ዘሕጉስን ዘሕርቕን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ส.ค. 2024
  • ንጅግና ቢኒያም ግርማይ ጅግና ንበሎ ምስኡ ከኣ ንተሓጎስ! ዘገርምን ጽቡቕን ተውህቦ ቢንያም ግርማይ፡ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቲር ዲ ፍራንስ ዓቢ ዓወታት የርኢ ኣሎ።እቶም ዓወታት ድማ ነቲ ኣብኡ ዘሎ ጽቡቕ ባህሪያት ኣጉሊሕና ክንሪኦም ደሪኾምና ኢዮም ኣብዛ ቪድዮ። ተወሳኺ ክውገዱ ዝግቡኦም ኣሉታዊ ርእይቶታት ብዛዕባ እቲ ሰብን ዓወታቱን ጎሊሑ ቐሪቡ ኣሎ።
    #akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
    #eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
    00:00 መእተዊ
    03:11 ኣብ ቋንቋ ዘለዎ ምልከትን ሓሳቡ ናይ ምግላጽ ክእለትን
    07: 19 ኣምላኹ ዘመስግን ኣማኒ
    08:58 ንደቂ ጋንትኡ የመስግን
    10:29 ትሑት ኢዩ
    12:19 ንጸለምቲ ዕድል ይወሃብ፡ ኣብ አኤርትራ ንዘለዉ ብሉጻት ተቐዳደምቲ ውን ጠመተ ይገበረሎም ኢሉ
    13:37 እቲ ዓወት ናይ በይኑ’ዩ፣ ናይ ኤርትራ ኣይኮነን ምባል
    16:48 ንኹሉ ፖሎቲካ ምግባር
    Join this channel to get access to perks:
    / @aklilu.hmichael
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 406

  • @almazbokresion9842
    @almazbokresion9842 28 วันที่ผ่านมา +50

    አኽሊሉ ሐወይ ቢኒ ንዐይ አብስረሔይ ብዙሕ ሐጊዙኒ ❤ ካብታ ዝተበገሰላ ሃገር አብ ሆቴል ይሰርሕ እቲ ዝገርም አበይ ዐድኺ ክብሉኒ ከለዉ ኤርትራ ክብሎም ከለኹ አበይ ትርከብ ይብሉ ኔሮም ካርታ ናይ ዐለም አብ ጥቃይ ኔራትኒ ሕጂ ግን ዝኾነ ጋሻ ቱሪስት ኩሎም ፈሊጦማ ንኤሪትራ ብናይ ቢንያም ዐወት የቀንየለይ ቢኒ 💐🥰♥️🇪🇷💪

  • @HabeshanKemis
    @HabeshanKemis 28 วันที่ผ่านมา +27

    አኪ ሓውና ብዙሕ 👍 ተዝህሉ ኔይሩስ መገበርኩ ኔይረ አበይ እሞ አነ ሕጂ ኢትዮጵያዊ እየ ትግራዋይ ግን ካብ ልበይ እየ ታሓጉይሰ ሰላም ንኹ ሰብ❤

    • @user-gc3ms7zx9l
      @user-gc3ms7zx9l 26 วันที่ผ่านมา

      ዓብይ ሰብ ኢካ ሓብነይ ከመዚ ሓዉ ትግራዋይ አና ኢትዮጽያዊ ምህላዉይ ደስ ኢሊኒ ናይስብ ዳስታ ደስ ድብሎ ስብ ዓብየ ሕልና ዝለዉ ሰብ አዩ❤❤

  • @MhreteabTesfalidet
    @MhreteabTesfalidet 28 วันที่ผ่านมา +27

    ሰላም ወሰናይ ካቶሊካዊ ካህን እየ፡። ኣዝዩ ዝገርም እዩ ጠባይ ቢንያም፥ እምነት ኣብ ዝጠፍኣሉ፥ እግዚኣብሔር ክገልጽ ከሎ ንዓለም ዓቢ ትምህርቲ እዩ። እግዚኣብሔር ይባርካ

