Eritrean news update Biniam Girmay 2022 Giro d'Italia ስድራቤት ቢንያም ኣብ ዓወቱ እንታይ ይብሉ ኣብ ሃንደበታዊ ሞግዳእቱ'ኸ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 906

  • @biniamgirmayfan4886
    @biniamgirmayfan4886 2 ปีที่แล้ว +315

    ስድራቤት ቢኒ ክትኮኑ ክንደይ ተዓዲልልኹም❤️

    • @MrEre4ever
      @MrEre4ever 2 ปีที่แล้ว +6

      Parents made him, at the same time he obeyed and respected his parents. When parents meet eye to eye, you will always have well rounded children.

    • @hidathidat7545
      @hidathidat7545 2 ปีที่แล้ว

      @@MrEre4ever ä

    • @ygttv557
      @ygttv557 2 ปีที่แล้ว +6

      Bini enber teadilu kemziom aynet sidra mihlawu.

    • @wedihajichannel1262
      @wedihajichannel1262 2 ปีที่แล้ว

      @@ygttv557 ያ🙏🏾

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว +33

    ናይ ኤርትራ ህይወት ዝመለሰት
    ስድራቤት።
    እግዚኣቢሔር ምልእትን
    ሕጉስትን ትስፍውትን ጌሩ
    ይሓልዋ።
    Congratulations 👏🎉👏🎉👏
    To all of you. What a great Family ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @filieri9056
    @filieri9056 2 ปีที่แล้ว +97

    ስድራቤት ቢኒ ምስ በዓልቲ ቤቱ ሓዊስካ ኩሎም ደስ ክብሉኻ፡ እንቋዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ! ርሑስ ቅንያት መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነትና ከኣ 🇪🇷❤

  • @habehaqetalihawuhabeshaqet9398
    @habehaqetalihawuhabeshaqet9398 2 ปีที่แล้ว +74

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራቤት ቢኒ እንቋዕ ሓጎሰና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷

  • @onewholepeace3003
    @onewholepeace3003 2 ปีที่แล้ว +39

    ናይ ብሓቂ ትሕትና ዘለዎም ገዛ እንቋዕ ፍረ ጻማኹም ረኣኹም። ኩሉ ወላዲ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ግን ኹሉ ኣቦ ክኸውን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ።

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 2 ปีที่แล้ว +106

    ዝጸዓረ ይዕወት! ንዓኩም ወለዲ ከኣ እንኻዕ ሓጎሰኪም።

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k 2 ปีที่แล้ว +8

    Sweet family really.
    ዘረብኦም ደስ ክብለኻ ትዕቢት የብሎም
    ብፍሽኽታ ይዛረቡ
    ኣምላኽ የቀድሙ

  • @rsrs6550
    @rsrs6550 2 ปีที่แล้ว +43

    መን ኣሎ ንማማ ቁድሳን ሓማት ቢኒ ዝፈተዋ........ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @asmaitawetu390
      @asmaitawetu390 2 ปีที่แล้ว

      ናይበሓቂ ዓባይ ሰብ ያ 👍👍💯💯💯💯

    • @Nini.Asmara
      @Nini.Asmara 6 หลายเดือนก่อน

      Aza htos zey tfteweka antay amso kulom des ybluka

  • @fjjcdifth961
    @fjjcdifth961 2 ปีที่แล้ว +67

    እንቃዕ ሓጎሰኩም ወለዲ ብፍላይ ብዓልቲ ቤቱ ክኣ እዚ ናይ ብኒ ዓወት ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ዩ ዕድመን ይሃቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😍😍😍

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 ปีที่แล้ว +41

    እንኳን ደስስስስ በለኩም ደስስስ እሉና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ነዚ አንበሳየ ንዕዉት ሓዉና ቢንያም እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዞ አብ ኹሉ ህይወቱ ሰናይ ንምነየሉ❤❤❤

