ኩናት ዒራቅን ኢራንን ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም ዝበዝሐ ህልቂት ዘውረደ ኩናት

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 94

  • @josicobra8332
    @josicobra8332 วันที่ผ่านมา

    መጅመሪኣ ኣነ ኣዲናኪ ፊናን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagosminia6431
    @hagosminia6431 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks fnany bravo my God bless you. Sendwo terh bezaba Eritrean history haki u hbri aynkum des sel zeyblna wexu tebahlu ehmmmmmm

  • @samsomwedieri447
    @samsomwedieri447 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣገላልጻካ ኬፍ ኣለዎ and ይገርም እዩ እዛ ንሕና ኣፍሪቃዉያን and እዞም ዓረብ ክሳብ መዓስ ኢና መጻወቲ ኣመሪካን እዞም ሩኹሳት ሕብረት ኤዉሮፓ: ሶቬትን ክንከዉን መዋእለን ኣጽዋር እንዳ ሃባ ኣብ ኩናትን ሞትን ክንነብር ዝገብራ ዘለዋ ሰላም ረኪብና ኣብ ምዕባለ ከይንወፍር ኣብ ኩናትን ስደትን ዕድሜና ሙሉእ ሓሉፉ ።

  • @pinkven4537
    @pinkven4537 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሐወይ ፍልጠና ከዓቢ ንሳኻ። ዕድመን ጥዕናን የሃብካ

  • @robelkibrab3054
    @robelkibrab3054 4 ปีที่แล้ว +2

    Ne Fenan zwetu abza Yhab Like

  • @goitomtesfay49
    @goitomtesfay49 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks finan hawey btami zednqeka qexlo kale nay ruwanda ginocid aletawi ab 1994 ztefexeme teteqrbeln

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan eritreawi Intellgent hero I respect u

  • @astertesaile6554
    @astertesaile6554 4 ปีที่แล้ว

    fnan habibi bravo gobezay

  • @binawialmawi3632
    @binawialmawi3632 4 ปีที่แล้ว

    Betami xebke fani sekor

  • @kebesazabeye9547
    @kebesazabeye9547 4 ปีที่แล้ว +1

    Bezi ketedalu kndmnay gzie kemzedli rdu eu werqawi gzieka wefika hbretesebka mmharka ktdneq ygbaka danke bro.

  • @trueloveisneverend4110
    @trueloveisneverend4110 2 ปีที่แล้ว

    Thank you so much bro

  • @user-qw7lx4uh8s
    @user-qw7lx4uh8s ปีที่แล้ว

    ኣታ ጅግና ፍናን ከም ስምካ ፍናንን ብሃቂ ቀጽሎ

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 4 ปีที่แล้ว

    Welcome fnan bro 😍😍😍😍

  • @tesmamedia3886
    @tesmamedia3886 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam Fnan. Anti neshtoy xhfti neratni gn bkemey krekbaka ykel?

  • @user-rm3gw9lr4m
    @user-rm3gw9lr4m 4 ปีที่แล้ว +1

    *Wellcome ፍኒ*

  • @NeymarJr-xe2bu
    @NeymarJr-xe2bu 4 ปีที่แล้ว

    nice job bro

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939 4 ปีที่แล้ว

    Good job bro

  • @merhawi.G9
    @merhawi.G9 4 ปีที่แล้ว +32

    ናይ ፍናን ኣጋላልጽ ተድንቅ ስብ እስከ ኣብዚ like ግበር !
    Hit like ብሩክ ማዓልቲ ክኣ!!!

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Willkommen fnan bra

  • @tekiegoitom9639
    @tekiegoitom9639 4 ปีที่แล้ว

    Fnan habibi kemaka ashehat teferi hagerna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ermile2091
    @ermile2091 4 ปีที่แล้ว +4

    dehri 2 werhi fekri selitni deki Eri.