    • @tlyk5348
      @tlyk5348 27 วันที่ผ่านมา +2

      Kbret yhabelna orthodox ye btami ena nfetwekum

    • @omerabdella5944
      @omerabdella5944 17 วันที่ผ่านมา

      @@MhreteabTesfalidet ab sport try zewekel comment mhab aymhashen orotodox ye kahn catolic kahn entayamxoo what is the message

  • @marssemay69
    @marssemay69 28 วันที่ผ่านมา +25

    ናይ ብሓቂ ንቢንያም፡ ገሊጽካዮ። thanks 🙏🏽.

  • @bereketezra9207
    @bereketezra9207 28 วันที่ผ่านมา +19

    ጹቡቅ ገሊጽካዪ ኣኪለ ሓዉና !!! ናይ ባሓቂ ቢንያም ሓደ ዓቢ ሕላገት መግልጺ ኢውርትራዉያን ኣፍሊጥዎ ኣሎ ንዓለምና !!! 100% ጹቡቅ ዘለው ስፖርታዊ !!!

  • @AronAsefa-wn7sf
    @AronAsefa-wn7sf 28 วันที่ผ่านมา +20

    ክብረት ዝግቦኦ ክብረት ምሃብ አዝዩ ደስ ዘብል ዩ ክብረት ይሃበልና መምህር

  • @user-du6zx6bl1p
    @user-du6zx6bl1p 28 วันที่ผ่านมา +5

    FOR EVER ERITREAN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 129

  • @nigistiberhane9150
    @nigistiberhane9150 28 วันที่ผ่านมา +7

    ብሐቂ ናቱ ኢካ ሂብካዬ ካብ ኩሉ ንአምላክ ዘመስግን ርስፔክት እንግሊዝ አዘራረብኡ ምቍሉል አዚና ነመስግን በቲአገላልፃካ❤🎉❤🎉

  • @nazretber4940
    @nazretber4940 27 วันที่ผ่านมา +1

    ብታሚ ኮንፊደንስ ተባዕ መንእሰይ ኩሉ ግዜ ዓወት ንምነየልካ ቢኒ

  • @TomasSemere-wp6zm
    @TomasSemere-wp6zm 27 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኢኻ ክብረት ይሃብካ ኩሉ ተምጽኦ መደብ መሃርን ጠቃምን አዩ አሞ ንዓኻ ውን ክብሪ ይግብኣካ ኣኽሊሉ ሓውና so thanks ❤❤❤

  • @fruit5920
    @fruit5920 27 วันที่ผ่านมา +1

    ጽብቕቲ መግለጺ በኣይ ወገን ብቑዕ መልእኽቲ የቐንየልና መምህር❤ኣበይ ይርድኦም እንታይ እሞ ክንገብር በቲ ሓደ ትሕጎስ ብትሓደ ድማ ትጉሂ ሰብስ ሜድያ ስለ ዝተረኸበ ጥራ ዝበሃልን ዘይበሃልን ዝዛረብ ተኾይኑ ጸገም ኢዩ!

  • @flosimon1727
    @flosimon1727 28 วันที่ผ่านมา +5

    Congratulations BINI you are making history . Proud Eritrean son 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 15 วันที่ผ่านมา

    ክብር ሃው በሃቂ ክብረት ዘለዋ ቃላትካን መንነትካን። እንቛዕ ናህና ኳንካ።በሃቂ ከምቲ ቢኒ ዝበሎ ንኩሉ አፊቃ።👆❤️🇪🇷🌹✊🦁👑🫶

  • @tekleabasmeron5308
    @tekleabasmeron5308 28 วันที่ผ่านมา +8

    ናይ ብሓቂ. አርባዕተ ነጥቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍. Powerfull message Akile

    • @natsnetghide7071
      @natsnetghide7071 18 วันที่ผ่านมา

      ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉

  • @YosefTeke
    @YosefTeke 28 วันที่ผ่านมา +5

    Akile Hawey! Thanks 🙏 we are Eritrea ❤❤❤🇪🇷🇪🇷!