  • @johnnyfessehaye4942
    @johnnyfessehaye4942 2 ปีที่แล้ว +11

    ማማ ቁዱሳን ናይ ብሓቂ.ኩሉ እቲ ዝብሃል ጽቡቕ. ጌረን ገሊጸንኦ

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ የሕጉስና ስድራቤት ቢኒ ግርማይ ናይ ባሓቂ ኩላትና ሕጉሳት እና ቢኒ ቢኒ ጅግና እዩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ቢኒ ቢኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤🥰🥰❤❤🥰🥰🥰❤❤❤❤❤

  • @Fere-Sewra291
    @Fere-Sewra291 2 ปีที่แล้ว +50

    እግዚኣቢሄር ኣብ ዝኸዶ ኣብ ዙርይኡ ይሓልዎ ።

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ነመስግን ። የቀንየልና ነቲ ዘቅረብኩሙልና ብሉጽ መደብ! ቀዳም ቀዳም ኮርሶ ብሽግለታ እናርኣኹ ዝዓበኹ ኤሪትራዊ።
    ኣነ ብተፈጥሮይ ካብ እቶም ንብዓት ዘየዉጽኡ ሰባት እየ። ብቆልዓይ ዋላ ተቀጥቂጠ ንብዓት ኣይወጻንን ፡ ኣደይ ይገርማ ኔሩ። ሕጂ ግን ቢንያም ኣፍሪስኒ ፡ ከይተረድኣኒስ ጀበብ ፡ ኣደይ ኣይትርአ!
    Happy 31st Independence Day - beautiful Eritrea!!!

  • @tirhasweldu1337
    @tirhasweldu1337 2 ปีที่แล้ว +60

    ነዘን ኣዴታትና ክትሰምዐን ከለኻስ ሳይክል ብርግጽ ባህላዊ ጸወታና ምዃኑ ይርድኣካን የሐጕሰካን beautiful Bini family congratulations!

    • @aronabraham4182
      @aronabraham4182 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkk ezias gutiya eya niadi geliom ember hakika eka wela eti zerebian libka full eyen zgebrio

    • @tirhasweldu1337
      @tirhasweldu1337 2 ปีที่แล้ว +2

      @@aronabraham4182 ኣበይ እሞ ይርድኦም እምበር እወ 😀😉🤷🤷‍♂️ ክክክክ

    • @samueltmrtu3530
      @samueltmrtu3530 2 ปีที่แล้ว

      ዕንቋዕ ኣሓጎሰኩም ሥድራቤት ብንያም ብተወሳኺ ቅዱሳን ኣርኣያ ሰባኣይ ጓልኪ ዕንቋዕ ኣሓጎሰኪ ምስ ር ኤኹኺ ፡ተሓጉሸ

    • @er-uq6we
      @er-uq6we 2 ปีที่แล้ว

      ባህላዊ ጸወታና እንዲዪ'ሞ
      ኣብ ውሽጥና ድማ ከም 6ይ ህማስና

  • @godislove732
    @godislove732 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቒ ሓበን ኤርትራ ወሊድኩምልና የቐኔልና፡ ትሕትናኹም ግን ዋው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣምላኽ ይባርኽኩም።

  • @ybrahkahsay6052
    @ybrahkahsay6052 2 ปีที่แล้ว +30

    ብጠዓሚ ደስ ክትብሉ ስድራ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራ ደቂ ክቡራት ንቢኒ ከኣ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 2 ปีที่แล้ว +19

    አቶ ግርማይ ኩራዕ ሀገሩን ህዝቡን ዘኩረዐን ዘጸወዐን ጀግና ወሊድኩም አለኩም ተሐበኑ:: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ነቲ ጀግና ወድካ ንምነየሉ

  • @danielguoush1353
    @danielguoush1353 2 ปีที่แล้ว +20

    ኣሰይይይ ኣደይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ሳላ ምራቀክን ኢዩ ቢኒ ወድክን ኣብዚ ዓወት በጺሑ ዞሎ

