ኣባኡ ይሚቱ እምበር ናብ ሳሕል ከመይ ጊሮም ክኸዱ እዞም ኣረግቶት
ANTA AMANIAL DEGAFI BRGAD NHAMEDU AYE GN LALI 10 TE AMET WETADER NERE KULU WDA WDA ABIL KAYOKO
ክቡር ኣማኑኤል ኢያሱ ! እቲ ናይ ኢሳያስ ናይ ነዊሕ ኣጀንዳ (long term ) ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ሰኺሩ ኤርትራ ኣብ ዘይተርክብዋ ሰቒለያ ክኸይድየ ዝበሎ ፡ ሎሚ ኢሳያስ ሳሕል ከይዱ ክቕመጥ ዘይኮነስ ፡ ን ኤርትራ ን ኣባይ ሂቡዋ ፡ ናብ ዝጥዕሞ ክኸይድዩ ። እቶም ኢሳያስ ይንበረልና ትብሉ ዘለኹም እንቋዕ ሓጎሰኩም ፡ውሑድ ኣይሳዕሳዕኩምን !
ምዝላቅ ዩ ዝባሃል ምህዳም ኣይኮነን😂😂😂😂😂😂😂😂
ኤማ መህረፍ የህሪ ፍካና.
Nab Sahl ybel ata Rugum
ኣሰናውን ምሕሳው ጀሚራ ድያ ጭፍራ ህግደፍ ካብ ዝሓዞ ቦታታት ንቕንቕ ከይበለ ከሎስ ወፅኡ ኢልካ ዜና እንታይ ኣምፀኦ
QURUB ZDEFAN ZDFAN TETRE AMO QEDEM ABAU NERNA HGI GN DEGE WEXI NA AMO T HWEK KONKA😂
ራድዮ ሓሲና እንታይ ኣምጻእና!!
ሃየ፣ ከመይ ኣላ ከብድኻ?
ካልእኳ ሕማቕ ኢኻ ትህሉ ኩሉ ፈንፊኑካ !! ፎ !
ነዘን ተሪፈናኻ ዘለዋ ግዜ ሕሰብ ኢኻ፤
ሓሲኻ እንታይ ኣምጺኻ ⁉️