EMN - 9ይ ክፋል - ሕክያ ወዲ ከረን ካብ ኣዛነይቲ ዕላላት ገድልን ካልእን - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - 9ይ ክፋል - ሕክያ ወዲ ከረንካብ ኣዛነይቲ ዕላላት ገድልን ካልእን - Eritrean Media Network

ความคิดเห็น • 194

  • @weldaynegash649
    @weldaynegash649 2 ปีที่แล้ว +21

    ክንደይ ትምቅልል ብሓቂ ትርሓስ ትርሐሰና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meref3302
    @meref3302 2 ปีที่แล้ว +1

    ዮኒ ዓቢ ሰብ ወዲ ከረን ጅግና በዓልቲ ቤቱ ጥዕምቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @muluebrhanweldeselase9649
    @muluebrhanweldeselase9649 2 ปีที่แล้ว +23

    ናይ ብሓቒ ደስ ዝብል መልእክትን እላልን ማሃርን ስለ ዝኮነ ወዲ ከረን ኣምጸአልና ኩሉ ግዜ ዮናስ ሓወይ ንዓካ ውን ካብ ልቢ ነመስግነካ ከምዝኦም ዝመሰሉ ሰባት ምምጻእካ

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 ปีที่แล้ว +25

    I am proud to be Eritrean!!!!Awet Nhafash 💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖💖

    • @embaderho4807
      @embaderho4807 2 ปีที่แล้ว +3

      I’m very proud to be an Eritrean without any sloganeering.

    • @akhberetkibreab6571
      @akhberetkibreab6571 2 ปีที่แล้ว +2

      🌟🌟🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🌟✊✊🌟🌟

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 2 ปีที่แล้ว +5

    ትዋሕ ስሓቅ ምስ ተጋላዳይ ወዲ ከረን ምስታ ፍትውትን ጎይታ ጠባይ ሰበይቱ ትርሓስ ምስ ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ሰሚዕካ ዘይምኖ ዕላል ልብካ ዝትንክፍ ኩላትኩም ኬፍ ኣለኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣብ ጎንኩም ኣለና!!

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 2 ปีที่แล้ว +28

    እዋይ ከቅንእ ዕላልኩም ዔድመን ጥዔናን ይሃብኩም ደቂ ኤረ ሽኮራት🇪🇷❤️🇪🇷

  • @weletekidanknweletkidanse2342
    @weletekidanknweletkidanse2342 2 ปีที่แล้ว +13

    ጽቡቃተይ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም 🙏🇪🇷❤🌹❤🌹❤ እግዚአብሔር ፍቅርን የውርደልና ንኹሉ ዓለም🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹❤🇪🇷❤🇪🇷 ኣብታ ናይ ቡን ኣወል , ድጋም,በረካ❤

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +20

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ወዲ ከረን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ከምኡ ውን ዮናስ 👍🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @gaimkobrum3394
    @gaimkobrum3394 2 ปีที่แล้ว +19

    ነቲ ስብ ዘይብሉ ኣምላኽ ኣለዋ
    ናይ ብሓቂ ወዲ ከረን ለባምን ሕጉስትን ብዓልቲ ቃልኪዳን ኣላትካ ንስኻ አሞ ነዚኽሉ ጸጋማት ካ በዲህካ ሕግስ ኮንካ ክትነብር
    ንዓኻ መግለጺ የብለይን
    መምህር ሂወት ኢኻ

  • @tsegaitewelde4458
    @tsegaitewelde4458 2 ปีที่แล้ว +10

    ጅጋኑ ስድራቤት ወዲ ከረን ሐወይ መን ከምዚአ ስድራቤት።
    ጅግና ወዲ ከረን ጅግና ወዲ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
    EMN ዮናስ ጅግና ወዲ ኤረይ ብኽዕለትኻ"ኹም ወዲ ከረን ብጣዕሚ አገደስቲ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝህበና ዘሎ አስተምህሮ ብቀሊሉ ስለ ዘይረእይ ብቀጻሊ ክተቅርብለና"ሉና ተስፋ ይገብር

  • @danielkidane1258
    @danielkidane1258 2 ปีที่แล้ว +20

    👍👍👍👍sala EMN kula diaspora ab hade mesmer semira 🇪🇷🇪🇷🇪🇷thank you yoni and wed keren.

