Thank you Seble. I agree with your idea. I mean that everyone blames society for all the wrong that we see around us. You’re absolutely right. Everyone blames society but everyone is a part of society. And there in lies your answer. If each individual commits to not doing wrong, and to living a clean, honest, loving, helping life, the world would take care if itself. Wouldn't it? Where objective analysis of every situation is taught so that it becomes a habit to seek out the truth of the matter. It’s a long, uphill task but we have to start somewhere. Viva Medhinway Well done.
Together we stand Divide we fall. Your host to your show is very matured , unbiased and polically conciouss.Tigray needs a kind of he to be a LEADER.TKs.for bringinig her on your show
She is just another prosperity gospel member and sympathizer. What Tigray or Ethiopia lacks is not another motivating church or denomination or "enlightened" inspired pentecostal liberal democrats. Tigray deserves restoration of its status as any other federal state, followed by justice and accountability. Abiy's PP is appealing look at Adanech Abebie or Abbadula how they speak and show off, how they spend their Sundays in pentecostal churches with all the glaring halls. It is tempting understandably but but it is not for Tigrians.
Excellent question Medhin-Why are they hurriedly working on the implemention of DDR then if the issue of division is a problem? Why wouldn’t the interim should at least Free Tigray from Amaha’s and Eritrea?-Time is being wasted to safe their seat in power! Thank you Medhin
It is very sad Tplf lost SEBLE as amembership.at the same time GETACHEW IS LUCKY TO HAVE SEBLE on his organization.l wishes to seble to keep her stand with out fear for the sake of tigrians
እኔ ማይገባኝ ደመቀ ዘውዱ ካአብይ ጋር እየሰራና እየፎከረ ሚሊሻ እያሰለጠነ እንዴት ነው የትግራይን መሬት እሚያስመልሱት? የፕሪቶርያን ስምምነት ለማስፈጸም አልቻልንም ምክኒያቱም እኛ ነን ብላለች ችግሩን ግን አላብራራችም It’s so sad to see all this and the people of Tigray ends up paying for it over and over again. If you ask me, ሁሉም ለስልጣን እንጂ ለትግራይ ህዝብ አያስቡም sad!
The priotaiz problem in Tigray 1 To replace the displaced our people 2. To keep the territory which are under the enemies of Tigray So, why the leaders are computing for power
ካብ ጸርፍንፈኸራን ዝደሓነት ቃለመሕትት ደስ በሃሊት ተስፋ እውን ዘለዋ።
እግዚአብሔር ይገስፅክን።
ዋዕሮ ሓፍትና ሰብለ ካሕሳይ ንፍዕቲ ደላይት ለውጢ መንእሰይ ኣመራርሓ ኢኺሞ በርትዒ
waro?????? SHE BANDA pp TIGRAYYYYYYYYYYYY
ጎበዝ
Thank you Seble. I agree with your idea.
I mean that everyone blames society for all the wrong that we see around us. You’re absolutely right. Everyone blames society but everyone is a part of society. And there in lies your answer. If each individual commits to not doing wrong, and to living a clean, honest, loving, helping life, the world would take care if itself. Wouldn't it?
Where objective analysis of every situation is taught so that it becomes a habit to seek out the truth of the matter.
It’s a long, uphill task but we have to start somewhere.
Viva Medhinway Well done.
Together we stand Divide we fall. Your host to your show is very matured , unbiased and polically conciouss.Tigray needs a kind of he to be a LEADER.TKs.for bringinig her on your show
ደባሪ interview መዲሂን
Sabely Jegena, I like profitional, reallblity, specific and to the point. Keep it up.
Ayee PP
happy new year. hope 2025 , the new year to be a year of unity and peace. lets hope an uplifted Brake.
Selam ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤sebili❤❤❤❤❤❤
❤❤❤መድህን ግን እታ እትደልይያ ዓይነት ትግራይ ተፈጢራትልኪ ሓቀይ?? Congrats!! እዚ ንክትገብሪ ዘርአኽዮ ትግሃት ዘይምድናቅኪ እይክአልን!!❤❤❤
አረረረረረረ መድህን ሓፍተይ ሰባት አቅርቢ እኒ ብዓል እዚኣ ድሕሪ ጆኖሳይድ ናብ ጆኖሳይድ ዝገበሩልና ከይዳ እትጉንባሕ ከዳዕ ክተቅርቢ ደም ጀጋኑ ተጋደልቲ ብቻ ዉሕጅ ኮይኑ ይዉሰዶም ነዞም ከድዓትን ጠላማትን ከድዓትን
ካብ ደብረ ፅንተት ንላዕሊ ከዳዕ ኣሎ ድዩ? ወይስ ኾይኑዎ ናትኹም ዓሌት ዘይኾነ ትግራዋይ ባንዳ እዩ?
