"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ" 40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • "ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ" 40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}

ความคิดเห็น • 81

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 24 วันที่ผ่านมา +1

    Selak. Amlak msakum ykun aboyqeshi. Marqos Debas🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼ajokum Amlak msakum eyu

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 24 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 24 วันที่ผ่านมา +1

    sbuk zereba bkurmaj qlt abilka eti haqi tmrti mhabom eyu zedli gn tebaat kem abona Markos yedluwa eyom bflay meemnan kneqh alena Amlak aemrona ykfetelna Amen🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና አግዚአብሔር ይባርኩም አቦና 🙏🙏🙏🤲

  • @rezenemehari192
    @rezenemehari192 4 หลายเดือนก่อน +11

    እግዚአብሔር ይባርክኩም አባና ህዝብና ንምንቃሕ እትገብሩዎ ዘለኹም ጻዕሪ እግዚአብሔር ይባርኽኩም❤

  • @mulyemalet9777
    @mulyemalet9777 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሜን ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ንዓኩም ዝሃበና ንኣምላኽ ነመስግን

  • @amanteklehaimanot4344
    @amanteklehaimanot4344 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቦይ ቀሺ እዛ መገዲ ሓቂ ሒዝኩማ ኣለኩም ብዙሕ ዋጋ ጸለመ ከስዕበልኩም ይኽእል እዩ እንተኾነ ዓስቢ ወንጌል ሒዝኩም በርትዑ ኣጆኩም ምሳኹም ኣሎና ።

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 4 หลายเดือนก่อน +9

    Welcome ❤❤❤Kashi marikos debas God bless you and your family thanks ❤❤❤

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 4 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና ደስ ዝብል ማአረምታ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏💒🤲💕

  • @haileabraha7015
    @haileabraha7015 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኩሉ ግዜ እግዚኣቢሄር ምሳኹም ይኹን ። ጸጋኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ ማሪቖስ ። ደስ ዘብል መሳጢ ኣስተምህሮም ።

  • @iyasutsehaye421
    @iyasutsehaye421 4 หลายเดือนก่อน +6

    Egziabhier edmen tienan yhabkum. Abzi zemey nibetkrstyan tebeka.kal hiwet yesmalna

  • @user-hf5kv7pz6p
    @user-hf5kv7pz6p 4 หลายเดือนก่อน +1

    ስለሓቂ ትገብርዎ ቃልሲ ፍሬኡ ካብ ኣምላክ ኢኹም ክትረኽብዎ ❤
    ነዛ ሓቂ ከይትገድፍዎ ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ብዙሕ እሾኽ ክትነቕሱን ብዙሕ እውን ከተፍሪዩን 🙏

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 4 หลายเดือนก่อน +4

    Hjiewun 1000 amet nberulna abona amlak edmen tenan yhabkum nskumn kalot abotatna entezeythluwus haymanotna oromay mkone neru⛪

    • @user-be8cl2ds2s
      @user-be8cl2ds2s 2 หลายเดือนก่อน

      ጸረ ድንግል ማርያም ከሕትቶም እዩ at the end.

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣብሄር ይባርኽኩም።

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @user-sy7le2vq8f
    @user-sy7le2vq8f 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
    ድንግል ማርያም መድሓኒት ክትከውን ቅድሚ ዓለም እንተኔራስ ንመን ክትፍውስያዊ። ቅድሚ መድሃኒትኮ ሕማም ወይ ሕሙም ክህሉ ኣለዎ።

  • @natnael746
    @natnael746 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላኽ ካብ መወዳእታ ዘይብሉ ጽንጽዋያት ያባልሃና፡፡

  • @aestifanos5982
    @aestifanos5982 4 หลายเดือนก่อน +4

    💙💙💙⛪️

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤

  • @user-vz4uj9xl6c
    @user-vz4uj9xl6c 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kale howot yesmalna kubur abona.

    • @user-be8cl2ds2s
      @user-be8cl2ds2s 2 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ታኾንካ'ታ ን1000 ዓመት ሰብ ከጋግዩ ክነብሩ ካን ዲኻ ዘይተስተውዕል!