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 2 ปีที่แล้ว +12

    ሰይቲ ብንያም ካኣ ዓመት ዓመት ውለዲ ገሊኦም ናይ ኩዕሶ ግሊኦም ናይ ሳይክል ጌሊኦምናይ ጉያ ተዋዳደርቲ ክኾኑና ዕድመን ጥዕናን ሓይልን ይሃብኪ ፈጣሪ ጽብቕተይ ።

  • @teme6697
    @teme6697 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣብነታውያን ስድራ፡ ኣብነታዊ ኣሰልጣኒ፡ ኣብነታዊ መምህር፡ ክብረትን ምስጋናን ንዓኹም፡።
    ሃገርኩም ፈቲኹም፡ ዓወትኩም ኣብ ዓድኹም። ከማኹም የብዝሓዮ፡ Forza

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋው እንቋዕ ሓጎሶኩም ስድራ ቢኒ ጸባ ሰቲና👏🏽 ሓጎስኩም ሓጎስና እዩ🏆..ንቢኒ ዳርጋ ምሱን ምስ መራን ናቱን ኢና ክንጎዪ ቀኒና ብሓጎስ ኢና ነቢዕና😀😘💚❤💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 2 ปีที่แล้ว +29

    ማማ ቅዱሳን ጽብቅቲ ንሕናውን ብሓጎስ በኪና..በቲ ድንገት ሰንቢድና ጸሊናሉ ኣምላክ ድማ ኣየሕፈረናን ክብሪ ይኩኖ🙏🏽🙏🏽🙏🏽😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @judijesus2955
    @judijesus2955 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ወዲ ሃይሉ ሓወይ ውላድካ ኣብ ከምዚ ዓወት ምራኣየይ ብጣዕሚ ተሓጊሰ፡ እንቃዕ ሓጎሰኩም ኩላትኩም ስድራ፡ ንቢኒ ከኣ ኣምላክ ሃይሉን ጉልበቱን የጽንዓዮ።ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ።

  • @Firehabte12
    @Firehabte12 2 ปีที่แล้ว +13

    ደስ ዝብሉ ስድራ congratulations 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mercifulbeyin4462
    @mercifulbeyin4462 2 ปีที่แล้ว +38

    ቢኒ ዓወት ዝልማዱ🚴🚴🚴 ጅግና ዝወለድኩምልና ምስጋና ይኹንኩም እንዳ ኣቶ ግርማይ እንቋዕ ሓጎሰኩም ሓጎሰና❤🚴🇪🇷👌

  • @danielkahsay6488
    @danielkahsay6488 2 ปีที่แล้ว +15

    ❤❤🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪 ኤርትራዊ ምኻን ኩሉ ግዜ ታሪኽ ምስራሕ 💪 እንኳዕ ደስ በለና ደቃ ሓላል መሬት 🙏🙏🇪🇷🇪🇷

    • @sanaytredae8445
      @sanaytredae8445 2 ปีที่แล้ว

      👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐪🐫💛💚❤️❤️💙💙❤️❤️❤️💙❤️❤️💛💚❤️💚💚💚💛💛💛💛❤️❤️❤️💙💙💙

  • @asmeragijiret6756
    @asmeragijiret6756 2 ปีที่แล้ว +17

    ጋጂ ምሕጎሳት ባሓቂ ደስ ኢልና እንቃዕ ሓጎሰኩም ግርሚሶ ። ቆርጥሚ ኩዑሶ ናዓካ ዘይ ራአየ ብ ክርስትያኖ ይድንቅ ። ገጀረተይ ስስኑለይ ኩሉ ግዜ 🙏 ይውሃና መበል 31 ማዓልቲ ናጽንት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @amore033
      @amore033 2 ปีที่แล้ว +4

      ርእሰ በዐል ናፅነት ወዲ ገጀረተይ ጋጂ በል ክትድርር

    • @ggmm2340
      @ggmm2340 2 ปีที่แล้ว +3

      ገጅረት ማለት ሰፈር ቅያ!!

