🔥 ኪሮስ ን መራሕቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዝበሎም / ሱዚኒኖ ብምንታይ ተመሪቁ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
- 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#Eritrea #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm
enqa dehan mexeakum xbuqat ❤❤❤❤ neziom zifetu eske like yehab Eritrea ykun tgraway ykun
ችሮስ ምዕንጅሉስ ንህዝብ ኢርትራ ከማሐድር ከይሐፈረ ዕባ ሰንበት ዝጉድጉዶ ዝሳነ ዕባ ሰንበት ችሮስ ንነብሱ ኣማሐድሩ ዘይካለስ 😂😂😂😂
እሳካቡሉ ማለት በይኑ ዝነብር ሰብ ማለት እዩ❤❤❤❤
Nmejerta gzye kab mejemrta ksab mewdaeta ztektatelkuwom TH-camber kexlwo .. ካሴሪ ማለት ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ኣብ ኣስመራ ን ካሼር መጸውዒ ኢና ንጥቀመሉ😊
Kiros asha sile zkone ayteredon imber aytetelemen nisika tigrayway ika guday tigrayka giber iyom ilomo
እቲ ስእሊ ምእተዊ ትጥቀምሉ እሲ ፈክ ምኻኑ የርየካ ግደፍዎ አፍካ ምውጥዋጥ አፍካ ሃህ ምባል በጃኹም።
እስኮፕሊ ማለት ሲንግል ይኩን በዓል ሓዳር ኣብትምህርቲ ወይብስራሕ በይኑ ክነብር እስኳፕሊ ይብሃል ብቋንቋ እንታይ ምኳኑ ግን ኣፍልጦ የብለይንንንንን
ስቃፕ ሊ ማለት ወንድላ ቴ ማለት ካኣ ካሴረ ትማ ትቀባሊት ገንዘብ ማለት እዩ.
ፅሩያተይ ኣነ ኣድናቅትኩም እየ ኩሉ ግዘ እየ ዝካታተለኩም ግን ሓንቲ ነገር ዝብለኩም ብሓቂ ክርስትያን እንተኮይንኩም ማዕተብ ዘይትኣስሩ ዋላ ሓንቲ ክሪ ወይ ድማ ቀጣን ማዕተብ እሰሩሩሩሩሩ ካሊእ ግን ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
Nifitiy❤❤❤
Agames leaves Eritrea for Eritreans. Worry about your Agamestan please.
You don’t know what does mean kasera esqapulie it’s Eritrean word’s
ክሮስ ኣብ እንዳ ሓተላ ከድካ ለምን
Dem bleu rgumat kiros enabeleya amsilkum ktserhu entadekum yaetewekum bzaebna atum kofakuf
☝️☝️ አሰክፒሊ ማለት ብቋንቋ ጣልያን እዩ ትርጉሙ singel ብአሜሐርኛ ከአ ወንድላጤ እዩ።
ካሴሪ ማለት ብቋንቃ ጣልያን እዩ ።ትርጉሙ ኻአ ገንዘብ ተቀባሊት ማለት እዩ።
ስካፑሊ በይኑ ዝነብር
እስኮፒሊ ወንድላጢ ማለት እዪ ዳን ቤሪ
Kaseri malet cashier
Skapuli kea single maletyu
ኬፍ ኣለኩም ❤❤❤😂😂
ጽቡቕ መደብ ዘይፈለጥኩሞ 1-ካሴሪ ማለት ኣብ ካሳ ኮይና ገንዘብ ትሓዚት ኣብ ትካል ይኹን ወዘተ--- 2- እስካቡሊ ማለት በይኑ ዝነብር ወይ ዘይተመርዓወ ማለት ኢዩ 👍👍