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 14 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ አበሃህላ ዝወደይ እዚ ሐብካ ቀፅሎ ፖዘቲፍ አተሐሳስባ ክህልወና ፅቡቅ እዩ ! ንስዝኻ ግን ሕጅውን ተባረኽ 💕🙏🏽💕

  • @m.d1701
    @m.d1701 19 วันที่ผ่านมา

    Bravo Akile hawey! Indeed Bini's victory is a victory for all Eritreans and Africans for that matter. As he alluded eloquently, this feat will pave a way for future Eritrean cyclists and Africans in general. Hence, undermining this momentous sporting occasion is either something of a low vibration, low self esteem or perhaps lack of total foresight! Thanks for bringing this critical topic to light🙏
    Grazie zihawey and jeep up the good work 👏

  • @tsegino5553
    @tsegino5553 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ እዚ ዜና ዓወት ከምቲ እቶፕያዊ ጋዜጠኛ ዝሃቦ መግለጺ ::ንሱ ጥራይ እንተ ዘድምጾ ከማን ደስስስስ ምበለኒ ብጣዕሚ ብስምዒት ከንብቦ እንከሎ ባህታ ይፈጥረልካ 🇪🇷🙏🏻🇪🇷❤️❤️

  • @elsatesfay6014
    @elsatesfay6014 28 วันที่ผ่านมา +3

    Akile hawey kbret yehabka. tsebeqti angel eya eza tgltsa zlka . Thanks a lot for your explanations. ERITREA 🇪🇷 FOR ERITREANS ❤❤❤. YES BINI MEANS LOVE ❤❤❤❤ . CONGRATULATIONS 🎊 👏 💐 OUR ERITREANS.

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 18 วันที่ผ่านมา +1

    Akililu nay bhaki glitskayo atom dukumat awet nay eritrea deye ftwelom gedifka bini gn amesgani agzabiher sle zkone awet kulugziy msu ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pg1hi4bg1u
    @user-pg1hi4bg1u 28 วันที่ผ่านมา +9

    አንቃዕ ብሰላም መጻካ መምህረይ ❤🤴

  • @wdasiemelaektmedia1147
    @wdasiemelaektmedia1147 28 วันที่ผ่านมา +4

    Weldone Akile bro God bless Our Country Eritrea & It's People, Africa and the whole of the worled❤❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤❤❤

  • @akremakrumi568
    @akremakrumi568 28 วันที่ผ่านมา +5

    Mashallah Bini jigna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

  • @user-uq2zg4zm8j
    @user-uq2zg4zm8j 28 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቕ መደብ ኣኪለ። ካብ ቢኒ ኩልና ክንመሃሮ ኣለና ዝብሎ ኣነ።
    1. ናይ ርሑቕ ሸቶ ኣነጺርካ ሂወትካ ምምራሕ
    2. ነቲ ኣብ መንጎ ንዝሕንኩለካ ብምጽማምን ብሜላን ምስጋር።
    3. ፍርሃት እግዚኣብሄርን ትሕትናን ስነስርዓትን ተስፋን ኒሕን ድማ ብዓቢኡ።
    ስለዚ እዚ ባህርያት ናይ ቢኒ ንስፖርታውያን ጥራይ ዘይኮነ ንኹልና ከም ኣርኣያ ክኸውን ኣዝዩ ሰናይ ነገር እዩ። ብፍላይ ብፍላይ ድማ ንናእሽቱ ቆልዑ ደቅና። ኣብ ክንዲ ጸርፊ ወዲ ጸርፊ እንዳሰምዑ ዝዓብዩ በዚን ከምዝን ዝኣመሰለ እንዳተጸለዉ ክዓብዩልካ ኣበይ ይርከብ። ክንደይ ኮን ምኸፈልናሉ ነዚ ጸጋ እዚ። ስለዚ ማዕረ ማዕረ ታሕጓስና ብዙሕ ንኽሰበሉ ንቢኒ።። ሞዴል ንግበሮ ይብል።
    ኣምላኽ ብሰላም የፈጽሞ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና።
    ኩሉ ግዜ ❤❤❤Eritrea❤❤❤ 🇪🇷