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 4 ปีที่แล้ว

    Wawww god bluss you 👍🇪🇷👌

  • @ayalewgetnet8749
    @ayalewgetnet8749 4 ปีที่แล้ว

    👍

  • @mogostekle2721
    @mogostekle2721 4 ปีที่แล้ว +2

    fani ab kexali nay Soviet vs Afghanistan 1978-1989 akrbelna

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ጂግና እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ አብ ጎንካ አለና 🙏

  • @wedigolijadal952
    @wedigolijadal952 4 ปีที่แล้ว +1

    Echt mooie vehaal!

  • @isreal3223
    @isreal3223 4 ปีที่แล้ว

    Fenan,hawena,betami,kulu,guziaa bulux

  • @nevergiveupsami7323
    @nevergiveupsami7323 4 ปีที่แล้ว +2

    Ata fnan hawey bejaka eba abel entay koynu eu tegodiue amxalna eba bejaka 👇
    👍

  • @yedekayromaxazulme5119
    @yedekayromaxazulme5119 4 ปีที่แล้ว +2

    Fnan iske hade geze nabzeyom Europa mexa malet tarek nay german america kemey nebere?

  • @awetsemere4771
    @awetsemere4771 4 ปีที่แล้ว

    fnex asli kexlo bro

  • @lff1334
    @lff1334 4 ปีที่แล้ว +2

    Bro anes ezi nay kulen hagerat zhalefe kunat wedi kunat teqlela aysehabenin.rieyto natey u srry gn

  • @mogostekle2721
    @mogostekle2721 4 ปีที่แล้ว +4

    I MISS 👉Saddam Hussein
    SADDAM HUSSEIN 👍

  • @yonastesheme3662
    @yonastesheme3662 4 ปีที่แล้ว

    Nic

  • @salhmusa4507
    @salhmusa4507 4 ปีที่แล้ว

    Mehaba fnan

  • @user-vt5wl1dw8c
    @user-vt5wl1dw8c 4 ปีที่แล้ว

    #ምልክታት እርጋን
    እምበቲቶ እናሃለው ኣብቲ እምበቲቶ ተቐቒሮም ዝተረፈ ይመስሉኻ።
    ዝሸምገላ ኣንስቲ ደጊፈን ጽርግያ የስግራኻ
    ቀለልቲ ነገራት ብኣሉታ ይጸልወኻ።
    ተመሃሮ ዩንቨርስቲ ኣቱም ይብሉኻ።
    ሓንቲ ጽብቕቲ ጎርዞ ብጥቓኻ እናሓለፈት ምንም ኣይፍጽምን።
    ናይ ኩሉ ነገር መልስታት ይህልወካ ሓታቲ ግና ኣይትረክቡን።
    ብምሳልል ዓወት ላዕሊ ምስ ደየብካ ነቲ ኣስካላ ኣብ ጊጋ መንደቕ ክም ዘልገብካዩ ድሒር ይርድኣካ

  • @kbgeshji9385
    @kbgeshji9385 4 ปีที่แล้ว

    Ata nay Eritrea werar habiereta entehalika amxalna ,,,

  • @solsolizmo5852
    @solsolizmo5852 4 ปีที่แล้ว

    Kexlo

  • @mahtahadanay9022
    @mahtahadanay9022 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ፍናን ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ኢዚ ህግደፍ ዘውጽኦ መግለጺ ሒዝካ ወያነ ሶጊጋ ካብ ምባል ኢቲ ቀዳማይ ዝሶጎገ መን ኢዩ ።ካላኣይ ቖልዑ ብኣየር ዝደብደበ ከ መን ኢዩ ። ብጫፍ ጎቲትካ ንሕና ኢና ቡድላት ዘይኮነ ብርግጽ መጽናዕቲ ክትወስድ ኣለካ ፡ ኣነ ዋላ ኣብ ኤርትራ ከለኩ ንሕና ቡድላት ኢየ ክብል ይውዕል ነይረ ፡በቲ ሓቂ ግን ህጻውንቲ ቑልዑ ዝደብደበ ግን ህግደፍ ኮይኑ ጸኒሑ ቀጺሉ ኻኣ ህግደፍ ምስጋግ ጀሚሩ