ካሴረ ማለት ደኣ ኣብ ሓደ እንዳባር ወይ ዱካን ገንዘብ ትቕበል ማለት ዩ ።
እስኮቡሊ ማለት ከኣ ሲንግል በይኑ ዝቕመጥ ዩ ግን ማለት ዩ ። እንተ ዘይ ተጋግየስ ቀጽልዎ ንፉዓት ኢኹም።
I love you guys
ኣይሮን እዩ
ኣክቢረ እዚኣ ከፍልተኩም እስኮብሊ ማለት ከምዚ ብኣምሓርኛ ወንድ ላጢ ይብሃል ብትግርኛ በይኑ ኣብሓደ ገዛ ክራይ ዝነበር ሰብ Thank you😊
ካሴሪ ተሓዝ ገንዘብ ማለት እዩ ካብ ጥልያን ዝተወርሰ ቃል ኣብ ኤርትራ። ( cashier) እንታይ ማለት እዩ ኢልኩም ስለ ዝሓተትኩም ኣብ ናይ ሎሚ video እየ።
ብሰርጀሪ ዶ ይስተኻኸል ይኸውን ገፊሕ ኣፍ?? ጎፈንድሚ ክኸፍተልኪ እየ ዝካኣል እንተኾይኑ ኣጣልሊ::
ዳኒ እዛ ባዓልቲ ገዛካ'ሲ ስለምታይ እያ ኣዋልድ በሉና ኣጓላት ኣይትበሉና ትብለካ ዘላ፤
ምክንያቱ ፦ ናይ ኣጓላት ትርጉም ደናግል ወይከዓ ብነፀላ ጓል እንብላ ምስ ክብራ ዘላ እያ፤
ኣዋልድ ማለት ግና ምስ ክብረን ዝተሓሓዝ ኮይኑ ብድንግለን ንዘየለዋ እንጥቀመሉ ቃል እዩ፤
ተስፋይ ራያ ቀውሲ ፅሉል ዕቡድ አስጠሊታ ሕውሐት ንቅድሚት ሕውሐት ሂወተይ እዩ ንሕውሐት ዝፀልእ ካሕዳም ጥራይ እዩ ሸዊት ዕድሚኦም ዝተቃለሱ እዮም ካሕዳማት አትኩኑ ሕውሐት ንቅድሚት ደናቁር ጥራይ እዮም ሕውሐት ዝፀልኡ ሕውሐት ዝፀልእ ዝበለዐሉ ፃሕሊ ዝሰብር እዩ አቲ ትዛረብ ዘላ ጋል አብዚ 8 ወርሒ ገዚእናያ ትግራይ ትብል ዘላ ሽታም ተጋራቢትኪ መፂኪ ሰራቂት ታኒካ ሸበጥ ሰረቅቲ ክትሰርቁ ጥራይ አቲኩም አብአ ክአ ተሪፍክን ደናቁር አራዊት ።
እቲ ኣካውንቲ ናይ ሉል ኣይኮነን ፌክ ኢዩ
ካብ ዓዱ ገዙኡ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ዝነበረ ህዝቢ እንቋዕ እዚ ኣርኣዮ ኮንግራ❤🙏
ከምቲ ናይ ጓል ራያ ዘይድሊ ዘረባታት ግን ኣገዳሲ ኣይኮነን ኮምእታት ነገር ተዘይ ተምጽዎ ምሓሸ ሪኢቶ ያ
እቲ ናይ ሉሉ ቴትሮስ ግን ናታ ኣካውንቲ ኣይኮነን ሓደ ወዲ እዩ ብሽማ ኬፊቱ ፖስት ዝብል ምዓልታዊ ይመጻኒዩ ኣብ ገጻት ፌስቡክ ከይ ትደናገሩ ናታ ኣይኮነን። ግን ከምዚ ዓይነት ንሰላም ስለ ዝጽሓፈ ግን ኣድኒቀዮ እየ እዚኣ ኣካውንቲ እዚኣ ግን ምዓልታዊ ብናይ ሉል ስእሊ ፖስት ስለ ዝብሃል ግን ንሳ ከም ዘይ ኮነት ግን ኩሉ ሰብ እዩ ፈሊጥዎ።
Eskabuli beynu znebr menesey eyu , karsher kea ab zkone tkal genzeb zkoxaxer eyu
Eskobli malet beynu zqmet malet yu
anezgermeniy etiy video temxwo ruekum do akekumun temxwo ab ziy kaa Llena tsqu ygermeniy eyu natuku nager🤔 😂😂😂😂😂😂
ዮኖስ letesus
ለተእየሱስ እንዳኾንካ ኬድካ ባባ yonas
ኣድረስኩም ማለት ቁጽሪ ስልኩኹም ብኸመይ ክረኽበኩም ብስራሕ ደልየኩም ነይረ
ኣስካቡሊ ማለት single hadar zeyblu
እስኳብሊ ማለት በጣልያን ሲንግል በይኑ ዝነብር ዝተኻረየ ገዛ
ሙቁራት እስኳብሊ ሲንግል ኢዩ፡ እታ ዕውርቲ ጤል ካኣ ገንዘብ ትኸፍል (ካሸር) ኢዩ'ሞ ንፉዓት ኢኹም ተባረኹ !!