ከባደዕስ ንስኻ/ኺ መንደርተኛ
ወዲ ሰብ ንክነእምን ሓሳብ ምሀብ እቱ ልበለፀ ሀቒ እዩ ። ና ምንጋር ፣ ምጽሀፉ መብቱ ፣ መሰሉ በኧይኒ ማእዶ እምኒ ምድብራይ ግን ኢ -ዲሞክራሲያዊነት እዩ ወይም ፀርፊ ናማኃይም ምልክት እዩ ። እስቲ እታ ካብ ሙቸት ናአሜሪካ ኃዲጋ ኣብ ሕዝባ ማእኸል ኾይና ተጋዲላ ብሀዊ ልተፈተነት ወጣት ባእላ መዘጋጀይት ባእላ ሕዝባዊት ጋዜጠኛ ልተፈላለዩ ምሁራት ፣ በለይ ምድላይ ልተፈላለዩ ናፓለቲካ ፓርቲታት እላቕረበት ብዙህ ክንፈልጥ እትገብሮ ብራኸ ሸው (መድህን ) ነበረታትኤያ ትግራዋይ ኣዮኻ ኧብይ ስንቁ እዩ ብምጽራፍ ልግነ ጥቕሚ የለይ ። ሰብለ እቱ ለሟኧንቲ ለሀቦቶ ተሪር ጥያቐ መልሳ ኹሉ ሀቒ ልተሞልኦ ነይሩ ኧብ መሬት ጠብ ለይብል ። እስቲ ነስተውእል ሰብለ ክትሀርቕ ተላ ትሶህቕ ነይራ ። በላህ ኣብ ውሽጢ ሀዊ ኾይና ትጋ ደል ሞራል ነሀባ ። ፀርፊ ማኃይነት እዩ ። ገ ሔር ዓለማዮ ካባ አሜሪካ የቐንየለይ ።❤❤❤
ኢዩ ጩፋ ሰላም በልልኝ ቡችላ ፓስተር
Banda Banda !!! I saw her praying with the same people who was promoting Tigray genocide
ዋዕሮ ቀፅልሉ እዞም ነውራማት ብስም እምነት ከሽቅርሩ ዝምኩሩ. ናቶም እምነት ይብእስ ደም መንእሰይ ዝሰትዩ ሳጥናዮላት
👎👎👎
እምነታ ኣይኾነን ሽግሩ፣ ኣብቶም ፅንተት ትግራይ ኸቢድ እጃም ምስ ዘለዎም ሰባት ምጉንባሃ እዩ፣ መትኸል ዘይብላ
ቐፃሊ በየነምክሩ አቕርብልና ቢሊዮና ንብረትህዝቢ ትግራይ አዱ ሑዙ አብይ ናበይን ይአቱሎ ??????
ንምታይ ድአ ሀዚ ልምዓት ጉጅለ ይፍረስ ዝባሃል ዘሎ
ሰብለ ካሕሳይ እዛ ኣንጭዋ ዓንዴል ፈረስ ጌታቸው ንሕዋሓት ኪሒዳ ከዳሚትን ኮማሪትን ተቀይራ
መድህን፣ ሰብለ አካል ብልፅግና ዝኾነትሉን ሓደራ ስውአትና በሊዓ ተመዋሊት ኣብዪ ኣህመድ ዝኾነትሉ ቀንዲ ምክንያት ሕተትልና!
When painting black spot individual
Person's life we must conceit evidence out of support the local agenda of TPLF'S point of view
ችድ ረሳሕ። ኣቱም ባሮት ደብረ ፅንተት ስርዓት ግበሩ። ደናቁር ።
መናፍቕ ስለ ዝኾነት ካብ ህዝቢ ትግራይ መናፍቓን ኣብዪ ኣሕመድ ብልፅግና እዮም ዝቐርቡዋ እዛ ካሕዳም ከዳሚት።
@@nabhade3470 That is true!
Please very shortly cation medhen
❤ለውጢ አይኮነን ዘድልየና ሕጂ ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ን ዝተማዛበለ ህዝብናን ይመለሰልና እዩ❤ፃድቃን ጌታቸውን በቃ አጀንዳኩም ለውጢ ጥራይ እዩ የሕዝን❤
መድህን። (ብራኸ ሸው ) ል ሰብለ ካህሳይ ላብ መድረክ ምቕራብኺ ግልፃዊ መብርሂ ሰሚእና። ናትግራይ ሕዝብዉን ድለየት ሀቒ እዩ ጽቡቕ ጋዜጣዊ ጥያቄ ፣ መልሲ ሰሚእና የቐንየልና ። ገ / ሔር : ዓለማዮ። ካብ አሜሪካ ።❤❤❤
We would have needed her background, education, but it is good.
ኣይ መድህን ! እዛ ናይ ጌታቸው ከዳሚት ድሕር ኣብልያ !! ናይ እተማሓድሮ ሰራሕተኛ መንግስቲ ሕቶ ክትምልስ ዘይትኽእል ፓንቲ ጌቾ ንየው በልያ
She is just another prosperity gospel member and sympathizer. What Tigray or Ethiopia lacks is not another motivating church or denomination or "enlightened" inspired pentecostal liberal democrats. Tigray deserves restoration of its status as any other federal state, followed by justice and accountability. Abiy's PP is appealing look at Adanech Abebie or Abbadula how they speak and show off, how they spend their Sundays in pentecostal churches with all the glaring halls. It is tempting understandably but but it is not for Tigrians.