  • @solianasoliana2735
    @solianasoliana2735 2 ปีที่แล้ว +42

    Xebokat sedra bini kea amlak mesaka yekone 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 ปีที่แล้ว +10

    አምላኽ ይመስገን ቢኒ ሓዉና በዚ ዝሓለፈሉ እንቃዕ ከቢድ ነገር አይኮነ ምዉዳቅ አሎ ምስባር አሎ ሞት ዉን ብዓቢኡ ስለዚ ካብ ናይ ሓጎስ ስምዒታትና ድአ ወጺና እምበር ተመስገን እንቃዕ አቅለለሉ ፈጣሪ ብሩኻት ስድራ ቢኒ ደስ ትብሉ አምላኽ ዝተረፈ ዘበኑ ይባረኽ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @ኤረይናተይ-ነ3ሸ
    @ኤረይናተይ-ነ3ሸ 2 ปีที่แล้ว +17

    ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና ደቂ ኤረይ
    ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር ቢነይ ከኣ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ❤🇪🇷🤙✅🙏❤
    ዘልኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏🙏🙏

  • @تتباتانلل
    @تتباتانلل 2 ปีที่แล้ว +16

    እግዝኣብሄር ኣምላኽ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @merry3355
    @merry3355 2 ปีที่แล้ว +5

    Congratulations to Bini families and my beloved people🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanefekadu1148
    @brhanefekadu1148 2 ปีที่แล้ว +2

    💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bini

  • @desu2455
    @desu2455 2 ปีที่แล้ว +15

    ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትሑታት ወለዲ

  • @ssmruz6452
    @ssmruz6452 2 ปีที่แล้ว

    Asey awetkum selamkumn tray yesimana Goyta, Egziabher n Hagernan Hzibnan Ybark Amenn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eduhaftifebulove
    @eduhaftifebulove 6 หลายเดือนก่อน +4

    Congralutions Bini Hawey ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ክንማሐር ዊዕልና ሐፍቶምን ኮኾብን ጥዕናን ዕድመን ይሓብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 ปีที่แล้ว +26

    ቢኒ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ምሉእ ምሕረይ ይግበረልካ 🙏🙏🙏🙏

  • @Footballyoutube12
    @Footballyoutube12 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ስድራቤት ቢኒ እንቋዕ ሓጎሰኩም❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 6 หลายเดือนก่อน +4

    እንቋዕ ሓጎሰና ክቡራት ስድራ🙏🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 2 ปีที่แล้ว +1

    You are all the best. God bless Eritrea.

  • @johnnyfessehaye4942
    @johnnyfessehaye4942 2 ปีที่แล้ว +7

    ንቢንያም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንዓኹም ድማ ነዚ ነብሪ ጎልጎል. ስለዘፍሬኹም ክብሪ ይግብአኩም ዩ

  • @kamillclassic8714
    @kamillclassic8714 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓይኒ ኣባይኩም ይድፈነልኩም ኣምላኽ ዕድምን ጠዕናን ይሃብኩም 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🤲

  • @ወሽመጥቃዛዋንፋሚሊ
    @ወሽመጥቃዛዋንፋሚሊ 2 ปีที่แล้ว +18

    ጂሮ ዲ ኢጣልያ መቀረት ሲኢኑ ብዘይ ቢኒ ብዝኮነ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ congra deqi Erey bhabera

    • @mulugetagebru9564
      @mulugetagebru9564 2 ปีที่แล้ว +4

      ይገርም እዩ ምርኣይ ገዲፍናዮ
      ንዝተረፉ ዓዎቶም የስማዓና
      ንብኒ ድማ ሙሉእ ምሕረት

    • @lililili2195
      @lililili2195 2 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ኣነስ ክጻወት ምኽኣለ እየ ዚብል ምውሓጥ ኣቢኒ መቀረት ጸወታ ጠፊኡ

    • @sarakiflay9816
      @sarakiflay9816 2 ปีที่แล้ว +2

      ግደፎባ ኣነስ ጠቅላላ ምርኣይ ገዲፈዮ ብዘይ ቢኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @snitnekulu2976
      @snitnekulu2976 2 ปีที่แล้ว +4

      Alewu iko kaleot Eritreawiyan nsatom keman bluxat iyom netebabeayom🥰.

