ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጌታቸውን ሳዓብቱን ትግራይ ንምብታንን ፣ ሕዋሕት ንምፍራስ እንበር ንህዝቢ አይሓስቡን
You are right
ህዝቢ ትግራይ ገዲፍካ ህዝቢ መቀለ መንግስቲ የድልዮ እንዳበልካስ ወጊድ ከባብያውነት ኣየ ትግራይና 🥺
እዞም ፃሕፃሕቲ ሉኡኻት ብልጽግና ኣብ ከተማ ዝርብሹ ዘለው ሱጉምቲ ክወስዶም ይግባእ። ትማሊ ምስ ፀላኢ ወጊኖም ህዝብና ዝዘምቱን ዘበሳበሳብሱ ዝነበሩ እዮም ባንዳ ንክብዱ ኮይኑ እምበር መቀለ ጥራሕ ኣይኮነንን ዝነብር ህዝብና።ህዝብና ሽግርን መከራን ኣብ ኬንዳ እዩ ዝነብር ዘሎ እዞም ሰክራማትን ለያቡን ናብ ሕጊ ጥራሕ'ዩ ክቀርብ ዘለዎም።።
ሃየ ተመወልቲ ክትስዕሩ 😢😢😢
ሒዞሞ ዝወፁብሕቶ፡ ሕቶ መቐለ ጥራሕ እዩ ዘንፀባርቕ ዘሎ።
ዋይ ትግራይ ዓደይ መከራኺ ዘይውዳእ ፈጣሪና በጃኻ ያኣክል በለና
እዞም ሰልፊ ዝወፁ ዘለው ኣብ ወራር ትግራይ ዝሰርቁ ዝነበሩ ሌያቡ ሕዚ እውን ንምስራቅ ዝተፀገሙ ህውከት ክፍጠር እሞ መሊሶም ከም ኣመሎም ክሰርቁ እዮም እምበር ነዚኦም ሕዝካ ምፍካር ውረደት እያ ደቂ ዑሱባት።
ተላአአክቲ ብልፅግና ፣ መቀለ ድዩ መንግስቲ ዘድልያ ካብ እውቀት ነፃ ዝኾንኩም
You are absolutely right
ህዝቢ ትግራይስ አብ መቀለ ጥራይ እዩ ዘሎ
ዝተደናገሩ መናእሰይ ዋላ ዃ ከም ሑፃ ባሕሪ ተበዛሕኹም ሓቂ እዩ ዝስዕር ። ቂምን ስሚዒትን ሐዚ ኣየድልን ንብርሃነ ከንቲባ ፀልይሉ 😢😢😢ንዓርስኹም ፀልይሉ
ጌታቸው ረዳ ከብ ብልፅግና ይተአለ አንትም ዕሰባት
Nimn eyom mngsti zebelo zelewu, mngsti alewa dyu tigray gxekum tkeweli
ከተማ መቀለ መንግስቲ የድልዮ ትብሉ(ትግራይ መንግስቲ የድልያ ዘይትብሉ ከባቢያውነት ኣይትፍለዩ) ካልኦት ከተማታት ከ መንግስቲ ኣያድልየንን ድዩ
አታ ጅግና ህዝቢ።
ሕቶ ከባብያውነት 😂😂😂 ህዝቢ መቀለ መንግስቲ የድልዮ 😢 ሃየ.....የ የ የ ህዝቢ ሽረ ማይጨው ዓድግራት ወዘተ ኸ ሰላም ኣየድልዮን 😂😂😂
ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ትግራይ ይኹን
መን ከ ጦርነት ይደሊ
ሃሳሳትልኡላውነት ትግራይ ይመለስ ኢልኹም ደኣ ዘይትጭርሑ!!እኽብካብ ግራ ዝኣተዎም
Eway werdet ezom hize nay getachew meserh dyom mesakin 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቀለብተኛ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ኢኩም ስልፊ ዝወፅእ ዘሎ መቀለ አመሪካ ድያ ባንዳታት ብልፅግና
ባዕሉ ንባዕሉ ዝጋጨው ሓሳብ ንህዝቢ ኣይጠቅምን ንሕግን መትከላዊ ኣሰራርሓን ንገዛእ ንካልእ ክትወቅዕ ተፍርሶ ኣብ ባዕልኻ ክበፅሕ ትኽክል እናበልካ ምጉዓዝ ኣይጠቅመናን ኩሎም ንድምፂ ህዝቢ ከዳምፁ ኣለዎም ኣንውሕና ንሕሰብ
ቻው ትግራይ wellcome back again
Wayeeeeeeee,Weredete !!!!!!!!!!!!!!!
