- 15
- 29 741
yoyada tube
Portugal
เข้าร่วมเมื่อ 11 มิ.ย. 2023
እንቋዕ ብደሓን መፃኩም፤ሰላም ኣምላክ ኣይፈለኩም !
yoyada tube መንፈሳዊ መርሃ-ግብርታት እነመሓላልፈሉ ትዩብ እዩ ቤተ-ሰብ ስለ ዝኮንኩም ምስጋናይ ልዑል እዩ ።
+ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ Habu yoyada +
yoyada tube መንፈሳዊ መርሃ-ግብርታት እነመሓላልፈሉ ትዩብ እዩ ቤተ-ሰብ ስለ ዝኮንኩም ምስጋናይ ልዑል እዩ ።
+ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ Habu yoyada +
መራሒ መንገደይ ብዘማሪ ሓበን ናይ ኣምበሳል መዝሙር merahi mengedey zemari haben naizgi ambasel mezmur
#new
#tigrignamezmur
#zemari_solomon_abubeker_official
#zemarit_tirhas
#habu
#መራሒ መንገደይ
#ዘማሪ ገ/ዮሓንስ
#ኣምባሰል ቅኝት
#tigrignamezmur
#zemari_solomon_abubeker_official
#zemarit_tirhas
#habu
#መራሒ መንገደይ
#ዘማሪ ገ/ዮሓንስ
#ኣምባሰል ቅኝት
มุมมอง: 118
วีดีโอ
# ዘይከም ግብረይ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ zeykem gbrey zemari haben naizgi
มุมมอง 1.2K14 วันที่ผ่านมา
#tigrigna #tigray #New video mezmur #orthodoxmezmur #amharicmezmur #ዘይከም ግብረይ #ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ #Habu yoyada #zemari haben naizgi #yoyada #ዮያዳ
ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር የድልየኒ'ሎ ዘማሪ ዲያቆን ዳንኤል ተከስተ New tigrigna mezmur diakon daniel tekeste yedlyenilo
มุมมอง 14K28 วันที่ผ่านมา
New mezmur New tigrigna mezmur zemari diakon daniel tekeste ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ዲያቆን ዳኒኤል ተከስተ የድልየኒ 'ሎ
New tigrigna mezmur yigoy leku by zemari haben naiyzgi ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ
มุมมอง 661หลายเดือนก่อน
ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር ትግርኛ ዮያዳ ቲዩብ ይጎይ ለኹ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ New mezmur 2024 zemari haben naizgi yoyada habu yoyada yigoy leku New tigrigna mezmur zemari haben yoyada
tigrigna mezmur medhanialem stage mezmur መድሃኔ ዓለም ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ ናይ መድረኽ መዝሙር
มุมมอง 310หลายเดือนก่อน
zemari haben naizgi yoyada ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ መድሃኔዓለም ትግርኛ መዝሙር
ይኣምነካ 'የ ብዘማሪ ሓበን ናይዝጊ yamneka eye zemari haben naizgi
มุมมอง 1.9K4 หลายเดือนก่อน
#tigrigna #mezmur #zemari haben naizgi # yamneka eye by zemari haben naizgi # ይኣምነካ 'የ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ # ትግርኛ መዝሙር # Habu yoyada # ከቨር መዝሙር
ደስ ይበልኩም ብዘማሪ ሓበን ናይዝጊ ናይ መርዓ መዝሙር Des yibelkum zemari haben naizgi new wedding mezmur
มุมมอง 9K5 หลายเดือนก่อน
#tigrigna wedding mezmur #ትግርኛ ናይ መርዓ መዝሙር # ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ ናይ መርዓ መዝሙር # ደስ ይበልኩም ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ # ዘማሪት ማህደር ገ/የሱስ # Habu yoyada
ይኣምን ብኣኹም ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ ናይ መድረኽ መዝሙር ኣብ ደ/ፀሓይ ቅድስት ሥላሴ ቤ/ን ዓዲግራት
มุมมอง 2925 หลายเดือนก่อน
#tigrigna #mezmur #ትግርኛ # ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ # ይኣምን ብኣኹም ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ # ስላሴ መዝሙር # Habu yoyada
ንሃባ ሰላምታ # ሓዱሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ብዘማሪ ሓበን ናይዝጊ
มุมมอง 9416 หลายเดือนก่อน
#tigrigna mezmur #mezmur #newvideo #tigrigna #zemari haben #yoyada #መዝሙርተዋህዶ #ትግርኛ መዝሙር
❤❤❤❤😢😢
