"ምስ ቀታሊ ዲኻ ወይስ ምስ ተቐታሊ" {መጠንቀቕታ ንበርጌድ ንሓመዱ} {ምስ ቀተልቲ ዕርቂ የድሊ'ዶ?} ዕለት 8 ሴኔ 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • "ምስ ቀታሊ ዲኻ ወይስ ምስ ተቐታሊ" {መጠንቀቕታ ንበርጌድ ንሓመዱ} {ምስ ቀተልቲ ዕርቂ የድሊ'ዶ?} ዕለት 8 ሴኔ 2024

ความคิดเห็น • 123

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 3 หลายเดือนก่อน +10

    ናይብሐቅ ዘሕዝን እዩ ኩቡር አቦና እግዝአብሔር ይባርኽኩም ✝️❤️🕊️🙏🏼 መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዝኦም ጀጋኑ ደቅና 😭🩵🕊️🕯️ ምሕረቱ የውርደልና ፈጣር 🤲🏼 ይአክል ንብዓት 😭 ይበለልና 🤲🏼 ሰላም 🕊️ ፍቅር 🩵 ፍትሕ ራሕዋ የውርደልና ፈጣር 🤲🏼😭🤲🏼

  • @hadishgebre60
    @hadishgebre60 3 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቦና ቂሺ ማርቆስ እንቛዕ ድምጽኩም ሰማዕና ❤❤❤

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 3 หลายเดือนก่อน +8

    እንቋዕ ብሰላም መጻኩም :አቦና ድምጽኩም አይታሐባእ 🙏

  • @wedinegash924
    @wedinegash924 3 หลายเดือนก่อน +6

    እንቋዕ ብድሓን ተመለስኩም ኣቦይ ቀሺ።
    እታ ካሜራኹም ናብ ቀሺ ተወልደ ዝብሃሉ ኣዝርዋ ኢኹም ።እቶም፡ኤርትራ መፍትሕ ናይ ዓለም ኢያ ዝበሉ ሃሰስ ብልዎም ሓደራ።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ኣቦ ዉጹዕ ኣምላኽ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጺን ይግበሮ : ጸላእትኹም ይግናሓልኩም 🙏🩵🌹🩵🌹👌🌹

  • @natsenat6087
    @natsenat6087 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቦና እንቓዕ ብሰላም መጻኩሙና🙏🙏🙏

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 3 หลายเดือนก่อน +5

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 3 หลายเดือนก่อน +10

    እቲ ድምጺ እለይዎ ኣቦና ኣቦኣ ውጽዓት እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ጠፊእኩና እወ

  • @Fithauwighile
    @Fithauwighile 3 หลายเดือนก่อน +6

    Well come 🎉🎉😂😂

  • @hdudjfhfmiixjdj1378
    @hdudjfhfmiixjdj1378 3 หลายเดือนก่อน +8

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Mebrye-i8e
    @Mebrye-i8e 3 หลายเดือนก่อน +5

    Edmen tenan yehakum abona 💙💙💙

  • @yordanamaharri452
    @yordanamaharri452 3 หลายเดือนก่อน +1

    Keshi ekum, n fkri meharu, gena zifekakeru zelew yehwatna yom kulom, nsom tirah aykonun bgifi teketilom, antum kahnat bejakum eba selam meharu ageb ageb ageb kulom nixuhat yom n dem aytawju ageb ab tium kienkum aytebaesu

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 3 หลายเดือนก่อน +6

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yodittekelemariam9628
    @yodittekelemariam9628 3 หลายเดือนก่อน +5

    Qalhiwt yesmana abona 🙏💯🩵🩵🩵🌿🌿🌿

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 3 หลายเดือนก่อน +5

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @gebrehiwotkifle5603
    @gebrehiwotkifle5603 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቅተዛረብ መስቀል ሕዝካ ጸግዕ ኣይትሓዝ ኣባላትካ ብዕስለ እንዳከዱ ህዝቢ ዝብጽብጹ ዝነበሩን ዘለውን ዓገብ በሎም

    • @teklittesfay9086
      @teklittesfay9086 3 หลายเดือนก่อน

      ስዲ ባዓለገ ምኺንካ ተፍልጥ ይሁዳ !

