ዓለም ዘደንጸወ ናይ ዕስራ ዓመት ስርሒት ናይቲ ቂምታ ዘይርስዕን ፡ ዘይምሕርን ሞሳድ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 เม.ย. 2021
  • ሞሳድ ዝወሰዶ ስርሒት ቁጥዐ ፈጣሪ።
    20 ዓመታት ዝወሰደ ስርሒት ሞሳድ።
    ዓለም ዘደንጸወ ናይ ዕስራ ዓመት ስርሒት ናይቲ ቂምታ ዘይርስዕን ፡ ዘይምሕርን ሞሳድ።
    ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
    / dehaysport1
    ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
    Instagram
    / zarafltet
    Eritrean Entertainment channel:
    Emil Advertising & Business
    zarafltet@gmail.com sweden
    እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 67

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi6337 3 ปีที่แล้ว +2

    hayli sle zelewom zeykonu etom zekblu adtat ms Israel weginom ehlifom sle zhbwom eyom

  • @torresmft6409
    @torresmft6409 3 ปีที่แล้ว +6

    I love him Jonathan Netanyahu ( yoni) i read his book he was hero of Jewish

  • @merhawitesfu427
    @merhawitesfu427 3 ปีที่แล้ว +25

    ከምቲ ዝገለጽካዮ 12 ጥይት ጌሮም ዘይኮነ 11 ጥይት ጌሮም'ዮም ዝቐትሉ ኔሮም ሞሳድ።እዚ ከኣ ምልክት ነቶም ዝተቐጥሉ 11 ኣትለታት እስራኤል ዝውክል ዩ ኔሩ

  • @KISANETGALERI
    @KISANETGALERI 3 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽሎ ጽቡቅ ሓበሬታ ንኣፍልጦም ምዕባሌን!

  • @pawlo7733
    @pawlo7733 3 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ ንኣይ ኤርትራ ስርሒት 18 ደቃይቅ አባ ኣምጹልና ብዙሓት ኣለና ደይንፈልጡ ዛራ ፍልጠት ። ጋዜጠኛ ከኣ ቅሩብ መሳጢ ኣይኮነን ኣናብቡኡ

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 3 ปีที่แล้ว +1

      No tsbuk alo bro

    • @pawlo7733
      @pawlo7733 3 ปีที่แล้ว +3

      @@whatabouttomorrow1990 ክቡር ሓው ብ ናተይ አየ ርኢቶ ሂበ ።

  • @yohanarezene1366
    @yohanarezene1366 3 ปีที่แล้ว

    Enda semere geza tegagikum alekum

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 3 ปีที่แล้ว

    Isreal welove our hero jorsalem
    Adi fetrithx kubur haw lubawi misghna yekrblka zara filet thx bejakum jugnet eritrean nay beal ali saed nay pakistan akrbelna thx bro

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 3 ปีที่แล้ว +1

      Israel kabakum christian nab muslim ykerbu wela b haymanot wela bzeri ms areb deki hawbo eyom

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 3 ปีที่แล้ว

    Good job bro continues

  • @tomasmichaelpottie733
    @tomasmichaelpottie733 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉❤

  • @samuelteklemariam2856
    @samuelteklemariam2856 3 ปีที่แล้ว

    !!!!!!!!!!

  • @merhawitesfu427
    @merhawitesfu427 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ኣስማት ዓቢ ጌጋ ኣሎ። ንኣብነት ሽም መራሒት እስራኤል ነበር፡ ሽም መራሒ ናይታ ስርሒት ኮይኑ ዝተመርጸ ማይክል ሃራሬ

  • @yovelbati4456
    @yovelbati4456 3 ปีที่แล้ว

    Yedgem alo bro

  • @Debas97
    @Debas97 3 ปีที่แล้ว

    Mossad 😍

  • @AmanBrhan5844
    @AmanBrhan5844 3 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ዛራውያን ጽቡቅ መደብ ኣብዚ እዋን ከመይ ኣሎ እታይ ተራ ኣለዎ 2 ክፋል ምገለጽኩምልና ዶ ? ? ?

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 3 ปีที่แล้ว +4

    ብሪ ብ 11 ጠያይቱ ኢዮም ዝቀትሉ ኔሮም ተወሳኺ ኣቅራርባ ኣይመሰጠንን ካብዚ ዘለኻዪ በርትዕ

    • @siemiseyas7371
      @siemiseyas7371 3 ปีที่แล้ว +1

      ፍናን ነዚኣ ጽቡቅ ኣቅሪቡዋ ኣነ እውን ተመሳሳሊ ርእይቶ ኣቅሪበ ፡ ምኽንያቱ ተቀቲሉ ተቀቲሎም መሊኡዋ ፡ ብኸመይ ይፍጸም ምንባሩ መሳጢ ኣቀራርባ ኣየቅረበን ።