ግዝያዊ ምምሕዳር ይፍረስ
ህወሓት ብጣዕሚ መሕዘኒት ፓርቲ እያ ነኒብዓል እዘን ከድዓት እዚአን ወፃኢ ገይሩ አምሂሩ ከምዚ ብጠራራ ፅሓይ ይክሓድ
ህወሓት ነዓኺ ተምህረኪ ነይሩዋ ማለት ድዩ?😂😂
@ShumeXTube አነ እማ አይደልየላንዋ ንብዓል ከዳዓትን ጠላማትን አምሂራ ትክሕድዋ አለኹም ክብለኩም ደልየ እየ።
@ እንድሕር ዘይትደልዪ መን ሞ ምስክርነት ፀወዐኪ ዚ ሓፍተይ
ዋይ ሰብለ ናይ መንግሰቲ ሰራሕተኛ ፀገም ዘየርደአኪ ውልቃዊ ጥራሕ እትሓሰቢ ሰብ
❤
ወ/ሮ ሰብለ ኣብ ናይ DDR ዘሃቦ መብራርሂ ትክክል ኣይኮነን .ኣይተ ጌታቸዉ ረደ ሸይጥዎ እዩ.እዙይ ዘይከሓድ ሓቂ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ችድ ሕማቕ !!!🤮🤮🤮
ንሰብለ ካህሳይ ካብ ዝፈልጣ ልእሊ 13 አመታት እየ አብ civil service እንዳተማሃረት ነይሩ ኩልግዜ ነገራት ትርእዩ አካየዳዳት ይገርመኒ ነይሩ ሃደ ነገር ሃቲትካያ እይ ትህበካ መልሲ መንገድካ ዘመራርእየካ እዩ ብቻ ሰብሊ ካባኪ ቡዝህ እዩ ህዝቢ ትግራይን ዋላ ትግራይ ትፅበይ ዘላ
ሰብለ ብቅዓት ዘይብላ ሰብ ኣያ
ጥሮታ ዝወፃእና ሰባት ጡሮታና
ከይንኽፈል ዝኸልከለትና ሕማቅ
ሰብ ኢያ
የትም አታመልጡም ትግራይ ትፋረዳቸዋለች
መድህና ተንጥያቄ ኣትምልሰንን ዘላ ማለት ውን ፀግፀግዕ እያ ትብል ዘላ.
ረዲኤት ስለ ዝተቀበለ ከባብያዉነት ኣይታባብዕን ህዝብ ትግራይ መዲህን
ኣንቲ መድህን ንሰብ ዘይትጥይቂ እቲ ናይ ሰለሙን መዓሾ ፈተነ ቅትለት ካላኣይ ክፋል የብልክን ድዩ ብዕሾኽ ዘይተነኸአት መኪና ደኺምኪ ፖሊስ ኮሚሽን ቁሕም ኣቢልዋ መሕዘኒ እዘን ሰበይቲ ብዙሕ ኣይትጠይቅያ ናብተን ዋዕሮታት ኪዲ
ግምት መላምል ተሰዊኦም ዘረከብዎ ወንበር አብይ ዝሃበኒ ንዑ ሕተቱዎ ምባሉ ክሕደት ። ቀተልትና ዝሰደደ : ክልተ ዓመት ህዝቢ አብ ጭቃ ናደቀሰ : ጉባኢ ክብሃል ዝሃድም : መዓድናት ናተዘርፈ ሱቁታ : ጆኖሳይድ ቃል ዘየተንፍስ ምልክታቱ ዘጥፈእ : ግዝአትና ዘየምለሰ ግምት በየናይ መልክዑ ወ/ሮ ሰብለ ንዛተ ዝብላ ? ነቲ ውዕል ዘይፈፀመ መንግስቲ ገዲፍኩም ምስ የሕዋትኩም ክትባልዑ መሰቀቅ ። ብዝኾነ ደጋፊ ሕወሐት ኮይነ አይኮንኩን ተፈፀመ ገበን ልዕሊ መሬት እዩ ። የቀንየልና መድሂን
አባላት ህወሓት ነበር ግምት :ልክዕ ከምታ አብዪ ዝገበራ ሕማቅ ብምስራሕ እቲ ውድብ ተፂሊኡ ንክጠፍእ እዩ እቲ ምሸጥር :ስለዚ ግምት ሰረሑ አይሰረሑ አይግድሾምን እዩ :ምንም ዓይነት ቃንዛ ህዝባ አብ ፈታ አይንበብን።
ኦሮማይ አባል ፒፒ ኮይንካ ቃንዛ ህዝቢ ክስምዓካ አይክእልን እዩ።
ንሰብለ ዝሕተት ሲኢንኪ?