Karos.ajal
askabule malet abe geza beynu sengel malet u
ኣንታይ እኩም ክሉ ግዜ ክምነገር ዘይልኩም ኣክልኩም ክትላገጹ ኣንቲ መዓልቲ ሰብ ዘይትከኑ
Aboka diu baba yonas, niaka ymesl?
ካሰረ ማለት ካሸር ማለት እዩ።ጣልያን ከይከውን
❤❤❤
2ኹም ክዱ
ዳኒ ቤሪ ናትኩም ኢያ ዉሰዱልና ገለ ዓይነት ደራፊት 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ስካቡሊ ማለት ብቓንቓ ጥልያን ኢዩ። ትርጉሙ ወንድ ላጠ ማለት ኢዩ።
መዓተብ ግበሩ በጃኩም ወይ ሃይማኖትኩም ኣፍሉጡና
💕💕💕💕❤️❤️
ጎል ራያ ድሕሪ ሕጂ ካብሰብ ክረክብ ኢልኪ ክትሓስቢ የብልክን ነይ ዝሓለፈ ይ ኣ.ክል
መደብኩ ሓሪፍ እዩ ኣብ ፖለቲካ ግን ኢድኩም ኣይተእትው
ሰላም ዝገርመኒ ብዙሕ ቃንቃ ዘይትፍልጥዎ ኣሎ ኣስኮብሊ ማለት ዘይተመርዓወ ውይ በይኑ ዝቅመጥ ማለት ኢዮ🎉
ካሴሪ ድኣ ስራሕ'የ ( ናይ ገንዘብ ምቁጽጻር)
እሳካቡሉ ማለት Singel mallet eyo
ስካቡሊ በይኑ ዝነብር ሲንግል ዕደ ማለት እዩ።
አበይ ኣለኹም ጉዳይ ቢኒ 🎉🎉🎉🎉🎉 ክሳብ ሕጂ ዶንጊኹም ከይትኽሰሱ ኣምጽእዎ ደንጊኹም🟥⭐🟨👮 ተቐይመ
አስኮፒሊ ዘትፈልጡ ዳኒ ወድላጤ ማለት እዩ
አስኮብል ማለት በይኑ ገዛ ተካርዩ ዝነብሪ
ካሴሪ ማለት ካብ ካሸር እዩም ቀይሮማ ተቀባሊት ገንዘብ ማለት እዩ
ካሴሪ ፣ ማለት ብጣሊያን ኮይኑ ካሸር ወይ ተሓዚ ገንዘብ ማለት እዩ ።
Kassiere malet b`qwanqwa taliyanigna iyu.., cashier ( hsab-tehazi) malet iyu.., -- eta kalieyti kaa " scapoli " iyu zibahal, ezi`wn b`taliyan iyu " single ( bachelors)" malet iyu.., ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,
ካሴረ ደአ ተቀባሊት ገንዘብክክክክክክ ስኮፒሊ ከአ ሲንግል ማለት የ
kedem aykeneakan nsebeytka zey amenka nhawka aminka etka eyu.bzkon nfuat ekon qetslwo ekum❤❤❤❤❤.
