EMN - ሕክያ ወዲ ከረን- 6ይ ክ ፋል ( “ ኣጽፋር ናይ እግረይ እንተኸደ ኣጽፋር ናይ ኣእዳው ኣሎኒ - Eritrean Media Network
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2022
- / officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ሕክያ ወዲ ከረን- 6ይ ክ ፋል ( “ ኣጽፋር ናይ እግረይ እንተኸደ ኣጽፋር ናይ ኣእዳው ኣሎኒ - Eritrean Media Network
እንቃዕ ደሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቃት ፍጥረት ኣብ ሰሙን (2)ግዜ ደኣ ዘይትግብሩልና 🙏 ምስናይ ይቕሬታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ.🙏💐🤲💐❣️
መርሓባ ኣሰናይ ደሓን መጻእኩም ሓላላት ደቂ ኤርትራዉያን ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ሓውና ፣ ናይ ብሓቂ ዓቢይ ሰብ ኢኻ ፣ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።እናተሓጎስካ ፣ እናሰሓቅካ ንበር።
ዮኒ ባዓል ዓቢ ልቦና ጅግና ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዘይምዝሓል ጥራይ ወዲ ከረን ኩሉ ግዜ እንተዝመጻና ኔሩ ግዜ ይነውሓኒ ኣሎ ይሕጽሮ ወላ ኣብ ሳልስቲ ግበረልና
ወዲ ከረን ጥዑም ቃሉ ብሰላም መጻእኩም ምሰረአናኩም ተሐጉሰና
Love you 😍 ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷
🌟🌟🇪🇷I love you too🇪🇷🌟🌟
አሰይ ክጥዕም ዕላል ዕዲመን ጥዕናን ይሀብኩም ዬኒ ጠጥዕማቶም እናምጻእካ ስደትና አቃሊልካና።
Thank you so much Yonas 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጽቡቕ ዕላል!
ዳሃይኩም ኣይትሓባእ ደቂ ኤረይ ሓላላት።😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤
Deki erey shikornatttttt selamkum yebzha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ከረን ከምኡ ውን ዮናስ ብጣሚ ጽቡቅ መደብ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ኣናብስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ከረን ጅግና ናፊቅናካ ኢና ንቅኒ፣ ዮናስ የቐንየልና ከምዚ ገይርኩም መሃርን ዋዛን መስሓቅን ዝኾነ መደብ ትቅልቡና ዘለኹም ክብሪ ይሃብኩም።
ናይብሐቂ ሐበን ናይ ኩሉ ኤረትራዊ ኣኻ
ወዲ ከረን ጳዕዳ
🌟🌟🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🌟I love you deki Eriy 🌟🥰🥰🌟
You are a Teacher as same time 🇪🇷🙏
ወዲ ከረን ጻዕዳ ሊቡ ❤️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ብጣሚ ናብ ልብኻ ዝመልስ ምክሪ ወዲ ከረን thanks 🙏
ወዲ ከረን ዓቢ መምህር ናይ ጽንዓት+ሞራል+ተስፋን።
ዮናስ ክኣ ብጣዕሚ ክትድነቕ ዝግባኣካ ኢኻ ስለቲ ኩሉ ከይታሓለልካ ትገብሮ ዘለኻ 🙏ቀሊል ኣይኮነን ♥️🇪🇷👍
We love him ❤
We need him every week
Keep up this programme
Well done 👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል። ሕክያ ወዲ ኸረን የዘናግዓና አሎ።
ካብ ዘዓጀበኒ ቃላት ወዲከረን ዘባል ተብዓት ኣይጹቡቅን ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🌻💯👍
I like this show, very informative and helpful for all family affairs and also jocks ❤❤❤ love deki eri 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ወዲ ከረን እንቃዕ ደሓን መጻኻ ።
ዮናስ ሰላም ሰላም ኩሉ ግዜ ኣብ ትሓተሉ ግዚ ተረጋጊእካ ምስ ትሕትናኻ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ።
ወዲ ከረን ጆኬር ምልካም
I love my people Eritrea 🇪🇷 💙 ❤ 💕 💓 💛 🇪🇷 💙 ❤ 💕 💓 thanks for sharing everything ♥