ከም አባል ብልፅግና ውዕል ፕሪቶሪያ ንምንታይ ዘይተፈፀመ እንታይ ገምጊምኩም
ናይ መንግስቲ ሰ/ኛ ናይ 17 ወርሒ መሃያአምንታይ ዓለበ መልሲ ሃብሉ እዚ ዓይነት ሽግር ንክመፅእ
ካብዘን አለዋና እንብለን ውሑዳት ደቂ አነስትዮ ብርቅየ ባንዳታትና እዛ ጨቕላ እዚኣ ሓንቲ'ያ😅😅
😊
ባሮት ደብረ ፅንተት ናይ ሻዕብያ ደቃሉ ካብዚ ወፃኢ ኻልእ ኣይትፈልጡን
ብሓሳብ ኣፋላላይ ዘይትኣምኑ ካብፀርፍን ፀብብነትን ወፃኢ ምንባር ዘይትኽሉ
Gospel chofa Banda
እዩጩፋ ኣፋ ኣግፊሕዎ😮😮😮😮
Excellent question Medhin-Why are they hurriedly working on the implemention of DDR then if the issue of division is a problem? Why wouldn’t the interim should at least Free Tigray from Amaha’s and Eritrea?-Time is being wasted to safe their seat in power! Thank you Medhin
Wonderful these are the one who lead us Aye TPLF !
እቲ ግዚያዊ ምምሕድዳር ደኺሙ እዩ እቲ ምኽንያት ግን ክርድኣና ዘለዋ ሓጋዚ የብሉን እቶም ህወሓት ዝበሓሉ ናተይ እዩሞ አነ ብዝበልኩካ መንገዲ ኪድ ምምሕድዳርውን አይፋሐፈሉን እየ ዝብሎም ዘሎ ነዚ ድማ ዝደቀሱ ዝብሎም ሕዝቢ ትግራይ ን ሰራዊት ትግራይ ናብ ሓደ ክመፁ አለዋም ነዚ ተጠየቅቲ ደብረፂዮን እዩ ብኣቅሚ ጌታቸው ምስተመረፀ ንምንታይ ብውጫዊ ወኪል ነቲ ብመረፃ ዝተመረፀ ብኔት ወርኪ ወሪዱ አነ ተትኾን መንገደይ አመኣራርዮ ክወፅእ ነይረ እዚ ኔት ወርክ ክጠፍእ ለውጢ ክመፅእ አለዋ
ካብኔ ግምት ውዕል ፕሪቶርያ ከፈፀም እዩ ተቋቋይሙ ኔሩ። ተመዛበልቲ ምምላስ ግዝኣተ ትግራይ ከምልስ እዩ ኔሩ። ካብኔ ግምት ተልእኾኡ ሓዲጉ ልኡኽ ብልፅግና ኮይኑ 2 ዓመት ሰሪሑ። 3 ዓበይቲ ወንጀላት ፈፂሙ 1) ጄኖሳይደራት ብናፃ ሰዲዱ። 2) ውዕል ፕሪቶርያ ከይተተግበረ TDF ክፈርስ ጌሩ። 3) መረዳእታት ጄኖሳይድ ኮነ ኢሉ ኣጠፋፊኡ። ትግራዋይ ዓሻ ኣይኮነን። ህዝቢ ትግራይ ለውጢ ይደሊ እዩ። ኮይኑ ግን ለውጢ ማለት ካብ ህወሓት ዝሓሸ መሪሕነት ክመፅእ ምግባር እምበር ህዝቢኻ ጠሊምኻ ልኡኽ ጨፍጨፍቲና ምዃን ኣይኮነን። ብጌታቸው ዝምራሕ ብልፅግና ትግራይ ካብ ስልጣን ይተኣለዩ። ቀሚሸይ ኣዐንቂፉኒ ምኽኒት ከሓድያን እዩ። ምስ ጉጅለ ጌታቸው ሓደ ዝገብረና ኣጀንዳ የለን። ካብ ጌታቸው ህወሓት ይሐሹና።
Resah banda hasawit kedae telam
ጀኖሳይድ እናበልኩም ንህዝብኹም ክፍአት ትምህርዎ:: ንስኹም አብ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበርኩሞ ጭፍጨፋን ክፍአትን ጀኖሳይድን ተመዝጊቡ አሎ::
ክፍአት ልብኹም ተንኮል አእምሮኹምን ብትዕቢትኩም ዝገበርኩሞ ወተሃደራዊ ስጉምቲ: ናባኹም ተመሊሱ::
ናብ ልብኹም ተመሊስኩም ምስ ህዝብኹምን ህዝቢ ኤርትራን ተዓረቁ:: ተጋጊና በሉ:: እዚ ጥውይዋይ ልብኹም ገና አብ ክፍአት ከይወስደኩም ምስ ልብኹም ተዓረቁ😊
baltazar dahna dyu? sebewai
It is very sad Tplf lost SEBLE as amembership.at the same time GETACHEW IS LUCKY TO HAVE SEBLE on his organization.l wishes to seble to keep her stand with out fear for the sake of tigrians
Ayee PP
really😂
She is a thief. Hasawit
ሕቶ1.