  • @michile-gebre6706
    @michile-gebre6706 3 ปีที่แล้ว +2

    ንትምህርቲ እካ ጽቡቕ እንተኮነ እዛ መደብ ግን ኣብ ናይ ብዙሐት ኤርትራውየን ሚድያ ትደጋገም ምኻና ኣይሓደስትንን፣ ክብሎ ዝደለኹ ግን ኣብ መወዳእታ ካብ ዝበልክሞ ጌጋ በዓል እስራኤላውያን (יום החיברዮም ሃኪቡር) ኪቡር ተባሂሉ ዝጽዋዕ ምስ (בסאךፔሳኽ) ፋስጋ ወይ መዓልቲ ቕጫ ብልምዲ ሓደ ኣይኮነን።

  • @user-xq6tj5jg1y
    @user-xq6tj5jg1y 2 ปีที่แล้ว

    Menachem begin / መናኸም በጊን ሕጂ ብናቱ ዝጽዋዕ ጎደና ኣሎ

  • @sbah5072
    @sbah5072 3 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome aya semere 😂

  • @onelove-fd4hs
    @onelove-fd4hs 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ዛራ ፍልጠት ክንደይ ግዜ ምኽሪ ዝደለና ብወሳብ ጽሑፍ ሰዲድናልኩም ከነብቅዕ መልሲ ግን የለን ምስ ናይ ይቕረታ

  • @yonatanbokere2181
    @yonatanbokere2181 3 ปีที่แล้ว

    Great job keep it up 😎 Gina nay adina buzuh zesdemim Tarik kelo example kiya 18 dekayik tetemxelna kalin nay bal vaynak asdemami Tarik Kelo bizaba filistaim do Israel antay yihigizena

  • @user-ui8ui3sy6f
    @user-ui8ui3sy6f 7 หลายเดือนก่อน

    zarawiyan kemzitat amtsieilna polotica endageberkum neza channel abalashkuma

  • @estifanosmichael694
    @estifanosmichael694 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ 2ይ መደብካ ስሪሒት ኢንተቬ ኣብ ኡጋንዳ ዝተፈጸመ ዑዉት ስሪሒት ብMossad ኣቕርበልና ። Merci beaucoup

  • @warroom5739
    @warroom5739 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣቀራርባ ዜሮ። ከም ዝምስጥ ገይርኩም ኣቅርቡ ንቀጻሊ። እዚ ኣገላልጻ ንናይ እስፖርታዊ ጸብጻብ ብዝምስጥ ገይርኩም ገልጽክምዎ።
    እታ ኣርእስቲ ናይዛ ፊልሚ ግዳ ጸሓፉለይ።

    • @warroom5739
      @warroom5739 3 ปีที่แล้ว

      @Henok Fissaha ሓወይ! እዛ ኣብታሕቲ ዘላ ጥብቆ ስምዓያ ምስቲ ዓርክኻ ኮይንካ፡ ፍልይነቱ ክትረኽቦ ኢካ። ሓደ ዓይነት ፍጻሜ እዩ፡ ኣቀራርባ ጥራይ እዩ ፍልልዩ።
      th-cam.com/video/qLnFkmBpZvY/w-d-xo.html P.1
      th-cam.com/video/YoXyC1I-2qs/w-d-xo.html P.2

  • @johnkidane8774
    @johnkidane8774 3 ปีที่แล้ว

    Xibuk akerariba eten film areisti xehafeley kubur haw

  • @tesfalemtesfamariam2387
    @tesfalemtesfamariam2387 2 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ኣንባቢ ብወገነይ ግሊኣቶም ዘይ ኮንስ ግሊኦም እዩ ዝብሃል መስልሲ ክጽበ እየ።

  • @Alunar
    @Alunar 3 ปีที่แล้ว

    Aqerarebaka aygeden
    Ab mongo tehawawes kemu wen tetfeana nerka

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 3 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡራ ዛራዋይን ክብደት ናይ ክብድእና ክቅንሰልእና ዝክእል መግቢ ዘይትንጉሩና ግዜ እንተ ኣለኩም? ኣነ ሓደ ክብቶም ግጅፍ ክብድእ ዘይፍቱ እየ ቀደም ክብደይ ጽቡቅ ኔይሩ ሕጂ ግን ቁሩብ ግጅፉ ኣሎ ስለዚ በጃኩም ገለ ሓጉዙና።

    • @wediblata5643
      @wediblata5643 3 ปีที่แล้ว +1

      Normal maltawei sit up ente wehade 30 dekik srah

    • @mekalebereket3823
      @mekalebereket3823 3 ปีที่แล้ว

      Hawey.ኣመጋግባካ ወሳኒ ኢዩ።ማለት ሰላጣ ኣዘውትር፥ ዘይቲ ኣውሊዕ ተጠቐም፡ ስብሒ ዝበዝሖ መግቢ ኣይተብዝሕ፡ከም ጋዓት መሳሊ፡ጻዕዳ ባኒ ኣይተብዝሕ፡ኣብ ዩቱብ ካ ቡዙሕ ኣሎካ ከመይ ገርካ ኣካላት ብዝያድ ከብድኻ ተትፋኦ ዝደለካዮ ምንቅንቃስ ኣለካ።