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 3 หลายเดือนก่อน

    ለኽባጥ ትግራዋይ።
    ኤርትራ ኣይትምልከተካን እያ ኪድ ብዛዕባ ትግራይ ተዛረብ

  • @mahamamdmahamam5576
    @mahamamdmahamam5576 3 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭

  • @KiflomBeraki
    @KiflomBeraki 3 หลายเดือนก่อน +3

    Abona, I always remember that video 2016, it is completely true. Bless you 🙏

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @ራህዋአሎድህሪፀበባ
    @ራህዋአሎድህሪፀበባ 3 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ያሓግዘና እበር ዘርእና ይጠፍእ አሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MeashoGoitom
    @MeashoGoitom 3 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቦ ሓቂ ኣቦ ትብዓት ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም!!

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 3 หลายเดือนก่อน

    እታ ትግራይ ትዕወት ትብላ ዝነበርካ ብኻልእ መልክዕ ስዉር ዕላማኻ ተካይድ ኣለኻ። ኣብ ሞንጎ ዘይፈልጡ ዕሸላት ሓዊ ተእቱ ኣለኻ።

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 3 หลายเดือนก่อน

    ኣታ መን ክሓፍረልካ እዩ? መን እዩ ሂቡካ እቲ ክህነት?

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 3 หลายเดือนก่อน

    ሳላ ትብዓትኩምን ሓቕነትኩምን ሓራ ዘወጻእና ተገፋዕቲ ኢና ሞ, እግዚአቢሀር ንግፍዕና ሪኡ ኽዕረቐና ቅዱስ ፍቓዱ ንኽኾነልና ጾሎት እቶም ሰብሕልና ኣቦታትና ኣይፈለየናኣ 🙏🙏🙏
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ነሕዋትና መንግስተሰማይ ንስድራቤቶም ጽንዓት ይሃብ ቓልሶም ግን ቓልሲ ኩልና ኢዩ ።

  • @stellagirma8312
    @stellagirma8312 3 หลายเดือนก่อน

    Besmab Entay Aynet yom Eziomsi merahi hymanot😭😭😭

  • @deataberhe3454
    @deataberhe3454 3 หลายเดือนก่อน

    🎉ኣታ በረከት ግድፍናይሓሶት ቀሽ ከዛብ

  • @solomonmehari5888
    @solomonmehari5888 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦይ ቀሺ በሓቂ እዚ ህዝቢ ምርገም ኣሎና፡ንሃገር ዘይንበቅዕ ከይንኾውን ዉን ይጠራጠር ኢየ በሓቂ።

  • @NebiatOgbamichael-uo2di
    @NebiatOgbamichael-uo2di 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ወሰናይ አቦይ ቀሺ እግዚኣብሔር ይባርኹም ከም ንስሪ እናተሓደሰኹም ንበሩልና ንዓኹም ዝወለደት ማህጸን መመሊሳ ትባረኽ 🙏

  • @afomia3521
    @afomia3521 3 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ኣቦና ሰላምኩም ይብዛህ

  • @tftfyt852
    @tftfyt852 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ክቡር ኣቦና😢❤❤❤

  • @dawitsemere3008
    @dawitsemere3008 3 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ቻነል ዘለዎ ከሺ 😢😢😢😢

  • @asmeretesfamariam3419
    @asmeretesfamariam3419 3 หลายเดือนก่อน

    Edmen tieinan yhabukum abona keschi marikos 🙏🙏🙏agolgulotkum ebarek

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 3 หลายเดือนก่อน

    ናትካ ታሪኽ እዩ ዘሕፍር ሕሱር።

  • @jamalalideen8636
    @jamalalideen8636 3 หลายเดือนก่อน

    አታ ሓሳዊ ለኽባጥ ረሳሕ

  • @amanbeyene2578
    @amanbeyene2578 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behq ab Keshi egzabehriiì dezrbkum ekum lek nay egabeher

  • @okbasdebsh1611
    @okbasdebsh1611 3 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ሓጥያት ቐሺ መቐለ