ጉባኤ ምግባር እንተኣሚነናሉ ብኣብዝሓ ድምፂ ንምንታይ ዘይተገዝኣ
ሕቶ2
ሕዚ ግምት ናይ ህልኽ ዝኸዶ ክያዶን ሕገ መንግስቲ ብዝጠሓሰ መንገዲ ብውልቀ መላኽነት ብደብዳበ ምሻም ምውራድ ኣግባብ አለዎ ኢለን ይኣምናዶ
ሕቶ3
ናይ ሰንበት ሰንበት ስዋ ሰንበት ዝመስል አሻሓት ገንዘብ ወፂዎ ብግምት ዝካየድ ናይ ፈላላይነት አኼባ ልክዕ እዩዶ ይብላ
ሕቶ4
ብሌብነት ዝተገምገሙ ሽሻይ ክንደያ ረዳኢ ወዘተ ኣይተገምገሙን ድዮም ይፈልጣዶ
ሕቶ5
ብዛዕባ ከባብያውነት ዘይምጥን ዝተዛረበ ረዳኢ ሓለፎም ኣብ ግምት ዶ ኣይኾነን ዝርከብ ጌጋዶ ኢልክንኦ ትኾና
መድህን ሓሳዊት ተስዓ ሚእታዊ ተኸታተልቲ ናይዚ ሚድያ ‘ዚ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ ዝኾኑሉ ምኽንያት ክርድአኪን ክትልብሚን ተስፋ ንገብር። ሕልናኺ ሸይጥኪ ካድረ ጌታቸው ምዃን ዘዋፅአኪ እንተመሲሉኪ ሓቢርና ክንርኢ ኢና።
ህዋሓት ብሽም መማልእቲ ጾታዊ ማዕርነት ደቀንስትዮ ከም ባዓል እዚኤን ዝኣመሰላ ዱሩት ዓቕሚ እናሃለወን ናብ ስልጣን ብኔትዎርክን ካል ኦት ውልቃቂ ርክባትን ዝለዓለ ቦታ ሒዘን ናብ ህዝቢ ናብ ድከትን ውድቀትን ንክኣትው ዝለዓለ ኣበርክቶ ዘለወን ዘለዎም ሰባት ከም ጽቡቕ ዝ ሰርሓ መድረኽ ምሃብ ናይ ጥዒና ድዩ ዋላ ብራኸ ሾው ውን ናብ ሚድያ ዝቕረባ ንቁሓት ደቀንስትዮ ስ ኢንኪ ንስኺውን መማልእቲ ኣቕሪብኪያ። ባዓል¨ዚኣ ናብ ኣዩ ጩፋ ከይደብ የጉራዓ እምበር ብዛዕባ ማሕበራዊን ፖለቲካውን ኩነታት ዶ ብድፍረት ናብ ምትንታን ምኣተዋ`?
ሲቪል ስርቪስ ትግራይ ንምንታይ እዩ ኣብ ናይ ዉሽጢ ስራሕተኛታት ጥራሕ ትኩረት ዝገብር?
ካብ ዝተፈላለዩ ክልላትን ናይ ፊደራል ሰራሕትኛን ዝነበሩ "TDF" ንምንታይ ሓደ ዉሳነ ዘይገብረሎም
ዝቆጽሮ ሲኢኖም ዘለዉ!!
ይገርም እዩ። ብከምዚአን ዝበላ ትሑት ዓቅሚ ዘለወን ሰባት ክንምራሕ።
ንደብረፅዮን ኣፀቢቓ ትበልፆ በላሕ ጏል እያ:: ገበና ጏል መቐለ ምኳና ጥራሕ እዩ::
@fasil526 ጓል መቐለ ምዃና ቅቅቅ። ትግራዋይ እንተኮይንካ ካብዚ ነብሰ ምትሓት ውጻእ።
@@danielhailemariam5971ፋሲል ዝበሃል ሰብ የብልናን bro
በዚአይ ትምራሕ ትግራይ ካብዚይ ንላዕሊ ክትቅበር ኢያ
ተጋሩ በዛእባ መፃኢ ፖለቲካ ትግራይ ከመይ ይኩን ዲሞክራሲ ኣብ ትግራይ ,ፀጥታ ትግራይ ልምኣት ትግራይ ተኾይኑ ድሌትኩም እዘን ሚዲያታት ብልፃት እዮን
Reyot Media ቴድሮስ
UMD Dr Getache Asseffa
Axumawit Media
HornAffairs Daniel
Brakhe Show Medhin G/Selassie
መፃኢ ትግራይ እንታይ ይሕሽ እንታይ ኣማራፂ ንጠቀም ከመይ ጌርና ዘሎ ኣፈላላይና ብስሰልጠነ መንገዲ ተሰማማኢና ትግራይ ንጥቀማ ትግራይ ንህነፃ ፍፁም ዲሞክራሲ መሰረት ናንብር ተፈናቀለ ህዝብና ህዝብናን ተወረረ መሬትናን ናምልስ ዝብል ዝበዝህ ትሕዝቶኦም
They are just wasting pepples' time. All can not save the life of one IDP.
