ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፁ ውፁዕ ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 242

  • @solomondebesay5542
    @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +9

    እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
    1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
    2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
    3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
    4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
    5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
    ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
    አገ ሰለሙን ደበሳይ

    • @f.t9067
      @f.t9067 5 วันที่ผ่านมา +3

      እዚ ናይ ቅንኣት መንፍስ እየ ምንጋፍ የድልየካ ኣሎ፡ንዩናታን ጸልየለይ በሎ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +4

      @ ዘይተናገፈ ሰብዶ የናግፍዩ? ካብ ጥርጥር ዝሓለፈ ሂወት አለኩም ድዩ? መዝሙርኩም ኩሉ ፀላኢተይ!! ዝፈረሰ ነገር ዘየለ ከሎ ያሪኮ ፈሪሱ ኢልካ ጥርጥር😂😂😂🤣🤣

    • @World-u8w
      @World-u8w 4 วันที่ผ่านมา +2

      ​@@solomondebesay5542
      እንጀራ እዝጊ ብላዕ!!! ጅግና!!! እዋይ ዘይስማዕ የሎን!!!

    • @marthatuccu4907
      @marthatuccu4907 4 วันที่ผ่านมา +2

      እንታይ ደኣለይ ዝሰምዕ ዘለኩ!

    • @negassioqbay6496
      @negassioqbay6496 วันที่ผ่านมา

      @@solomondebesay5542 ንሕና ሕማቓት ኮይንና እምበር ዮናታን ደኣ ምአስርሕ ቤተክርስታያን ዶ ገንዘብ ክሓትት ይግብኦ ድዩ፧ ኣታ ከመይ ድዮም ሰብ ባሪኾም፡ ኣሳጊሮም፡ ኣጸናኒዕም። ሰብ ኣጋንንቲ ተዘይኣትይዎ፡ ንዮናታንን ሶሱናን ከቆናጽብ ኣይክእልን እዩ።

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings3234 5 วันที่ผ่านมา +5

    ፓስተር ዮናታን ምስ ክብርቲ ዘማሪት ሶሲ፡ ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረኩም፡ በረኸትና ኢኹም፡❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +1

      ንሕናውን ነፍቅሮም ኢና። ዮናታን ሓሶት ይንበሎ!! ንሰብ ዘይግቡእ ገንዘብ ይወስድ አሎ እሞ ተመለስ በልዮ። ኮመንትታት ናይ እዚ ኩሉ ሰብ ረአይዮ ዲቦራ። ንስኺውን ተመለሲ

  • @mehreteabYhannes1952
    @mehreteabYhannes1952 4 วันที่ผ่านมา +3

    ኣምላኽ ክትዛረብ ትብዓት ስለዝሃበካ ይመስገን፡ ንስካውን ስለቲ ተቢዕካ ምዝራብካ የቀንየልና።❤

  • @helenmehari4637
    @helenmehari4637 5 วันที่ผ่านมา +7

    ንወለዶና ንበረኸት ንምድሐን ጎይታ ዝመረጾም አሕዋት እዮም መመሊሱ ጸግኡ የብዝሐሎም ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +1

      @@helenmehari4637 ትንቢቱ ሓሶት ናይ ገንዘብ ሰብዩ

  • @NardosAraya
    @NardosAraya 5 วันที่ผ่านมา +7

    I love yoni & soni ❤️

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      አርምዮም!! ንሕናውን ነፍቅእ ኢና

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 วันที่ผ่านมา +1

    ንፉዕ ኣምላኽ መመሊሱ ጸጋኡ የብዝሕልካ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  วันที่ผ่านมา

      @@kubromzewde9008 thank you Kebari hawey🙏🙏

  • @habtommasgina4065
    @habtommasgina4065 5 วันที่ผ่านมา +4

    ተባረክ ብዓል መትከል

  • @ogbssolomon2803
    @ogbssolomon2803 5 วันที่ผ่านมา +6

    ካብ ዝገርም ድማ እቶም ንኸምዚኣቶም ዝበሉ ዝስዕቡ ዘለው ሰለሙን ሓውና ኣምላኽ፡ ሓይሊ ይሃብካ ቀጽል ኩሉ ዓስቡ ክቅበል ኢዩ

  • @habtommasgina4065
    @habtommasgina4065 5 วันที่ผ่านมา +7

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ሶሱና ክሳብ ብሽጉጥ እዮም ዘፋራርሕዋ ነይሮም ብዓል ዓብደረመጭ ብዙሕ ተነጽሎ እዩ ዘጋጥማ ነይሩ ጋል ብርገደይ ስለዝነበረት ጽቡቅ ጌረ ኢየ ዝፈልጣ ኣብ ናቅፋ መዝሙር ተስምዓና ነይራ

  • @TirhasSolomon-w2w
    @TirhasSolomon-w2w 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤God Bless you All Family and Church Blessed Uganda

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  2 วันที่ผ่านมา

      @@TirhasSolomon-w2w
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @habtombizen2006
    @habtombizen2006 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ሓው ሰሎምን ጎይታ የዕዚዙ ይባርካ።

  • @seltenekidane1038
    @seltenekidane1038 5 วันที่ผ่านมา +4

    Well said Sol hawey. I am so proud of you. ቁኑዕ መግናሕቲ፡ ንነብሲ ይመልሳ። ትገብሮ ዘለካ፡ ፍቅሪ ምርኩስ ዝገበረ፡ መጀመርታ ንርእሶም፡ ብምቅጻል ድማ ህዝቢ ስለዝጥቀም። ጌጋ ክትርኢ ከለካ ተግሳጽ ኣይትሕደግ፡ ክሳብ ዝምለሱ፡፡ ንሕና ድማ share and comment ኣይንሓምቅን። ጸሎት ጻድቅ፡ ብግብራ ብዙሕ ተሰልጥ እያ እሞ ንዓካ ይኩን ንዕዖም ምጽላይ እዩ።

  • @Adeykota
    @Adeykota วันที่ผ่านมา +2

    ኣገልጋሊ ሶሎሞን ቅኑዕ ሰብ ተጣባቒ ውጹዓት ነቲ እትኣምኖ ብተግባር ትትግብሮ በዓል ሕልና ኢኻ እሞ በርትዕ። ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝብሎ ንድኻን መበለትን ፍትሒ ኣውጽእሎም ንስኻ ድማ ንስለውጹዕ ህዝቢ ትጣበቕ። ልዑል ምስጋና

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  วันที่ผ่านมา +1

      @@Adeykota ኢሱ ሓወይ ቅኑዕ ናይ አምላኽ ሰብ ዘመን ሂወትካ ይባረኽ🙏🙏

    • @Adeykota
      @Adeykota วันที่ผ่านมา +1

      @solomondebesay5542 ኣሜን

  • @semretfesshaye
    @semretfesshaye 4 วันที่ผ่านมา +4

    ነዚ ኩሉ እትገብሮ ዘሎኾ፡ አብ ቅድሚ አምላክ አብ መንበር ፍርዲ ክትሕተተሉ ኢኻ። ሓላይ ትመስል Yoni & Sosi Berket hezbiy Eretrea eyom.