  • @hagostesfay1889
    @hagostesfay1889 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ከመይ ትኾኑ መደብኩም ጽቡቕ እዩ ብዙሕ ጊዜ እየ ዝከታትሎ ውን። ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ እዛ ካሜራኹም'ሲ ኣብ ሽወድን ኣቢላ የላን ድያ ወላስ ኣገዳሲ ኩይኑ ስለ ዘይተሰምዓኩም ኢኹም ካህናት ብፖሊስ ጌሮም ታቦት ሃበና ኢሎም ንካህን ከማኦም ዘፈራርሁን ስድራቤት ዘከላብቱን ዘለዉ ከተቕርብዎም ዘይከኣልኩም።ብዝኾን ሓደ መዓልቲ ከተቕርቡልና ንጽበየኩም ምኽንያቱ እዚ ውን ኣክል ናይ ጻህያይ ህዝብና ስለ ዝኾነ እየ ምስናይ ኣኽብሮት ።

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pf 4 หลายเดือนก่อน

    Goyta beynu kbri ywsed.nsu medhani nsu amaladi.nsu nay zelaalem hiwet wehabi jesus .

    • @Channel-xl1mf
      @Channel-xl1mf 4 หลายเดือนก่อน

      ናብ መን የማልድ ?

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 4 หลายเดือนก่อน +4

    ነዚኦም ሲ ከምታ ጎይታ ዝገበራ ብ ጩግራፍ ቅልጥ ኣቢልና ከነጽርዮም ኢና።
    ኣቦና ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኢና በይንኹም እዶ ኮይንኩም ፡ ኣቱም ደቂስኩም ዘለኹም ካህናት ዉጹ ህዝብኹም ኣድሕኑ

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 4 หลายเดือนก่อน

    Kalehiwet yesmialna abona xbuk tmhrti ab lbna yehdro fetari 🤲

  • @user-jr9pk1ze2f
    @user-jr9pk1ze2f 4 หลายเดือนก่อน +3

    ክብረት ይሃበልና ኣብና ቐሺ፡
    ቦሎም ኣብቐሺ ጻህያይ ናይ ብሓቂ መታለልቲ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ✝️🙏🙏🙏❤️🕊️🌿

  • @tsegaberaki4070
    @tsegaberaki4070 4 หลายเดือนก่อน +3

    Kubur abona ajemiru zefexemekum leul egziabhier ykber ymesgen kemaKum zbelu zgsxu zeredeu abotat yebzeHalna fetari

  • @abebaghebre5704
    @abebaghebre5704 4 หลายเดือนก่อน

    ❤GBU.

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s 24 วันที่ผ่านมา

    ata afka melieka seraqi tbl zeleka atat frah

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pf 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajokum eti n smu dew elkum deleku goyta kredeakum u.asbka bzuh u ab semay.ezi sle dbelka bzuh darba emni kmexeka u.nezi kea egzabher haylka u.eti tblo deleka u haqi.ab haki kea dew bel.goyta yesus ksab mot emunat kunu elna u.kbri ykuno.sle mienti simu mot eko ente mexena emunat nkun

  • @abrahamtesfay9911
    @abrahamtesfay9911 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዑቡድ ብቐደሙ ባርኽዎ ። መዓርግ ኣየጽድቕን እዩ በሉለይ

  • @dashimetayshow
    @dashimetayshow 4 หลายเดือนก่อน

    Well done ቀሻት !!

  • @abibabraham8763
    @abibabraham8763 4 หลายเดือนก่อน

    ማሪቆሳይ መናፍቅ

    • @user-sy7le2vq8f
      @user-sy7le2vq8f 4 หลายเดือนก่อน

      መስኪናይ ኣምላኽ ኣእምሮኻ ይግለጸልካ። ተመሃር

  • @user-tw8bi4dm5r
    @user-tw8bi4dm5r 4 หลายเดือนก่อน +2

    መናፍቅ ተሃድሶ ሓሳዊ ዕቡድ ጋንያን ሒዝካ ኣሎ ወዲ እምባብ ደሓን ተመለስ ሃተፍተፍ ኣይትበል

  • @mekonentesfay882
    @mekonentesfay882 4 หลายเดือนก่อน +1

    Keshi Markos hawey aynay eyu eti naybehaki tamere Mariam mesthaf zebhal tareyku kabey mesteyu ente teheb astemhero tsebuqe neyru

  • @robeleyob2637
    @robeleyob2637 4 หลายเดือนก่อน

    Kemey qenikum abona bmejemeriya hiwet selam du ab Eritrea bexihe mexie ane eti haqi abona etom aqishti beti mengsti ferihom yom kulom hade Keshi bfrhat kemznqesaqesu negirun aflbom getirom kzarebu aykelu eyom frhat alewom behaxiru xbuq yelewun ezom Mergeta wn ab nay abune antiyonos mqbar teraeyom nerom.