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 3 หลายเดือนก่อน

    Nmntay eyom deki akele guzay zktelu

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 3 หลายเดือนก่อน

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen

  • @mikieleteklebrhan2765
    @mikieleteklebrhan2765 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ኣቦና ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ድምጽኹም ካብ ዘይንሰምዕ።

  • @YordanosYemane-k9w
    @YordanosYemane-k9w 18 วันที่ผ่านมา

    Marikos dabas lomi rihsiha latsi weyani telimatika yy testelel gemed siilkah tihanukhg

  • @Titi-g2h
    @Titi-g2h 3 หลายเดือนก่อน

    Amen kale hiwet yesmalna 🙏🏽egzabher almak yekera Yebalalna 😭😭😭🤲🙏🏽

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash3289 3 หลายเดือนก่อน

    Igzio meharena kistos bitami zehzn iyu gin iziatom nay hakki akshshti diyom aymeslenn bejakum abona keshi axariwo iway mergem ahhhh haymanotna melagexi yigebrwo alewu 😭😭😭😭😭😭

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eziom Hade libi hade kelbi Hagerawi zblu bela,eti sa,eri donagula seitan Isaias Aklabat Wuh wuh degim yelen wedi Eri ❤

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 3 หลายเดือนก่อน

    Abokesh edmen t ena yhabkum

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 3 หลายเดือนก่อน +2

    You on mute abuna

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabhare n hzbi eritreans fthi yewrdelkum ahwatnana

  • @lovegod44578
    @lovegod44578 3 หลายเดือนก่อน

    🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน

    Uaye. Ahwatey. 😢🙏😢😢😢

  • @venusaregawi5495
    @venusaregawi5495 3 หลายเดือนก่อน +1

    amen abona nakun kea hayli yhabkun

  • @Africaunitenowornever
    @Africaunitenowornever 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Kashi but you did it late but thanks

  • @Suadgumba
    @Suadgumba 3 หลายเดือนก่อน

    Kid gohaf rasah

  • @wedikeshi4558
    @wedikeshi4558 3 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuq srah abona edmen tinan yhabkum❤❤❤

  • @MakdaKifle
    @MakdaKifle 3 หลายเดือนก่อน

    Keshi hatiyat

  • @mehazuttube9526
    @mehazuttube9526 3 หลายเดือนก่อน

    Blux abo ajokum ena tefaena nbezh

  • @samawitmehari6222
    @samawitmehari6222 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen qale hiwet yesnaalna egziabhare edmen tenan yesnaalna abotatna

  • @mebrahtomftwi4478
    @mebrahtomftwi4478 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቦይ ቀሽ እቲ መብራህቶም እልኩሞ ዘለኹም ሃይለ መስፉን,ዩ ዝብሃል።

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 3 หลายเดือนก่อน +1

    Emo eziom Keshia zeikonus seitan eiom Keshi Markos Abona

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @iyasutsehaye421
    @iyasutsehaye421 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bhaki mergem alena. Kal hiwet yesmalna

  • @lillynuguse4758
    @lillynuguse4758 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙

  • @stellagirma8312
    @stellagirma8312 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭

  • @tsegahaylu2580
    @tsegahaylu2580 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭💔

  • @luciadebessay4588
    @luciadebessay4588 3 หลายเดือนก่อน

    💔💔

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @gm5215
    @gm5215 3 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ደላይ ሐቅን ፍትሕን ቀዳምነት ቀተልቲ ናብ ሕጊ ድሕሪኡ ዝሕተት ተሎ ይሕተት
    ቀጠልቲ ናብ ሕጊ ሃየ ኩሉ ዓቕሚ ዘለዎ ሕጄ ግዜ ከይበሉዔ ንብ ሕጊ ይረከቡ ቀተልቲ ነዚኦም ዝጣባቕ ውን ቀታሊ ዩ