ወዲ ከረን ጻአዳ ተባረክ ሓወይ
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ወዲ ኸረን ሓወይ
ኣድግና ከይበደልካዮ ኣይነድሓካንዩ ናይ ብሓቂ ክክክክ ወዲ ኸረን ሽኮር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ኸረን ኣስሊ
ኢንካእ ድሐን መጻኹም ወዲ ከረንን ዮናስን ❤
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣንበሳ ! ንስኻ ከማኻ ሐርበኛታት ንኤረትራና ብርሃን ኮንኩማ
ወዲ ከረን ጳዕዳ ሰብ ኣብ ስደት ዝነብር መንእሰይ ጵቡቅ ይኽደን ጵቡቅ ይረግጵ ጵቡቅ ይምገብ ይኸውን እቲ ባህርያዊ መግቢ ካብ ልብኻ ምስሓቅ ግን ሽታ ማይ እዩ ኣብዚ ዘለናዮ ከርፋሕ ስደት ኩሉ ብወረቀት ዩ ቃልስኻ ኣብ ኢሮፓ ወረሎምስ ነቲ ሰሓቅ ዊን ብወረቀት ከይገብርዎ ንፈርሕ ኣለና
ኣቦ ተስፋ ኢኻሞ ከምኡ ጌርካ ኣዘናግዓና ደኣ ወላ ክሳብ ሽሕ ክፋል ተበጰሐ ዊን ኣይምጰላእናን ኣዳለውቲ Emn ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም
ሓወይ ፈላልዮም ጰጸ
I just like it.Entertaining and educational as well.
ወዲ ከረን ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ
Berhana wedy Keren hawey elalka nay behaky tuomn meharnu Luol fetari edmen etienan yhabka kexlo kea yblwka 👏👏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ዮናስ ሃወይ ብጣዕሚ እየ ዝመስግነካ ከምዚ ናትካ ትሕትና ዝውንን ሰብ የለን ኣምላክ ባሪክካ አዩ እሞ ከምኣ ወደኣያ ወዲ ከረን ከኣ ቅርሲ ሃገር እካ እሞ ኣምላክ ምስ ሙሉእ ስድራካ ጥዕናን ቅሳነትን ይሃብካ ፈጣሪ
ወዲ ከረን አንጋኤ ብደሓን መሳካ 🙏🌹🙏
ወዲ ኸረን ጥዑም ዕላል።
Merhaba kemey wielkum deki halelat🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Eritrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
Eway qelat ketim baqe ketim
Amazing 🤩
Amazing 🤩
ወዲ ከረን እዛ ናይ መስተ ጺብቅቲ ያ እዞም አብ ዚ ወጻኢ አብ መስተ ታአልኾም ዝዉዕሉ ነዚ ዘምዖም ግከዲፉዎ ተስፋ ንገብር።
Keep going u are a hero man!!!👍👍
Ertrawi kubur meninet Deki halalatey xubuk thzto zelwo elal mahri kexlwo Deki Erey buruk bahti ygberelna nabelku bfkri subscribe gberuley bejakum shelel aytbeluni ab Kali dereja kbexh metan ♥️ qeribe eye
ንኣድጊ ኣነ ክደርፈሉየ ናባይ ግደፍዋ፡
ሓዳር ወጻኢ ናብራ ኩቱ ።
ብጣዕሚ ንናፍቐኹም፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ገዛ ብዘይትርሓስ ጸልማትዩ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Welcome deki Erina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💯💯💯
Jigna eritrawi hero 🙌👏❤😍💪
Wow good to see you Wedy Keren hawy🇪🇷💕🙏
Yenas wun ktmsgen eu zgbeaka mknyatu nana qelil zeikone tmhrti eu emo qexilo ajoka yeni bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🙏🙏🙏🙏
ወዲ ከረን ያሆ ኣታ ኣንስ ከፈውካ ጉድ የ
ኻዕኻዕ ኣላን ኢካ ኣድሒን ህጣራ ወዲ ከረን ጻዕዳ ቅጭን ዕላሉ ;; ረባዕ ገመል ምደረ-በዳ እምባሕ በል
ኣብ ሓቂ ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
"መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ
merheba wedkeran shkor Ekon dehen mexka komown yenas hewana yekenyelna
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ
ቀጽልዎ በጃኩም ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኩ
Kkkkkkkkkk❤️👌🇪🇷👍👍👍👍👍 I love you ole god Bless you✌️✌️✌️✌️👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come
Merhaba deki ereyyy mareyyy edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖❤❤❤❤❤🦅🦅🦅🦅🦅🦅🦅🦅🦅🐅🐅🐅🐅🐅🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯🙏🙏🙏
ተስፋ ስንቁ ኢለካ ኣለኹ ወዲ ከረን።
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Merhaba deki Erey enkae bselam mexakum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
አድሒን መትዓብይቲ ምስ ዮኒ እንቃዕ ድሓን መጻእኩም
ወዲ ከረን ጻዕዳ
proud to be eri
ብመጀመርታ ዮናስ ሓውና ብልቢ ነመስግነካ ቀጺለ
ብዙሕ መሃሪ ናይ ወዲ ከረን ዕላል ብዙሕ ተማሂርና
ካባኹም so ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ።
ወዲ ከረን ጻዕዳ ልቡ ንበረለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🥰🥰♥️♥️😘😘😘❤♥️🥰
Welcome he smart and funny thank you yonas 👍🎉♥️🇪🇷
😄😄😄ወዲ ከረን ሸኮር
ኣብ ኤውርፓ ዝተፈላለየ ሓዳር
ናብራ ኩቱ🦅🕊 🌺🌺
ወዲ ከረን ላባም ሰብ
Edemen tenann yehabka xubuk hawey
Wawwww yunas hawey betam des zebel medeb eka tedalew zelka
Edemka yubzahayu
Eway blux zereba 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💋💋💋❤️❤️❤️
Zeymino ilal.
Keep it up Yoni
Love you my people
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍🌺🌺🌺👌👌👌🌹🌹🌹🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ከረን ክክክክክ እንዳ ብጥስ ከይተረፈ ኣቲኻዮ!
በል ኣብዛ ኤውሮጳ ብዙሓት ሰብ ሓዳር ጸገም ዘለዎም ኣለዉ እሞ ምስኦም ተዘራሪብና:ኣብዚ መጺእካ ክትዓርቕ ክንገብር ኢና።
Welcome
Welcome 🤗
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abi memher Yonas.
Aseyyy xibukat daki Eray
Well com 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እንቃዕ ብዳሐን መጻኩም ደቂ ታ ሐላል መሬት ጀግኑ ብጣዕሚ ኢናነድንቀኩም ዕላልኩም ዋዛ ምስ ቁምነገረ ዩ መሃርን አዛናግዕን ቀጽልዋ በሃንቀውታ ኢና ንጽበየኩም
Merhaba deqi erey 💚💙❤️💯👏
Can’t Stop ✋ Laughing 😂. Th ams yonas & wedikeeen
ወዲ ከረኒን ወዲ ጀበሊን ነዛ መድያኩም ዝያዳ መቀረትዮም ዝህብዋ ኣይተጥፉአልና ቀጽልዎ
Ajokum ajona ahwatey mearey .
Eritrea 6ti hewasey eya ❤ wdi keren asli
Elalu zeymuno gigna wediy keren
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum
Admen tianan yhebkum amlak selam eriiiiiiiiiyyy
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷❤️
Wede Keren welcome Azena nafkenkum Yonas Thanks Agokum alena ab gonkum 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Wowo my beloved brother Adhanom haway I love you
Btami xbuk
Welcome back
Yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍
I like you guys ....🙏🙏🙏❤❤❤
Hhh teseney🙏🏽 ..... Kalee texebe
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️