  • @abrahamtesfay9911
    @abrahamtesfay9911 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመ ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ) ክክክክ ሞይተ ብሰሓቕ እዚ ሰብ ዓቢዱ ምስበልኩም ክክክክክክክክ ናይ ኤማ። ❤❤❤

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 4 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ጎይታ የሱሰ ነቲ ሓቅን ሓሶትን ጋሊሁ ዚፈላሊ መንፈሳዊ ሓዊ አብ ልዕሊ ኦርቶዶክስ ቤተክርሰቲያን ዝድርብየሉ ጊዜ ስለዚበጽሐ ክብሪ ነቲ ኩሉ ንምድሐን ዝፈቱ የኹን።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      ሰመረ ሓወይ እቲ ሓቅን ሓሶትን ዝፈሊ ትማሊ ዝነበረ ደኣ እበር ሕጂ ዝተጀመረ የለን ነዚ መስኣእቲ ዝኾኑ ብሞቶም ዝመስከሮ ከም ዝሓለፉ ሕጂ እውን ኣለዉ እሞ ካብ መሰረት ገድሊ ቤተ ክርስትያን ንረደኣዮ

  • @ShishayTesfa
    @ShishayTesfa 4 หลายเดือนก่อน

    Bkemey medhanit tebahi ktrdiu aleku Moses keman medhanit tebahilu eyu ab gbri hawerya 7:35 , Eentay nkibl eyu elkum ktrdue ygbae

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      ሽሻይ ሓውይ መጀመርታ ርግእ ኢልካ ስምዓዮን መርምሮን እቲ ምድሓንን መድሓኒትን ዝብል ቃል መርምሮ እሞ ድሕሪኡ ልብኻ እንታይ ይብለካ ፍለጥ

  • @user-mg9ul8hl5l
    @user-mg9ul8hl5l 4 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሰራቂ ቐሺ መናፍቅ ጉድ ናይቲ 230 ሽሕ ዶላር ኣብ ቀረባ ግዜ ተጸበየና ከነቃልዓካ ኢና።

  • @B-edlu
    @B-edlu 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሱቅ ጥዑም🤔🤔🤔🤔

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane8444 4 หลายเดือนก่อน

    ስማ ክልዓል ርእስኹም እዩ ዝሕመኩም ንሳ መድሓኒትና ንሳ ኣደ ኣምላኽና ንሳ ሞጎስና ንሳ ኩሉ ነገርና እያ ማሪቆስ ደባስ ናብ ልብኻ ተመለስ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน +1