    • @kbgeshji9385
      @kbgeshji9385 4 ปีที่แล้ว

      mahta Hadanay hawey nay hgdef mewedaeta yeblun,, wererar Balu eyu jemiruwo,,hayltat mklkal azlku endbele dfae keyferese ab setzbele golgol kem zregfu geyrwom,,

  • @user-wy6cd8jr9w
    @user-wy6cd8jr9w 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣይወዳኣካያን

  • @meronmeles5602
    @meronmeles5602 4 ปีที่แล้ว

    Xibuk timhrti

  • @aslidrogba9113
    @aslidrogba9113 4 ปีที่แล้ว +1

    Eran naybehaki hayale eya kemzi ente koynu kunat nata

  • @user-uk9lt5uh6v
    @user-uk9lt5uh6v 4 ปีที่แล้ว

    Abti quinat hade iranawi pilot temariku ne sadam husen hade pilot awdiqnayo alena be selam ab edna alo mes beluwo ab mesile asirkum nab iran sededuwo elu azizuwom kemti nesu zebelom ab mesile asirom sedidomo chekan wesane sadam husen.

  • @user-or2ul8fg7y
    @user-or2ul8fg7y 4 ปีที่แล้ว +1

    የቀኔልና ፋኒ በኣቃራርባኻ ካብቶም ዝፈትዎም ሰብ ቻይነላት አየ ካልኣይካ ጆሲ አዩ ኔሩ ግን ስነ ሓሳብ ኣጋዝያን ስለ ዘይጸረየሉ ናብኻ ጥራይ አየ ዛዝየ ደጊመ የቀኔልና ብዝሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 4 ปีที่แล้ว

    Finan you miss the main pont bet The cityes of Ebadan & Koramshar and the Iran contra deal Cia bos Oliver North

  • @hayatdawit9787
    @hayatdawit9787 4 ปีที่แล้ว

    Hibret sovet intay malet yu

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣናብባካ ከፍ ደለዎ ደጋጊምካ ስምዓዮ ይመጸካ ኣገካ ቀጽሎ ኪናት ኤርትራን ኢትዮፕያን ከ ክንደይ ሰራዊት ኣህሊኩ ብንጽር ኢንተ ተቅርበልና ጽቡቅ ኔሩ ካብ ሓርፋፍ ሓበረታ ሒዝካ ትም ምባል ኢለ ኢየ Tahnks

  • @NeymarJr-xe2bu
    @NeymarJr-xe2bu 4 ปีที่แล้ว

    bingo

  • @aythemeyunewri871
    @aythemeyunewri871 4 ปีที่แล้ว

    Fnan hawey kem agalaletsaka tsebuk wela entekone ethiopiawyan menenet zelewom eritrawyan dema kab Eritrea be sereat hegdef kemztezemtun kemzemotun kemzeteketeketun ke tefelto do abe esribet esurat ke kemzelewu tefelt do

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว

    አምበሳድር ፍናን

  • @messimessi2782
    @messimessi2782 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ዝኸበርካ fnann app ብተቅርቦ ኩሉ ዓይነት መደባት የመስግን ካብቶም ካብ መጀመታ ተኸታተልትኻ አየ ግን ሓንቲ ሎቦዋ ኣላትኒ ንሱ ከኣ ብዛዕባ መንአሰያትና ግለ ክትብል ይጽበየካ ኣለኹ ኣሕዋትና ይጥፍኡ ኣለዉ ንሕና ኢሰያስ ጥራይ ይውረድ ንብል ኣሎና አስከ አታ ሰላምሲ ትምጻአ ግን መን ሒዝና ክንከይድ ኢና ሓሲብናሉ ዶ ንፈልጥ ሃገር ኮ ብመንአሰይ አያ ትህነጽ በጃኩም አዞም ሰብ ዓበይቲ chanelat ገለ ጎስጋስ ግበሩ ንጸንት ኣሎና ሕጂ አዚ ታሪኽ አዚ ይጽነሓልና ፍናንን ሓውና ሶሪ ደኣበር