ሰለማዊ ሰልፊ ምውፃእ ኩናት እዩ ዝፈጥር ብሰሊፊ ዝፍታሕ ኣይከነን
መቀለ እናበልካሰ ከባብያውነት ትብሉ ሓሰውቲ
ይገርም
You are absolutely right.
መንግስቲ ትግራይ አብ ቦኡ ኢዮ ለሎ ትግራይ ናይ ፒፒ ዕደራ አትፃወር እንቢ ልናይ ፒፒ ከደምቲ እንቢ ልናይ ደርጊ ተረፍመረፍን ላይ ፒፒ ተከፈልትን እንቢ ልፀረ ትግራይ
Amen Amen Amen
ንመቀለ ጥራሕ እንደጨራሕኻስያ ወጊድ ንኸባቢነት ባዕልኹም እንዶ ከባቢያውነት ትገልፁ አየለኹሙን ይባል ተባሂሊ ድመት ተዃሒሉ
😭😭😭
መንግስቲ ዝበሎ ከይፍፀም ሓሊኹ ዘሎ ፀጥታ ሓይሊ ክሓስብን መገልገሊ መንግስትን ህዝብነን ክኾን ይግባእ
ብልጽግና ፡ ኣብ ትግራይ እግሪ ክተክል ዕድል ምሃብ ማለት ፡ ብህልውና ትግራይ ናይ ምቁማር ገበናዊ ወንጀል'ዪ ። 😢
አይንእገሰን ንሻእብያ ዶ ንወረርቲ
45 ቢልዮን ቕርሺ ነሰኒስኻ ዝግበር ሃለውለው
ሰልፊ ኩልኩል ዶ ኣይኮነን???
Ayzona Raya Enderta Tembien
Tigray adi serekti leyabu
ህዝቢ መቀለ ሰላም ይድልዮ እቲ ካሊእ ትግረዋይ ከ፧፧፧፧? ትግርሙ እኩም እታ መቀለ ዳኣ ኣበይ ድያ ኣብ ትግራይ ዶ ኣይኮነትን እያ ከባብያውነት ኣይሃሉ እንዳበሉ መቀለ መቀለ ይብሉ እቲ ትብልዎ ዘለኩም እኮ እዩ ከባብያውነት ፀብብነትትግራይ በሉ....,,፡..። 10:00
መንእሰይ ከተማ መቀለ ኣይኮኑን ኣይትጋገዩ እቲ ሰልፊ ናይ ብልፅግና እዩ ደቂ ኣነስትዮ ዘየብሉ ሰልፊ ሰልፊ ኣይኮነን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ግመት ናብ ሕጋዊ ክትቅይር ምድላይ ኣግባብነት የብሉን ካብ ምክርቤት ዝሸው መማሓደረ የለን
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉አብ መላእ ትግራይ እዚይ ዘዓይነቱ ሓሳብ ተቀባሊነት ዘለዎን ኩሉ ክድግፎ ይግባእ❤❤🎉🎉ቀፅሉሉ🎉🎉
Banda get lost
አሂ ሕጂ ኸአ አወት ን ሓፋሽ መንዲልኩማ በጃኩም አባ ናትኹም ትብልዎ ፍጠሩ ደርፍታትና በብኢድኩም ትደርፍዎ አለኹም ስቕ አልና ሕጅስ ኸአ አወት ንሓፋሽ
Gʻeè z .. while they celebrate new year
ደኣማት ድማ የቐንየልና ጉደኹም ተፈሊጡ😂😂😂
ፎሽካል ሰልፊ እዩ።ናይ ሓደ ስድራ ዝመስል።
እቲ ንሳቶም ዝገብርዎ ዘለው ሰልፊ እኮ እምቢታ እኮ ዩ። ይርደኦም ዶ ሎ?