      ተኺሊት ሓወይ ዝተሰበረ ዕትሮ ማይ ከምዘይሕዝ ከምኡ ኮይንኻ ዘመንካ ኣይተሕልፎ

  • @KibromKibrom-ok1ow
    @KibromKibrom-ok1ow 4 หลายเดือนก่อน

    መን ኢካ ንስካ መጀመርታ ገብሪኤል ብሰማይ ኤልሳቤጥ ብምድሪ ንዑኡ ኢንድና ንደግም ዘለና

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน +2

      ዝተፈተኻ ክቡር ሓወይ ደጊምካ ስመዓዮ እዝንኻ ምስ ኣምላኽ ክየባእሰካ

  • @melakeamintsegaytedla4523
    @melakeamintsegaytedla4523 4 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኣቦና! ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ወንጌለ ሉቃስ ከምዚ ይብል ኣሎ።
    "ወእምዝ ሞተ ዝኩ ነዳይ፣ ወወሰድዎ መላእክት ውስተ ሕፅነ አብርሃም። ወሞተ ባዕልኒ ወተቀብረ።
    ወበሲኦል አንሥአ አዕይንቲሁ እንዘ ሀሎ ውስተ ደይን፣ ወርእዮ ለአብርሃም እምርኁቅ ወለአልዓዛር ውስተ ሕፅኑ።
    ወጸውዐ ወይቤ፦ ‘አባ አብርሃም፡ ተሣሀለኒ፣ ወፈንዎ ለአልዓዛር ከመ ይጥማዕ ጽንፈ አጽባዕቱ ማየ፡ ወያቍርረኒ ልሳንየ፣ እስመ ሐመምኩ በዛቲ እሳት።’
    “ወይቤሎ አብርሃም፦ ‘ተዘከር ወልድየ ዘከመ ፈጋዕከ ወተፈሣሕከ በሕይወትከ፣ ወአልዓዛርሰ ከማሁ ክመ በተጽናስ፣ ወይእዜሰ ከማሁ ክመ ውእቱ ይትፌሣሕ በዝየ፡ ወአንተሰ ተሐምም።
    ወምስለ ዝንቱ ኵሉ፡ ጸድፍ ዐቢይ ይከልአነ ማእከሌነ ወማእከሌክሙ፣ ከመ እለሂ ይፈቅዱ እምለፌ ይኅልፉ፡ ኢይክሀሉ መጺአ ኀቤክሙ፣ ወእለሂ መንገሌክሙ ኢይዕድዉ ኀቤነ።’
    ክብል ከሎ ጎይታ እንታይ ማለቱ እዩ ? ኣብ ሕቑፊ ኣብርሃም ኮይንካ ብደስታ ምንባር ማለት ኣብ ገነት ምንባር ማለት ዶ ኣይኮነን ?
    እቲ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ዓቢይ ጸድፊ ተባሂሉ ተገሊጹ ዘሎኸ ሲኦል ዶ ኣይኮነን እዩ ?
    ብቤተ ክርስቲያንና ኣስተምህሮ'ኸ ክሳብ ዕለተ ምጽዓት ክፍቲ ኮይነን ዘገልግላ ገነትን ሲኦልን ዶ ኣይኮናን ?
    ብድሕሪ ምጽዓት ግና ገነትን ሲኦልን ተዓጽየን፡ መንግሥተ ሰማያትን ገሃነመ እሳትን ስረሐን ከምዝጅምራ ዝወሃብ ትምህርቲኸ ጌጋ እዩ'ዶ ክንብሎ ንኽእል ?

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      ንመልስኻ የመስግን እንተኾነ ግን ብምኽንያት ዳግማይ ኣዳም ዝተዓጸወት ብደም ዳግማይ ኣዳም ከም ዝተኸፈተት ደኣ እበር ካልእ ዝኸፍት ኣይተረኸበን ቃል ኣምላኽ እውን ከምዚ ይብለና "ሞት ግና ካብ ኣዳም ጀሚሩ ኽሳዕ ሙሴ ኣብቶም ማዕረ እቲ ኣበሳ ኣዳም ሓጢኣት ዘይገበሩውን ሰልጠነ"ሮሜ 5:14

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 4 หลายเดือนก่อน +2

    ከመይ ጌርካ ኢኻ ናይ ድንግል ማርያም ክብርን ታሪኽን ምስ እንዳዘርዓ ያዕቆብን ሸዋን እተተሓሕዞ ዘለኻ? እዚ መሪጌታ ዝብሎ ዘሎ፡ መጽሓፍ ቅዱስ'ዩ መሠረታ ክብል ከሎስ፡ ብዛዕባ ኣብ ነቢዪ ኢሳይያስ ዘሎ መሰረት ጌሩ ይመስለኒ። ምኽንያቱ ኣብ መጽሓፈ ኢሳይያስ ኣብ ኦሪት ማለት'ዩ "ድንግል ወትወልድ ወልደ፡ ወትሰምይዮ ስሞ ኢየሱስ"ዝብል ጥቕሲ ኣሎ። ስለዚ እዚ ቐሺ ኣብ ትምህርቱ ጌጋ ዘለዎ ኣይመስለንን። እተን ኣብ ተኣምረ ማርያም ዘለዋ ክልተ መቕድም ከዓ ብደቅስዮስ ዘሃገረ ብህንሳ ዝተባህለ ፈላሲ'የን ተጻሒፈን።ንሱ ከዓ ወይ ግብጻዊ እዩ ወይ ሲርያዊ እዩ። ብእንዳ ዘርዓ ያዕቆብ ኣይተጻሕፋ ብሸዋ ኣይተጻሕፋ። ስለዚ ንስኻ እምነትካ ተዋህዶ እንተኾይንካ ንኢየሱስ ዝወለደት ድንግል ማርያም ከተኽብር ኣለካ፡ ከተፍቅር ኣለካ። ምኽንያቱ መሠረት መድሃኒት ስለዝኾነት።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 4 หลายเดือนก่อน