  • @OkbaghebrielGhebretinsae
    @OkbaghebrielGhebretinsae 28 วันที่ผ่านมา +2

    You are such a rational and conscientious person! The points you make are clear, flawless, and exceptional. I am truly impressed by the grand thoughts you share with your audience. We need more voices like yours!
    Bini’s success should not be limited to just Eritrea. Bini is a source of pride for all of Africa, and his achievements deserve a grand celebration across the entire continent. It is truly disheartening to see his success being politicized. Let’s set aside political differences and use Bini’s success as a lesson in spreading love and harmony throughout the volatile Horn of Africa region.

  • @haddaswelde3892
    @haddaswelde3892 28 วันที่ผ่านมา +11

    ተባረኽ ኣኺሉ ሓወይ ጎይታ ከማኻ ዝበሉ ብጽድቅን ቅንዕናን ንዝተጋገዩ ናብ ቅዱስ ኣተሓሳስባ ዝመልሱ የብዝሓልና::

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 28 วันที่ผ่านมา

      Aye ni hawukum tichewuyu dea shetawinti bisenkukum Eri mergem koina

  • @WeiniTeklay-wo1fy
    @WeiniTeklay-wo1fy 19 วันที่ผ่านมา +1

    ቢን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AbrahamAntimo-pz8cf
    @AbrahamAntimo-pz8cf 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሰባይ ኣኪለ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ መን እሞ ይርዶኦ እዚ ዘረባ እዞም ሕማቅ ዝዛረቡ ስሚዕታውያን ኢዮም

  • @berhanezemuy3910
    @berhanezemuy3910 28 วันที่ผ่านมา +4

    Eti zgeremeni Amlaku zekedim ftur mkani thanks Akile

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 28 วันที่ผ่านมา +1

    Yes good explain Mr Akile bini is good confident that’s am proud to be Eritrean 🎉🎉🎉🎉 Prius Africa 🎉

  • @aidawaldamlak1988
    @aidawaldamlak1988 28 วันที่ผ่านมา +1

    Biniam the pride of Africa, Eritrea 💪🚴💚💚💚

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 28 วันที่ผ่านมา +9

    ጽቡቅ ገሊጽካዮ ክቡር ለባም ሓወይ ቢንያም ትሑት ሰብ ቅድሚ ኩሉ ንኣምላክ ምምስጋኑ ኣዚዩ ደስ ዘብል'ዩ።ካልኦት ድማ ክማሃሩሉ ተስፋ ንገብር።እቲ ጺዒረ ኢሉ ርእሱ ዘይምልዓሉን ንብጾቱን ዓለምቱን ምምስጋን ድማ ሓቂ ይሓይሽ ናይ ኩልና ኤርትራውያን ሰነ ልቦና እዩ ብሓቂ የሓጉስ እንተ እቶም ኤርትራ ክትስመ ስሚ ዝንስንሱ ሞ ገሪሙና ኣሎ መመሊስና ንኤርትራና ከምነፍቅራ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ..ኣጆና 💪🇪🇷💐💚

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 28 วันที่ผ่านมา

      Ata huferu zifereset Eritrea hademti ..I respect Bini

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 28 วันที่ผ่านมา +3

    Selam hawena betame nbini kemeti zegbeo gelexkayu so
    thank you //XEBUKENA ZEYDELEYU HSADAT ALEWONA///
    viva bini vivi eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @lulaberek7393
    @lulaberek7393 28 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you hawey natey. Eritreayan for Eritreayan ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @anonymous1990.
    @anonymous1990. 28 วันที่ผ่านมา +1