ቀፅሉሉ መናእሰይ ትግራይ ዲያስፖራ ኣብ ጎድንኹም ኢና
Get lost banda. I am not part of bandaits
Atum hassewti media meganenti
አሻስያ ተትሞተልካ ዳርጋ ሀዳር ዝወፀርካ
Wetru Awet Nihafash... & h ny
ኣረ በጃኩም እንታይ ምዓቱ እዩ ሰክን በሉ
ዕሱባት አክላባት አብይ ይነብሑ
Ezi bota bhaqi ab mekelle diyu?
Bandatat
No agent of tigray people think twice, temporary government is not good leadership, 😭 you are fatal mistake,
መጭበርበርቲ
Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame
ትገርሙ ኢኹም ሓያል ተቋውሞ ኢልኹም ዜና ትሰርሑ ኤህ ጭር ሲል ኣልወድም
አቲ ንስኻ እትምነዮ ዓመጽ እንተኾይኑ ቀዲሙ ድበልዐካ ንዓኻ እዩ
ሐሰዊቲ
Eri bekentu kkkkkk
The demonstration only includes about 50 bandas.
ዘይመስል ናሃትካ ዲሞክራሳዊ ናይ ካሊእ ዲሞክራሲ ዘይኮነ ናይ መን ክትሕዙ መራሒኹም ሓሳዊ ንስኻትኩም ሓሰውቲ
በሉዎ እዚ በላዒ ደቁ ከም ድሙ
Get lost banda
Ata leba hassawi
ዐዓጁሳት ዝቖንቆኑን ምስ መለስ ጨናዊ ዝነበሩ ወየንቲ ኩሎምፐሐሳቦም ናብ አዲስ አበባ ብሻዕብያ እናተደገፍካ ስልጣን ምሐዝ ስለዝኾነ ዉረዱ ዘይተዋረድኩም። ንአለም ገ/ዋህድ ሰሚእናልካ፦ ትማሊ መለስ ጨናዊ፤ ሎሚ ንስኻ አብ አዲስ አበባ ስልጣን ደሊኻ ሱስዕ ገበተ ሰብ አወዲእኻስ ስልጣን? አየ ወያነጀ ልአብ ደንቆሮ።ወጣትግራዋይ፤ TD፣ አይዞኹም፤ ተስፋና አባኹም እዩ። ነዞም ዓጁሳት ወያነ አነፃፂርኩም በልዎም። ስልጣን ብዓመፅ አብ ኢድኩም አእትውዎም። እኒ ደብሪፅ ምስ ሻዕብያን አንትሻረኹ፣ እኒ ጌታቸው ምስ አብይ ሸሪኾምዮም፤ ፅረግዎም። ጥር እትብል ሃገረ ትግራይ የላን።
አብዘየለ መንግስቲ መንግስቲ እናበልካ ጭርሖ!! ህዋሓት እዩ ክውገድ ዘለዎ!!