      ደሓን ሓወይ ናተይ ህድእ ኢልካ ፈትሾ፡ ተኣምረ ማርያም ደቅስዮስ እዩ ጽሒፍዎ ኢሎም ዝጸሓፍዎ በዓል ዘርኣያእቆብ እዮም፡ እስከ ሕሰቦ ጸሓፊኡ ደቅስዮስ እንተኾይኑ ሃገሩ ከኣ ግብጺ ወይ ሶርያ እንተኾይኑ ተኣምረ ማርያም ኣብ ግብጽን ኣብ ሶርያን ክህሉ ይግባእ ግን ተኣምረ ማርያም ኣብ ሶርያ የለ ኣብ ግብጺ የለ፡ እኒ ዘርኣያእያቆብ ባዕልና ጽሒፍናዮ እንተኢሎም ህዝቢ ስለዘይቅበሎም፡ ደቅስዮስ ዝበሃል ቅዱስ ዝጸሓፎ እዩ ኢሎም ጽሒፎምሉ ብሓሶት እንበር ደቅስዮስ ኣይጸሓፎ።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላምካ ይብዛሕ በረኸት ሓወይ
      1/መርጌታ ስምኦን ዝበሎ "ተኣምረ ማርያምን ምጽሓፍ ቅዱስን ሓደ እዩ" "ተኣምረ ማርያም መሰረቱ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ" "ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ቅድሚ ምፍጣር ዓለም መላእኽቲ የመስግንዋ ነይሮም" ዝብል ኣስተምህሮ ቅኑዕ ምባልካ ብልቢ እየ ዝሓዝን
      2/ ብዛዕባ "መቕድም" ኢልካዮ ዘለኻ ኣብ ጸሓፊኡ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ምኽያድ ቃልን ትሕዝቶ መልእኽትን ፈሊኻ ምርዳእ ደኣ እበር ተዓሚትካ ምኻድ ካብ ትቕሙ መጉዳእቱ ይበዝሕ
      3/ "ንስኻ እምነትካ ተዋህዶ እንተኾይንካ ንኢየሱስ ዝወለደት ድንግል ማርያም ከተኽብር ከተፍቅር ኣለካ" ዝበልካዮ ታህዋኽ ኢለ እየ ዝሓልፎ ምኽንያቱ ኣይኮነን ንወላዲት ኣምላኽ ንዓኻ እኳ የኽብረካ ኣለኹ እሞ ብዘይ መረዳእታ ስሚዒታዊ ኣይትኹን ምስ ሰናይ ኣኽብሮት

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 4 หลายเดือนก่อน

      መን ይጽሓፎ ብዘየገድስ፡ ኣብ ተዋኅዶ ሃይማኖት እንኣምን ንድንግል ማርያም ፍሉይ ከበሬታ ኣለና። "ማርያም እግዚእትነ ወላደተ ኣምላክ" ኢልና ድማኒ ንጽሊ። ​@@God-db9vp

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 4 หลายเดือนก่อน

      እቲ ቀሺ መሠረቱ መጽሓፍ ቅዱስ'ዩ ክብል ከሎ መበገሲኡ ማለቱ ይመስለኒ። ሓደ ሰብ ኣብ ተዋኅዶ ሃይማኖት ዝኣምን እሞ ኣብ ስብከተ ወንጌል ዝተዋፈረ ሰብ እንተደኣኮይኑ፡ ናይ ግድን ናይ ማርያም ንጽኅናን ድንግልናን ክጠቅስን ክምህርን ኣለዎ። እቶም ኣብ ተዋህዶ ሃይማኖት ዕምነት ዘይብሎም ሰባት ዝብልዎ ንኣና ዝፀልወና ኣይመስለንን።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      @@berekethagoshagos4889
      ዝኸበርካ ሓው ንፅህናን ቅደስናን ቅደሰት ማርያመ ኣይተቓወምናነ ኣይነቃወምን እውን
      ንቃወሞ ዘለና ተመሊስካ ስመዓዮ

  • @tesfhans7
    @tesfhans7 4 หลายเดือนก่อน +1

    ክንዲ ግዛዕ ዝኾነ መጠምጠያስ ክፍት እተበልካ ሳሕል ዝሽትት ፐው

  • @Takila848
    @Takila848 4 หลายเดือนก่อน

    ትሃዱሶ ማለት እንታይ ማለት እዩ እስኪ ኣብርህ ኣቡሉልና ማሃሩና ኣቦይ ቀሺ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน +1

      "ተሃድሶ" ማለት፦ ምሕዳስ ማለት እዩ
      ምስክር ቃል ኣምላኽ፦ ኤፌሶን 4 ፡ 22-24
      "ነቲ ቐደም እተመላለስኩምሉ፡ ብትምኒት ስሕተት ዚጠፍእ ኣረጊት ሰብ ቀንጢጥኩም፡
      በቲ ናይ ኣእምሮኹም መንፈስ ክትሕደሱ እሞ፡ እቲ ብናይ ሓቂ ጽድቅን ቅድስናን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሓድሽ ሰብ ልበሱ"።