  • @yoditkeflom9587
    @yoditkeflom9587 2 ปีที่แล้ว +2

    Burukat Geza des behalti enkae hagosekumn hagosenan Egziabher memelisu ybarkkum 🙏🇪🇷🕊

  • @livinghope8039
    @livinghope8039 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣበይ'ሞ ሰሚዓቶ መዲያታት ናይ ዓለም ብዘይካ ኤረ ቲቪ!

  • @senaiaraya2310
    @senaiaraya2310 2 ปีที่แล้ว +4

    ንቢኒ ኮርዒዳ ዕድመን ጥዕናን ይምነ።
    ንስድራ ቤት ኣቶ ግርማይ ከኣ ስለቲ ትሕትነኦም ኣድንቖተይ ወሰን የብሉን።

  • @helenwoldesaba1242
    @helenwoldesaba1242 2 ปีที่แล้ว +10

    Eritrean family is amazing how they Love ❤️ each other May God blessed you more 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @timoasmara6267
    @timoasmara6267 2 ปีที่แล้ว +50

    እቶም ኣዴታትና እንተ ዝመኽና ምሓሸን ዝብሉ እዚ ፍረ ከምዘሎና ስለዝፈለጡ እዮም።በዛ ዘላ እኾ ከምዚ ዘሰንበድናዮም ህዝበይ እንተ ንበዝሕ እሞ ከመይ ምኾንና ማለት እዩ ስለዚ ኤርትራውያን ኣዴታት ይሰስናልና ኣሻሕ የእላፍ ይኹናልና።

    • @senaitgrmaiy1218
      @senaitgrmaiy1218 2 ปีที่แล้ว

      🙏❤️🇪🇷❤️🌹💐

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  2 ปีที่แล้ว

      Thank you 🙏 amen 🙏

    • @merry3355
      @merry3355 2 ปีที่แล้ว

      Akmi Eritreawi yifeltiwo eyom

    • @kurebel2386
      @kurebel2386 2 ปีที่แล้ว

      Agame hasad temen alet dea entay zeyblu deki lemano

    • @Love-dm8zs
      @Love-dm8zs 5 หลายเดือนก่อน

      Ezom geza Eko teigaru eyom Gen nabera ER sela zefaltiwa may kema zeatewat Ancewa koynom zelawi

  • @almazhabteslassie4655
    @almazhabteslassie4655 2 ปีที่แล้ว +21

    Congratulations to Bini family and all Eritrean people. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎊 👏 💐 🥳 🎊

  • @Fisha2011
    @Fisha2011 2 ปีที่แล้ว +2

    Congratulations Deki Eritrea 🇪🇷

  • @robelg4863
    @robelg4863 2 ปีที่แล้ว +4

    🌹🌹🌹ግርማይ ጎይታ ጠባይ 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🙏 !!!

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 2 ปีที่แล้ว +2

    Thanks 👍 congratulations 🎊 👏 Eritrea 🇪🇷 ❤ 💙 💖

  • @rufta.
    @rufta. 2 ปีที่แล้ว +5

    Asmarana Shikor Nafikaki 🙏🇪🇷❤ , God bless all family, Bini Girmay kab Norwey

  • @adunyataeban1570
    @adunyataeban1570 2 ปีที่แล้ว +1

    jgna sdrabiet ✊jgna eya tweld✊
    tehabinkum ahbinkumna sdrabet
    grmay hailu❤❤❤❤bini
    ambesa❤❤❤❤
    kef zelewom sdra❤❤❤❤❤❤
    deki Erey jeganu✊✊✊❤❤❤