    መምህረይ ጽቡቕ ገሊጽካዮ የቐንየልና 🙏

  • @Natu-cb1bo
    @Natu-cb1bo 28 วันที่ผ่านมา +1

    Great speech Akile Ma bro.. Am proud of u Tnx 1👌👌👌💯💯

  • @job3404
    @job3404 14 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ነቲ ዘመን ድንቊርና ኣሕሊፉ፡ በቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ እሞ ብእኡ ንዂሉ እምነት እናሃበ ዝመደቦ ሰብኣይ ንዓለም ብጽድቒ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ስለ ዘሎ፡ ሕጂ ኣብ ኲሉ ቦታ ንብዘሎ ሰብ ኪንስሑ ይነግር ኣሎ።

  • @senay6334
    @senay6334 17 วันที่ผ่านมา

    Ya we proud to be eritrea's ❤🇪🇷❤

  • @merhawwit
    @merhawwit 25 วันที่ผ่านมา

    Egzaebiher bdemu yshefnka. Haylka Hayli Feres ygebrelka❤❤❤amen amen amen 🙏 🙌 ❤❤

  • @MehariMehari-kw9uj
    @MehariMehari-kw9uj 28 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ኣኪለ ኣተባብዓዮ ናይ በሓቂ ክድነቅ ዝግበኦ ዩ ቀጽሎ

  • @MebratBerhane-m5n
    @MebratBerhane-m5n 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ you are right. Kulu. Geliskayo tanks Good job keep it 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚴🚴🚴

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 28 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ኣኪለ ሓውና ናይ ብሓቂ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abdoibrahim7561
    @abdoibrahim7561 26 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዘረባ

  • @amaneiltalla9379
    @amaneiltalla9379 18 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @Slasie
    @Slasie 28 วันที่ผ่านมา +17

    Enkaa bselam mexaka kbur hawna Aklilu. Hade klte Dhulat Nay Eritrea Awet Zeyeftwom alewu.❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @user-sz4lg3nx2e
    @user-sz4lg3nx2e 28 วันที่ผ่านมา +5

    ኣቱም ን ኤርትራውነት ብጠራሙዝ ብደንጎላ ብስካራን ብባዕሲ ሽም ኤርትራ ከምዝፍለጥ ዝገበርኩም ።ካብ ቢንያም ስነስርዓት ትሕትናን ዓወትን ተመሃሩ ።ወዲ 24 ዓመት ቢንያም ዘመዝገቦ ዓወት ብፍሉይ ናቱን ናይ ስድራ ቤቱን ዓወት ዮ! ናይ ብሃቂ ዓወት ናይ ቢንያም ዘኩርዓና ተኮይኑ ሽም ኤርትራውንነት ኣብ ዓለም ንክንቅይሮ ነንሕድሕድና ንፋቃር ንኸባበር ሓደ ቢንያም ሽም ኤርትራ ካብ ዘጸወዐ እቶም፡ዝበዝሃና ንፋቀር ንተሓላለ።ብትዕቢት ኣይንወጠር ።

  • @awstanagrmayawstana
    @awstanagrmayawstana 28 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks bro intealgenti our hero with bini ertreya for ever🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @umunaandemicael
    @umunaandemicael 19 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሕቒ ጽቡቅ መግለጺ

  • @borntobehappynotperfect
    @borntobehappynotperfect 28 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks Akile, that's what we chat everytime with my best friend especially the good side of Biniam. We are proud of Bini and GOD bless him !!!!!

