ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋይ ይገረም እዩ ብጣዕሚ ያሕዝን ትግራይ ዓድና ኸዝ ድኣም ትበላዕኻ ብናይ ባዕለይ ትብልዮም ሰባት ካብ ፀላእትኽ ገደደምኹ 😥😥😥
❤ጌታቸው ምምሕዳር ዝመተ እዩ በቃ ሽባ እዩ በቃ❤ ንበሎ አይሰርሕ አየስርሕ❤
❤አብ ትግራይ እኮ መንግስቲ የለን እቲ ዘሎ ዝመተ እዩ አብ ሕመይታ እዩ ዝውዕል❤
ተወልደ ዕምብብእዙ ፀገም ኡዙይ ዘያብከዮ ጀጋኑየ ተደፊርም ኢሉ በኽዩ ዝገርም ድራማ
❤ጌታቸውን ፃድቃን እዮም ወርቂ ዘዝርፉ❤አብ ሕጊ ከክብሩ አጆንዶኦም ስብሰባ ለውጢ እዩ❤
❤ጌታቸውን ፃድቃን ተከተልቶምን ዘገድሶም ለውጥን ስልጣን እዩ ባንዳነት እዩ❤ወርቂ ምዝራፍ አይግድሾምን❤
እዞም ጀውጃዋት ጄኔራላት ትግራይ ኣጥፊኦማ
ሀቅኻ ህማቃት እዮም
ይገርም እዩ ናይ ወርቂ ነገር እዋይ ዓደይይ
ትክክል እዩ ንመጀመሪያ እቲ ስራህ ጠጠው ይበል፡፡
Selfish people are heartbreaking after all the genocidal war on tigray people raise up tegaru rise up their's systemic genocidal going on in tigray 💔💔💔💔
❤ፃድቃን እኮ አይሓፍርን መከላከያ ጆኖሳይደር መፂኡ ሕጊ የክብር ድንበር ይሓሉ ኢሉ ግን ብጥዑኑኡ ድዩ ? ችድ በልዎ❤
ብዓሌትን በኔትወረክን ለውጢ ንከይመፅእ ብቤትምኽርን ኮነሬላት ሓሰዉቲ ተጋድልቲ ነበርን ቆሪኖም ዝሓዝዎ መንግስቲ ከመይሉ ይሰርሕ ሽኳን ክሰርሕ ክቀትልዎ መኺሮም ወዲኦም እዮም ዝጉጅለ ድሕረት ክሳብ ዘሎ ስርዓት ክትከል ኣይኽእልን
ከም ትግራዋይ ፈራሕ የለን ። እከለ እከለ ሀገር የፍርስ አሎው ህዝቢ የጸንት አሎው ዘይብሉ ? ብስንኪ ውልቀ ሰባት ህዝቢ ክጠፍእ የብሉን
ታደለ ትክክል ፖለታካ ገደሊ ይእቶ ህዝብ ይዲሓን መጀመሪያ
ዶናቁር ፖለቲከኛታት ትግራይ መጥፍኢ ትግራይ መንዩ?መጥፍኢ ትግራይ ህወሓት በላዒ ሰብ በላዒ መሬት ንትግራይ ኮታስ ጉጅለ ካንሰር ህወሓት እዩ ትግራይ ፀላኢኣ ህወሓት ጥራሕዩ
አከባቢያዊ አጥቑዑኒ አይኮነን ዝብል አተሓሳስባ ስሕተት እዩ ከይቡሉኒ ዝበሀል አከያይዳ አብ እ/ያ እዉን አብ ሓደጋ አእቱዉና ፀንቲና እዚ ማለት አደኻ ቤተሰብኻ ናይቲ ፀገም ተጠቃዕቲ እናሀለዉ ከባቢያዊ ከይቡሉኒ እልኻ ስቕ ማለት ድንቁሩና እዩ ዝብሎ ።
ደቅ ሽረ ጀ/ትን ኮኔራላት እዮም ዓዶም ዘፍርሱ ዘለው ብዓል ምግበይ ተወልደ ዕንበብ እዮም ዓዲ ዘፍርሱ ዘለው።
ንገዛ ዓዲኻ ዝተወለድካሉ ዓዲ ስ ባዓልካ ዶ ብ ከምካል ገይርካ ንህዝቢኻ ተጥፎኦ ኢኻ ንሕና እዚኦም ጅራካናት ኢምበር ጅነራላት ኣይኮኑን ንብል ብመኽናት ኢና ምግበይ ዶ ኣይኮነን ኢዩ ናይ ሽረ ሓላፍ ጸጥጣ ዘሎ እንታይ ዲዩ ስርሕ ምስ ግጅለ ኣደመ ተሓባብሩ ንህዝቡ ዘጽንት ዘሎ ምግበይ ኢዩ እዚ ናጀርያ ዓዲ መቃድሾ ሶማል ገይርዋ ምግበይ ግብሩ ክፉኡ መልክዑ ህበይ😂😂 ግን እቲ ወዲ ዲኻ ህዝቢ የሐዝነካ ምስኪናይ ህዝቢ
ዝገርም በቲ ንህዝቢ ተቓሊስና ይብሉኻ በቲ ዝዓቢ ይጎድኡኻ ።እወ ውሽጥና ክጥንክር ኣለዎ።
ሱዳን ኣይትንክኡ ሕደጉ ካልአይቲ ዐድና እያ