ትግራይ ልኡኻት ብልጽግና ይርብሽዋ ኣለዉ ከይሳዕረረ መዐገሲ እንተዝግበረሎም ጽቡቅኔሩ ዳሓር ናብ ጸገም ኸየእተውዋ ከለው
ሓሳዊ
ማኣዝ መንግስተ ተዋቅሩ ናይ ህዝብ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ክንደይ ደቆሮ እዩ ዞሎ
በምርጫ ኮሮጆ የመረጠዉ መንግሥት ያለ ይመስል ሽሮ በማትገዛ የአበል ገንዘብ ከጌታቸዉ ረዳ ተቀብሎ እንደ ቁራ ይጮሃል።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
እፍኝ የሚያክሉ ከተለያየ ከተማ የተለቀሙ ናቸው
አይ ለሎ መንግስቲ ላይ ፒፒ ከዳሚ ሕውሐት ሐደ ኢዮ
ጊዜያዊ አስተዳደር እንጂ የምን ጊዜያዊ መንግሥት ነዉ ያለዉ ደግሞ?? ወይ ያለማወቅ።
ኣንፀላኣትኹም ዳኣ ክስትስለፉን ትቃለሱን ታዓስብኩም ዕግርግር ምብል ብጣዓሚ የጥዕመልኩም ባንዳታት
ፈለማ ባንዳ ታይ ማለት ምዃኑ ትርጉሙ ፍለጥ
ረሳሕ ዓጣሪት 😢😢😢😢ባንዳታትትትት ናይ ትግራይ 😢😢😢😢😢
ንሕና ከተማ መቀለ ነበርቲ ኢና እዚ ሰላማዊ ሰልፊ ግና ግምት ደገፍቲ እምበር ንተፈናቀልቲ ዘይንታዮም ሰራሕ ዝሳአኑ ደለይቲ ፖለቲካ አልሚፆም ዝበልዐ ካብ ከባቢ መቀለ ዝመፁ እዮም እምበር 05,06,07,08,11,ዲያስፖራ ,ዓዲ ሓውሲ,3ይዓለም አዕርኽትና ጠይቅና አይሰሙዑን እቲ ሓቂ
እዝንኻ ተተደፊኑ ታይ ይግበር ንገዛኻ መፅዩ መን ይንገርካ ሚድያ ተኸታተል ድቑስ
አይትሓሱው ከምዚ ዝበለ ሚድያ ነጋዳይበር ሚድያ አይኾነን
እንታይ ድኣ 50 ጥራይ ተኣኪቦም ናይ ኣብይ ባዳታት😂
ዝተወሰነ ዝተዋሃቡ ጥራይ መማሰዪ
ብድብድ ንብድብድ እዮም እዚኦም ምክንያቱ ነቲ ከም ህዝቢ ከጽንተካ ዝተላዓለ ብልጽግና ብተዘዋዋሪ መንገዲ ምድጋፍ ድርባያት
Less than 100 banda, am here i look thuse
አንታ ለዞም ደቂ ደርግን ልኾኑ ልኡኻት ብልፅግና ለተወግድዎም እራይምራይ tdf አቦትኡሎ
ብርሃነ ከንቲባ ይኹን ኢልካ ሰልፊ ንዕቕት ህዝቢ ዘመላኽት እዩ ብህዝቢ ዘይተመረፅ ከንቲባ ቅብሉነት የብሉን ከተማ መቐለ ናሰላምን ልምዓትን ክትከውን እንተኾይና ብሕዝቢ ዝተመረፅ መሪሕነት ይድሊ ! ጌታቸው ምንም ዝገብራ ነገር የለን ሽፍትነት እዩ ኣንቲ ከልቢ ሸርሙጣ ጋዜጠኛ እውን መን ዝብሃል ላዕለውይ ኣዛዚ ሰራዊት እዩ ተሳቲፉ ኣብቲ ናይ ዥዕመፅ ሰልፊ ብስሩኸ መንግስቲ ኣሎ ድዩ ኣብ ትግራይ ከመይ ኣዴኺ ዝበልኪ ቆርማድ ከልቢ ኢኺ
ካብ ጭርሖኦም ከምዝተረዳእኽዎ, ፁሩይ ራእይ የብሎምን ናይ አብይ አሕመድ ጉዳይ ፈፀምቲ ኮይኖም እየ ረኺበዮም። ጉጅለ ማሌሊት አፍቲይ ይኹን አፍቱይ ካብ ስልጣን ክእለ አለዎ!