    • @peaceforall7984
      @peaceforall7984 3 ปีที่แล้ว

      Mshet aytderer, tur /walk gber

  • @abeltekle3514
    @abeltekle3514 3 ปีที่แล้ว

    ሎሚ ዓጊበ ኣዝዩ ሰፊሕ ገላጺ ጥዑም ዛንታ
    ልዕሊ ኩሉ ደስ ዝበለኒ 2ይ ክፋል ዝብል የብሉን ክክክክክክ Fnan App ኮንኩም ተሰሚዕኩምኒ(ካልኣይ ክፋል ኣይብልን እዩ)

  • @user-tb2ge8pu6f
    @user-tb2ge8pu6f 3 ปีที่แล้ว

    men bkemy eu da nay Esreal kutea nay Amlak koynu wey gud

  • @AhmedAli-ko4od
    @AhmedAli-ko4od 3 ปีที่แล้ว +1

    Please don't say "bifitnet" as it is Amharic

  • @amanboas4427
    @amanboas4427 3 ปีที่แล้ว

    Nzegom yehlflom eiom esom Ka nhagerom yehalfulaa natna nay ertrawian sebesltan da zegatatom kisake kem gasa zeybla begie zekone zerkebe zegasasena

  • @sunrise8864
    @sunrise8864 2 ปีที่แล้ว

    ስለ ኣበርክቶኻ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ንእሽተይ ከአርም እንተ ኰይነ ድማ ፡ ኪፑር ፡ መዓልቲ ቅጫ ዝበልካያ ፡ ብ[ዮም ኪፑር] መዓልቲ ዕርቂ ትተኣረም ።

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ሓያል ዝኾነ ሃገራዊ ተልእኾ ናይ ህዝቡ ዝፍጽም የድልያ ኣሎ ።ከምዚ ሕጂ ዘሎ ሃገራዊ ድሕነት ተባሂሉ ንኣርካናት ደቂ ሃገሩን ኣቦታቱን ዝበልዕ ዘይኮነ ድምጺ ህዝቡ ዝሰምዕ ንዓመጸኛ ኣካል መንግስቲ ናብ ሕጊ ዘቕርብ ምበር: ኣቦታቱ በሊዑ ባርያ ውልቀ መላኺ ኣየድልያን ።ሰለዚ ጽኑዕ ከም እስራኤላውያንን ውፍይ ፈዳይ ሕነ ከም ሞሳድ ክህልዋ ሃገረይ ክርኢ ተስፋ ኣለኒ ።ድስፕሊናዊ ዝኾነ. ብትምህርትን ሕግን ዝኸይድ ብውድት ካልኦት ሃገራት ዘይዛነ ጽኑዕ ዝኾነ ወታሀደር ብልቡ ዝቃለስ ምህናጽ የድልየና ኣሎ ።

    • @robelagurdet5120
      @robelagurdet5120 3 ปีที่แล้ว

      wufuy sileya inte delika dea intay kitgebir hadimka dos ab youtub ika kitsemio delika nay eritrea awan

  • @habtomghere9365
    @habtomghere9365 3 ปีที่แล้ว +1

    Zhawey ambabi keyir dmtska mesati aykonen sorry

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 3 ปีที่แล้ว +1

    ሓቂ ደኣ ከይትጸልእዋ እበር እዚ ከምዚ ዓይነት ኣቀራርባስ ፍናን ጥራይ ተዘቅርቦ ጽቡቅ ነሩ። ኣበላሽክሞ

  • @ethiopianelectricutilitynr4205
    @ethiopianelectricutilitynr4205 6 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ንመንከሽከሽን ጀርካን ሂወቶም ዘውፍዩ

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰልቻዊ ኣቀራርባ

  • @siemiseyas7371
    @siemiseyas7371 3 ปีที่แล้ว

    ኣቀራርባ ኣይሸምደድካዮን ተቀተሉ ጥራይ ኮይኑ ሕውስውስ ዝብል ኣቀራርባ ኢዩ ፡ ፍናን ኣብ ብጣዕሚ መሳጢ ዝኾነ ኣቀራርባ ኣቅሪቡዋ ኔሩ ፡ ጽቡቅ ኣተራጉማ እንከሎ ኣቀራርባ ግን መሳጢ ኣይኮነን ፡ እዚ ክብል ከለኹ ናይ ቅድሚ ሕጂ ኣቀራርባኹም እናድነቅኩ ኢየ ፡ ቀጽልዎ ።

  • @dawitluel4719
    @dawitluel4719 3 ปีที่แล้ว +1

    ይቅረታ ናይዚ ታሪኽ ኣንባባይ ዘለኻ ብዙሕ ግዜ ይሰምዓካየ ኣሰልቻዊ ኢኻ ኣቀራርባ ናይ ጋዜጠኛ ክእለት የድልዬ እዩ ተኸታተልቲ ክንሰምዖ ክምስጠና ኣለዎ ።