  • @begenatube293
    @begenatube293 2 ปีที่แล้ว +5

    ዞም ስድራ ብሩካት ዮም ዓወትኩም ይብዛሕ ትሕትናኦም ደስ ክብል

  • @Love-dm8zs
    @Love-dm8zs 5 หลายเดือนก่อน +2

    Akesumwei congratulations 🎉🎉🎉

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  5 หลายเดือนก่อน

      Thank you 😊

  • @yosiefhabtezionlea44
    @yosiefhabtezionlea44 2 ปีที่แล้ว +13

    መርሐባ ምስ ናይ ይቅረታ ክትሐቶም ድምጽኻ ኣይስማዕን አብ ቀጻሊ ኣርምዋ 🇪🇷❤️💕🙏

  • @gerebeygerebey948
    @gerebeygerebey948 2 ปีที่แล้ว

    Jigna Biniam welidkum nzerekebkumna sdrabet kibri yhabelna. Ayni abayka ydefen Bini Jigna, Egziabhier dma yhalwelna.... bhji zelo ybezh emo ajoka bertea nhna dma knzelyelka ena Rhus beal natsnet hagerna Eritrea.

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 2 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ማማ መድሃኒት ሽኮር ለዋሃት ኣዴታትና እዛ ቡንኪ ኣቅኒኣትና 😀ኣምላክ ይባርክክን ብሩካት ኣዴታትና🙏🏽🙏🏽🙏🏽😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 2 ปีที่แล้ว +41

    Both his parents are surprisingly very young.
    Biniam looks like more like his mother.
    His family are very lovely. I also admire his mother-in-law.

    • @tirhasweldu1337
      @tirhasweldu1337 2 ปีที่แล้ว +4

      ሓማቱ ብጣዕሚ ደስ ትብል ኣደ!

    • @tesmsghina3588
      @tesmsghina3588 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣብኡ ንቢኒ
      መዘናን ዓርኪ ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ(ቶፖ) ኢዩ።
      ልክዕ ከም ቢኒ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ'ዩ ተመርዕዩ።

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 2 ปีที่แล้ว +5

    ዮርሳሌም እዝቄል ክንደይ ተዓዲልኪ ነዚ ኣንበሳ ጸዓዱ ቢኒ ዝወነንኪ ስድራቤት ደስ ይበልኩም ኮርዒና በኣኩም!!!

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣቶ ግርማይ ሃይለ ኣቦ ጅግና ኢኻ ! ንፃኻን ንቤተሰብካን ንመላእ ድገፍቱ ደቂ ሃገር እንቋፅ ኣሐጎሰና: 10ይ ስቴጅ ፃወት ቢንያም ፃባይ ህያብ ነጻነትና ኣበርኪቱዋሎ:: ዮሃና ዮሃና እንቋፅ ኣሓጎሰና!!

  • @zerettekie3192
    @zerettekie3192 2 ปีที่แล้ว +4

    መንፈስኩም ህዱእ፣ዓወትኩም ቡሉጽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ስድራ ፣ ልዑል እግዚኣብሔር።

  • @sabaackeza9826
    @sabaackeza9826 2 ปีที่แล้ว +3

    እንቃዕ ሐጎሰኩም ስድራቢት ቢንያም ምስ ክብርቲ ብዓልቲ ቢቱ ከምዚ ጊርኩም ኮስኪስኩም የዕቢኹም ሐበን ዓዱን ኒሙሉእ ኣፍርቃ ኣስሚዎ ታሐቢና የቀንየልና ዕድመን ጥእናን ይሃቦ።🙏🙏❤

  • @yohannesaradom8656
    @yohannesaradom8656 2 ปีที่แล้ว +13

    What a proud parents that gave a son to Eritrea 🇪🇷 that raised The Flag of Eritrea on World Stage and he declared: SAY IT LOUD & PROUD WE ARE ERITREANS!
    Biniam Girmay born to win who raised The Flag of Eritrea in Belgium and Italy as a winner.
    Congratulations Beloved Parents!
    Biniam Girmay proud son!
    Thank you Biniam for your 🎁 Gift for a double win Celebration of Independence of Motherland Eritrea 🇪🇷 MAY 24, 1991- 2022!