  • @gebrekidanisaac5258
    @gebrekidanisaac5258 4 วันที่ผ่านมา +5

    ማቴዎስ 7:3፤ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@gebrekidanisaac5258 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 5 วันที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሜ ነመሰግን ብሐሳብካ 💯 ይሰማማዕ እየ። ድምጼ ዉጹዓት ምካን ከንደይ ጰንጠ ተአሴሮም አለዎ። 🙏🏾🙏🏾💕

  • @ሓዊእሱራት
    @ሓዊእሱራት 5 วันที่ผ่านมา +3

    ሶል ሓውና ጎይታ ይባርካ 💙🌿

  • @soluschristus396
    @soluschristus396 4 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታ ይባርኽካ ኣገልጋሊ ሰሎሙን ዂሉ ዘማሪ ይኹን ሰባኺ መምህር ወንጌላዊ ኣብ ትሕቲ ስልጣን ቃል ኣምላኽ እዩ ብቓል ኣምላኽ ዝእረም ይእረም ዝግሰጽ ይግሰጽ ዝምለስ ከኣ ይምለስ ብቃል ኣምላኽ ዝቀንዕ ከኣ ክቐን እዩ ዘለዎ እምበር ፓስተር ስለ ዝኮንኩ ገለ ስለ ዝኾንኹ ኣይትተንኽፉኒ ዝበሃል የለን!❤

  • @hailegebrelibanos2181
    @hailegebrelibanos2181 5 วันที่ผ่านมา +5

    Continue bro solo❤🎉

  • @abigael7333
    @abigael7333 5 วันที่ผ่านมา +3

    ሰሌ ሓወይ ጎይታ ይባርካ

  • @KaramAhmed-gs8iq
    @KaramAhmed-gs8iq 5 วันที่ผ่านมา +4

    ይገርማካ ሃወይ ንሂወትካ ኣበይ ከም ዘለካ ዘክራ ብጽለኢ ምኩታኣ ልብካ መሌኡስ ንስካ ተመለስ ተመለስ መአከፍ ኣብ ኩሉ ቪዶ ክትጻረፍ ደም ዝፈሰሰሉ ሃውካ ከተካፈኦ አየ ዝረኤካ 4 ኣመት ሙአ ውሉድ ኣምላክ ፍታህ ካብ ጎይታ ምካኑ ፈሊቱስ ገዘኡ ኣጺዩ አዩ ዝጽሊ ካብ ኣቦና ዝተማህርናዩ አዚ አዩ ናትካ ግን ካለአ ኣረስቲ አዩ ኩሉ ግን ንግዜ ገዲፍናዮ ኣሎና

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @@KaramAhmed-gs8iq ንሰራቒ ሰራቒ ምባል ንምንታይ ትፀልእ አሕመድ? ዓመፅ እንዳረአየ ስቕ ዝብል አላህ ዲኻ ተመልኽ?

    • @Lydiaeritrea
      @Lydiaeritrea 4 วันที่ผ่านมา

      @@solomondebesay5542 zeytekawome elekas ezi kulu at lest 1 aresti hizka zeytmexe

  • @mesfinghide6390
    @mesfinghide6390 5 วันที่ผ่านมา +2

    Humble man of God Solo bro continue good job. God bless you!!!!💙💙💙💙💙

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +1

      @@mesfinghide6390 መስፍን ሓወይ ክቡር ናይ አምላኽ ሰብ!! ዘመንካ ይባረኽ ክቡር ሓወይ🙏🙏

  • @-lf2vl
    @-lf2vl 5 วันที่ผ่านมา +4

    አጆኻ ሐው አምላኽ ይሐልኻ ጥንቅቅ እንዳበልካ ካብ ጽሑፍ ከይትወጽእ. ንዝመጽእ አገልግሎትካ. ክልተ ዓመት ይኸውን ናብ ዘለኽዎ ቤ/ክ ከገልግል መጸ በይኑ ክዛረበካ ኢለ ማዕዳይ ለጊሰሉ ብፍላይ ነቶም ምስኡ ዘገልግሉ ብዩቱብ ብዙሑ ጌጋታት ከም ዘለዎም ነጊረዮ ሸለል ኢሉ ዝሐለፎ ይመስለኒ እቲ ጌጋታት ቀጺሎሞ. እዚ ዓመት እዚ ናይ ገንዘብ ብዘይ ግባእ መገዲ ክእከብ ምስ ረአኹ - ንመንእሰያት ዝምልከት አገልግሎትዩ ኔሩ. ነቲ ሐላፍነት ናይ መንእሰያን ኮንፈረንስ ዘለዎ ደዊለ አጠንቂቀዮ ማለት ብዩቱብ ገንዘብ ይእክብ አሎ. ብሽፋን መንእሰያት. ትልየተይ ከምዝበልካዮ ንኽምለሱ ክድሕኑን እዩ ናይ ሐቂ ክአምኑ አብ ጽሑፍ ክመሃሩን. ካብቲ ዝመጽእ ዘሎ ቁጥዓ ክድሕኑን እዩ. ክምለሱ አምላኽ ጸጋ ይሃቦም.
    አምላኽ ይባርኽካ ሐው ሰለሙን.

  • @rutanashih498
    @rutanashih498 5 วันที่ผ่านมา +3

    God bless you

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሰሌ ሐወይ ጎይታ ብርኽ የብልካ እዚ ዮናታን ዝገብሮ ዘሎ ብአመንቲ ብሕልፊ ብፓስተራት ተገይሩ ክስማዕ ብጣዕሚ የሕዝን እዚ ኽአ ተቢዕካ ወጺካ ምዝራብካ ብሩኽ ኢኻ ሐወይ ተባረኽ 🙏🙏🙏

  • @eritrealove3009
    @eritrealove3009 3 วันที่ผ่านมา +3

    th-cam.com/users/shortsgFhYAfO7ngc?si=FDr9UlaeWbrVruZu
    Eza mezmur nay yonisosi gabzka alku

  • @KaramAhmed-gs8iq
    @KaramAhmed-gs8iq 5 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቤት ኣቤት ምህረት ይግበረልኩም ንሱስ በል ንብዙህ ምድሃን ኮይኑ ኣሎ ወይሉኩም ተነስሁ

  • @GolgothaCyrenian
    @GolgothaCyrenian 5 วันที่ผ่านมา +3

    ድምጺ ዉጹዕ ንሙኻን ኣይንፍራሕ።

  • @tsegakiflemariam
    @tsegakiflemariam 5 วันที่ผ่านมา +2

    GBU agelgali amlak selie hawey blessed

  • @Yonan.blessup
    @Yonan.blessup 4 วันที่ผ่านมา

    Wow solo solo you are a true servant of God.. fetawi haki, nay amlak seb. God bless you and ur family bro.. ember eziom Dea Sim amlak metsrefti endiyom..Thank you for standing on the right side, keep venting the truth .Kudos