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan subscribe gere keleku mmxae abini emo ka mebel 20.000 zgeberku baeley ye sheu like gerkaley hji gn mmxae abini

  • @abeyalofqri1149
    @abeyalofqri1149 4 ปีที่แล้ว

    15000$ khbeka eyi fnab hawey fetika aleku

  • @amanmogos4548
    @amanmogos4548 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba fnann
    Kxbeyeka xenihe ✝️

  • @thefuturemanfuture6892
    @thefuturemanfuture6892 4 ปีที่แล้ว

    Ata tarik aytebalasew world war 2 ke sytehababeran deyen Soviet union & usa fesfas Eritreawi

  • @menkemmamaerlove3676
    @menkemmamaerlove3676 4 ปีที่แล้ว +1

    Iran
    Israel
    Cihna
    Pakistan
    Indan
    Kisemama alewn dihriu Asia kab Europa nilali kikowin yikil iyu qotoben

  • @samsonkidane7131
    @samsonkidane7131 4 ปีที่แล้ว

    Tsubuk timihrti eyu finan arkey. Irak 🇮🇶 ni irak 🇮🇶 atkiata Iran 🇮🇷 dima ni Iran enda belka tehawawuso aleka. Eti asmaten tekerarabi sile zikone yederabisheka alo.

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዓይነት ድንቁርና እዩ መንግስተ ሰማይ ክትአትው እዋይ ጉድ

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว

    ካብ መራሕቲ ሃገራት የዕራብ ዝተዓወተ የለን ። ኩሎም ነጅስ እናበሉ ኣማውታ ከልቢ መይቶም ክክክክክክክክክ

  • @namikbre8341
    @namikbre8341 4 ปีที่แล้ว

    Entay u Wedey kindezi Zeakil bisenke feqri Basin Egrgeren Alo fetari Ab Mewedata biselam yenbrom Nizelalem

  • @teametewelde4379
    @teametewelde4379 4 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ከ ኣይሰጎጎትን ዲያ ንወያነ ጥራይ ትብል

  • @user-yd5lf2vs3p
    @user-yd5lf2vs3p 4 ปีที่แล้ว +3

    ሳዳም ሑሴን ን ኢራን ሚሳኢል እንዳ ተኮሳላ ኮሎ th-cam.com/video/1PXnZJQOFvQ/w-d-xo.html

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 4 ปีที่แล้ว +1

    ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ፍናን መልሰለይ ምስጋግ ወያነ ዲዮም ጀሚሮሞ ወይ ህግደፍ እዚኣ መልሰለይ

    • @user-dw9jb4ow6m
      @user-dw9jb4ow6m 4 ปีที่แล้ว

      ወያነ እያ ጀሚራቶ ይሕዋትና ምስ ሰጎጎቶም ሽዑ ኢሰያስ መግለጺ ኣውጺኡ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ንብረትኩም ሸጥኩም ውጹ ኢሉ ።

    • @kulusebey35
      @kulusebey35 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣይገርመካን ብልበይ ክሓቶ ዝሓሰብኩ ሕቶ ሓቲትካዮ።
      Thank you.