  • @asmaerasmaer9441
    @asmaerasmaer9441 2 ปีที่แล้ว

    Sedrabet Biniam, Hezbi Eritrea Enquae Hagosena. Rehus Keneyat Naxenet 🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹.God bless you Biniam.

  • @GodsMercy123
    @GodsMercy123 2 ปีที่แล้ว +5

    Wow no wonder why Biniam is smart and humble look at this family ! Congratulations family and to all Eritreans

  • @ULTAMATEPLAYER
    @ULTAMATEPLAYER 2 ปีที่แล้ว +1

    Enkae hagosekum sedrabet Bini & melae hizbi Eritrea. 😍😍😍😍😍😍

  • @eritreaeyakibrtey2129
    @eritreaeyakibrtey2129 2 ปีที่แล้ว +22

    Congratulations all Eritrea 🇪🇷💪🇪🇷

  • @fregoitom2762
    @fregoitom2762 2 ปีที่แล้ว

    Adey mearey Adey Kidan Edmen thicnan Yehabki, Girmay hawey &Freweyni haftey Enkae dessss belkum mes shikorina bealti Betu Kulatkum Sedra Bini akuricna💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @anesemnetabotateyg1816
    @anesemnetabotateyg1816 2 ปีที่แล้ว +15

    Beautiful family 🥰🥰congratulations 🎊 🍾. God bless you for giving us this great gift. Bini the great and the natural born superstar 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya8705 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኮዕ ሐጎሰኩም👏🏽👏🏽👏🏽💝💝
    እንኮዕ ሐጎስና🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷
    ዕድመን ጥዕናንይሃብካ ቢኒ ሹኮር

  • @elilta70
    @elilta70 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ጅግና ወዲ አለኩም እንቆዕ ደስ በለኩም ሐበን አፊሪቃ ኸእ ኢዩ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @hseyoumhseyoum6915
    @hseyoumhseyoum6915 6 หลายเดือนก่อน +1

    What a humble family!! You can see where his humbleness comes from🙏

    • @cinemasemere
      @cinemasemere  6 หลายเดือนก่อน

      You are so kind

  • @godisgoodallthetime1124
    @godisgoodallthetime1124 2 ปีที่แล้ว +11

    ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ፡እንቃዕ ደስ በለኩም ቢኒ ምስ ምሉእ ስድራ ቤት፡ ከምኡውን ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ፡ መሬትክን ህዝብኽን ብነገር ኩሉ ይባረኽ ኤረይ ዓደይ።

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 2 ปีที่แล้ว +1

    Say Say Say thanks lm proud 👏 Eritrea home Sweet 🇪🇷

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie2104 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዛብሔር ዕድመነን ጥዐወናን ጸጉን የብዘሓልካ ቢኒ ሓውና እንቃዕ ኣብዚደረጃ ኣብቃዓካ እንቃዕሓጎሰካ ኩብራት ስድራቤትካ ን ንኩሉ ህዝቢ ኤርተራን ዮሃና

  • @diniahmed1564
    @diniahmed1564 2 ปีที่แล้ว

    Wwww what is lovely family Congratulation. Bini superstar Hero long live you proud Eritreans.