  • @tigistiberhanemeskel9495
    @tigistiberhanemeskel9495 5 วันที่ผ่านมา +2

    Nhaki dew zbeka seb Amlak ysmaeka🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @voiceofforvoiceless4551
    @voiceofforvoiceless4551 5 วันที่ผ่านมา +2

    Wow, God bless you❤❤

  • @tesfazghitewelde9326
    @tesfazghitewelde9326 5 วันที่ผ่านมา +2

    Solomon 💙💙💙

  • @nebiatberhane394
    @nebiatberhane394 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሰሎሙን ሓወይ ብመጀመርያ ኣምላኽ ይባርካ ::ካብትይ ዝገርመኒ ነርገ እንተሎ ብዛዕባ ዮናታን ሶሱና ሓንትይ መዓልትይ ብዛዕባ እሱራት ክዛረቡ ዘይማሎም ይገርም እዩ ኩሉ እትይ ዝበልካዮ ሓቂ እዮ ከምትይ ብዙሕ ሰብ ዝፈልጦም ብመዝምሮም ከምኡ ከኣ ድምጺ ዉጸዓት ክኾኑ ኔርዎም ::እግዛብሄር ምሕረት::ንዓካ ከኣ ከምዚ ኢልካ ተቢዕኻ ወጺኻ ምዝራብካ ኣምላኽ ይናርኽካ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎድኒ ዉጹዕ ህዝብኻ ደው ምባልካ ተባዕ ከማኻ ይብዙሕልና ነትይ ቅኑዕ ቅኑዕ ነትይ ሓሶት ሕሶት ዝብሉ ከማኻ ይብዙሕልና
    ጎይታ ይባርኽካ ::
    ኣብ ጎድንኻ ኣለኹ

    • @berekettesfamkael6952
      @berekettesfamkael6952 5 วันที่ผ่านมา

      ትብዓት ታይ ማለትዩ ኪዱ ምስኦም ኣብጎኖም ኣለና እንዳበልኩም ግርም እባ ወረጃታት ምዕዶ ዓወት ንሓፋሽ ኢሱ ንበር ክበር ❤🎉❤🎉❤

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 5 วันที่ผ่านมา +2

    Always i think like you for those apportinist peaple and so called pente

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi kubur gizeka bekrntu aytetfe temekemelu

  • @f.t9067
    @f.t9067 5 วันที่ผ่านมา +6

    ስኻ ፖሎቲከኛ ሰለዝኾንካ፡ኩሉ ከማኻ ክከውን ኣለዎ፡ካበየናን መንፈስ ኢኻ ንኩሎም ናይ ኣምላኽ ኣገልገልቲ፡ክትነቅፍ ክትነብር።ምስ ድኻሞም ንኣምላኽ የገልግሉ ኣለዉ።ምስ ዓለማውያን ኮይንካ ነቲ ብጎይታ ሓወካ ክትወቅ ፍቃድ ኣምላክ ድዩ።
    ሰብ ብራቮ ተበለካ እግዛኣብሄር ብራቮ ዝብለካ ዘሎ ከይመስለካ፡ጽሊ ምስ እግዛኣብሄር ግዜ ውሰድ።ናይ ግድን ከማና ኩን ኣይበሃልን ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +3

      @@f.t9067 እቶም ዓለማውያን ትብሎም ዘለኻ ንሶም ይበልፁ🙏🙏

    • @f.t9067
      @f.t9067 5 วันที่ผ่านมา

      ​​​@@solomondebesay5542 ተደንግጽ፡ነቶም እግዛኣብሄር ዝጥቀመሎም ንክንደይ ምጽንንናዕ ምንጋፍ ኣብ ህዝብና ይገብሩ ኣለዎ፡ንሶም ጥርዓኖም ናብ እግዛኣብሄር ብብርኾም እዩም ዘብጽሖ፡ከማኻ ኣብ FB ወጽዩም ሰለዘይተዛረቡ ንሻዕብያ ይድግፍዎ ማለት ኣይኮነን ፡ክትቃወሞም ክትነብር
      ኢኻ።እዚ ናይ ቅንኣት መንፈስ እዩ።እምበርዶ ናይ ጸሎትን ናይ ቃል ግዜ ኣሎካ፡ዘረባን ጥዕናን ኮይንካ ተሪፍካ።ንስኻ ተመለስ ከሳሲ የሕዋት ተደርቢዩ እዩ።ምስ እግዛብሄር ክትበኣስ ከይትርከብ,ል።ንስኻጥራይ ሓላይ ድንጋጺ ኮይኑ ይስማዓካ ተሎኻ ተጋጊኻ ኣለኻ።እንተ እቶም ዓለማውያ ይሕሹ ዝበልኻዩ እሞ ተጋጊኻ ንስኻ ምስድኻምካ ንስኻ ኢኻ መዋርስተይ።

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 3 วันที่ผ่านมา +2

      @@f.t9067 እሂ ነቲ ጌጋ ጌጋ ስለዝበለ ከሞዞም አምሰሉታት ወረጃ ማዕዶ ዲኻ -

    • @f.t9067
      @f.t9067 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@dawitjignasorry ኣብቲ ናትኻ ሓሸወየ ክንኣቱ ግዜ የብልናን ሰብ ስራሕ ኢና፡

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 2 วันที่ผ่านมา

      @@f.t9067 እኖሆ እንዳ ሐገግ ትብል -ድሐር ክአ መንዬም እቶም የብልናተን ትብሎም ፥ አነስ ንዓኻ ጥራሕ ገልዲመካ።
      you are suffering from deep inferiority complex.
      I gotcha👈😎

  • @beriktidemoz2971
    @beriktidemoz2971 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሶሎ ሐወይ ንሶም ስም የሱስ እናሸጡ ከብዶም እናመልኡ እንኲሎዎ ንሕና እሱራት ይፈትሑ ሕጊ ይገበር እንተበልና ናይ የሱስ አይኮኑን ይብሉና አሎዎ በዓል ልቁሉቃት መቃብር. ኰመይ ንዒቀዬም አሎዂ.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      ቤቲ ሓፍተይ ክብርቲ ሰብ!! ብሓቂ ሉቕሉቓት መቓብር!!