    • @zemiabreha7090
      @zemiabreha7090 4 ปีที่แล้ว

      @@user-dw9jb4ow6m ብመጀመርያ ንፍናን ኢየ ሓቲቶዮ ብምቅጻል ንኪትፈልጢ ህግደፍ ኢዮም ጀሚሮሞ ብ1991 ንኢትዮጵያዊያን ካብ ኤርትራ ካብ 45,000 ኪሳብ 50,000 ዝኣክሉ ህዝቢ ተሰጊጎም ከም ህዝቢ ከኣ ክስጎጉ ኣይግቦምን ነይሩ ምክኒያቱ ህዝቢ ስለ ዚኮኑ ሓቂ ከኣ ኒፍቶ ነኣይ ይጣዓመኒ ይትረፍ ጸማም ሓደ ደርፉ ኣይንኩን ከም
      ህዝቢ ከኣ ንሕሰብ ኢትዮጵያዊያን ዊሒጦሞ ስቅ ኢሎም ኣለዉ ኒሕና ከኣ ዊሒጥናዮ ስቅ ምባል እዩ እቲ ዝሓሸ።
      ወያነ ኢያ ጀሚራቶ እንዳ በልካ ግን ናይ ኢሰያስ ፕሮፖጋንዳ ኪንደጊም ኣይንውዓል ይኣክል።

    • @highlightsest_afro
      @highlightsest_afro 4 ปีที่แล้ว

      @@zemiabreha7090 :- ወሪርካ ምሓዝን፥ ምስዳድን 'ባ ፈላልዮ ዓርከኒ! ያ መንነትኹም ብኣማርኛ ሃሲሱ እንዳኣጽልኣና'ሲ ፥ ተመሊስካ 45,000 ጋላ ዘይሓቆፍኹም ትብለና ።

    • @user-wu8vu7sl1z
      @user-wu8vu7sl1z 4 ปีที่แล้ว

      @@user-dw9jb4ow6m ኣይትጋገ ሓወብኻ ኢሱ ኢዩ ጀሚርዎ ብምንታይ ጀሚርዎ ታርኽ ሕተት ኣበይ ኣለዉ እሱራት ዩንቨርስቲ እንታይ ኢዩ መእሰሪኦም እዝን ካልእን ሕተን ንወያን ስለ ዝጸልኣና ወያን ኣይንበል

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ እዞም ጋሐፍት ዓጋመ ደይርሳዕ ታሪክ

    • @salamgaberlul8451
      @salamgaberlul8451 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkk👎👎👎

    • @biniamyemane9740
      @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว

      @@salamgaberlul8451 ሰላም አንቲ አረጊት ሸርሙጣ ሕስርቲ አጎምቢሑ ረዊእኪ ድዩ ጅሃድ ክክክክክክክ

    • @salamgaberlul8451
      @salamgaberlul8451 4 ปีที่แล้ว

      @@biniamyemane9740 kkkk l love you

    • @DESETFQRI
      @DESETFQRI 4 ปีที่แล้ว

      @@salamgaberlul8451 zemedey dehan diki dea kndzi tsihki gual gorebetna

    • @estifanoskidaneghbrezghi9002
      @estifanoskidaneghbrezghi9002 4 ปีที่แล้ว

      ድርባይ

  • @tgraweyti9951
    @tgraweyti9951 8 หลายเดือนก่อน

    ሓሻዊ ፡

  • @demsieakele6699
    @demsieakele6699 4 ปีที่แล้ว

    ደቅ ሓማሴን ደንብያ ዝሓለፈ አይንመልሶን እንድሕር ንጻባጸብ ኮይንና ግን አብ ልዕሊ ተጋሩ ዘብጸሕኽሞ ግፍዕ ብተዓጻጻፍ ይበልጺ ኢርትራውያንስ ብሰላም ናብ ሀገሮም ተሰግጎም እቶም አብ ኢርትራ ማእለያ ዘይብሎም ተጋሩ ብጥይትን ብእማንን ዝተጨፍጨፉ ከ?