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 28 วันที่ผ่านมา +1

    ጹቡቅ ገሊጽካዮ ወዲ ኤረይ 👍👍👍👍💯💯💯💯❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-nu5zk7de1l
    @user-nu5zk7de1l 28 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you for give informing about bini

  • @selam8217
    @selam8217 28 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ዝሐወይ እትሐቊ ምግላጸዃ ብዝሐት ናብ ፓለቲካዊ ዝሰብኲን ስሩ ዝብርብሩን አይጠፍእንዩ ግን እት ቁምነገሩ አብት ፍልጠትን ምሰትዉዓል ዘዱልዩ ነገር እዩ ካብ ጸባብነትን አነነትን ነጥፍእ እዛም የሕዋተይ ሃገርዃ ክሉ ጌዜ ሃገርዃ እዩ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🎉🇪🇷❤️🇪🇷

  • @Teki1926
    @Teki1926 27 วันที่ผ่านมา +1

    Yea,you did great video ,Thanks Akile for good & clear behaver of bini, so we have been brauded of eritrea and Africa.

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos1490 28 วันที่ผ่านมา +2

    It's good to have positive mindset liked 👍

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 28 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቒ ኣኪለ ንሕና ከም ኤርትራዉያን መጠን ምስ ጎሮባብትና ዘለና ምፍቅሪን ሓልዮት ክንጽዕረሉን ንስኩም ዉን ክትዛረብሉን ክትሰርሓሉን ተስፋ ይገብር ብዝከኣለና መጠን ጠመተና ክሰፍሕን ክንነቅሕን ኣለና ኣጆና ንበርትዕ።

  • @maroso7422
    @maroso7422 21 วันที่ผ่านมา +2

    Biniam Ghirmay 🎉❤🎉 ሐበን ይብሎ አነ። ሐበን ንጸለምቲ ንአፍሪቃ ንኤርትራ 🙌🌺🙌🍾 ከም Mohammed Ali : ፈለማ ጸሊም ከምዚ ዓወት ዝበጸሐ ጸሊም ሰብ የለን። 🎉❤🎉🇪🇷🌳☘️🌿

  • @redaefisehatsion3803
    @redaefisehatsion3803 20 วันที่ผ่านมา

    "Akililu hawina tsibuq agelalitsa gelitsikayo ❤❤❤kibry yhabika fetary❤❤❤

  • @nardinadiablessed0811
    @nardinadiablessed0811 27 วันที่ผ่านมา

    Ewayyy ktem ezo zereba n zsemen n zhasbn meglexi aydlyo eu gna buzuhat nab alewu b sebeytu keyterefu zzarebu entay knbl lbi yhabom eritrea 🇪🇷 adey ayni abayki ydefen tebarekley love you

  • @freweynitekie-oo3zw
    @freweynitekie-oo3zw 28 วันที่ผ่านมา +2

    Tawhbo alawo Amlake yemasgan 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤️❤️❤️

  • @yemanew50
    @yemanew50 18 วันที่ผ่านมา

    ለባም ሰብ ኢኻ!ሰፊሕ ልቦና አላካ

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 28 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Aklilu hawey kemaka zibele lebam yebzahalna 👍🏾✅👍🏾✅amlak zemenka ybarko