ኩሉዶ ከማኻ ዘየገናዘብ ይመስለካ?
ጌታቸውን ሳዓብቱን ትግራይ ንምብታንን ፣ ሕዋሕት ንምፍራስ እንበር ንህዝቢ አይሓስቡን
You are right
ህዝቢ ትግራይ ገዲፍካ ህዝቢ መቀለ መንግስቲ የድልዮ እንዳበልካስ ወጊድ ከባብያውነት ኣየ ትግራይና 🥺
እዞም ፃሕፃሕቲ ሉኡኻት ብልጽግና ኣብ ከተማ ዝርብሹ ዘለው ሱጉምቲ ክወስዶም ይግባእ።
ትማሊ ምስ ፀላኢ ወጊኖም ህዝብና ዝዘምቱን ዘበሳበሳብሱ ዝነበሩ እዮም ባንዳ ንክብዱ ኮይኑ እምበር መቀለ ጥራሕ ኣይኮነንን ዝነብር ህዝብና።
ህዝብና ሽግርን መከራን ኣብ ኬንዳ እዩ ዝነብር ዘሎ እዞም ሰክራማትን ለያቡን ናብ ሕጊ ጥራሕ'ዩ ክቀርብ ዘለዎም።።
ሃየ ተመወልቲ ክትስዕሩ 😢😢😢
ሒዞሞ ዝወፁብሕቶ፡ ሕቶ መቐለ ጥራሕ እዩ ዘንፀባርቕ ዘሎ።
ዋይ ትግራይ ዓደይ መከራኺ ዘይውዳእ ፈጣሪና በጃኻ ያኣክል በለና
እዞም ሰልፊ ዝወፁ ዘለው ኣብ ወራር ትግራይ ዝሰርቁ ዝነበሩ ሌያቡ ሕዚ እውን ንምስራቅ ዝተፀገሙ ህውከት ክፍጠር እሞ መሊሶም ከም ኣመሎም ክሰርቁ እዮም እምበር ነዚኦም ሕዝካ ምፍካር ውረደት እያ ደቂ ዑሱባት።
ተላአአክቲ ብልፅግና ፣ መቀለ ድዩ መንግስቲ ዘድልያ ካብ እውቀት ነፃ ዝኾንኩም
You are absolutely right
ህዝቢ ትግራይስ አብ መቀለ ጥራይ እዩ ዘሎ
ዝተደናገሩ መናእሰይ
ዋላ ዃ ከም ሑፃ ባሕሪ ተበዛሕኹም ሓቂ እዩ ዝስዕር ።
ቂምን ስሚዒትን ሐዚ ኣየድልን
ንብርሃነ ከንቲባ ፀልይሉ 😢😢😢
ንዓርስኹም ፀልይሉ
ጌታቸው ረዳ ከብ ብልፅግና ይተአለ አንትም ዕሰባት
Nimn eyom mngsti zebelo zelewu, mngsti alewa dyu tigray gxekum tkeweli
ከተማ መቀለ መንግስቲ የድልዮ ትብሉ(ትግራይ መንግስቲ የድልያ ዘይትብሉ ከባቢያውነት ኣይትፍለዩ) ካልኦት ከተማታት ከ መንግስቲ ኣያድልየንን ድዩ
አታ ጅግና ህዝቢ።
ሕቶ ከባብያውነት 😂😂😂 ህዝቢ መቀለ መንግስቲ የድልዮ 😢 ሃየ.....የ የ የ
ህዝቢ ሽረ ማይጨው ዓድግራት ወዘተ ኸ ሰላም ኣየድልዮን 😂😂😂
ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ትግራይ ይኹን
መን ከ ጦርነት ይደሊ
ሃሳሳት
ልኡላውነት ትግራይ ይመለስ ኢልኹም ደኣ ዘይትጭርሑ!!