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 5 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 solo hawina tebrak

  • @samriyakob849
    @samriyakob849 4 วันที่ผ่านมา +2

    Kndeom nhzbi amlak bereket aykonkumn zeztesa ktharmu

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @ARONHAILE-w1p
    @ARONHAILE-w1p 5 วันที่ผ่านมา +3

    እዋይ ሓወይ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ ንስካ ብስጋ ትመላለስ ኣለካ ንሱ ግና ሓሳብ ኣምላክ ኣብ ሚግጻም አዩ ዝርከብ እሱራት ብዘረባ ዝወጹ ነይሮም ተዝኮኑ ሓዋርያት ከምኡ ምገበሩ ነይሮም ጸሎት ኢዩ መፍትሒ ናይ ኩሉ እዋይ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      ምሳ 31:8 ኣብ ክንዲ ዓባስ፡ ኣብ ክንዲ እቶም ጸግዒ ዜብሎም ኣፍካ ኽፈት። 9 ኣፍካ ኽፈት፡ ብቕንዕና ፍረድ፡ ንሽጉርን ንመስኪንን ብይን ኣውጽኣሎም።

  • @hidatmshaqi1141
    @hidatmshaqi1141 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሰሌ ሓወይ ብሩኽ ዮናታን ኣብ ዝኸዶ ዓዲዩ ካሴቱ ዘጫርት ኣነኮ ብዓይነይ ዝረኣኹዎ ምስክርየ ኣብ መነሶታ ቅድሚ 7ዓመት ካሴቱ ቀልጥፉ ሃየ ሃየ አ ቀሪብኩም ኢኹም እንዳበለ ኣጫሪቱዎ እቲ ትንቢት እሞ ግደፎ እቲ ጥዑም መዛሙራቱ ጌሩ ኣብክንዲ ዘምልኽ ክትባረኽ ኢኻ ክትባረኺ ኢኺ እንዳበለ ቀንዩ ብዝኾነ ኩሎም ሓጢኦም ከብሪ ኣምላኽ ስኢኖም እዩ ነገሩ ምምላስ ሐድልየና ኣሎ ተባረኸልና ሴሌ ሓወይ ብሩኽ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @@hidatmshaqi1141 ህድአት ሓፍተይ ክብርቲ ናይ አምላኽ ሰብ ፡ በቲ አምላኽ ዝሃቦ ቅብአት ዘሚሩን ሰቢኹን ጥራት እንተ ዝኸይድ መን ምሃበና🙏🙏

  • @mosmos4020
    @mosmos4020 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ bless you 🙏

  • @Eri24882
    @Eri24882 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብሰልጠነ ዝምወል ጴንጠ 😂😂😂😂 ደድሕሪ ሰልጠነ ዝኸይድ ኣድጊ ተረኺቡ 😂😂😂 እዞም ጴንጠ እንታዩ ወሪድኩም ? ሶሎ ሜድያ ይነብሕ ንስኻ ትሃልል 😂😂

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 5 วันที่ผ่านมา +2

    መንፈሳውነት ናይ ጴንጠስ ፍልይቲ ያ
    ንወጻዒ ዓገብ ክትብል ዘይትኽእልስ መንፈሳዊ የ ዘማራይ ኢየ ፖስተርየ ነቢ የ ኣማኒ የ ሰይኮቲ

  • @edenthatwasamazingfikitor9415
    @edenthatwasamazingfikitor9415 4 วันที่ผ่านมา +1

    Sele hawey Yeah, I heard too a few years ago about what he did in Dubai

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 4 วันที่ผ่านมา +3

    Eway gud (Goyta bueom yserh sle zelo eu)nay gdn eyom khmeyu

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@AlmazGebrehiwet-kb5vz
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @dg4147
    @dg4147 2 วันที่ผ่านมา +1

    You need to come back to the love of Christ. We respect Pastor Yoni and Sosi as they are good vessels in the body of Christ. We thank God that they are powerful ministers of the Lord. Be careful my brother if you stand against ministers of the Almighty God then your war will be with him not with the people. Our greatest mission is to expand the kingdom of God in our people not the shakable kingdom of this earth.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  2 วันที่ผ่านมา

      @@dg4147
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 3 วันที่ผ่านมา +1

    Tgrey Gamea over

  • @Selihom9599
    @Selihom9599 5 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @Zemenuzegerm5993
    @Zemenuzegerm5993 5 วันที่ผ่านมา +1

    ሰሊ ሓወይ፡ ይከታተለካ አየ ፡ ኣይፈልጠካን ኢየ ግን ዝኮነ ነገር ይስመዓኒ ሓቅነት ዘለካ ሰብ ሙኮንካ፡ በዓል ዮናታን ንብዙሓት ንምድሓን መገዲ ኮይኖም እዮም ፡ይኮኑ ከኣ ኣለዉ፡ ኣብ ከምዚ ኣውጺካ ምዝራብ'ሲ ተድሊ ኮና ኣይተራእየትኒን፡ ብፕራይቨት ረኪብኩም ተትገንሕዎ ኢዩ ጹቡቕ ኒሩ፡ ምክንያቱ ብመዛሙራቱ ብዙሓት እዮም ዝባረኩ። ዘመኑ ተዘይ ለቢምናሉ ሕማቅ ኢዩ ፡ ኣምላክ ይርድኣና።🙏

  • @tecleeyobb4789
    @tecleeyobb4789 4 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ክትሰርሕ ከለኻ ገለ ይድግፈካ ብጽቡቕ ሕልና ገለ ይነቕፈካ ብቕንኢ ስለዚ ኣብ ቅኑዕ ጎደና ሂወት ምህላዉካ ድኣ ኣረጋግጽ እምበር ድያብሎስ ርእሱ ምስተሃርመ ከዕገርግር ግድን ኢዩ ። ጎይታ ይባርኽካ ።

  • @MrGezai
    @MrGezai 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብናይ ዮናታን ዚበልካዮ ይሰማማዕ ግን እቲ ተፈታዊ ዚባሃል ነቲ እምነትና ኪሃርምን ኪላገጽን ከሎ ስቕ ኢልካ ሓሊፍካዮ::

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @@MrGezai ንላገፅ ዘለና ንሕና ኢና። ቋንቋ ዝትርጉም እንተ ዘየለ ስቕ ይበል ይብለና መፅሓፍ ቅዱስ። ንስኻ ሓንቲ ትትርጎም ቋንቋ ሰሚዕካ ትፈልጥ? ዕዉር ክፍወስ ርኢኻ ትፈልጥ? ሓንካስ ክዘልል ርኢኻ ትፈልጥ? አምላኽ አብ ቤተክርስትያናትና እንተ ዝህሉ ኩሉ ሰብ ንጎይታ ምተቐበሉ። ተፈታዊ ድማ ድምፁ ውፁዓትዩ። ፅቡቑ ብዙሕዩ።

  • @astertewelde6138
    @astertewelde6138 3 วันที่ผ่านมา +2

    Anta howay Egzabhare mherat yegbralka pastor yontan ab serhe goyta eyu zelo.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  3 วันที่ผ่านมา

      @@astertewelde6138
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @quelindacanciondebesay4550
    @quelindacanciondebesay4550 4 วันที่ผ่านมา +2

    Nesekas kabta tigray tiewet.Asmera tedeyatye aytegraweyan eye elka techefer zeneberku eka.Siempre eritrea tiewet.Nay tigrayka geber