ብሩኽ ወዲ እግዚአብሔር ንጎይታ ክነመስግን ምኽንያት ስለ ዝኾንካ ነመስግን🙏 ፀግኡ የብዝሐልካ
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
ዝማሪ መላእክት የስመዓልና ሓበነይ❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ሓበነይ
ብሓባር ንዘምር '' መራሒ መንገደይ '' መራሒ መንገደይ ብርሃን ዓይነይ ኢኻ ፣ መዓልቲ ምስ ለይቲ ዙርያይ ሓለዋካ ኣብ ዙርያይ ኣለኻ ፣ ➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔➔ ልቢ እንትንእሰኒ ጥበብ ዝኾንካኒ ፣ ንኸይሰናኸል መንገዲ መሪሕኻኒ ፣ ታይ ክኸፍለካ የ ውዕለትካ ብዙሕ ዩ ፣ ብሕድገት ፍቅርኻ ውሽጠይ ዳግም ሓውዩ ፣ 💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛 ዓለም ብንዕቀት ወንበር ተዘይኣቅረበትለይ ፣ ሰምዖን ኣፍ ደገፉ ተዘይረሓወለይ ፣ ጎዲሉኒ ኣይብልን ነዚ ተመልኪተ ፣ ንስኻ ኢኻ ተስፋይ ናባካ ጠሚተ 💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛 ሓሳብ ልበይ ኢኻ ናይ ኩልግዘይ ዛንታ ፣ ስራሕኻ እንትሓስቦ ተደሚመ ጎይታ ፣ መሲለ ኣለኹ ካራን ምድረበዳ ፣ ክትፀምእ ጀሚራ ነብሰይ ክትጋርዳ ፣ 💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛 ትሑት ክብ እንትብል ክብ ዝበለ ተዘርወ ፣ ኾይነ የ ይዲዲያ ብኣኻ ዝተፈተወ ፣ ፅቡቅ ከምዝኾነ ብኣኻ ጅማሮይ፣ ኣስምረለይ እግዚአብሔር ነቲ መወዳእታይ ፣ 💛💛💛💛💛💛💛💛💛
Kburey❤
❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሓበነይ ብጣዕሚ ደስ ዝበል መዝሙር❤❤
ኣሜን የክብረለይ
Zmare melaekit yesmalen hawuna 🙏🙏🙏🙏
ፀጋኡ የብዝሐልካ ሓቡ bro 🙏👌
ኣሜንንን
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ሓቡዬ❤🙏
ኣሜን የክብረለይ
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓቡ ሓወይ❤❤❤ subscribe እናገበርና ነበረታትዓዮ 🎉
ኣሜን ብሩከይ 🙏🙏🙏
ቀዳማይ!😀 ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ሓበነይ!
ኣሜን ኬባ ሓወይ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡር ሓውና❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡር ሓውና ❤❤❤❤
ኣሜን የክብረለይ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና[ እዮሱስ መሊኢካዮ ንጉድለተይ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ❤❤❤❤ ኣይዙኻ ቀፅለሉ ሓቡ ሓወይ 😍😍😍😍
God bless you bro
🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Zemari Melakite yesamalna Egezabeher xegeu yebizhalkum deki tewahedo 💒 💒 💒 ❤❤❤
❤😊❤
❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏💒💒
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊❤❤❤❤
🙏🙏🙏
❤🎉❤❤
🙏🙏🙏❤❤❤
ጸጉኡ ይባዝሐልካ ዝያዳይይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤
Zemre melaekti yesemealna babu🙏
❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏ኣነስ ክዝምር ኣብዪ ቦታ ኣለኒ ግን ስደት ኮይነ ግን ምዝማር ምክኣልኩ ዶ ተፈቲነ 😢😢ብጣዕሚ እዩ ክዝምር ዝደሊ ❤❤
ኣሜን ሓፍተይ ኣምላክ ኣብ ዝፈቀዶ ክኮን እዩ ። ንኩሉ ነናይ ባዕሉ ግዘ ኣለዎ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
2:09
ተመስገን አምላኬ❤❤❤❤❤❤❤
Aseyy Elllllll Elllll Ellllll
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ des bhali zmare eyu habu hawey....amlak kulu gize ayfeleyeka❤❤❤❤❤
gobeze
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ
Zmare melakt yesmilna
Zemaria melakti yesmalna 🙏❤️❤️❤️
amen amen amen beheki amelak tehum heyu kulu neger zegeber fetari heyu kulu neger temesegen amelak 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስመዓልና ጸጉኡ ይብዘሓልካ ፈታረ🙏🙏🙏🙏✝️
amen amen amen
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩኸይ❤ልቢዘረስርስ ዝማሬ🥺❤️❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
Amen zmare melakti yesmiala ❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana ❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና ኣቤቱ የንብርካ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ♥️♥️♥️