እኽብካብ ግራ ዝኣተዎም
Eway werdet ezom hize nay getachew meserh dyom mesakin 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቀለብተኛ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ኢኩም ስልፊ ዝወፅእ ዘሎ መቀለ አመሪካ ድያ ባንዳታት ብልፅግና
You are absolutely right
ባዕሉ ንባዕሉ ዝጋጨው ሓሳብ ንህዝቢ ኣይጠቅምን ንሕግን መትከላዊ ኣሰራርሓን ንገዛእ ንካልእ ክትወቅዕ ተፍርሶ ኣብ ባዕልኻ ክበፅሕ ትኽክል እናበልካ ምጉዓዝ ኣይጠቅመናን ኩሎም ንድምፂ ህዝቢ ከዳምፁ ኣለዎም ኣንውሕና ንሕሰብ
ቻው ትግራይ wellcome back again
Wayeeeeeeee,Weredete !!!!!!!!!!!!!!!
ሰለማዊ ሰልፊ ምውፃእ ኩናት እዩ ዝፈጥር ብሰሊፊ ዝፍታሕ ኣይከነን
መቀለ እናበልካሰ ከባብያውነት ትብሉ ሓሰውቲ
ይገርም
You are absolutely right.
መንግስቲ ትግራይ አብ ቦኡ ኢዮ ለሎ ትግራይ ናይ ፒፒ ዕደራ አትፃወር እንቢ ልናይ ፒፒ ከደምቲ እንቢ ልናይ ደርጊ ተረፍመረፍን ላይ ፒፒ ተከፈልትን እንቢ ልፀረ ትግራይ
Amen Amen Amen
ንመቀለ ጥራሕ እንደጨራሕኻስያ ወጊድ ንኸባቢነት ባዕልኹም እንዶ ከባቢያውነት ትገልፁ አየለኹሙን ይባል ተባሂሊ ድመት ተዃሒሉ
😭😭😭
መንግስቲ ዝበሎ ከይፍፀም ሓሊኹ ዘሎ ፀጥታ ሓይሊ ክሓስብን መገልገሊ መንግስትን ህዝብነን ክኾን ይግባእ
ብልጽግና ፡ ኣብ ትግራይ እግሪ ክተክል ዕድል ምሃብ ማለት ፡ ብህልውና ትግራይ ናይ ምቁማር ገበናዊ ወንጀል'ዪ ። 😢
አይንእገሰን ንሻእብያ ዶ ንወረርቲ
45 ቢልዮን ቕርሺ ነሰኒስኻ ዝግበር ሃለውለው
ሰልፊ ኩልኩል ዶ ኣይኮነን???
