አዛራረቢ ቃለ መሕተት ኣብ ራድዮ ኤሬና 1ይ ክፋለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • አዛራረቢ ቃለ መሕተት ኣብ ራድዮ ኤሬና 1ይ ክፋለ

ความคิดเห็น • 22

  • @user-bo2nm5by9x
    @user-bo2nm5by9x 5 หลายเดือนก่อน +8

    ተባረኩ አቦታት ሽሻይ ከኣ ስነ ሓሳብ ህግደፍ ዘዕገርግረካ ወጺኡልካ ክከውን ተስፋ ይገብር

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 5 หลายเดือนก่อน +4

    ክብረት ይሃብኩም አቦታትና :ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ አቦና ሰማእቲ አምነ አንተንዮስ አይፈለየና 🙏🙏🙏🙏

  • @geremogos928
    @geremogos928 5 หลายเดือนก่อน +4

    ከማኹም አቦታት ስለዝሃበና ንእግዚአብሄር ክብሪ ይኽን
    እግዚአብሄር ጥበቡን ሓይሉን ይሃብኩም

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 5 หลายเดือนก่อน +7

    ራድዮ ኤረና ጠንቃም መዕነዊት ሀገር ኢያ::

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 5 หลายเดือนก่อน +3

    ፍትሒ እኮ ኩሉ እዩ ዝደልያ :ዋላ እቶም ምስ ቲ ዓማጺ ስርዓት ዘለዎ እዮም ዝደልይዎ :ምስ መጸ ካአ ግልብጥ ኢሎም :ምስቲ ንፍትሒመስዋእቲ ዝኸፈል :ክጽንበሩ አይሐፍሩን እዮም :ስለዚ ቃልሲ ከም ሽሙ ቃልሲ እዩ:እቲ አብ መትከሉ ዝጸንዕ ካአ ክዕወት እዩ:አጆኩም አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏✝️✝️💙💙💙💙💙💙💙

  • @Hantiya03
    @Hantiya03 5 หลายเดือนก่อน +4

    Jeganu, tebaAat abotatna Edmen TiEnan yhabkum!

  • @kidanemhret5257
    @kidanemhret5257 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦታትና እግዚአብሔር ልቦና ሂቡኩም እዮ::

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 5 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ኩቡራት ኣቦታትና ተባረኹ !! እንተ እ'ዚ ወዲ ጠንቂ'ዩ ዝፍሕስ ዘሎ ዕሩብ ሕልና ኢዩ !!

  • @haben9222
    @haben9222 5 หลายเดือนก่อน +2

    Jagano abotatina god blessing ur services .

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጋዜጠኛ ሽሻይ 😮 ብጣዕሚ rud መርገጺኡ ካብ ህግደፋዊ ኣተሓሳስባ ዘይተጋላገለ ምኳኑ እንደለ ምኮነ ኣዘራርባን ስነስርዓትን ግን እኅኅህ ብብረት ዝመጸት ሃገር እንተኔራ ብብረትን ሳንጃን ከኣ ህዝባ ተጥፍእ ኣላ ዩ መልሱ

  • @otcanful
    @otcanful 5 หลายเดือนก่อน +2

    ደረቅ ሓታቲ።

  • @user-tg6yj6si9k
    @user-tg6yj6si9k 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦና ኣቡቲ ምእተዊ ዝሎ ምዝቃ መዝሙር እንተ ትከውን ነራ ሰናይ ነሩ ዋላ ደኣ ራድዮ ይኩን ንሱ ቁሩጽ ኣብልዎ ከምሓሳብ 🙏💒

  • @alekuiyezbl
    @alekuiyezbl 5 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ኣነ ተገሪመ ኣለኹ አንታይ ዓይነት ዓንጃል ሰብ ኢዩ በጃኹም ጋዜጠኛ ኢየ ኸኣ ይብል ጉሓፍ ኣነ ብነብሰይ ብንጹር ሓሳብ ተረዲአዮ ናይ መወዳእታ ድሑር ሰብ ኢዩ ዘሕዝን ኢዩ ኣይኮነን ኣብ ምዕቡል ሃገር ኮንካ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ክዛረብ ብጣዕሚ ብሓቂ ነዲደ ከምዚኦም ክህልውናስ ከም ዜጋ ሓዚንካ ኣይትውድእን ኡኡኡኡፍፍፍፍፍ

    • @berhanemedhanie9583
      @berhanemedhanie9583 5 หลายเดือนก่อน

      እወ ሓቂ ግን እተን ለኽባጣት ዝሓትወን ሕቶ ኢየን ኣብ መልሶም እተዓጊብካ እኹል ኢዪ🎉

    • @alekuiyezbl
      @alekuiyezbl 5 หลายเดือนก่อน

      እወ ጽቡቅ ኢዩ እንታይ እሞ ኣሸጊሮምና እኮ ክንደይ ምተዛረብና እኮ ግን ንመን

  • @yosifgebreal5266
    @yosifgebreal5266 5 หลายเดือนก่อน

    He is hypocrite priests & he doesn’t represent Eritrean Orthodox

  • @Eritreaforeritreans_4131.
    @Eritreaforeritreans_4131. 5 หลายเดือนก่อน

    ኣይ መርጌታ እስቲፋኖስ ክብረት ኣይደልን ኢልካ በል ምሕረት የውርደልካ

    • @yohang2067
      @yohang2067 5 หลายเดือนก่อน +1

      እንታይ ክትብል ኮን ደሊኻ/ኺ ትኾኒ? ሓቂ እንተህልወኻ/ኺ ተኸዊልካ አይኮነን።
      መርጌታ እስቲፋኖስ ሓቀኛ ተባዕ ካህን እዮም። ከም ካልኦት ካህናት ብኸብዶም ዘይሽየጡ ዋላ አብቲ ጸቢብ ግዜ። ታሪኾም ብግዚኡ ኽወጽእ እዩ።
      አሰር አቡነ አንጦንዮስ ዝኽተሉ፡ብሕልኖኦምን ብወንጌልን ዝነብሩ።
      ቶረንቶ ብዓቢኡ ድማ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትርያ ከም መርጌታ እስቲፋኖስ ካህን ምህላው በረኸት እዩ።
      ንመርጌታ እስቲፋኖስ ድማ ዕድመን ጥዕና፡ አገልጉሎትኩም ይባረኽ ሓቀኛ አቦ።

  • @hidatfetur5164
    @hidatfetur5164 5 หลายเดือนก่อน +2

    No weapon!!! I went to Eritrea 2012 there was two military guys outside the gate but they didn't have no weapon and they let me in. I'm so grateful for 45 minutes to spend with Abba Antenios, Again 2019 they move him to Travolo. Was no guard I knock the gate. Unfortunately I didn't have a chance to see him but I pass my message. So just to clarify it about the weapon there is no such a weapon. If anybody have a question, they could get my contact from keshy Stefanos.

    • @yosifgebreal5266
      @yosifgebreal5266 5 หลายเดือนก่อน

      I agreed with you & I went to Eritrea back 2019 I set down with Abon Entnoys. I was deeply disappointed & troubled when I heard everything from Him. I believe Abon Entonis manipulated by those kind of people never stand up for the church or the church values and principles. He passed away serving the political agenda and being used.