እኔ ማይገባኝ ደመቀ ዘውዱ ካአብይ ጋር እየሰራና እየፎከረ ሚሊሻ እያሰለጠነ እንዴት ነው የትግራይን መሬት እሚያስመልሱት? የፕሪቶርያን ስምምነት ለማስፈጸም አልቻልንም ምክኒያቱም እኛ ነን ብላለች ችግሩን ግን አላብራራችም It’s so sad to see all this and the people of Tigray ends up paying for it over and over again. If you ask me, ሁሉም ለስልጣን እንጂ ለትግራይ ህዝብ አያስቡም sad!
በጃኺ ብፂት አብ ካብኔ ፀኒሒኺ ንህወሓት መራሕቲ በታ ኢትዮጵያ መራሕቲ ፅልኢት ፈሊጥና ነይርና ይኹን እንበር ነቲ ሓድነት እቲ 35 መዓልቲ ደብሪፅ ብኔት ዘርኪ ተመሪፁ ናብ ትግራይ ምጉያይ ንምንታይ እዩ ተፈጢሩ እቲ ፀገም አብ ብጎንደር ሕዝቢ ተጋሩ ትባረሩ እቲ ውድብ ዝንብሎ ዜሮ እንኾነ ብዘይ መግለፂ ዘይተገማቲ ዝጀመረ 17 ዓመት ተቃሊስካ እቲ በረኻ ዝነበረ ተግራዋይ መራሒ ምኻን ሀሁ ተማሒሮም ናይ ኢትዮጵያ መራሕቲ ምዃን ብዘይ አቅሞም ክንገዝእ ኢና ዮሎሙና ድሓር ምቅናስ ምፍንጫል ምእሳር ምብራር ተጋሩ ወዲቃ እዚ ቀፂሉ ኸዝውን እቲ ትግራዋይ ደቂሱ ህወሓት ድማ ዝመፀ ሙሑር ትግራዋይ ክመርሕ የብሉን ዝብሉ ጌጋ ሓሳባት ይቅፅል አሎ ሠራዊትና ድማ ደቂሱ ዲዲር ዝፅበይ ኮይኑ በጃኺ ከም በላሕ ብፂት ነቲ ፀገም ግለፅዮ
The priotaiz problem in Tigray
1 To replace the displaced our people
2. To keep the territory which are under the enemies of Tigray
So, why the leaders are computing for power
ብትግርኛ ፀሓፍ ካብ ደጊም! ዋእ!
ሰብለ ኣንቲ ጰንጤ ረሳሕ እዚኣ ንህዝቢ ትግራይ ኣይትምጥንን ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ እያ
Don't shoot the messenger.😊 better than 500 years of war. Try something new.😊
መድህን ፅቡቅ ትገብሪ ዘለኺ ከይመስሊ ብዘይረብሓ ገንዘብ ብልፅግና ነቲ ጅግና ህዝቢ ከተወድእዮ ክፀንት ምስብልፅግና ዓሪኪ ህዝቢ ትግራይ ን ትግራይን ካብ ካርታ ዓለም ክሕከኽ ዓብይ ፃዕሪ ትገብሪ ኣለኺ ሓይሊ ኣይሃብኪ ፈጣሪ ኣብኢደ እግርኺ ድማ ርኸብዮ ንብዓት ኣዴታት ስድሪ ከምዘይሰደኪ ክትፈልጢ ኣለኪ
ረሳሓት። ናይ ደብረ ፅንተት ባሮት ዓውዓው ኣብዚሕኹም። ናትኹም ዓሌት ዘይኾነ ዝበዝሕ ትግራዋይ ኣሎ።
@@Gebray7 ኣታወድቶም ቅልውላው መንነት ዘለዎም ወድቶም ሙሩኻት ፃድቃነ ጌታቸው ክመርሑ ኣይት ሕለምዎ ርኹሳት ሸየጢ ዓዶም ከብዳማት👎👎👎
Dersha dersh kolell trah pawww,tigrna amharna hweswis abilato,gdefna bejaki ye abiye ahmed temewalit 😂😂
ብድንገት እዩ ኩናት ተላዒሉ ትብል አላ! እዝኹሉ መጠንቀቅታ እናተነገሮም ዶ አይኮኑን ፀገም የለን አውኡ እከለው ክነቃፅሎም ኢና ዶ ትብሉ አይነበርኩምን?
ወይ ተጋሩ ገና ኢና ዝኒሀና ንሰብለ ብሃይማኖታ ጥራይ ኣሾቕሪርካ ብልፅግና እያ ኢልካ ሓሳባ ንዘይምቕባል እንኸዶ ርሕቐት ካብቲ ዘለናዮ ፀገም እንወፅአሉ ግዜ ገና ከምዝኾነ ዘመላኽት እዩ ኣብክንዲ ጌጋ ሓሳብ እንተሊይዋዉን ብሓሳብ ሞጊትካ ሓድነትካ ተጠናኽርስ በሎ በሊፂጋ እያ ንኹልና ኣይጠቅምን ኣነ ግን እብል ክሳብ ሎሚ ካብዝሰማዕክዎም ናይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣባላት ሰብለ ዝሓሸ ምይይጥ ከምዝገበረት እየ ርእየ
እዚኣ ኣባላት እኒ እዩ ጩፋ ኣባል gospel export እያ
ምስ እኒ ኣብይ እያ ትጽሊ።
@AmirNuru-l3t ህወሓት ኣየናይ ጉሓፍ ዘይኣከበልና ዶ ኣሎ እዩ?