  • @tesfamicaelghebru4946
    @tesfamicaelghebru4946 28 วันที่ผ่านมา +1

    ዝሓሙዕቡል ቀጽሎ ከማኻ የድልዩና ኣብዚግዜ የድልዩና ኣለው❤

  • @EastAfricalifestyle
    @EastAfricalifestyle 28 วันที่ผ่านมา +1

    True short and point to the core.❤❤❤❤

  • @millenyemane
    @millenyemane 28 วันที่ผ่านมา +2

    ብመጀመርያ #ክብርን_ምሰጋናን_ኩሉ_ንእግዚአብሔር_አምላኽና_ይኹን_አሜን🙏
    ካብዚ ዝሐለፈ ዓመት ኩላትና ከምንፈልጦ ንኤርትራን🇪🇷 ንመንግስታን🇪🇷 ህዝባን🇪🇷 ጸላኢ ሽም ከጥፍእ ብጣዕሚ ኮይኑ ዘይፈልጥ ዘሕዝን ነገር ኮይኑ💔 ግን አነ #ከም #ናይ_ወንጌል_አማኒት ምስ የሕዋተይ ብዘይ ምቁራጽ ንጽሊ ኢና #እቲ_ጸሎት_ዝምልስ_አምላኽ_ክአ @ንቢኒ ተጠቂሙ ናይ ሀገርና ሽም ብዘደንቅ አብ ዓለም ተቀይሩ #ክብሪ_ንአምላኽ🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከምቲ ዝበልካዬ @ቢኒ ትሑት #እግዚአብሔር_ዝፈርሕ ጀግና መንእሰይ ሰለ ዝኾነ ሰሊኡ #ጌታ_ይመሰገን🙏
    💥#ቃል_አምላኽ_ከምዚ_ይብል_ነቶም_ቅኑዓት_ዳሓን_ይእርንበሎም_ብዘይ_ጽያፍ_ንዝመላለሱ_ኽአ_ዋልትኦም_እዩ።🙏
    ዘጀመሮ #አምላኽ_በሰላም_ከወድኦ ንጸልየሉ🙏💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እቲ #ብሐይሊ_አምላኽ_ዝአምን_አይወድቅን_እዩ_መጨረሽትኡ_ኽአ_ይጽብቅ🙏💥🇪🇷
    በዚ አጋጣሚ ኩሉኹም ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ⭕ናይ ድሕነት መጸዋዕታ የቅርበልኩም አለኹ ተነሰሑ
    🙏 #ጌታ_ኢየሱስ_ክርሰቶስንዓይ_ንዓኻ_ንዓኺ_ንዓለም_ኩሉ_ዘልአለማዊ_ሂወት_ንኽህበና_ካብ_
    ሰማየሰማያት_ወሪዱ_ካብድንግል_ማርያም_ተወሊዱ_ሞይቱ_ተንሲኡ ሰለዚ ንዑ ናብ ጎይታ አምልጡ_ካብዚ_ናይ ዓለም_ጥፍአት #ጌታ_የፍቅረኩም_እዩ🙏🇪🇷
    ተባረኹ🙏

  • @erilove6287
    @erilove6287 27 วันที่ผ่านมา

    Xbuk agelalxa akile hawey❤ etom hmak tehasbu gen hmak alekum

  • @marssemay69
    @marssemay69 28 วันที่ผ่านมา +9

    ንስኻ ውን፡ ኣዚኻ ትሑት ብሉጽ ኢኻ።

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 27 วันที่ผ่านมา

    Im proud of you akile 💕💕💕

  • @eri4ever466
    @eri4ever466 27 วันที่ผ่านมา

    Excellent content. Keep it up brother.
    The only thing I found distracting is the location of the microphone. Please lower it a tad bit.

  • @bekhitamerke2938
    @bekhitamerke2938 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zaidweldegabir4081
    @zaidweldegabir4081 27 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ወድሓወበይ ታሪክ ክስነድ ኣ
    እዩ።

  • @abelabrham3740
    @abelabrham3740 18 วันที่ผ่านมา

    AJOKA WEDI ERITREA 🇪🇷♥anbesa ketslo

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 28 วันที่ผ่านมา +1

    Great job as usual ❤

  • @user-ch5md4uy1l
    @user-ch5md4uy1l 28 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏 💪💪💪

  • @andomtesfay7046
    @andomtesfay7046 28 วันที่ผ่านมา +1

    ብዝግባእ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣለካ ምም ኣኪለ

  • @biniammebrahtu4629
    @biniammebrahtu4629 28 วันที่ผ่านมา +2

    BINI IS BLACK AFRICA DIAMOND 💎 FOR ME IT’S MY HERO 🦸 🚴‍♀️🏆🥇🏅🥇🏆🎖️🎖️🎖️HE DESERVE IT TO BE HERE,I’M PROUD OF HIM 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🩸🩸🩸

  • @DanielGebrergrs
    @DanielGebrergrs 27 วันที่ผ่านมา

    Thank aki brother zeyqne aywled

  • @user-zl5nz6be2t
    @user-zl5nz6be2t 28 วันที่ผ่านมา +1

    Well come Akile hawey btaemi xubuk geliskayo thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vp5dc8dl2q
    @user-vp5dc8dl2q 27 วันที่ผ่านมา

    Bini the great and the best hore history maker ❤

  • @Orthodoxtewahdo559
    @Orthodoxtewahdo559 28 วันที่ผ่านมา +2

    Ya you are right language is very important ❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfumichael6214
    @tesfumichael6214 27 วันที่ผ่านมา

    Good job Akile . Interesting!