    • @hagosminia6431
      @hagosminia6431 4 ปีที่แล้ว

      Hbri aynom des ente zeyblna wexu ke da

  • @fjrsge8898
    @fjrsge8898 11 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኣስ ፍናን ዓርከይ ብፕሮፖጋንዳ ሻዕብያ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐቢርካ እንከሎኻ ናይ ሓሶት ሻዕብያዊ ፍልስፍና በሊዕኻ ትሓርአሉ ኣብ ዝነበርካ ሳዓት ዘዳለኻያ ኮይና ካልእ ይትረፍ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብዶንጎላን ዳሃዮም ዘይተርኽቦ ኣዝዩ ኩፉእ ቤት ማእሰርትታትን ተጋሩ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ፣ዕድመ ልክዖም ከም ዓዶም ዝነብሩ ዝነበሩ ኣእላፍ ሃፍታማት ተጋሩ ዘጥረይዎ ሃፍቶምን ንብረቶምን ተገፊፉ ኣደዳ ስደትን ሞትን ኣሻሓት ተጋሩ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ፣ነቲ ስርዓት ሻዕብያ ብወታሃደራዊ ሓይሊ ወሪሩ ገቢቱ ዝሓዞ ሰፊሕ መሬት ትግራይ ዘይገልፅ ፣ባዕሉ መንግስቲ ሻዕብያ ናብ ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኣመነሉ ባዕሉ ዝጀመሮ ኲናት ከምዝነበረ ዝብል ሓቂ ዘይተቐበለ ፅሑፍ እዩ።