Kaseri malet weyter malet u shkorinatat ❤️
ካሴሪ ማለት ኣብ ካሳ ዝሰርሕ (ተቀባሊ ገንዘብ) ማለት እዩ
Kayseri malet cashier eyu shkorina 😅
ኢዋአ ብምንታይ ቃንቃ ደኣ ኢስካቡሊ ካሰሪ ኮይኑ ኣንቱም ሰባት ዘይትፈልጡ ኢንተኮንኩም ምሕታት ጽቡቅ ኢዮ።
እስኮፒሊ ማለት ወንደላጤ ያላገባ ስንግል ምርት ነው
2368 ok elom zxhfu eko ayseanun eyom hji 🤣 😂😂😂
ጽብቃት እስካፑሊ ማለት ንበይኑ ዝናብር ውልቃዊ ናብራ ዊን ሐዳር ዘይብሉ
እስኮብሊ ማለት ዳኣ በይኑ ዝነብር ሰብ ❤❤❤
ብኻልእካ ደኣ ምበር ብደርፉ ኣይኮንካን ፈቲኻዮ
ኣስካፑሊ በይኑ ዝነብር ማለት አዩ
ካሴሪ ማለት casher malet eyu
Italy 🇮🇹 mechem simkin ya tegaru natna 😂 eskapilu is single and kaseriy genzeb zikbel 😂
አስካቢሊ ዘይተመርዐወ ወይ በይኑ ዝነብር ወዲ
ካሼር ደአ ገንዘብ ተቀባሊ ማለትዩ
እስኮቡሊ ማለት ጎጆ ፈሊኻ በንኻ ምንባር
Nagerian eritream if you said to peaple you do't now the history general filipos ?
Atum faratat Tigray nay Asmara azerarba eu 1, Ksaieri malet genzeb zkfl ab enda shahi ykun ab kale. 2, Eskabuli beynu znebr single wedi ykun gaul. Tegaru temaharu kordafat
እስኮብሊ ሲንግል ካብ ቡዙሕ ዝፈትወኩም መደብኩም ከይራአኩ ዘይድቅስ
ካሴሪ ብጥልያን ካሸር ተሐዚ ገንዘብ
Skopli wendelate Malet eyu and kaseir Malet dims casher
እስኮፕሊ ማለት በይኑ ዝነብር ማለት ኢዩ።
ሰላም ብሩካት
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኢይኩም።
የቀነየለይ ንሰሐቅኩም።
ጽቡቅ ጽቡቅ ናባኩም ይኩን።
ሰብአየይ ይጭፍጭፈኒ ዝበሎቶ።
ናይ ቀደም ከምኡ ዓይነት ናይ ፍቅሪ ኢሎም ይሐስብዎ ኢዬም።
ክርደአኒ አይክእልን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ስኮፒል ማለት ወንድላጤ ማለት እዩ
ስኳቡሊ ወንድላጤ ማለት እዩ።
ኣኽላብ ጉዳይ ሃገርኩ ዘይትምጹኡ ጎሃፍ
እሰኮፕሊ ማለት ወንድላጤ እዪ
ካሴሪ ማለት ተቀባሊ ገንዘብ
Skoplee mean single man you got it that’s why I need to tell you OK
❤❤❤❤❤
I like it your program but don't mix political pls.
Kasieri malet dma hisab zkbel maletyu tgrna twhdekum alamo entay dyu qanqakum tgrnado aykonkumn
Escabuli beynu znebir wedi late malet eyu caseri ka chsher malet eyu
እስኮብሊ ማለት ሲግል ማለት ዩ😂 ዳኒ&ቤሪ
Tegaru endkum tray nay agamekum zeyti geberu nay eritrea temxeu qondafat
Tekebelwa wooo aytbelu azi kola haki aiyu tezaribu ata zela ab tgray ynegrekum alo bderfi geru.
Kasiyeri malet casher malet eyu (hsab tkbel malet eyu )
ውፉይ ክድቅስ እዩ ድበልካ
ሓዳር ዘይብሉ😂😂😂😂
Scopli sing wedi beynu zqmet malet eyu
ካሴሪ ማለት cashier malet eyu
ንኣኻ ድኣ ከይምራዉካ