  • @fafufafufafu9982
    @fafufafufafu9982 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረነይ ጅግና ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ

  • @eliltarussomtesfamicael6184
    @eliltarussomtesfamicael6184 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ናይ በሓቂ ጻዕዳ ወዲ ከረን።😍

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 2 ปีที่แล้ว +5

    ናተይ ሐወይ ኩሉ ገዘየ ምሳካ ተስሕቀን ተንባዓኒ ናተይ ሐወይ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤ጂጊና መስዊእታ ዋጋ ሐርነት አጂካ አብ ጋንካ አለና❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @wt7061
    @wt7061 2 ปีที่แล้ว +24

    የኔ ፍልቅልቅ ወዲኸረን መዓር ወለላ ጥዑም ሰሓቅ ሲሕቅና ሓወይ ናተይ ቅርሲ ኤርትራና ።🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷

    • @zowdikidane3760
      @zowdikidane3760 2 ปีที่แล้ว +1

      Yas you are right he is my harowe erterawe edma yhbeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁😁😂😂😂😂😁😁👍👍💯💯💯😂

  • @Hellokitty-lr1eg
    @Hellokitty-lr1eg 2 ปีที่แล้ว +22

    I waited a week for new episode! Love this show.love and prosperity to my home and country eritrea.❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmeretsolomon4694
    @asmeretsolomon4694 2 ปีที่แล้ว

    Diki Eri halalat idmen tinan yihabkum kubur fetarina ni hagerna selam kisanet tsebk ilal hagerna bahilina kulu zekirna thanks 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bereketberhean
    @bereketberhean 2 ปีที่แล้ว +11

    ዋዉዉ ጽቡቁ ዕላል ንኹሉኹም ነመስግነኩም
    ቀጽልዋ 🇪🇷🌺🌺🍀🍀🌹

  • @yemaneberaki6938
    @yemaneberaki6938 2 ปีที่แล้ว +20

    ወዲ ከረን ምስ ዮናስ ፍሉይ ምስጋና ይብጻሕኩም።

    • @Enthonyos
      @Enthonyos 2 ปีที่แล้ว +1

      ፍሉይ ዝኾነ ህያብ ዘለዎ ሰብ ክትርኢ ከለኻ
      ፍሉይ ንሙኻን ጸዓር ኣሰሩ ንምስዓብ ኣይሰልቹኻ

  • @amenaykentiba2721
    @amenaykentiba2721 2 ปีที่แล้ว

    ክብረትኩም ይብዛሕ የሕዋተይ ኤረትራውያን

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 ปีที่แล้ว +7

    መርሐባ ወዲ ከረን ጻዕዳ ፈዉሲ ጭንቀት ጀግና ወዲ ኤረይ ንበረልና ምስታ ምጭዉቲ ቃልኪዳነኛ ዕምንቲ ብልጽቲ ብሉጻት በአልቲ ቤትካን ምስቶም ሙሩቃት ሙዑዙዛት ደቅኻን እድመን ጥዕናን ንምነየልኩም።አይረሳእኩን ዮናስ ዉን አዚና ነመስግን ከም በአል ወዲ ከረን ጀጋኑ ስለተቅርበልና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nkulubaqli8750
    @nkulubaqli8750 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ መሃርን ሰሓብን ዝኮነ ዕላላት እዩ ወዲ ከረን ምስ በዓልቲ ቤትካ ትርሓስን ምስኩሎም ደቅኻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮናስ,ውን ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ጽቡቕ መደብ እዩ።

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ መሃርን ኣዘናጋዕን መደብ ወዲ ከረን ክብሪ ይሃብኩም ከምዚ ገይርኩም ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኣቀራሪብኩሞ፣ የቐንየልና ዮናስ።