Ayzona Raya Enderta Tembien
Tigray adi serekti leyabu
ህዝቢ መቀለ ሰላም ይድልዮ እቲ ካሊእ ትግረዋይ ከ፧፧፧፧? ትግርሙ እኩም
እታ መቀለ ዳኣ ኣበይ ድያ ኣብ ትግራይ ዶ ኣይኮነትን እያ
ከባብያውነት ኣይሃሉ እንዳበሉ መቀለ መቀለ ይብሉ እቲ ትብልዎ ዘለኩም እኮ እዩ ከባብያውነት ፀብብነት
ትግራይ በሉ....,,፡..። 10:00
መንእሰይ ከተማ መቀለ ኣይኮኑን ኣይትጋገዩ እቲ ሰልፊ ናይ ብልፅግና እዩ ደቂ ኣነስትዮ ዘየብሉ ሰልፊ ሰልፊ ኣይኮነን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ግመት ናብ ሕጋዊ ክትቅይር ምድላይ ኣግባብነት የብሉን ካብ ምክርቤት ዝሸው መማሓደረ የለን
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉አብ መላእ ትግራይ እዚይ ዘዓይነቱ ሓሳብ ተቀባሊነት ዘለዎን ኩሉ ክድግፎ ይግባእ❤❤🎉🎉ቀፅሉሉ🎉🎉
Banda get lost
አሂ ሕጂ ኸአ አወት ን ሓፋሽ መንዲልኩማ በጃኩም አባ ናትኹም ትብልዎ ፍጠሩ ደርፍታትና በብኢድኩም ትደርፍዎ አለኹም ስቕ አልና ሕጅስ ኸአ አወት ንሓፋሽ
Gʻeè z .. while they celebrate new year
ደኣማት ድማ የቐንየልና ጉደኹም ተፈሊጡ😂😂😂
ፎሽካል ሰልፊ እዩ።ናይ ሓደ ስድራ ዝመስል።
እቲ ንሳቶም ዝገብርዎ ዘለው ሰልፊ እኮ እምቢታ እኮ ዩ። ይርደኦም ዶ ሎ?
ቀፅሉሉ መናእሰይ ትግራይ ዲያስፖራ ኣብ ጎድንኹም ኢና
Get lost banda. I am not part of bandaits
Atum hassewti media meganenti
አሻስያ ተትሞተልካ ዳርጋ ሀዳር ዝወፀርካ
Wetru Awet Nihafash... & h ny
ኣረ በጃኩም እንታይ ምዓቱ እዩ ሰክን በሉ
ዕሱባት አክላባት አብይ ይነብሑ
Ezi bota bhaqi ab mekelle diyu?
Bandatat
No agent of tigray people think twice, temporary government is not good leadership, 😭 you are fatal mistake,
መጭበርበርቲ
Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame
ትገርሙ ኢኹም ሓያል ተቋውሞ ኢልኹም ዜና ትሰርሑ ኤህ ጭር ሲል ኣልወድም
አቲ ንስኻ እትምነዮ ዓመጽ እንተኾይኑ ቀዲሙ ድበልዐካ ንዓኻ እዩ
ሐሰዊቲ
Eri bekentu kkkkkk
The demonstration only includes about 50 bandas.
ዘይመስል ናሃትካ ዲሞክራሳዊ ናይ ካሊእ ዲሞክራሲ ዘይኮነ ናይ መን ክትሕዙ መራሒኹም ሓሳዊ ንስኻትኩም ሓሰውቲ
በሉዎ እዚ በላዒ ደቁ ከም ድሙ
Get lost banda
Ata leba hassawi
ዐዓጁሳት ዝቖንቆኑን ምስ መለስ ጨናዊ ዝነበሩ ወየንቲ ኩሎምፐሐሳቦም ናብ አዲስ አበባ ብሻዕብያ እናተደገፍካ ስልጣን ምሐዝ ስለዝኾነ ዉረዱ ዘይተዋረድኩም። ንአለም ገ/ዋህድ ሰሚእናልካ፦ ትማሊ መለስ ጨናዊ፤ ሎሚ ንስኻ አብ አዲስ አበባ ስልጣን ደሊኻ ሱስዕ ገበተ ሰብ አወዲእኻስ ስልጣን? አየ ወያነጀ ልአብ ደንቆሮ።
ወጣትግራዋይ፤ TD፣ አይዞኹም፤ ተስፋና አባኹም እዩ። ነዞም ዓጁሳት ወያነ አነፃፂርኩም በልዎም። ስልጣን ብዓመፅ አብ ኢድኩም አእትውዎም። እኒ ደብሪፅ ምስ ሻዕብያን አንትሻረኹ፣ እኒ ጌታቸው ምስ አብይ ሸሪኾምዮም፤ ፅረግዎም። ጥር እትብል ሃገረ ትግራይ የላን።