  • @asmaratube6646
    @asmaratube6646 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቦይ ቀሺ ኣጆኹም ንሕና ኣብ ጎንኹም ኣለና።ናይ ብሓቂ ከም'ቲ ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ንየሱስ ሓደ ሰብ ካብ ኣምላኽ ምኳኑን ዘይምኳኑን ብምንታይ ንፈልጥ ኢሉ ምስ ሓተቶ፡የሱስ ድማ ብፍሪኡ ከምዝበሎም። ብፍሪኡ ኢሉ ከምዝመለሰሎም፡እቶም ሓቂ ዝሓዝኩም ኣቅሽሽቲ ብፍሬኩም ተፈሊኹም ኣለኹም።ስለ'ዚ ኣጆኹም ኣምላኽ ምሳና'ዩ።በርትዑ ኣቦ ቀሺ።ጠፊእኹምና ኔርኩም ኣቦና እንቋዕ ብደሓን መጻኩም።

  • @WediNega
    @WediNega 3 หลายเดือนก่อน

    🙏መጀመርታ ዝኸበርኩም ክቡር ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ እንቃዕ ብሰላም ድምጽኩም ሰማዕና በዚ ዘጋጠመ ኩነታት ድምጽኹም ክሰምዕ ብዘይ ምክኣለይ ውሽጠይ ቅሳነት ክረክብ ኣይክኣለን ጸኒሑ:ድሓን ድዮም እዞም ኣቦና ክብል ብዙሕ ሓሲበን ምስ ገለ ሰባት ውን ተዛሪበን ኩነታትኩም ክፈልጥ ሕጂ ምስ ረኣኹኹም ደስ ኢሉኒ🙏🙏🙏
    ዓደቦና ሕጂ ውን ከም 70ታት ተዘሚታ እያ ግን እንታይ ክንገብር ክሳብ መጨርሽታ ክንቃለስ ኢና ንቀተልትና ክኣ ኣብ ሕጊ ከነቅርብ ሓላፍነትና እዩ።ክንገብሮ ኢና:ንሕና ቀተልቲ ኣይኮንናን ኣሕዋትና ግን ከም በጊዕ ኣውድኣመት ብዘስካሕክሕ ተሓሪዶም እዚ ክኣ ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብርን መጽሓፍ ክጽሓፈሉን እዩ።ኣሕዋትና ክኣ ሃወልቲ ኣብ ልብናን:ሃወልቲ ኣብ መሬት ዓደቦና ክንተኽለሎም ኢና።
    ነዞም ተባዓት ምሩጻት ተቃለስቲ ኣሕዋትና ወትሩ መቃብሮም ጸባ ይፈልፍል ነቲ ዝኣምንሉ ብጅግንነት ዝሓለፉ እዮም።
    ክብሪ ይሃብኩም ኣቦና ነመስግነኩም🙏

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 3 หลายเดือนก่อน

    ዋው ኩቡር ኣቦና ኣሻቒልኩምና እንቛዕ ድምጽኹም ሰማዕና ኣምላኽ ይሓግዝኩም!!

  • @NebiatOgbamichael-uo2di
    @NebiatOgbamichael-uo2di 3 หลายเดือนก่อน

    ኤር. 6:13-15 ካብ ንእሽትኦም ክሳዕ ዓቢይኦም ኹላቶም ብዓመጽ ኪህብትሙ ይደልዩ። ነቢይን ካህንን እኻ ኸይተረፋ ንሕዝቢ የታልልዎም። 14 ሰላም ዘየልቦስ ሰላምዪ ሰላምዩ እናበሉ ንመውቃዕቲ ሕዝበይ ብሸለልታ ይፍውስዎ አለዉ።15ጽያፍ ስለ ዝገበሪዶኸ ኺሐፍሩ እዮም ምንም አይሑፍሩን ሕፍረት እንታይ ምዃኑ እኻ አይፈልጡን እዮም። ስለዚ ምስቶም ዚወድቁ ኺወድቁ ምስ አረኻኸብኩሎም ከኣ ጻሕ ኢሎም ኪወድቁ እዮም። አነ እግዚኣብሔር ተዛሪበ አለኹ። እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ቅዱስ ቃሉ አሜን አሜን🙏

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 3 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 3 หลายเดือนก่อน +1

    Btami zehn eu egziabhare mhret yewrdelna

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 3 หลายเดือนก่อน

    Aysmen zelo

  • @aminetekle138
    @aminetekle138 3 หลายเดือนก่อน

    Anta keshi haytat nska dem zilemedka keshi eka selzi erki entay zifelto ,seraki

  • @MenikaziTv
    @MenikaziTv 3 หลายเดือนก่อน

    Queshi nfalmay gzie berayu elu kxarf hji abaka semieee😢😢😢

  • @elzabethgurmu2764
    @elzabethgurmu2764 3 หลายเดือนก่อน

    Yemane hawey zehzn tagbar eyom geyrom nzmatu mengstasemay yewarsom n sedra biyetom xtnat yehabom. Amen.