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @erilove
    @erilove 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወንጌል ዋጋ የኽፍል እዩ ዓስብን ኣኽሊልን ዘለዎ ኮይኑ ብስጋ ምላሽ ዘይውሃቦ ስለ ክርስቶስ ሓሳረ መከራ ክጸግቡ ድማ ኣምላኽ ሓይሊ ስለ ዝሃቦ ሰመያዊት እናናፈኹ ፍረ ጸሎቶም እንሆ ዋጋ ጽንዓቶ ምድሪ ብፍሪኦም መሊኣ ንሶም እካ እንተትኣስሩ ወንጌል ግን ኣይተኣስረ ብብዓል ዮኒ ይዕየ ኣሎ ናይ ምድሪ ጠምት ናይምድሪ ተማጎም ከሙ ስለ ዘለካ ኣብቲ መንፈሳዊ ዓለም ግን ካልእ እዩ ዝኸውን ዘሎ ብሓቂ ዮኒ ሶሲ ብዕዮ ወንጌል እዮም ተጸሚዶም ዘለው ዝውይከማኻ መንፈሳውያን ጽሩያት እዮም ንሶም ንኣሰርትን ሰጎግትን ብወንጌል ዘምበርከኹ ንኽብሪ የሱስ ጀጋኑ ናይ እምነት ሰባት እዮም ንስኻ ተመለስ ብሩኽ ተመለስ ናብቲ ሓቀኛ ክርስትና ኣገልግሎትካ መልእ ብቂምታ ግዜኻ ኣይተኽልፍ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@erilove ኤሪ ላቭ የዒንትኻ ተደፊነን ድየን? ሓቂ ዘይትምስክር!!
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      7: ንመግዝኢ ቤተ ክርስትያን ኢሉ ንሓንቲ ሲዲ 5000 ዶላር ዝሸጠ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @Makda-f9f
    @Makda-f9f 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሓወይ ኣብጥቃካ ዘሎ ዮናታን ዘይትሓስበሉ ትጻረፎ ኣለካ ኣብኤርትራ ንዝተኣሰሩ ድምጺ ትብል ኣለካ እዚ ዘየለ ሓልዮት ኣምላክና ኩሉ ስለዝፈልጥ ብኣምላክ ንኩሉ መልሲ ክመልስ ኢዩ ዮናታን ብፍሪኡ ተራኢ ኢዩ ኣቡ ህዝቡ ንስካ ተመለስ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  2 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዮ!! እዚ ድዩ ፍረ?
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @EsakoEsako-xd8dt
    @EsakoEsako-xd8dt 4 วันที่ผ่านมา +4

    ከምዚ ሙኻኖም ኣበይ ክንፈልጥ ኣብ ኣፍሪካ ዘለና በጃካትኩም ቶም መገዲ ኣምላኽ ዘይክተሉ ብ ሕጉ ውን ዘይመላለሱ ዓበይቲ እንብሎም ዘመርቲ ይኹኑ ሰበኽቲ ከምዚ ጌርኩም ከተውጽዎም ጽቡቅ ይመስለኒ ህዝቢ ኣምላኽ ዳታለሉ ክሳብ መኣስ ግን ከ ከመይ ይደፍሩ በጃኻትኩም ንሓጥእ ኢና ሞ ግን ክሳብ መጽሓፍ ክዱስ ፖርቲፊልዮ ገለ መለ ኡፍፍፍፍፍ አረ በጃካትኩም ኣርኣያ ኩኑና።
    ሃወይ ጽቡቅ እዩ ንዝራብካ።

  • @f.t9067
    @f.t9067 5 วันที่ผ่านมา +4

    ንእግዛኣብሄር ናፍቆ ናብታ ናይ ንእሰነትይ ፍቅሪ ምለስኒ በሎ፡ተዓጺኻ ጾምን ጾሎትን ሓዘ ንእግዛኣብሄር ግዜ ሃቦ፡ከም ፍትሕቲ ሰበይቲ ኣብ media ተተኺልካ ምስ ዓለማውያንኮይንካ ነቶም ናይ ጎይታ ባሮት ክትሓሚ ካብትውዕል፡ መንፈሳዊ ጥዕና ይሃልወካ፡ኣመት ርእስኻ ግበር፡መን ኣሎ ሎሚ ዝተጋግዩ፡ኢልካ ኮለል ኣይትበል ።

  • @minasietsegay1111
    @minasietsegay1111 4 วันที่ผ่านมา +2

    Atum brukat nab men ikum dmxi tikonu zelekum. Kurub ztegagekum koynu ysimeani

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  3 วันที่ผ่านมา

      @@minasietsegay1111
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @lidiaberhe5314
    @lidiaberhe5314 5 วันที่ผ่านมา +2

    Wela eska keman ktmles aleka endhr nay bhakti nay amlak sebat konkum b wshiti zeytteararemu sk elkum kemgele b senkkum dea men eyu nab goyta kmese temelesu kulukum 😢😢😢

  • @betielgebremariam3416
    @betielgebremariam3416 5 วันที่ผ่านมา +1

    Eway Bshem Yesus entay weriduka wedey, Amlak mhret yigberelka. Pastor Yoni si ab eyo amlak eyu zirikeb. Ane keman misiker eye.

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 4 วันที่ผ่านมา +2

    Hzbnaa yfwes alo bbal paster yoni.
    Slezi atom temele etblu neeskum temelesu

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael1803 5 วันที่ผ่านมา +1

    Nay behaki nehaki tesereh seb ika. Kolom kemaka keserho tesfa negeber.

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 5 วันที่ผ่านมา +2

    Shalom Solo hawey Egziabher amlak yebareka, ane mesker eye ab Addisabeba mexeu kab texebeyti Eritrean CD natu bekuber sheytu ab zelekewo hager Germany amet yemxae eyu buzuh Timbit yezareb ayfetsemen& fewsi yebel, Tewesaki dema Gezeu enda negus Solomon yemsel, Solo hawey ane betami Zehezneki etom ab Teheteu zegelgelu enda feltu tem mebalom, ab genzeb ane kem teazebkwo betami fekri genzeb alwo. Go head solo hawey ab gonka alna ❤❤❤❤❤❤❤

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @@habtemariamgebremichael6280 ሃብተ ሓወይ ሓቀኛ ሰብ!! አምላኽ ዘመንካ ይባርኽ ክቡር ሓወይ።

    • @habtemariamgebremichael6280
      @habtemariamgebremichael6280 5 วันที่ผ่านมา +1

      @@solomondebesay5542 Amen Solo hawey Egziabher amlak mesaka eyu Agoka zemen mexeray eyu ,yekreta kerekbeka delye nere Sorry

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +1

      @@habtemariamgebremichael6280ሃብተ ሓወይ Solomon Debesay አብ ፈይስቡክ ንራኸብ እሞ ስልከይ ክህበካየ!!