  • @mametberhane7825
    @mametberhane7825 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ከረን ዘይብለካ ዘሎ ×2
    ፈታዊኻ መስቀል ይቀበሎ ፡
    ጸላኢኻ ብዓረር ይቆሎ፡
    ሓርበኛኢኻ ንኹሉ ትኽእሎ።
    ብዘይ ዓይነብርኪ ንዓለም ትነብሮ፡
    ኩሉ በዲህካዮ ናይዛዓለም ንሮ፡
    ተባዕ ተጋዳላይ ንኹሉ ትኽሎ፡
    ኣብነታዊ ኢኻ ባዓል ተምኩሮ።
    ቆልዓ ናይከረነይ ዘይብለካ ዘሎ፡
    ቆልዓ ናይኳንደባ ዘይብለካ ዘሎ፡
    ቆልዓ ናይ ዓንሰባ ዘይብለላ ዘሎ፡
    ቆልዓ ናይሓማስየን ዘይብለካ ዘሎ
    ኣታ ቆልዓ ኤረይ ንኹሉ ትኽእሎ፡
    ተባዕ ተጋዳላይ ንኹሉ ትክእሎ
    ተባዕ ተጋዳላይ ንኹሉ ትክእሎ።
    ዋዛኻን ዕላልካን ይምስጠናሎ፡
    ማዕዳኻን ሓቦኻን ይምስጠናሎ፡
    ኣካፍለናበል ውሕሉል ተምኩሮ፡
    ተባዕ ሓርበኛ ኢኻ ንኹሉ ትኽእሎ።
    ተባዕ ሓርበኛ ኢኻ ንኹሉ ትኽእሎ፡
    ምእንቲ ኤርትራ የዒንቱ ዝኸፈሎ፡
    ምእንቲ ኤርትራ የእጋሩ ዝኸፈሎ፡
    ዋላ ዘይሕለል የዒንቱ ኸፊሉ፡
    ዋላ ዘይሕለል የእጋሩ ኸፊሉ።
    ተባዕ ሓርበኛ ትብድህ ንኹሉ፡
    ህዝብና የምስግን ንሓርበኛ ኩሉ፡ምስኩሎም ብጾትካ ኩሎም ተጋደሉ
    ስለ ኤርትራና ሂወት ዝኸፈሉ፡
    ስለ ኤርትራና ኣካሎም ዝጎደሉ፡
    ስለ ኤርትራና ውላድ ዝሰኣኑ፡
    ንቃንዴል ናጽነት ዋጋ ዝኸፈሉ፡
    ብደሞም የዕጽምቶም ሃገር ዝደኮኑ።
    ክነብሩዮም ወትሩ እናተዘከሩ፡
    ክነብሩዮም ወትሩ እና ተዘከሩ፡
    ሽሞም ክነብርዩ ከም ሓውልቲ ኮይኑ፡
    ንውሉድ ዎለዶ መሐበኒ ኮይኑ።
    ወዲ ከረን ኣብነታዊኻ ኣብሂወት ብኸሉ፡
    ፍቅራዊ ሓዳርኩም ምስደቅኹም ብኹሉ፡
    ቃል ኪድንኩም ጽኑዕ ቃል ኣምላኽ ትኽብሩ።
    ቡዙሓት ኣለና እንማሃረሉ ፡
    ምንባር ቃልሲ እዩ ኣብ ዓለም ብኹሉ፡
    ወዲ ከረን ሓወይ ዕላል ቀጽለሉ፡
    እዝውን ቃልስዩ ጠበንጃ ዘይብሉ።
    ደቂ ሰባት መታን ንኽምሃርሉ ፡
    ተጨነቐት ነብሲ ፍታሕ ክትረኽበሉ፡ዛሓረቐት ነብሲ መታን ክስሕቀሉ፡
    ዕላልካ ምቁር እዩ ኣበሳ ዘይብሉ።
    ዓብ ፍላስፋ ኢኻ ናይ ሂወት ብኹሉ፡
    ምስ ሰፊሕ ልቦና መዘና ዘይብሉ፡
    ሚዛናዊ ኢኻ ኣብሂወት ብኹሉ፡
    ዕድመ በል ይሃብካ ዚፈጣሪ ባዕሉ፡
    ምስማሙቕ ሓዳርኩም ሳሓቕ ዛኣመሉ×2
    ካብ ካናዳ ዘድኑቁካ ስድራቤት
    ስላም ዮናስ ሓወይ ሕድሪካ
    ንወዲ ከረን ኣንብበሉ ኢካ።

  • @tsehaineshtesfai110
    @tsehaineshtesfai110 2 ปีที่แล้ว

    Ajokume deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐

  • @abebaukubay8641
    @abebaukubay8641 2 ปีที่แล้ว +4

    Deqi Eri tsbuqat edme tena yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹

  • @senaitte3424
    @senaitte3424 2 ปีที่แล้ว +5

    They are 100% made for each other, that happens once every lunar year. I just love them , thanks Jonas Hawina.❤️❤️❤️