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 3 หลายเดือนก่อน

    Dekom nezom nay hgdef akshshti kemey yhafru ykonu

  • @Thomi_boy
    @Thomi_boy 3 หลายเดือนก่อน

    Kid rukus hasawi diablos wahid

  • @amanbeyene2578
    @amanbeyene2578 3 หลายเดือนก่อน

    Nay bhq ab kashi zerbaku. Meryt zy wedq ey

  • @MahmudSaho-b7t
    @MahmudSaho-b7t 3 หลายเดือนก่อน

    Neseka Keshi aykunkan kershi iber hasawi

  • @MahmudSaho-b7t
    @MahmudSaho-b7t 3 หลายเดือนก่อน

    Hasawi donqoro chama Wayne

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 หลายเดือนก่อน

    Hakikum aboy keshi markos 😢

  • @מלקיאספולצן
    @מלקיאספולצן 3 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen

  • @WaleedAlfadhli
    @WaleedAlfadhli 3 หลายเดือนก่อน

    Besmeam. Nselam zeytzmuru begakum

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi1833 3 หลายเดือนก่อน

    💙🙏💙

  • @MahmudSaho-b7t
    @MahmudSaho-b7t 3 หลายเดือนก่อน

    Donqoro

  • @girmatelk8457
    @girmatelk8457 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቀሺ ስይጣን❌❌❌❌

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሰጣን ዝብሃል የለን እየ ዝኣምን ኔረ ሕጂ ግን ኣሚነ ስይጣን ከምዘሎ፡ ሓደ ኻብኦም እዚ ሰብኣይ እዩ። ጽዩቓት !

    • @venusaregawi5495
      @venusaregawi5495 3 หลายเดือนก่อน +1

      anta bruk haw entay gedshka tsaref hasabka deytshf amlak ykre ybelelna abey eina betshna

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 3 หลายเดือนก่อน

      @@venusaregawi5495 ሓሳብካ ምዝራብ ጽቡቕ እንድዩ፡ እዚ ቕሺ ኸኣ ሓሳባቱ እንድዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ ግን እቲ ሓሳባቱ ከም ቀሺ መጠን ልክዕ ኣይኮነን። እቲ ሓደ ቐሺ ደጋፊ በሃላይ ውን ባንዴራ ተሰኪሙ ቖቡዔይ ብድም ዝተቐባኤት ዶ ገለ ዝብል ዝነበረ፡ ኣነውን ሰይጣውንቲ እየ ዝብሎም። እዚ ኦም ናይ ትግራይ ሰባት እዮም፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ ኢዱ ጠበንጃ ሓደ ኢዱ መስቀል እዩ ዝሕዝ፡ እቲ ዓቢ ቐሺ ኣብትግራይ ኣብ ጊዜ ውግእ፡ እግዚኣቢሄር ናኢትዮፕያ ሓዊ ኣእቲኻ ኣጥፍኣያ ዝብሉ ። ኣብ ኤርትራ እቲ ሓቂ ቐሺ ኤርትራዊ ከምዚ ኣይብልን እዩ። እዚኦም ግን ደገፍቲ ኮኑ ተቓወምቲ ተጋሩ ስለዝኾኑ እዩ እቲ ሽግር።
      ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮፕያን ተጋሩ።
      ዓወት ንሓፋሽ !

    • @solomonzerat7043
      @solomonzerat7043 3 หลายเดือนก่อน

      ዶንቆሮ!!!

