ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነ ጌታቸው ረዳ እንተዝኸውን ብተግባረይ ከም ቁሪ ብ ገፅ ትግራዋይ ምሓፈርኩ!!!!
አብ ጻድቃን ስጉምቲ ይወሰድ እላና ዝሰምዕ ተሳኢኑ። ስራዊት ትግራይ አውራድዋ ትግራይ።ሃስወቲ ባድንዳታት። ባንዳ በዚኩም መዓት ጠላማት።
ዓገብ በልዎም ዞምሰብኣይ ቅድም ቀዳድም ዝተኻየደ ጉባኤ ህጋዊ ኣይኮነን
ንክልተ አይተመቀለን ነገር አያተጣሚሚ 100 ንሚእቲጉባኤ ዝገበረ ን ካብ አኬባ ዘፈንገጠ በሊ ሕውሐት ሐንቲን እምንቲን እያያያያ።
አይትጋገ ብልጽግና እነኳይ ጉባኤ ክደግም ቦርዲ መረጻ አይፈልጦን ብሐይሉ ዝመርሕዘሎ እዩ
እዛ ሃገር ሕገመንግስቲን ውዕል ፕሪቶርያን ካብትትጥሕስ ፀኒሓ።ግን ረብሓ ህዝብናን ሕድሪ ሰማእታትን ዘኽብር ዝጣበቅ ስለዘየለ ትግራይ ናብ ሓደጋ ክትኣትው ይግበር ኣሎ ምእንተ ህዝቢ ይትረፈኒ ዝብል ውሳኔ የለን።
እወ ጉባኤ ትግበር ህወሓት ኣይ ገብርን ኢንተ ኢላ ከኣ ናብ ደሚሒት ትቀየር ደጊም ህወሓት ባዕላ ነብሰ ቅትለት ፈጺማ ኣላ ታሪኮይና ኢያ ብመንጀሪኖ.....እዛ ጉጅለ ኣረገውቶት በትናኽ ውድብ....ቻው.......ቻው
ቀጣፊ
የዋርድኩም ነዚ ጅግና ህዝቢ ንውልቀ ጥቅምኹም ክትብሉ አዋረድኩምዎ አብ ክንዲ ደበሱ ንስኹም ብማእኸል ዓዲ ክትሽየሙ ትመላለሱ ንሶም ከዓ እታ ገመድ የኽርርዋ
wa dhean do yemharke kkkkkkkk
ኢትዮፕያን ትግራይን ሕገመንግስቲን ውዕልፕሪቶርያን እዩ ዘራኽቦም። ሕገመንግስቲ ኢትዮፕያን ውዕል ፕሪቶርያን ከይትግበርን ኢሉውን ዘፍርስን ዘሎ ሓይሊ ፀሓይ ዝወቕዖ ሓቂ እንዳተፈልጠ ባዕልኹም ንባዕልኹም ኣይታሸፍጡ። ንመጽነቲ መእተዊ ነቓዓት ኣይትፍጠሩ። ካብ መፍረስቲ ሕጊ ሕጊ ከክብሩልኩም ምጽባይኩም ህዝቢ ትግራይ ተሕዝኑ ኣለኹም። ጎይተኦም ዝውከሎ ውድብ ከዲዑ ምስ ኣጽነቲ ወጊኑ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዳግመ ጽንተት የቃለዖ ኣሎ።
እስታሊን በትኪ ....ንደብሪጽ ኢንተርቪው ግበረሉ ኣብ ኢድካ ከይ ሞተት ከላ..
ገንዘብ ዝቀነስ አካል አሉ ንምንታይ ካብ መስከረም ሰልፍይ ቀንሱ ባንዳ ባንዳ ሸይጥትይ አዲኩም ብገንዘብ፡፡
ኣነ ጌታቸው ረዳ እንተዝኸውን ብተግባረይ ከም ቁሪ ብ ገፅ ትግራዋይ ምሓፈርኩ!!!!
አብ ጻድቃን ስጉምቲ ይወሰድ እላና ዝሰምዕ ተሳኢኑ። ስራዊት ትግራይ አውራድዋ ትግራይ።ሃስወቲ ባድንዳታት። ባንዳ በዚኩም መዓት ጠላማት።
ዓገብ በልዎም ዞምሰብኣይ ቅድም ቀዳድም ዝተኻየደ ጉባኤ ህጋዊ ኣይኮነን
ንክልተ አይተመቀለን ነገር አያተጣሚሚ 100 ንሚእቲ
ጉባኤ ዝገበረ ን ካብ አኬባ ዘፈንገጠ በሊ ሕውሐት ሐንቲን እምንቲን እያያያያ።
አይትጋገ ብልጽግና እነኳይ ጉባኤ ክደግም ቦርዲ መረጻ አይፈልጦን ብሐይሉ ዝመርሕዘሎ እዩ
እዛ ሃገር ሕገመንግስቲን ውዕል ፕሪቶርያን ካብትትጥሕስ ፀኒሓ።ግን ረብሓ ህዝብናን ሕድሪ ሰማእታትን ዘኽብር ዝጣበቅ ስለዘየለ ትግራይ ናብ ሓደጋ ክትኣትው ይግበር ኣሎ ምእንተ ህዝቢ ይትረፈኒ ዝብል ውሳኔ የለን።
እወ ጉባኤ ትግበር ህወሓት ኣይ ገብርን ኢንተ ኢላ ከኣ ናብ ደሚሒት ትቀየር ደጊም ህወሓት ባዕላ ነብሰ ቅትለት ፈጺማ ኣላ ታሪኮይና ኢያ ብመንጀሪኖ.....እዛ ጉጅለ ኣረገውቶት በትናኽ ውድብ....ቻው.......ቻው
ቀጣፊ
የዋርድኩም ነዚ ጅግና ህዝቢ
ንውልቀ ጥቅምኹም ክትብሉ አዋረድኩምዎ
አብ ክንዲ ደበሱ
ንስኹም ብማእኸል ዓዲ ክትሽየሙ ትመላለሱ
ንሶም ከዓ እታ ገመድ የኽርርዋ