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว

    ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ኣየ ኤርትራዊያን ንቲ ህግደፍ ንህዝቢ ትግራይ ወሪሩ ጨፍሊቑ ብናፓላት ዘቃፀሎም ህፃናት ዓይደርን ዓዲግራትን ብኣየር ዝሃለቑ መሳኪን ህፃናት ብሄሊኮፕተር ከ ኣይትፅሕፍዎን ሓቀይ ?
    #ስርዓት ህግደፍ ንሰለማዊ ህዝቢ ትግራይ ሓመድ ዝገበሮምን ማዕረ ንመቐለ ዝኣክል ከይዱ ህፃናት ዓይደር ዝረሰዕናዮም ድዩ ዝመስለኩም??
    መሳኪን ኢኹም ትመስሉ ዘለኹም ሓሰዉቲ መን ወሪሩ እንታይ ኣስዒቡ ዝብል ንኤርትራዊያን ኣይምልከትን ድዩ ኾይኑ ??
    #ኣይትሕሰቡ ንሕና ዝያዳ ንሰላም ሓሲብና ደሊና እምበር ኤርትራ ንኢትዮጵያ ክትወርር ዓቕሚ ረኺባ ከይኮነትሲ "ንወያነን ህዝቢ ትግራይን"ብሕሱም ንምጭፍላቕ ወያነ ዝምብረከኸሉ መሲሉዎ ንኢሳያስ መሊሱ ዘለኣለም ከምቲ እትሓስብዎ ጭቃ ርእሲ ዘይሃለቕና ንመስለኩም ስለዘይበኸናን ኣሕዋትና ስለዝበልናን ኢኹም ይመስለኒ ሕሰምን ጭካን ተጎልቢብኩም ዘለኹም ታሪኽ ዘይምበብኩም ብመልሓስ ክፍኣት ታሪኽ ትደግሙ ኣለኹም ፍናን!!!!
    #ሻዕብያ ኣብ ዶባትን ከባቢ ዝነበሩ እንስሳትን ጓሶትን ማለት ህዝቢ ትግራይ "ንታሪኽ" ክኾነኩም "ህግደፍ" ወሲዱ ፍቖዶ መንገንዲ ረሻሽኑ ዝተረፉ ፍቖዶ ጎዳጉዲ ኣብዚኣ ኣተዉ ዘይባሃሉ ቀቢሩዎም ተሪፉ እዩ።
    #ህዝቢ ትግራይ ኣይትፈልጥዎን ሓቅኹም ዝተገፍዖ ብመንግስትኹም ዝተባረሮ ዝዓበዱ እኡሱራት ዳመጅ ጌሩ ዝሰደዶም ካብ ኡሱር....ንሕና ልቢ ኣዕቢና ስለዘይንምድረሉ ንቲ ፀሊም ታሪኽ ክልተ ህዝቢ ዲኹም ኣፍኩም መሊእኹም ትዛረብሉ!!!
    #ንወያነ እኮ ብሓይሊ ተወጢጡ እናነብዐ ኪናት ኣይደልን እናበለ ኪናት ንኽጅምር ብተረፍ ደርግን ብኢሳያን ንዓ "ተዋገኣና" ተባሂሉ...እቲ ዝተደለየሉ ዕላማ ኲናት ግን ዓባይ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንምጥፋእ,, ዝተኣወጀ,,,, ሽርሒ,,,,, ኢሳያስ,,,ምንባሩን ወያነ ነቒሑ ከምዝሰበሮን ሻላ ክልቲኡ ህዝቢ ተሪፉ እመን100% ....
    #ተዘይኮነ "ወያነ"ሽዑ "ተገዲዱ" ንዝተዋገአኩም "ወያነ" ንዘድሓነኩም።
    #ንስኹም ከይትሃልቁ ብምሕሳብ እዩ ነይሩ ወያነ ኲናት ደዉ ኣቢሉ ህወሓት ንኽልተ ዝተመቐለት ብሰንኪ ንደት በደል ኢሳያስ ዝረኣዩ ደቂ ህዝቢ ኢሳያስ ንኽቃበፅ ኣብ ሞንጎ ህልዉና ህወሓት ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ዝነበረሉ ሰዓት መሊስኩም ተገቲርኩም ምዝራብ ሼም ክሕዘኩምን ምሓፈርኩም.... 👉ብናይ ሻዕብያ ፀሊም ታሪኽ በሰላ ሰለማዊ ህዝቢ እምበር ከማኹም ኣይረኣናን።
    #ንተጋሩ ክትዉዱኡ ዝመፃኹም ብሰላም ንዓድኹም ከይድኩም እንደገና ይቕረ ኢሉ ከም ገዛኹም ክትነብሩን ክትመሃን ከይተስተማስሉ ከምደቁ ከም ህዝቢ ትግራይ ፈልዮም ንዘይረኣይዎም ስደተኛታት ኤርትራ ወያነ እኮ ኣየመስገንካዮምን ኣበይ ኣለዉ ህግደፍ ወሪሩ ዝወሰዶም ዶባዶብ ዝነብሩ ዝነበሩ ህዝቢ ካብገዛ ክልተ ሰለስተ ሃፍቲ ጥሪቶም ኣበይ ኣሎ ህዝብና??
    👉#ፍናን ብዛዕባ መንግስቲ ሻዕባያ ንህዝቢ ትግራይ ዘዉረዶ ከቢድ ግፍዕን, ኣብ ጎዳጉዲ ኤርትራ ዘለዉ ተጋሩ ከባቢ ዶባትን ገፊፉ ዝወሰዶም ተጋሩ ኣበይ ኣለዉ?
    #ፍናን መፃሕፍቲ ኣንቢብካ ወይ ከባቢ ዶባት ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ሓቲትካ ከምታ ንስርዓት ሻዕብያ ትደርፈሉ ዘለኻ ብዛዕባ ወያነ እዉን ንህዝብኻ ትፈቱ እንተኾንካ ግፍዒ ሻዕብያ ንኢትዮጵያ ክትወራ ከላ "ዘዉረደቶ" ሰፍ ዘይብል "ጭቃነ" ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ.... ከተቕርበልና ንምሕፀነካ።
    #ብልቢ ግፍዒ ተዛሪብካ ኣሎኻ ወያነ ሰጊጉዎም ብሰላም ኢልካ ሻዕብያ ግን ስለዘይንዛረበኩም ኢኹም ሓቅኹም... እንዲኹም!!
    👉 ንሰላም ደሊና ይቕረየና ዘይባሃል በደል ኣሎና, #ንኢሳያስ ህግደፍን በል እንድሕር ደሊኻ ሓቂ ወሓጣ ወይ ሓቀኛ ታሪኽ ተዛረብ