    • @girmatelk8457
      @girmatelk8457 3 หลายเดือนก่อน

      @@venusaregawi5495 ኣይጸርፍኪዎን ወገነይ እንትስይኖቱ እየ ገሊጸዮ፡ ደም መናእስየትና ዘፍስስ ዘሎ ድዮብሎስ , ፍጣሪ ዕድሚኡ የሕጽሮ። ንብትሕትና ምሕታትካ ግን የክብረካ👏

  • @mokenenbrhanetesfamariam8570
    @mokenenbrhanetesfamariam8570 3 หลายเดือนก่อน

    Rekurak

    • @solomonzerat7043
      @solomonzerat7043 3 หลายเดือนก่อน +1

      ስዲ በዓለገ : ነቦይ ቀሺ መጽራፍካ ናይ ድንቁርናኻ ምስክር ኢዩ::

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ቆማል ትግረወይ ዲያብሎስ 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

    • @berihbeyan4496
      @berihbeyan4496 3 หลายเดือนก่อน

      እታ ሓቂ መርራትካ ድያ ኣታ ሕልንኡ ዝሸተ ውሓታ ዳኣ ::

  • @sebaysfjdtit9052
    @sebaysfjdtit9052 3 หลายเดือนก่อน +2

    Rukus keshi nskum.nemnet aytwklun hasad rukus

    • @faligali6690
      @faligali6690 3 หลายเดือนก่อน +1

      Haqi merar eya

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 หลายเดือนก่อน +3

      ዝኸበርካ ኩቡር ሓወይ ቁሩብ ጠጠዉ ኢልካ ሕሰብ

    • @venusaregawi5495
      @venusaregawi5495 3 หลายเดือนก่อน

      Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ
      22: ኣነ ግና፡ ንሓዉ ዚቝጥዖ ዘበለ ኹሉ ኺፍረዶ እዩ፡ ንሓዉ፡ ኣታ ተኸዳን ጨርቂ፡ ዚበሎ ድማ ኣብ መጋባእያ ኺፍረዶ፡ ኣታ ዓሻ፡ ዚብሎውን ንገሃነም ሓዊ ኺፍረዶ እዩ፡ እብለኩም እሎኹ።

    • @solomonzerat7043
      @solomonzerat7043 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሩኹስ መንፈስ ኢዩ ሒዙኳ : ንቀሺ ከምዚ ኢልካ ምምላሽካ::

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 3 หลายเดือนก่อน +1

    Awrajawi keshi HatyT

    • @Joseph-st7ze
      @Joseph-st7ze 3 หลายเดือนก่อน +2

      Bejakum seb kunu n menaisey awaridkum abzi abtsihkumos hiji ka n Akishiti

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 3 หลายเดือนก่อน

    ርኹስ ቀሺ ሸይጣን ከም ብዓል ንስኻ ኣብ ፖሎቲካ ኣቲኹም ነዚ ህዝቢ በጽቢጽኩሞ ኢኹም። ለኽባጥ መዳናገሪ ጠጠው ኣብል ብሽም ቀሺ ምድንጋርን ምትላልን። እቲ መስቀል ኣውርዶ ሰራቂ ካብቶም ውትህድርና ከይከዱ ናይ ሓሶት ቅሽነት ዝተቀበሉ ካብቶም ብዙሓት ሓደ ኢኻ።🤮🤮🤮

  • @Awet1975
    @Awet1975 3 หลายเดือนก่อน +2

    ማርቆስ ቀሺ ሐጥያት ሩኹስ ሕጂ ድዩ ሞት ተጀሚሩ መናኸሲ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንየሕዋትኩም ንሰብኡትክን ብጥቅሚ ንሞት እስርቤት የሕሊፍክን ትህባ ደለይቲ ፍትሒ በርጌዳውያን ብኻራ ተገዊሖም እንተሞቱ ንዓኺ ደስታ ኣንቲ ኣንስተይቲ ኣራዊት
      ጉዳማት ባራዩ ሰብ ባንዴራ ☝️ እዚዉን ይሓልፍ