  • @robielmulue3918
    @robielmulue3918 27 วันที่ผ่านมา

    Akile thank you, naybihaki axebikka abrihkayo hji win zeyweredelu entelo may geru yewirido🎉🎉🎉🎉

  • @Hagere214
    @Hagere214 17 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿

  • @selamfessahaie3454
    @selamfessahaie3454 26 วันที่ผ่านมา

    Glory to God for the tremendous success we got Bini’s Victory is Eritrean victory in deed and African victory as well.

  • @angosomasfaha7896
    @angosomasfaha7896 18 วันที่ผ่านมา

    Btaemi blux seb eka qexlo❤

  • @user-pp3im7xk5z
    @user-pp3im7xk5z 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ባሓቂ ።

  • @sabatekle973
    @sabatekle973 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉

  • @asterghebreamlak218
    @asterghebreamlak218 27 วันที่ผ่านมา

    Aklilu hawey, great video. Congratulations to Bini. I love all your programs Aklilu hawey ❤🎉❤🎉

  • @elsatesfay6014
    @elsatesfay6014 28 วันที่ผ่านมา

    AMEN AMEN AMEN AKILE HAWNA THX A LOT .

  • @eritreaeritrea4890
    @eritreaeritrea4890 28 วันที่ผ่านมา

    thank you so much aklilu hawna ❤❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉

  • @user-il7os1sz7p
    @user-il7os1sz7p 28 วันที่ผ่านมา

    Wow I'm so proud of you bro
    We Need people like you In social media

  • @calm2622
    @calm2622 28 วันที่ผ่านมา

    Nigerelna eske thanks bro

  • @solianasolomon8102
    @solianasolomon8102 28 วันที่ผ่านมา

    Exactly. Your points are to the point and at the right time. Keep it up the good work bruk hawna. Kemaka lebamat ybzhulna.❤❤❤❤

  • @mengiskifle7004
    @mengiskifle7004 27 วันที่ผ่านมา

    ኣንበሳ ኣኪለ ብሉጽ ኤርትራዊ ኢካ ይበል ሓሳብ

  • @user-yj5uj4jl9l
    @user-yj5uj4jl9l 28 วันที่ผ่านมา

    Btaemi thanks to God,des zbleka thut seb eyu binyam,amlak ybarko,amlak nebuyat yxarerom ntuhutat gna xega ehbom eyu emo amlak xegu yebzhalu nbini hawna....

  • @dawityhdego142
    @dawityhdego142 28 วันที่ผ่านมา

    ኣምለክ ይባርካ ተክክል ተዛሪብካ

  • @Nini.Asmara
    @Nini.Asmara 28 วันที่ผ่านมา +1

    Wow, you describe him very very well

  • @saradaniel5579
    @saradaniel5579 27 วันที่ผ่านมา

    Yes blue nay blux nay bluxat viva bini ambesa ❤❤❤❤ thanks Akile

  • @Hanuna_2023
    @Hanuna_2023 28 วันที่ผ่านมา

    This channel is my favorite in the rest of you tube channels . You know why ? Because they mind their business and respected words and neatly also completely different level 🌠 thank you akile ❤

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru3743 17 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሐዉና ኩሉ ከማኻ እንተዝኸዉን እንኩዕ ናትና ኮንካ ቀጵሎ አብጎንኻ አለና 🌺🌹🌻🥀🌷💐❤🙏