    • @habtemariamgebremichael6280
      @habtemariamgebremichael6280 5 วันที่ผ่านมา +1

      @@solomondebesay5542 okay Solo hawey Egziabher amlak yebareka senay meshet

    • @asmaitasfaha8129
      @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

      Beruk hawy mhert yegbrlka amlak baynika zeyrakyo sela tezrb zelika gezu aby rekiyo da ab Canada zeytnbr ezi nebalu hasot eyo

  • @almazgebrenugus2752
    @almazgebrenugus2752 5 วันที่ผ่านมา +2

    Way kenday ka tdfer eka pls con hou respect great eba three pls mo playt three gen respct gerka uhreb no bady lilienthal you pls no shm

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@almazgebrenugus2752
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @solomondebesay5542
    @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

    ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
    እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
    1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
    2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
    3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
    4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
    5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
    6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ
    ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @tedrosaemnay8987
    @tedrosaemnay8987 5 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍

  • @amanuelhaileofficialchannel
    @amanuelhaileofficialchannel 5 วันที่ผ่านมา +2

    Brother, ድምጺ ኹን እንተኾይኑ መልእኽትኻ፡ ኣብኣ ጸቒጥካ ክትዛረብ ኔሩካ። ሕውስውስ ዝበለ መልእኽቲ ኢኻ ኣመሓላሊፍካ። ድምጺኹን ኢልካ፡ ሲዲ ሼጥካ፡ ነቢ ኢየ ኢልካ፡ ነታ ክትብላ ዝደለኻ፡ ብ ሓንቲ ሓሳብ ክትዛረብ ኔሩካ ይመስለኒ። ንሕሉፍ ጌጋታት ኣኪብካ፡ ሽዑ ድምጺ ኹን ግና ግቡእ ኣይመስለንን።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา +1

      @@amanuelhaileofficialchannel ንዓኻ ከማን በዚሑካ ምሽ!! ኩሉ ከዔርዮ ዘለዎ ገሊፀሊ አለኹ። ደዊልካ መዓዶ ክምለስ!!

    • @Lydiaeritrea
      @Lydiaeritrea 5 วันที่ผ่านมา

      Eza kula zeytekawomu eyou

    • @Lydiaeritrea
      @Lydiaeritrea 5 วันที่ผ่านมา

      Be awraja zebale zelo hizbisi enty eyoum kegebrw

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา +2

    Eway Mr Salomon hawy Yoni never ani nebi eyo elu ayfeltn ….. kendu aglgalot aygelgalkn ab zemnu kendy seb eyo beo dehnu no body is perfect neti beo zedhn hezbi reika keman sek mebilka…. Shame on you personally zelwu nay hezbu xor zelwu I know him 😢😢😢😢😢

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@asmaitasfaha8129
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      ብአገልግሎት ዮናታንን ሶስናን ሓቅኺ ብዙሕ ሰብ ድሒኑ እዩ። ብሰንኮም ድማ ሕጂ ብዙሕ ሰብ ድማ ይጠፍእ አሎሞ መዓድዮም!!

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 5 วันที่ผ่านมา +1

    Nesika

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@AmanuelBerhe-pg6ku
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @estifbatu1468
    @estifbatu1468 5 วันที่ผ่านมา +2

    Abo haki tebarek

  • @jeremiah5707
    @jeremiah5707 4 วันที่ผ่านมา +2

    Hji ka nabziom brukat b mezmerom seb zbarku zelowu mexkikum gega ente alo b weshti gebruuwo

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@jeremiah5707 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @zerizghifitsum7
    @zerizghifitsum7 4 วันที่ผ่านมา +2

    ፖለቲካ ድዩ ? እንታይ እዩ ጸርጸር ዘብለካ ዘሎ? ፖለቲከኛ ዘይኮነ ድዩ? የሱስ ፍቕሪ እዩ ንጸላእቱ ዘፍቅር ፍቕሪ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา +2

      @@zerizghifitsum7 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @edenthatwasamazingfikitor9415
    @edenthatwasamazingfikitor9415 5 วันที่ผ่านมา +1

    Zehzn EU Sele hawey and right now I can't find real Gusa

  • @almazgebrenugus2752
    @almazgebrenugus2752 5 วันที่ผ่านมา +1

    Bka yhda knkuem thglyhkuem nhowtkuem amda yhglujowm slkuem

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@almazgebrenugus2752 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @Lydiaeritrea
    @Lydiaeritrea 5 วันที่ผ่านมา +2

    Bealet awraja tekomtu zelo tekawomis entay eyoum keblu please

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@Lydiaeritrea
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @tesfaalo710
    @tesfaalo710 5 วันที่ผ่านมา +1

    Zkeberka sele hawna temeles mbal xbuk endyu gna bhaki yehwatka entekoynom bakal kof abilka azarbim ember bezi tblo lelekas nbalka beom yotub krayelka tshikt aloka nhawja nbeynu mado xhuf eyeu aytgage nselyena semieka yehwatna aytbexbxom nseltene goyta akeblo haki entelyuka areyena tebarek

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @@tesfaalo710 ደጋጊመ
      ነጊረዮም እየ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ድማ ቪድዮ አዳልየ ነይረ ክቡር ሓው

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 4 วันที่ผ่านมา +1

    Wey gud atum bejakum ynatan do kab Amlak yabi Diu, eway gud kab bzaeba sebat ktzarbu etwelu,Nyesus Zeytsebkwo.
    Kale dma cdy kwexe kelo eko bgenzeb eu Bejakum guday hagerna Nskatkum ekum tedenguywo zelekum.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา +1

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: መዝሙር ናይ ዮናታን ከተዘምር አብ TH-cam ኮፒራይት ትሕተት ዘሕዝንዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

    • @SaliemBsrat
      @SaliemBsrat 4 วันที่ผ่านมา +1

      Yes❤❤❤

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 4 วันที่ผ่านมา +1

    Bahaqi

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@yemanezewde4344 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @KokoKoko-tj6zi
    @KokoKoko-tj6zi 4 วันที่ผ่านมา +2

    ቀኒእካ እይኻ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@KokoKoko-tj6zi ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      ሰብ ንሰራቒ ይቐንአሉ ድዩ?

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา +1

    Abkidimiu abi bereket kemzelo abi miliket eyu

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 5 วันที่ผ่านมา +2

    Natk hasb zaytmsi kab seltene nakfwo elk tenkfi

  • @Sunrise-sg8lp
    @Sunrise-sg8lp วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ቀደም ፖስተራት ሓቀኛታት ኔሮም ናይ ሎሚ እንታይ ረኽብዋም ሎቅማጾት አምሰሉታት ካይኖም በዓል ሕነሽም ; ዮናታል ተሕዝኑ ጽባሕ ክወግሕ እዩ ክትሓፍሩ ኢኹም

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  วันที่ผ่านมา

      @@Sunrise-sg8lp
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ ሳፊ መንዩ አገልጋሊ? ገንዘብ ንፁሃት ዝዓፅድ? ናይ ሓሶት ትንቢታት ንገንዘብ ኡሉ ዝንበ ደፋር? ንአእኻ ንአእሓ እቶ። ደድሕሪ ከምዚኦም ቱስቱስ ምባልካ!!