MES EYU CHUFA MEREKAB KE BE PRETORIA AGREEMENT DEYU ?🤣🤣🤣🤣🤣MEDENAGERIT
Kalsi Tigray kem kuso nlaili tiklai
Eyu nlail kindi zkede nabu eyu zmles
Gol yetwu
Medhin ajoki kexllu
Hiwahit higdef keytefu Selam yelen
Ajkum tegaru yehwatna
ናብኡ ክኸይድ አይደልይን እዚ መልሲ ዝደልዮን አይደልዮን ብዝብል ክግለፅ የብሉን
Do mean we mean democracy is localism governance, centralism administration and decontrol
,
ሰብለ ቅንዕቲን ሐቀኛን ሰብ ኢኺ ካብ ስርቅን ቀጠፍጠፍን ናጻ ኢኺ ንኹሉ ነገር የቀንየልና
እሞ መድህን ናይ መንን መንን ምኻና ፍሉጥ እዩ አይትሐትክን ግና አነ ክሐተኪ ,,,, ብጽይትኪ ኬርያ ብዌልቀ ጉጅለ ምብራራ አግባብ እዩ ዶ ትብሊ ? ትአምንሉ ዶ ? ካብ ብጾታ ፈሊካ ምብራር ?
She is no longer Tplf. She is kicked out of Tplf
Dr Debretsion seltan selezeytewahbo eyu eti tsegem , ane tezeykoine Tegray tebetaten eyu zeblena zelo Dr Debretsion.
Hezbi Tegray kefelt alewo .
ኩለን ነፈፅመን ኩነታት መን ከምዝእንቅፍ መን ከምዘደናጉይ ብግልፂ እያ ገሊፃቶ እዚ ውሳነ ነቲ ሕዝቢ ን ሰራዊት ምስቲ መንግስቲ ክሕግዝ ክተሓባበር አለዋ ውሽጥና እዩወሳናይ
መድሂን ወ/ሮ ሰብለ ገምጋም አይተኻየደን ዝብላ ዘለዋ አብ 40 ማዓልቲ መኸተ ይኹን ውልቀ ማአኸላዊ ኮሚቴ ተገምጊሙ እዩ ተባሂሉ ዶአይኮን ናብ ጉባኤ ዝተኸደ እንታይ እየን ዘለዋ?
ዝቅረብ ሰኢነኪሰ ንዚአ ከሐዳም ዝኮት ኢቲ ሸግረ ነይ ህወሕት ኡዪ ኢዚኡ መአከለይ ኮሚቴየ ገራ ምሹማ የሕዝን ኡዩ መዲህን ዝሒሸ ሰብ አቅረቢ በጀኪ
ኣብ ደበረ ኣባይን ግዝግዚያ ን ዘለዉ ገዳማት ርእሳ ላፅያ ኣብ ኡ እያ ነይራ፤ ኣብቱ ጆኖሳይዳል ግዜ ተሃቢ ኣ ዝነበረት እያ።
KahsayBeyna እዛ ቃል እኳ ተዘይትጥቀመላ ይምረፅ ዝሐወይ አነ ንባዕለይ ንዛ ምስ በዓል እዩ ጩፋ ጎንባሕባሕ እትብል ንሳቶም እንታይ ከምዝብልዎ ዝነበሩ ንሕዝብና እና ፈለጠት ምስዚኦም አብሐደ ደምበ ምእካብ ንባዕሉ ዓብይ ክሕደት ወይ እውንንስወአት ምጥላም እዩ
ሰብለ በሳል ፖለቲከኛ
ezias jana eya😂
ኣብ ምምሕዳር ኮይና ስልጣን ሒዛስ ........እዩ ዝመስለኒ ዝብል ሓረግ ዘረባ ከተውፅእ የሕዝን እዩ። ቅዋማ እያ ክትነግረና ዝግበኣ
መድሕነይ, ኩሉ ኣብ ሓለፊነት ዘሎ ሰብ ኣብዝተዉሃቦ ሓላፍነት እንታይ ሰሰሪሑ? Let us be specific? General comment ምሃብ መፍቶሒ ኣየምጽእን::
NO, NO NO THANK YOU NO FRACTION OF TIME TO LISTEN THESE LADY LET ALONE AN HOUR !
ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛ መሃያ 5ተ ወርሒ አበይ በፅሓ ከም መራሒት ሰራሕተኛ ዘይትሓትያ ንምንታይ እዚ ዘይተጣበቀት እንታይ ክትገብረልና ዝተበላሸወ ሕውስዋስ ፖለቲካ ብገንዘብ ተዓሲቦም ህዝቢ ዝርብሹ ዘለዉ መራሕቲ ንምንታይ ተቅርቢ ንባዕልኪ ዘለኪ ክብሪ መቀነሲ እዩ
መዲሂን አዚ ኩሉ interview ጌርኪ ናይ ሎሚ ግን ደባሪ ሕቶኪ ከም ቀደምኪ ሕተትያ ትርር ዝበለ ሕቶ
ወ/ሮጴጴ
ተማሂረ
እየ
ትግርኛ ግን
ኣይ ፈልጥን
እየ
😂😂😂😂😂
መድሂን ግን ናይ ብልፅግና ገንዘብ ድዩ ክምዚ ዝገበረኪ ዘሎ ንህወሐት ክትጠፍእ ብዙሕ ላዕሊን ታሕቲን ኢልኪ ክኾነልኪ ኣይካአልን
ባንደ ባንደ ብልጽግና አይትምጽእልና
መድሂን ተጋጊኪ መንግስቲ ሰራሕተኛ እናተሳቀየ ዝደቀሰት ሰበይቲ ብዛዕባ ፀገም ትግራይ ክትንትን ምፍቃድኪ ሞያዊ ስነምግባር ጥሕሰት እዩ። ህዝቢ ዘገልግል ሓፊሩ ይነብር ኣሎ።
ግራ ዝኣተዎ ህዝቢ መሳኪን ርእሲ ዘይተዓደሉ መራሕቲ ትግራይ።
ትግራይ ንዓመታ ትህሉ ዶ ትኾን ሕተትለይ እባ
መድህን ብጣዕሚ ሸውራር ኣመለካክታ እዩ ዘለኪ ብዛዕባ ህወሓት : ብርቱዕ ጽልኢን ቂምን ዘለኪ ትመስሊ : ወይ ካኣ ተዓሲብኪ ኣለኪ ብብልጽግና ::
ህዝቢ ትግራይ ፍቅርን ሰላምን ምስ ኤርትራ ይምነን ድልየት ውን አለዎ።
ምንያ ካባኪ ጀሚሩ + ብፖለቲካውያን ዝባሃሉ በጀካ ሸፋቱን ደቆም ተጋሰስቲ ሕዝቦም ዘታልሉ አብ ዘይዓቅሞም ምስ ጎረቤትኩም ኤርትራ ባሐሪ ባድመ ጆንሳይድ ክትግቡቱ ሻዓብያ አብ ኩርሲ ሃይለስላሴ መንግስቱ አብ ኮረሻ ኩርሲ አቀምጥኩም.ተጋሩ ብማሐራ ብሐይሊ ሃይለስላሴ ክንማሃር ዝግደደና ምስላ ክትማሃርሉ ትግራዎት የበላበት ውጩ ሰባሪ ኢኩም ደቂ መንገሻ ስዩም።
ትግራይ ብዘይ ኤሪትራኮ ክነብሩሉ ዝካአል አይኮነን ሰላም ይሕሸኩም ምስ መንግስቲን ህዝቢ ኤርትራን ።
ምንያ ኩሉ አብ ቃልዕ መስትያት TH-cam ተማሐላልፍዮ እንጻር ኤርትራ ጌጋ እዩ።
ክምዕደኪ ዝደሊ እንተ ተረዲኪ ( ጉጉይ አይኮን ጌገኛ እንታይዳ ብጌግኡ ዘእረም እዩ ጌገኛ ) ጽልኢምስ ኤሪትራውይን እይጠቅመክን ኢዩ ።
❤ ትግራይ ❤ ኤሪትራ።
እዛ አረጊት ዓጣሪት ኸዳ ጠላም ሰብ ሲ ረኺብክስ ጋሻ ጌሥኪ ተቅረብያ ?!!!የሕዝን መድህን ኸዚ ስ ተፅልኢ አለኻ በሬክ ስሩ ዝበሀል ብሽም ሀይማኖት ግን ፖለቲካ ዝሐዘለ መርዚ ናብ ትግራይ ንኽአቱ ምስ ፀላዕቲ ትግራይ ምስ ብልፅግና ተሻሪኻ ህዝቢ ትግራይ ኽብተን ትገብር ዘላ ዓጣረት እያ !!!
በዚኣ ተቀፂልና መቀለ ዓፋር ክወስዳ እዩ ራያ ኣምሓራ ጀሚርዋ ኣሎ ሽረ ዓድዋ ኣኽሱም ናብ ኤርትራ ይኣትዋ ኣንታ ሰነፍ ህዝቢ ትግራይ ዘለኣለም ትግዛእ ትገዛእ ኣዴኻ
ኮምኡ ኢልኩም ክትዛረቡብከለኹም እኮ ካብቲ ነባር ህወሓት ዘሐሽኩም ዴሞክራያውያን ትመስሉ ግን ዝኸፋእኹም ምዃንኩም ዘለሊ፡ ናብ ጉባኤ ከይኸዱ ትርንስፖርት ክኽልከሉ፡ወይ ካብ ስራሕ ክስጎጎ ጌርኩሞም። ብጣዕሚ ብዙሓት ነገራት መርዳእታት ኣርኢኹሙና ኢኹም።
ብውልቀሰባት ዝምራሕ ውድብ ናፍቲ ጭቡጥ ትንታነ ሕተትልና ተብርሓልና ጉጅለ ደቂ ኣንክስቴ አዴታት ነዚ አይተረደኣንን