"ኣውራጃ ብጉልባብ ሃገርይ ፖሎቲካ ብጉልባብ ሃይማኖት" 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.ค. 2024
  • "ኣውራጃ ብጉልባብ ሃገርይ ፖሎቲካ ብጉልባብ ሃይማኖት" 2ይ ክፋል

ความคิดเห็น • 22

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 12 วันที่ผ่านมา +8

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ኩቡር ኣቦና ተባረኹልና 🎉❤

  • @dymendteklab9752
    @dymendteklab9752 11 วันที่ผ่านมา +1

    አቦና ዕድመን ጥዕናን ያሀብኩም🙏🙏🙏

  • @Medhanie-dk8rd
    @Medhanie-dk8rd 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመ የሃብኩም ኣቦ ቀሺ ማርቆስ, እዝኦም ሎሚ ብቃላቶም ዘይኮነስ ብቓኖም እና ነለልዮም!

  • @tisionebrawit9067
    @tisionebrawit9067 12 วันที่ผ่านมา +5

    ህግደፍ ነውራማት ኣብ ሃይማኖት ኢዶም የእቲዬም ይሓማዝቑ መሕፈርቲ::

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 10 วันที่ผ่านมา +1

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 11 วันที่ผ่านมา +1

    Xbuq medeb aboy Keshi edmen tenan yhabkum Fetari🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @rahelmaosho7804
    @rahelmaosho7804 12 วันที่ผ่านมา +3

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana aboy qeshi 🙏🙏🙏

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 11 วันที่ผ่านมา +3

    Selma Abona Enkae bdehan mexakum 😍

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 12 วันที่ผ่านมา +3

    Amen Amen Amen 🙏

  • @Jdhygvsksk
    @Jdhygvsksk 11 วันที่ผ่านมา +3

    Abona kalhiwet yesmalna ykeneyelna

  • @St.Anthon
    @St.Anthon 11 วันที่ผ่านมา

    Yeah N Deacon Andebrehan harimwo ab Addis ababa Fact 10000000%

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏አምላክ ምግላጹ የብዛሕልኩም አቦና 🙏በልዎም ዳአ አቃልዕዎም :እዚ ስርዓት አብ ባዓል እዚኦም ታሐቢኡ እዩ ንህዝብና ፋሕ ብትን ዘእትዎልና ዘለዎ :ኩልካ ንኡሰይ ህዝበይ ንቅሐትና አብ ሃይማኖትና አብ ኩሉ ይኩን :

  • @tesfomiyob382
    @tesfomiyob382 12 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zaidkifleyesus2196
    @zaidkifleyesus2196 11 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቦይ ቀሺ ኢዚኦም መስቲያቶም ዚሰበሩ ኣብ ሊቦም ኪርስቶስ ዘየለ ሰባት ኢዮም።

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 12 วันที่ผ่านมา +4

    Abona Enkae biselam mexaekum

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 11 วันที่ผ่านมา +1

    Mergieta Aman des enabelo eyu zreyo zelo eta afu eyu zeykown zzareb zelo

  • @gm5215
    @gm5215 11 วันที่ผ่านมา +3

    ሻዕብያ ዘሚቱ አይዘመትኩን
    ቀቲሉ አሉ አይቀተልኩን
    ሐሲዩ አይሐሱኹን
    ዓሚጽኩም አይዓመጽኩን
    ስለዚ አይንገረም በዞም ቀሺ ኩላ የኛ እያዘላ
    የኛ ድአ አምሐራይ ውን ደኺሙ ገዲፍዎ ሞ
    እቲ ዘይተበርበረ ቅስስታትኩም ምስ በርበርኩሞ አዙንዉልና እኹም ሽዑ የኛ ክትብሉና ንስኹም እንታይ ገርኩም እዚ ሐኽሊ ድሙ ዓዲ ሀሎ እይ ቲ ጠንቂ

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቦና ቀሺ ሳሚኤል በየነ ይበሃሉ ተቐማጢ ሃገረ ሆላንድ ብጣዕሚ ተባዕ ትጉህን ኣገልጋሊ ኢዮም

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 11 วันที่ผ่านมา +4

    ትማሊ ግን? ኣምላኾም ኢሳይያስ ነቲ ኣብ እስራኤል ዝተገብረ ቅትለትን ደም ምፍሳስን? ኣገናዕ ኣጆኹም ቀጽልዎ ክብሎም ከሎ? በዓል'ዚ ቀሺ መሰል ተማሃራይ ሳሕል? ስለ ምንታይ ደኣ ሽዕዑ ዓገብ ክብል ዘየደፈረ? ሕጂ ወልደፍደፍ ዝብል ዘሎ። ብእልፊ ጃሱሳትን ሓሰውትን ተማሃሮ ሳሕልን/ ደቂ ሉቃስን ገሊኦም ውን? ከም በዓልዚ እዝኒ ገመል መጋቤ ሃዲስ'ዶ ዋላ መጋቤ ኣጋንንት ጠንቋልን ተዋሪድና'ኮ

  • @SaraKebedom
    @SaraKebedom 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራዊ እያ አብ ልዕሊ እቲ ትግራይ ዘሎ ስርዓት ርኤ ኤርትራ ጎረቤትኩም ኢያ ናትኩም ጎበሩ ሕጂ ድማ ዐጋመ ኢትዮጵያውያን ኢኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️⛪️🐪🙏

  • @kasaygirmay4896
    @kasaygirmay4896 11 วันที่ผ่านมา

    ቀሺ ማሪቆስ ትበሀልሲ መስቀል ሒስካ ፐለቲካ ትነዝሕ እሞ ተሀድሶ ከሐዲ ኦርቶደኩስ እኻሞ መስቀል አምላክ ዩ እሞ ሐጢአት ንዓኻ አቀምጦ በጃኻ ወይ ነገር ገዲፍካ አብ ቤተክርስትያን ተነሲሕካ እቶ

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 11 วันที่ผ่านมา

      ቀሺ ኣብርሃ ካሳ ድዩ ሊኢኽካ ጌና ክንፈላለ ኢና ጽቡቅ ጌርና