  • @semeharmengsteab5646
    @semeharmengsteab5646 5 วันที่ผ่านมา +1

    1. Ohhh dmxi what da egziabher eu buruk hawey
    Kal amlak si eti nab seb zwkel rugum ykun ybl nab seb aytwekel
    2 egziabher eko zizeraekayo eka taxdo gdefom xelot trah gberolom kndey alewu abzi media key mexu xelot zgebru zelewu
    Please fkri ndleya

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      @@semeharmengsteab5646 ምሳሌ 31:8 ኣብ ክንዲ ዓባስ፡ ኣብ ክንዲ እቶም ጸግዒ ዜብሎም ኣፍካ ኽፈት። 9 ኣፍካ ኽፈት፡ ብቕንዕና ፍረድ፡ ንሽጉርን ንመስኪንን ብይን ኣውጽኣሎም።

  • @senitgbrehawariat6710
    @senitgbrehawariat6710 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንታ ወዲ እንታይ እካ ኮንካ ተክፍኦም ኣለካ ዮኒ ንህዝቢ ኣምላክ በረከትና እዩ ኣማዉትና ኣይትግበሮ ንሱ ራእያ ዘለዎ ሱብ እዩ ንስካ ተመለስ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  5 วันที่ผ่านมา

      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@senitgbrehawariat6710
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!! እዚ ድዩ ራእዩ?

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Kurub aytihafrin kemey gerka ezi kulu defirka? Hinti nebsi heki entealoka kid wengel sebika enamlak akbro.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  3 วันที่ผ่านมา

      @@monayohannes2303
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @almazgebrenugus2752
    @almazgebrenugus2752 5 วันที่ผ่านมา +1

    Btamy shm hfernlkum con you stop msbal seltna yhrkuem hmk nay yjowykum ka yhyu krestna Jo shm thfervrka slamn

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@almazgebrenugus2752 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @BrhinMotivotion
    @BrhinMotivotion 5 วันที่ผ่านมา +1

    Helo bruk haw solo nhaqi.ane hade kab tazebtka eye.btami teqamin hanaxn zkone videotaka azyu des zzebl kemaka agelgelti slezewiwo namlak nemesgno.bfriem kelelywom ekum eluna yu amlak mo neti fre alelika termo slezeleka yemsgneka bhaqi kinmleselu zgbae hji eyu

  • @AmanuelBahlbi
    @AmanuelBahlbi 5 วันที่ผ่านมา +3

    ሓዉ ሰለሙን ኣብዚ ናይ በዓል ዮናታን &ሰሱናን ዘለካ ኣረኣእያ ናይ ጽልኢ ኢዩ እንብር ናይ ኣሕዋት ማዕዳ ኣይኮን ትገብር ዘለኻ ንስኻ ነዛ ነብስኻ ውን ዝሓዝካላ ዩብልካን እሞ ብናይ መን ስልጣን ትፈርድ ኣለካ እቲ ዝፈርድ ሓደ እ/ ሄ ኢዩ እሞ ኣብዞ ሰባት ኢድካ ኣይተዋጥጥ ኩቡር ሓው።

    • @mesghinnatedla6766
      @mesghinnatedla6766 5 วันที่ผ่านมา +1

      He told the truth where is this guys

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@AmanuelBahlbi
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา +1

    Never Shalom church be Yonatan texwu ayfelt legally officially governmental Shalom healing and worship Church eti zeblika seb sela personally enda Yonatan elu zexwu yekwn

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@asmaitasfaha8129 ንደቁ ምስ አውረሶም ክትዝክርኒ ኢኺ!!

    • @asmaitasfaha8129
      @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

      @ ow I didn’t know you are prophet ……but your prophecy’s is wrong my blessed brother Anyway kabzi ne lali mesika mezrb nafti natika stage mewrd eyo.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@asmaitasfaha8129 ምስኪነይቲ ደድሕሪ ሓሰውቲ ነብያትን ጠንቆልትን ስለ ትኸዲ ኩሉ ትንቢት እዪ ዝመስለኪ። አነ ነብይ አይኮንኩን። አብቲ ናተይ ደረጃ እንተ ወሪድኪሞ ሓቂ ክትፈልጢ ኢኺ!! ተባረኺ

    • @asmaitasfaha8129
      @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

      @ I’m not following people I’m following Jesus Christ.

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  3 วันที่ผ่านมา

      @ ንሰብ ተምልኽን ትግዝእን አለኺ እምበር። እቲ ዝርኤ ጌጋ ትኽሕዲ። ንዓይ ዘይትፈልጥኒ ድማ አብ ካናዳ አይትነብርን ኢኻ ኢልኪ እቲ ቀሊል ሓቂ እኳ ትኽሕዲ!! 🤣🤣🤣🤣

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 5 วันที่ผ่านมา +1

    TH-cam genzb alwo tablwo atwa terta wesi abi hari 😂😂😂

  • @edenwinea
    @edenwinea 3 วันที่ผ่านมา +1

    Ewuuu ata bruk hawey minalibat nimikinae elika zihasebkayo minalibat tesadid keytihilu mistuwual kedliyeka eyu Egziabiher si tebeka ayedliyon eyu dehar kea bizaeba esurat wengelawiyan dimtsi nikunom elika how ? kirstos entay kemzibele ayestewalikayon dika eti mientay nibsu zetfa kirekba eyu silezi eti mircha ab edom eyu ni kirstos kihidom kiwetsu yikielu eyom nisom gin kirstos meritsom kindey eko kihidom wotsiyom eyom ni kudus Petros eko etom ferisawian bisim ezi keytimihiru do amrirna aytezarebnakum elomom nay beal PETROS melsi gin eti Haki nifelton zireanayo nisikum zisekelkumo kristos kab misbak tetew ayneblin ena elom shiu sidetin maesertin metsiwom silezi kemti petros butsunue teasiru kelo deki mezamurtu yitsiliyu neberu melak bileyti metsu fetihuwo hiji kea ane niska siliom kintsili yigbeana eyu aff kitkonom aydelikan eyom kitsiliyelom eyom zidelika politics & spiritual felalika reayo ane niaka ziferhalika kem pawlos ni kirstos tesadid keytihilu yiferhalika ezi gize astewulo Egziabher enda bareke yibarka …