  • @furtunaandom4572
    @furtunaandom4572 2 ปีที่แล้ว +10

    Enka hagosekum sdra biney he made us proud 👏 to be from eritrea 🇪🇷 ♥ edmen tenan yhabo amlak kab kulu kfuu ykewlo we love him so much

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว

    ቡሩኻት ስድራ ጅግና ውላድ እምጺኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abbyhabtemariam9490
    @abbyhabtemariam9490 2 ปีที่แล้ว +3

    Geza fikre geza selam ajokum sdra Bini 😘😘❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷shikorat sdra bet hagos miss tolot ✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @XbuqGize
    @XbuqGize 6 หลายเดือนก่อน

    Wawwww bini hawey niy bahqi iye tahgise ane si ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 unka Natna konkalna jigna

  • @ልበንጹሐፍጥርሊተእግዚኦ
    @ልበንጹሐፍጥርሊተእግዚኦ 2 ปีที่แล้ว +3

    Huge Congratulations Dear Bini, all binin Family and all Eritrean so so proud of you Bini parents and Family again keep it going Bini👏👏👏👏👏🏆🏆🏆🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hgdafawi8766
    @hgdafawi8766 2 ปีที่แล้ว +2

    I proud of biniyam grmay l love family biniyam and Eritrea people ❤ ♥ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @senunoah3240
    @senunoah3240 2 ปีที่แล้ว +11

    Wow lovely family Congratulations Binia and all family’s God bless you guys

  • @muzeimogos9652
    @muzeimogos9652 6 หลายเดือนก่อน +1

    Asey enqae hagosekum 🎉🎉🎉Eritrea ❤️ 🎊 👏 💐 🥳 🇪🇷 ❤️ 🎊

  • @rahwatekie667
    @rahwatekie667 2 ปีที่แล้ว +5

    አንቃዕ ሓጎሰኩም ኩብራት ስድራ ቢኒ ምስክብርቲ ብዓልቲ ቤቱ ጋልን ሓበን ሃግር ኣልማዝ ውሊዲኪ ኣደ ቢኒ ፈጣሪ ወትሩ ምስኻ ይኹን

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 2 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ንኹልና ሐጎሰና ቢኒ ታሪኽ ሰሪሑዩ። ብዙሐት አሰሩ ክኽተሉ ነተባባዓዬም። 💒🕌💒🕌🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @kahsumuluebrhan6595
    @kahsumuluebrhan6595 2 ปีที่แล้ว +3

    Congratulations family bini nehna keman kemakum hegusat ena bini haben nay kulena eritrawyan eu thanks god to be Eritrean ❤️❤️❤️❤️

  • @semhar9630
    @semhar9630 6 หลายเดือนก่อน +1

    Enko hagskume kulkume sedet Bini jegna welad alkume oyiny abyu yedefn Egzabeher amlke yehalwolna🙏🙏🙏

  • @mullert2478
    @mullert2478 2 ปีที่แล้ว +7

    Congratulations proud family congratulations 🍾 for all Eritrean

  • @nebiateyassu3665
    @nebiateyassu3665 2 ปีที่แล้ว

    Congregations Biniam wedi Eritrea gigna!!!

  • @mamiyealemey619
    @mamiyealemey619 2 ปีที่แล้ว +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.. U are proud to be biniams family...🙏🙏🙏

  • @kurebel2386
    @kurebel2386 2 ปีที่แล้ว

    Kef zelewom sidra awet draru bini❤🇪🇷💪👍

  • @senaynekun1878
    @senaynekun1878 2 ปีที่แล้ว +10

    Congratulations 🎈💐🎈 BINI is great wow congra to All his family God bless you

  • @tess8603
    @tess8603 2 ปีที่แล้ว +2

    ስድራ ቤት ቢንያም ግርማይ እግዛአቢሄር ይባርኹም ንኤርትራን ንአፍሪቃን ቢንያም ዘበርከትኩምንላ። 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 2 ปีที่แล้ว +28

    ጸሎትክን ኢዩ ኣብዚ ዓወት ኣብቂዕዎ ኣዴና (ኣደይ ኪዳን)። ሃገርናን ህዝብናን ብጸሎትክን እግዚኣብሔር ይባርኸልና🙏❤️🇪🇷

  • @hdraywelday2665
    @hdraywelday2665 2 ปีที่แล้ว +1

    Enkae hagosekum Kuburat sdra Bini. Enkae hagosena hizbi Eritrea. Rhus mealti Naxinet🇪🇷🇪🇷🇪🇷