  • @tesfomalem9783
    @tesfomalem9783 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ኣቦይ ቅሺ ሎምስ ፈጺምኩም ሓሚምኩም ኢኹም።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      ተስፈየ ሓወይ ፈጹመ ዝሓመመክዎ ክነግረካ እሞ እነታይ መኽሪ ትህበኒ ናብ ቀራንዮ ጠምት ጠምት የብለኒ ክተድሕነ ካበቱ በጊዕ ፋሲካ ከይትርሕቕ ይብለኒ እሞ እነታይ ክገብር ትመኽረኒ?

  • @meseretsolomun654
    @meseretsolomun654 4 หลายเดือนก่อน

    ስማዕ እንዶ ተሓላቂ ናይ ኦርቶዶክስ እንተ ኴንካ ፊት ንፊት ዘይትገጥም ካብ ተሓቢእካ ክስቶ ከምዚ ጌሩ ትብል ሓንቲ መዓልቲ ግጠም ክንሪኦኩም ኢና ሹዑ እዛ ኮመንት ግድን ረኣይዋ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน +1

      ክቡር ሓው ግጥም ኣይፋሉን ኣይበልናን ዋላ ሎሚ ትኹን ግን ማንዛና ክኾኑ ኣለዎም እቶም ዝገጥሙና

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 4 หลายเดือนก่อน +1

    ክንዲ ግዛዕ ዝኾነ መጠምጠያስ ክፍት እተበልካ ሳሕል ዝሽትት ፐው !!

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 4 หลายเดือนก่อน

      ሳሕል ወሪዱ ዝሰልጠነ ደኣ እንታይ ትጽብ? ብፍላይ ዓራግ ወሪዱ እንተሰልጢኑ'ኮ ሓያል ካድር'ዩ ዝኸውን።

  • @ShishayTesfa
    @ShishayTesfa 4 หลายเดือนก่อน

    Orthodox tewahedo dikum walas Protestant

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      ሽሻይ ሓወይ ስድነት ይጎድኣካ እበር ኣይጠቕመካን

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ታምር መልክዕ ድርሳን ገድሊ ኩሉ ተቃጺሉ ክጠፍእ ኣለዎ።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣይፋሉን

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 4 หลายเดือนก่อน +1

      ንምንታይ? ምስ ቋንቁኡ ዘይትሰምዖ ሰብ ኮፍ ኢልካ ቃለ ማሕተት ክገብረልካ ከሎስ ስለምንታይ ተርጓማይ ይገብሩልካ?

    • @teweldebrhane6079
      @teweldebrhane6079 4 หลายเดือนก่อน

      ስለምታይ፡እዩ ፥ክጠፍእ !
      ንመናፍቃን ከም ሓዊ ኾይኑ ስለ፡ዘቃጽለኹም ዲዩ ?

    • @hopeyohanes
      @hopeyohanes 4 หลายเดือนก่อน

      ናይ እጋንንቲ መጽሓፍ ከተንብብ ጥውዕል ሲ መናፍቅ ሲ ንስኻ ኢካ

  • @tesfealemghebreab9752
    @tesfealemghebreab9752 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም፡ እቲ ጎይታ ሰንበት ዝተባህለስ፡ ንዕለተ ሰንበት ሂብካዮ። መጀመርታ ሰንበተ ክርስትያን ዝተባህለ እንታይ ምኻኑ፡ ተረዳእ። ሰንበተ ክርስትያን ዝተባህለ፡ ንጎይታ እዩ። ንስኻ ግን ዕልተ ሰንበት፡ ንቅዱስ ሚካኤል ክትጽውዖ ከምዘላ ትነግር። ሓሶት ትምህርቲ ናትኩም እዩ። ሓቂ እንተ ኣለካ፡ ነቲ ዝበልዎ፡ ወይ ኣብ መጽሓፍ ዘሎ፡ ፊት ንፊት መጺኻ ተረዳዳእ።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  4 หลายเดือนก่อน

      ተስፋእለም ሓወይ ዝሰማዕካዮ ምስክር ክትከውን ስለ ኣይከኣልካን እሞ ትግሪይና እንተሓሲርካ ሰብ ክንገብረልካ