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  3 วันที่ผ่านมา

      @@edenwinea
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

    • @edenwinea
      @edenwinea 3 วันที่ผ่านมา +1

      @ Selia bruk kirstos entay elu nisatom ziblukum ember zigeberuwo aytigberu kemzi belikayo ente gerom Egziabier kihatom eyu bzaeba eta church nay Yonatan eya tibahal tsibah nigho ni wedu kewrso eyu church kewrso aykielin eti building kewrso yikiel eyu church anen niskan ena nihina kea nay kirstos ena dehar buzuhat nab bet Amlak entedea adhinu nisu eyu eti zibeletse …selam Amlak yibzehalika tebarek …

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  3 วันที่ผ่านมา

      @ አድያም ሓፍተይ ብዙሓት ስጋውያን ፓስተራት ቤተ ክርስትያን ንደቆም የውርሱ እዮም። ደቆም ካብ ልቦም እንተ ተመሊሶም አምላኽ ናይ ይቕረታ አምላኽ ስለ ዝኾነ ይምሕሮም እሞ ይጥቀመሎም። እንተ ዘይኮነ ግን አምላኽ ዘይብሉ ጉባኤ ይመርሑ

  • @ሓበሻ-c1b4g
    @ሓበሻ-c1b4g 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሓወይ! እዚ ወዲ ቅኑዕ ዘይክኸዉን ይኽእል'ዩ። እንተኾነ ግን ከም መንፈሳዊ መጠን ብመንፈሳዊ ኣገባብ ደኣ እምበር ንበዓል ሰልጠነ ከይተረፈ ሰዲድካ ብዓለማዉያን ጌርካ ከተዘልፎ ንዕኡ ዘይኮነስ ንመላእ እቲ ክርስትና ኢኻ ዉርደት ትኾኖ ዘለኻ...!!!

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@ሓበሻ-c1b4g
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 3 วันที่ผ่านมา

    Ata hawey sirah dika dienka? Zizerakayo kiazid eka etzarebo filt niamlak aytibedil temeliska erieska eka etibdel zeloka. Tesbah nigho waga kekfleka eyu. Naybejaki fetawi entetkewin nereka ab mass media aymiawejikan. Tenesa
    Amlak gen behaki fetawi entekoynika ab mass media zezerib yeblikan.

  • @godislovegodislove3012
    @godislovegodislove3012 วันที่ผ่านมา

    ካላእ ስራሕ የብልካን ድዩ? ንስኻ ናብ ኣምላኽካ ተመለስ ዮኒ መወዳድርትኻ ኣይኾነን ሽሙ ክተልዕሎ ከማን ዓቅሚ ይብልካን።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  วันที่ผ่านมา

      @@godislovegodislove3012
      ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  วันที่ผ่านมา

      @@godislovegodislove3012 አምላኽ ፍቕሪ እዩ ትብል ንስኻ ግን ምስ ዓመፀኛ ትውግን!! ነውሪ!!

    • @godislovegodislove3012
      @godislovegodislove3012 วันที่ผ่านมา

      @solomondebesay5542 መን እዩ እቲ ዓመጸኛ ትብሎ ዘለኻ? ኣስተውዕልካ ጸሓፍ።

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  วันที่ผ่านมา

      @godislovegodislove3012 ንስኻ አስተውዒልካ ተዛረብ። ሓቂ ፍረድ!! ዮናታን ባዕሉ
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      ነዘን ሰለስተ አብ ሜድይኡ አሚኑለንን ተዛሪቡለንን እዩ። ንሱ ተጋግየ ንዝበሎ ንስኻ ትጣበቐሉ እንታዋይ ኢኻ። God’s love ትብል ሓቂ ግን ዘይብልካ ሰብ!!
      1: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      2:ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      7: አብ ኪችነር ንመሰግዝኢ ቤተክርስትያን ኢሉ ንሓንቲ ሲዲ 5 ሽሕ ዲላር ሸትጡዋ ኢሎም ድማ አባላቱ ነጊሮምኒ።
      ነዚኸ እንታይ ትብል? ሓቀኛ እንተ ኮይንካ ወገን አምላኽ ኩን። ይትረፍ ዮናታን እቲ ከም ልበይ ዝተባህለ ዳዊት እኳ ተጋግዩ እዩ። ዮናታን መዛርብትኻ አይኮነን አይትበል። እንታይ እዩ ዮናታን? ከማይ ከማኻ እዩ። ተፍቅሮ እንተ ኮይንካ ፡ አርሞ!! ስለዚ ዓመፀኛ ንስኻ ኢኻ። ንኸምዚ ዓይነት ሰብ መወዳድርትኻ አይኮነን ፡ ሽሙ ከተልዕሎ ከማን ዓቕሚ የብልካን ምባልካ ሓጥያት እዩ። ከምዝበልኩኻ ፡ ተፍቅሮ እንተ ኮይንካ ብኹሉ ምሉእ ክኸውን መዓዶ ምኸሮን አርሞን!!

  • @adyamabraha5325
    @adyamabraha5325 5 วันที่ผ่านมา +1

    Iska ke ab you tube wexika kit zareb genzeb sile atawi zeleka do ay konkan kalay ka fithi kab nebska jemir niska seltene kigage kelo tezaribka aytifelitn silezi natka giber kidem

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542  4 วันที่ผ่านมา

      @@adyamabraha5325 ዘማሪ ዮናታን ተመለስ!! ድምፂ እሱራት ኩን!! ብሽም አምላኽ አይትሸቅጥ!!
      እዛ አብ ኪችነር ዘላ ቤተክርስትያን ናይ ጎይታ ዘይኮነት ናይ ዮናታን ሚኒስትሪ እያ። ፅባሕ ንግሆ ንደቁ ከየውርሳ ይፈርህ!!
      1:ንሓንቲ ሲዲ ብ1500 ዶላር ዝሸይጥ
      2: መፅሓፍ ቅዱስ ዘጫርት
      3: ፖርቶፎልዪኡ ወይ ዋለቱ ዝሸይጥ
      4: አብ ዱባይ ከይዱስ አብ 5 Star Hotel እየ ክአቱ ዝደሊ ኢሉ ዝከራኸር
      5: ማይክል ጃክሰን ተረኺቢለይ ያእይ ዝፈረመሉ ሲዲ ብክቡር ዝሸይጥ አገልጋሊ አምላኽ
      6: ሰብ ከምልኸሉ ኢሉ ዘውፅኦ መዛሙሩ እንተ ተጠቒምካሉ Copyright ኢሉ መዛሙሩ ዘአግድ ሰብዩ
      ስለዚ ተመለስ ጥራይ በልዎ!!
      አገ ሰለሙን ደበሳይ

  • @rshanftwi3445
    @rshanftwi3445 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 4 วันที่ผ่านมา

    Second thing already balika tezrb alika rekibka by phone azrarbkyo wedkum again before 2 years still nesika gen beti goday teksu alika…. Shame on you beruk hawy….and nesab kab afu sega zeysmkyo xegi nay wexu hezbu aykonan malt aykonana gela seb beza politics ab media wexyo kezrbu zeydli alo zeymdlyo meknyat ka alwu okay.