  • @saratedla5115
    @saratedla5115 2 ปีที่แล้ว

    Thanks yonas hawena kemzey tarik zelowa bememtaka desse zebele eyou wdey keren and your family God blass you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 2 ปีที่แล้ว +2

    አዱሐናም ሐወይ አምላኪ ንዓለም አዲሒንዋ ንዓና ዘዲሐነና እስኩም ኩሉኩም መዲሐንታ ኢርትሪያ ዓወት ንሐፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +11

    I love this program

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዘብል አላል ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hiritytsegay
    @hiritytsegay 2 ปีที่แล้ว

    Wdi keren jigna mis balti betka❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏👌👌👌

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 ปีที่แล้ว +5

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷👍🇪🇷

  • @senaithailom3322
    @senaithailom3322 2 ปีที่แล้ว +3

    God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hiritytsegay
    @hiritytsegay 2 ปีที่แล้ว

    Btami ena nemsgnkum dki ery❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weinighirmay7093
    @weinighirmay7093 2 ปีที่แล้ว +16

    I love this program. It is enjoyable, cultural, interesting and entertaining.Keep it up Yoni and W.Keren family.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebremariamtesfamariam6345
    @gebremariamtesfamariam6345 2 ปีที่แล้ว +5

    Good too see all off youdeki Er 🥂🥂🥂🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sossnamekonnen1888
    @sossnamekonnen1888 2 ปีที่แล้ว

    Thank you so much for ur great work yonas. Adhanom haway I used to miss u so much all the time but now I get to see u all the time and that makes me happy.

  • @tsegaitewelde4458
    @tsegaitewelde4458 2 ปีที่แล้ว +3

    ወይዘሮ ትርሐስ ዝበለቶ ብዛዕባ ቡን 👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👋🏿👋🏿👋🏿

  • @user-kk9nz9kr8q
    @user-kk9nz9kr8q 2 ปีที่แล้ว +6

    መጺኻለይዶ መጺኻለይዶ ክጽበየካ ወድ ኸረን ጻዕዳ

  • @user-ji8hx8tk5w
    @user-ji8hx8tk5w 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami ena neftwekum nefqrkum
    Muweq selamta yebxahkum ezi
    Medeb kuqorex zaygbo eyu nehna
    Yehwatkum deqkum adena delna eyu
    Zesmana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👌

  • @hasenhabesha1524
    @hasenhabesha1524 2 ปีที่แล้ว +5

    ጡዑም ቡና ትርሓሰ

  • @tibleztesfamariam1680
    @tibleztesfamariam1680 2 ปีที่แล้ว +2

    ጂግና ወዲ ከረን ምስ ትርሓድ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩም።ዮናስ ሓዉና ምስ መሳርሕትካ ጎይታ ይባርኩም።

  • @dejenredae1594
    @dejenredae1594 2 ปีที่แล้ว +1

    Eidimen Tienan yihabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @radiofinan4889
    @radiofinan4889 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you eritrean media Network mes sedrna ahen hawey trahas haftay tenafaki eritrea melskumena qexelewo xubk medb miss much bro

  • @abdulazizsalih5506
    @abdulazizsalih5506 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን

  • @gebremariamtesfamariam6345
    @gebremariamtesfamariam6345 2 ปีที่แล้ว +4

    Thank you very much

  • @shanetgame901
    @shanetgame901 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉኩም ብሓበራ ኩቡራትን ፉቲዋትን ኔይ ልበይ ሰላምን ጣዕናን ይኹን ምሳኩም deki Eri shucor love you shanet for Seattle Washington 🇪🇷❤️❤️🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 2 ปีที่แล้ว +2

    🌟🌟🇪🇷🇪🇷I love you deki Eriy 🇪🇷🇪🇷🌟🌟

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 ปีที่แล้ว +4

    God bless you. 🙏🙏🙏💖💖💖

  • @stellaberhane1053
    @stellaberhane1053 2 ปีที่แล้ว +4

    Wed Ere JiGNA 🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷🙏🏾♥️😄😄

  • @nazrethagos4560
    @nazrethagos4560 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 2 ปีที่แล้ว +2

    ጥዑም ዕላል ምስ ቁምነገር። ንኽትቅጽልዎ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @mhretabghrmay6736
    @mhretabghrmay6736 2 ปีที่แล้ว

    Edmen Tienan yhabkum Fetari.