  • @erihayet7566
    @erihayet7566 3 หลายเดือนก่อน +2

    እቶም ለኻብጥ ኣቕሽሽቲ ሰብ ሃይማኖቱ ከምዝጸልኦ ትገብርዎ ኣለኹም ኢኡኻት ናይቲ ስርዓት እዮም ፈጺሞሞ ዶ በልካ። በል ክትፈልጥ እቶም ደቂዓድኻ ደቂ ትግራይ ትዕወት ወያነ ዝላኣኸቶም እዮም ክንብል ኢና። ነቶም መሳኪን ክሳለሙ ዝመጹ ጋሕጋሕ ምድሪ ኣብ እስራአል ብካራ ክጉዩሑዎም ከለው ግን ጽድቂዩ ንዓኻ። ቀጣፊ።ሕጂ ድሕሪ ነዊሕ መግዕቲ ስጉምቲ ምስጀመሩ እንታይ ቆጭቆጭ ኣቢሉካ። ግደሓቂ ቀሺ ኢኻ ዓገብ ኩሉኹም ፍጡራት ኣምላኽ ኢኹም ክትብል ኔሩካ። በቲ ይኹን በዚ ህይወት ሰብ ክሓልፍ ዓገብ እሓዝን። ንስኻ ግን ልኽበጣ ግደፍ ።ቀሺኹም ዓለምኩም ጉድ ርኢና ክንድዚ ብነብሰምትሓት ስቓይ ኣሎ ። ብጉዳይ ስርዓት ኤርትራ ምብቃፍን ምሙጓስን መሰል ዜጋታት እዩ። ብጉዳይ ኢትዮጵያ'ውን (ተጋሩ) ክንድዚ ሕቒቕ እንታይ ይባሃል። መሳኪን

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 หลายเดือนก่อน +2

      ዝኸበርካ ሓወይ ፀርፊ ሓጥያት እዩ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓሳዊ ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ተባዕ ንሓቂ ዝስየፉ ወገንነት ዘየጥቅዖም ኣብነት ኣቦና ቅዱስ ኣንጤናስ ብንጹሆም ሽሞም ኣጸሊምኩም ኣፎም ብዕጽዉ ኣብ እስርቤት ተሳቂዮም ሂወቶም ክትሓልፍ ንስኻን ኣዝማድካን ምስ ህግደፍ ወይ ኣብራሃ ካሳ ወጊንኩም ንሞት ፈሪ ድኩሞም ። እዞም ኣቦ እዚኦም ምስ ብጾቶም እዮም ድምጺ ዝኾኑዎም ።
      ንስኻ ሓደ ደንቆሮ ምስ ብጾትካን ዘይስሞም ኣጸሊምካ ተስመዖ ሰብ የለን ።

    • @Hadgembus
      @Hadgembus 3 หลายเดือนก่อน

      @@tiebeghebru2649 ዓገብ ተኾየና ንኹሉዩ በሐደ !!!! ቀጺሉ ቤተክርስቲያን ናይኩሉ ሰላም ዳአምበር መዳለዊት አይኮነትን ...እቲ መስቀል ብኽብሪ ይቀምጦ እዚ ማለሊታዊ ግብረሶዶም !

    • @zak-o3k
      @zak-o3k 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ በሓቂ ቀሺ ሓጥያት ኣምላኽ ዘይፈትዎ ስራሕ ሓሶት ጸግዒ ምሓዝ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ምእታው እንታይ ትብል ኣለኻ ይርድኣካ ድዩ ትዛረቦ ንህዝብኻ ንህዝቢ ትግራይ መርገም ተውርደሉ ኣለኻ እምበር በዚ ዘረባኻ ን ኔርትራዊ መሊሱ መትረሪኡ እዩ ኣቤት ግናይ ግዜ በጺሕና መስቀል ሒዝካ ምቅታል ትእውጅ ኣታ ኡይ ደ ንበል ሩኹስ ፖለቲከኛ ጉበኛ ሓራዲ ሰብ ኢኻ ኢለካ ኣለኹ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน +2

      @@zak-o3k ኣምላኽ ይጽላኣልካ ኣታ ፋኖ ሰይጣን ከምስል መጽሓፍ ይደግም መደናገሪ ስምካ ክትነግር ብቅዓት ዘይብልካ ሓሹል