    • @youtube2719
      @youtube2719 4 ปีที่แล้ว

      ሓወህ ኣይትውዐ ህግድፍ ንዓና ንኤርትራውያን ዘይገደፈ ንዓኩም ይገድፍ እዩ ኢልና ኣይንኣምንን በቲ ኮይኑ በቲ ግን ኣብዚ 2ተ ዓሰርተ ዓመት ዝተገብረ ህልቂት ሕማቅ ምካኑ ምእማን እኩል እዩ

  • @teamegenreyesus2735
    @teamegenreyesus2735 ปีที่แล้ว

    እቶም ካብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ኸ?ማለት1991ዓ/ም ፈረንጂ እዚ ኹሉ ትግራዋይ ዝተሰጎገ ኸ? ኣቱም ሓሰዉቲ

  • @alimohammed-fm2jw
    @alimohammed-fm2jw 4 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ዘሓወየ ወይ ክሓዊ ዝበለ ቁስሊ ኣየትፋሕትር ኢሳያስ ወይ ህግደፍ ንህዝቢ ትግራይ ታይ ታይ ከምዝገበርዎ ትፈልጥ ኣይመስለንን???

  • @worldcomm9842
    @worldcomm9842 4 ปีที่แล้ว +3

    ኩሉ ግዜ ሓሶት የፍኩሰካ ትሕቲ ሰብ ከኣ የሕድረካ ብውሽጣዊ ቅልውላው, ኣብ ዓለም ከም ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ እነበሩ ተጋሩ ተፈጸመ ግፍዒ የለን። ኣምላኽ ግን ዝስኣኖ የለን። ኩሉ ግዜ እግዚኣብሄር ምስ ውጹዕ ኢዩ። ኣብ ኤርትራ ዝልዓለ ሆቴል ዝልዓለ ባር ዝለዓለ ናይ ስራሕ ቦታ ዝልዓለ ሃፍታም እነበሩ ኩሎም ተጋሩ ኢዮም ሂወቶም ጠፊኡ ንብረቶም ብሻዕብያ ተዘሚቱ… እዚ ረሳሕ ስራሕ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይውክልን። ረሰሓት መራሕቲ ሻዕብያ ግን ገና ብኽያቶም ዘቋርጽ ትሕቲ መሬት ክኣትው ከለው ጥራሕ ኢዩ።

  • @unitedsouth736
    @unitedsouth736 4 ปีที่แล้ว

    ፉናን ስርዓት ወያነ ንኢሪትራውያን እውን ደጊሞምዎ ትብል ህግደፍ ከ አብ ኢሪትራ ዝነበሩ ተጋሩ ፀባ ድዩ ዘስትዮም ነይሩ ትገርም ኢካ

    • @hagosminia6431
      @hagosminia6431 4 ปีที่แล้ว

      Non haki u we are not Forget yesterday

  • @demsieakele6699
    @demsieakele6699 4 ปีที่แล้ว

    ደቅ ሓማሴን ደንብያ ዝሓለፈ አይንመልሶን እንድሕር ንጻባጸብ ኮይንና ግን አብ ልዕሊ ተጋሩ ዘብጸሕኽሞ ግፍዕ ብተዓጻጻፍ ይበልጺ ኢርትራውያንስ ብሰላም ናብ ሀገሮም ተሰግጎም እቶም አብ ኢርትራ ማእለያ ዘይብሎም ተጋሩ ብጥይትን ብእማንን ዝተጨፍጨፉ ከ?

    • @wolwol6623
      @wolwol6623 4 ปีที่แล้ว

      እቶም ክንደይ ኤርትራውያን ተሰጊጎም ንብርቶም ተዝሪፎምን ብሕማም ስቃይን ኣብ ኤርትራ ዝሞቱ, መን እዩ ኸ ሙስጋግ ጀሚርዎ.