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 2 ปีที่แล้ว +3

    Wa wa you are my favourite adhanwm my harowe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😁😁😁😂🤣🙏🙏💐💐💐💯💯👍it is for you

  • @Lewhat6456
    @Lewhat6456 2 ปีที่แล้ว +4

    😍😍😍😍 enkae dhan mexakum yehwatey marey.

  • @gobishzeray791
    @gobishzeray791 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo

  • @tesfamicaelyohannes
    @tesfamicaelyohannes 2 ปีที่แล้ว +4

    ትብጻሕ ናብ ክቡር ኣቕራቢ መደብ ሕኪያ ወዲ ከረን ኣቶ ዮናስ። ኣቕዲመ ብትገብሮ ዘሎኻ ኣቀራርባ ከመስግነካ እደሊ። ከምኡ ከኣ ወዲ ከረን ዝድነቕ ዉልቀሰብ ኢዩ። ክምስገን ከኣ ይግባእ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብ፣ ዮናስ፣ ሓዳር ወዲ ከረን ምስ ናይ ሎሚዝበን መንእሰያት ከምዚ ሎም ተመርዕዮም ዓመቶም ከይኽበሩ ዝፋትሑ ኣመልኪታካ ዝሃብካዮ ርእዮቶ መስጢኑ። እግረመንገደይ ከኣ ካብ ዝትዓዘብክዎ ከዕልለካ እሞ ኣብ መጻኢ ግዜ ከም ኣብነት ኽተጠቕሳ ተስፋ እገብር። ኣብዚ ዘለኹዎ ዓዲ ክልተ መንእሰያት ወድን ጓልን ንረኣይኡ ዓጀብ ዘበለ ድሙቕ መርዓ ጌሮም ከብቕዑ ብተወሳኺ ብገዝፊ ወጻኢ ከኣ ንሓደ ቪዲዮ ቀራጺ ቆጽሮም ክቕረጹ ወዓሉ። እዚ ቭዲዮ ቀራጺ ነቲ ቪዲዮ ከቀነባብሮ ግዜ ወስዲሉ። ማለት ኤዲት ኽገብሮ ግዜ ወስዲሉ። እዚኦም መንእሰያት መርዓዉቲ ነቲ ቭዲዮ ክርእይዎ ይህነጠዩ ስለዝነበሩ ሃበና እባ እንዳበሉ የሸግርዎ ኔሮም። ኮይኑ ግን እዚ ቭዲዮ ቀራጺ ብኻልእ ወገን ጉዳዩ እንዳወጠጦ ግዜ ክረኽበሎም ኣይክኣለን። በዚ ምኽንያት ነቲ ቭዲዮ ከረክቦም ኣይክኣለን። ድሕሪ ግዜ ግን ተገዲሱ ነቲ ቭዲዮ ኣጻፊፉ ክህቦም ኢሉ ነቲ መርዓዊ ደዊሉ ነቲ ቭዲዮ ክወስዶ ጻዉዒት ገበረሉ። ኮይኑ ግን እቲ መርዓዊ ነቲ ቭዲዮ ከምዘይግደሰሉን እንዳጉሓፍ ክጉሕፎ ሓበሮ። ወዮ ቭዲዮ ቀራጺ ነገሩ ኣስደሚምዎ እንታይ ተረኽበ ኽብል ተወከሶ። እቲ መርዓዊ ከኣ ምስቲኣ መርዓተይ ሰለዘይተቓዶና ተፋትሒና እንዲና ክብል መለሰሉ። እዚ ዛንታ ናይ ብሓቂ ዝኾነ ኢዩ።

  • @milanm6836
    @milanm6836 2 ปีที่แล้ว +2

    መርሐባ dekia ዓደይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nahomabreham8948
    @nahomabreham8948 2 ปีที่แล้ว +27

    ሰላም ወሰናይ ወዲ ከረን፡ምስ ብዓልቲ ቤትካ ፍቅርን ዕድመን ይምነየልካ፡ዮናስ ሓውና እዚ ማሃሪ መደብ ድማ ክትቅጽሎ ብዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ? (ሓንቲ ኣደ ምእንቲ ደቃ ኩሉ ዝመጻ ሽግር ክትጻወሮ ኣሎዎ ይባሃል፡ግን እቲ ብዓል ቤታ እንኮላይ ንደቁ ዘባርርን ዘጋፍዕን እንተ ኮነ ከ እንታይ ኢዩ ዝግበር ተገድስካ ንወዲ ከረን ሕተተለይ ዮኒ ሓወይ ካብ ሲዊዝ ኢየ???!

    • @hadinet23
      @hadinet23 2 ปีที่แล้ว +5

      ኣዝዩ ዝድነቅ ሕቶ።

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 2 ปีที่แล้ว +2

      እታ ኣደ ንደቃ ትነብር ካብ ሃለውት ደቃ ጠርኒፋ ዓዲ ምቕያር ድሓር ክስቆሮ እዩ

    • @nahomabreham8948
      @nahomabreham8948 2 ปีที่แล้ว +3

      የሕዋተይ ብዙሕ ሽግር ኣሎ፡ምጽማም ሓደጋ ንደቅኻን ንነብስኻን ዘምጽእ እንተ ኮይኑ ምፍልላይ ፍታሕ ኢዩ።ናተይ ሪኢቶ!

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 2 ปีที่แล้ว

    Eway Yonas hawey Loomis haxiratna, gn yqenyelna. Bruk mjimar xom ygberelna nimelae hzbi Eritrea. Mesarhtka kulom selamn fiqrin ymneyelom 🌹💎❤😘🙏🙏🙏🙏

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 2 ปีที่แล้ว +1

    Ajokum ajona ahwatey mearey.

  • @yohanaghebrihiwot6654
    @yohanaghebrihiwot6654 2 ปีที่แล้ว +4

    Welcom 🥰

  • @edensolomon8113
    @edensolomon8113 2 ปีที่แล้ว +1

    Good to see you deki er God bless you 🙏 🙌 ❤️

  • @temesgenasrat3266
    @temesgenasrat3266 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome

  • @mehbrahtosadiq3710
    @mehbrahtosadiq3710 2 ปีที่แล้ว +9

    ነታ ስበይቲ ወዲ ከረን ሰበይቲ ጥራይ እልካ ክትሓልፍ ጸጊሞና ኣሎ

  • @michaelteklelidet7750
    @michaelteklelidet7750 2 ปีที่แล้ว

    Good job 🤙

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 2 ปีที่แล้ว +1

    We love you so much ❤🇪🇷

  • @senaithailom3322
    @senaithailom3322 2 ปีที่แล้ว +1

    Yonas hawey kursubun kicha eu ntiena tsubuk 🇪🇷🇪🇷😍

  • @Feleg545
    @Feleg545 2 ปีที่แล้ว +3

    Selamkum yebzhayo deki erey anabis 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫂

  • @gebremariamtesfamariam6345
    @gebremariamtesfamariam6345 2 ปีที่แล้ว +6

    Wide k🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐☕☕☕

  • @mtbmtb8956
    @mtbmtb8956 2 ปีที่แล้ว +2

    Gaztinea 💯
    Familie 💯 +💯
    Continue………

  • @danieltekeste4236
    @danieltekeste4236 2 ปีที่แล้ว +3

    I am proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @ukbamichaelmengstiab4479
    @ukbamichaelmengstiab4479 2 ปีที่แล้ว +2

    Alh wed keren shikor ske bel edmen tanan yhabka fetare

  • @whdesta4655
    @whdesta4655 2 ปีที่แล้ว +1

    Keep doing good jobb.

  • @senaitbeedu2604
    @senaitbeedu2604 2 ปีที่แล้ว +5

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍

  • @Semret_
    @Semret_ 2 ปีที่แล้ว +4

    ዘይ ሞኖ ኩቡር ጅግና

  • @edentesfatsion1278
    @edentesfatsion1278 2 ปีที่แล้ว +1

    Coffee is good for health special blood and heart. Ginger to it is good for health. Now a day ginger has a lot of benefits also coffee. If you want to know more about this thing you can see and read it to Google with my respect. I like you guys we I watch you I have coffee to the same like you from Canada Edmonton. 🙏🇪🇷🕊

  • @se.sa.me.7087
    @se.sa.me.7087 2 ปีที่แล้ว +1

    Bal mulue tesfa absa berka 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪

  • @kidanenayizgi5678
    @kidanenayizgi5678 2 ปีที่แล้ว +2

    Wedeiy keren sheikor yenbrelna btsega

  • @baqr4383
    @baqr4383 2 ปีที่แล้ว +1

    ዮናስ ምስ መሳርሕትኻ ከም ወትሩ ምስቲ ውሕሉል ኣቕራርባኻ እንቃዕ ብደሓን መጻእኹም
    ወዲ ከረን ድማ ምስታ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካ እንቃዕ ደሓን መጻእኹም።ጽቡቕ ተናፋቒ መደብ ዓስራይ ክፋል ድማ ብሃንቀውታ ንጽበ

  • @jonnyefrem6420
    @jonnyefrem6420 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ልበይ ወዲ

  • @ruthyigzaw8522
    @ruthyigzaw8522 2 ปีที่แล้ว

    Selamkum ybzah

  • @jamilazainalabid2798
    @jamilazainalabid2798 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you 😊 Yonas what you said about the Family relationship you remind you about my mother with her sisters they never called each other my sister darling 💐💐❤️❤️👍

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +4

    1-ብራቮ ወ/ሮ ትርሓስ ጉሩም ዝኾነ ኣገላልጻ ምስ ኩነታት ጥዕናን ጽፈትን ብምትሕሓዝዝኪ::
    2-ከም ወልፊ ቡን ኣወል ጥራሕ ሰቲኻ ምኻድ ከም በለጽ ማለት ሓፋስ ሰቲኻ ምኻድ ስለ እትውሰድ'ያ ኮፍ በል ክትባረኽ ኣለካ ትብሃል ቡን እንዳ ቀጠነት ስለ እትኸይድ
    3-ቡን ኬፍ ሂባትካ ክትሰትይ እንተድኣ ደሊኻ ደረጃ ናይ ወረጃ
    ሓሙሻይ መምጽኢ ሽሹይ
    መሸርሸሪ ቃላት እየን::
    4- ወዲ ከረን ምስ ግርምቲ ወረጃ ባ/ቤትካ ከምኡውን ኤማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ መምስ ስድራ ቤትኩም::

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba wedie keren and family and yoni ....lovely family 🥰🥰😍😍😍😘😘😘

  • @andomhabteghebriel2964
    @andomhabteghebriel2964 2 ปีที่แล้ว +1

    ይበል

  • @tzeggatekietesfai7387
    @tzeggatekietesfai7387 2 ปีที่แล้ว

    btaemi bunn ktkebr zelewa yu. fkriya takakb bhaki gn qchan engera bchew xbuk bshkoti gele entekoynu.

  • @solomongirmay9954
    @solomongirmay9954 2 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ወዲ ከረን ዓርከይ ናይ 30 ዓመት ተዘክሮ አዘኪርካኒ አብ ቦቢ ዕንዲዳ ክንአሪ ኢና ከድና ነርና ካብ አዲባራ ተበጊስና ኢና ከድና ናይ ብሓቂ ተዘክሮ እዩ

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️

  • @andombrhane9584
    @andombrhane9584 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawww edmen tanan yahabkum

  • @mulugetaatoy4807
    @mulugetaatoy4807 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረን ምስ ዮናስ ናይ ብሃቂ ጸቡቅ መደብ ደቂ ሃላል መረት

  • @ghirmayteame8964
    @ghirmayteame8964 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ኩቡራት ኤርትራውያን ኩሉ መደንኩም ጹቡቕ እዩ ግን ሓንቲ ነገር ጎዲላትኩም ኣላ ኣብዛ ናይ ቡን ማለተይ እየ ።ስለምንታይ እኹም ጾሎት ገርኩም ዘይትባክኹዋ ? ምስናይ ይቕሬታ

  • @jiromgrmay5167
    @jiromgrmay5167 2 ปีที่แล้ว +1

    Selam abi megedka

  • @lulaamanuel3457
    @lulaamanuel3457 2 ปีที่แล้ว +5

    ብልጫ ዘለዋ መደብ ኩሉ ተምጽእዎ መሃርን እቲ ዝሐለፈ ዝረአኽዎ ድማ ሐቀኛ ዝሐለፈ ብትኽኽል ተቅርቡ የቀንየልና❤️🇪🇷😍

  • @yoditasfaha3561
    @yoditasfaha3561 2 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤😍😍😍🌺🌺🌺

  • @loha2859
    @loha2859 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abnetberhe8582
    @abnetberhe8582 2 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯👍❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @kulunxsebukeu2919
    @kulunxsebukeu2919 2 ปีที่แล้ว

    Bejakum kulatkun like gberu yhgzom eu.