EMN - 5ይ ክ ፋል - ሕክያ ወዲ ከረን - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    © Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
    allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

ความคิดเห็น • 222

  • @fuzumghebrehiwot2943
    @fuzumghebrehiwot2943 2 ปีที่แล้ว +202

    መርሓባ ወዲ ከረን ንጽበየካ ጸንሕና
    ንወዲ ከረን ዝፈትው ላይክ ሃቡለይ እስኪ ደቂ ኤረ ጽዕዳ።

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay5870 2 ปีที่แล้ว +49

    መርሓባ መርሓባ ወዲ ከረን ኣድሒን ጅግና ሃንቀው ኢለ ክንጽበየካ ቀኒና ረባዕ ውላድ ገመል ምድረበዳ ንበር ክበር እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ ፈጣሪ

  • @almizemu7654
    @almizemu7654 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ከረን ሕወይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 ปีที่แล้ว +6

    1000 ክፋል ግበርዋ፡ ከም ከኒና መዓልታዊ ዝውሰድ ሕክያ፡ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም።

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 2 ปีที่แล้ว +37

    ደስ ዘብል ዕላል ወዲ ከረን፡ምስአዚ ኩሉ ስንክልና ወትሩ ሑጉስ፡ god bless you.

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 2 ปีที่แล้ว +24

    ጽቡቅ እላል ወዲ ከረን መከየፍ እድመን ጥእናን ይሓብካ።

  • @weinighirmay7093
    @weinighirmay7093 2 ปีที่แล้ว +56

    It is very intertaining and relaxing.Thank u Yoni.

  • @jonnyefrem6420
    @jonnyefrem6420 2 ปีที่แล้ว +37

    ምቁር ዕላል ወዲ ከረን ዝየገንጽለ ድክሽነሪ 6ይ ከፋል ብህንቅውታ ንጽበ🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏

  • @dejenredae1594
    @dejenredae1594 2 ปีที่แล้ว

    Bitaemi xibuk kexilwo deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 ปีที่แล้ว +9

    ወዲ ከረን ጀግና ፈዉሲ ጭንቀት ንበረልና ምስታ ረዛንን ምጭዉቲ ለባም ቃል ኪዳና መኽበሪት በአልቲቤትካ እድመን ጥዕናን ይኻብኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @f.t8710
    @f.t8710 2 ปีที่แล้ว +22

    መርሓባ ደቒ ኤረይ ጽቡቓት ፍጥረት እንቖዕ ድሓን መጻእኩም።

  • @mebriyetadush2070
    @mebriyetadush2070 2 ปีที่แล้ว

    ጥዑም ዕላል ወዲ ከረን God bles you.

  • @sirakfishale1484
    @sirakfishale1484 2 ปีที่แล้ว +40

    You change my mind, i feel now stressless and really blessed
    thank you so much 🙏🙏🙏

  • @michaelteweldeberhan6619
    @michaelteweldeberhan6619 2 ปีที่แล้ว +23

    ወዲ ከረን ጀግና አቦ ሕክያ።እዳዛናዕኻ ብዙሕ ትምህር አለኻሞ ቀጽሎ። EMN ይቀኔልና ።

  • @mogoskahsay6497
    @mogoskahsay6497 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በሓቂ ኣዚዩ ሰሓቢ መደብ ፡ ዋዛ ምስ ቁምነገር የቐንየልና ወዲ ከረን ጻዕዳ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ ሓላላት ፈቃራት።

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +14

    ወዲ ከረን ጻዕዳ ብርኽቲ ብዓልቲ ቤት ኣላትካ'ሞ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኽ:: መደብካ ኣዝዩ መሃርን ኣዛናጋዕን'ዩ ንዘለና ናይ ስደት ጸቕጢ ትሕቲ ዜሮ ስለ ዝገበርካዮ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መታን ንዓና ክጥዕመና::

  • @yemaneberaki6938
    @yemaneberaki6938 2 ปีที่แล้ว +21

    ወዲ ከረን ዓቢ መምህር ከምቲ ኣብ ድሕሪ በሊሕ ሰብኣይ በላሕ በዓልቲ-ቤቱ ኣላ ከም ዝብሃል ናይ ብሓቂ። ዮናስ'ውን ናይ ብሓቂ ንፉዕ መስተውዓሊ።

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 2 ปีที่แล้ว +10

    ደቒ ኤሪይ ጻዕዳ እንካዕ ደሐን መጻኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏😍❤🍇🌹🌹🍇🌹🍇🌹

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ከረንስ ፍሉይ ኢኻ ልዕሊ ህበይ በሊዔን ከም ንህቢ ን ኣስሒቐናኒ ብሓቂ ዕላልካ ዘይምኖ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 2 ปีที่แล้ว +16

    Waw ወዲ ከረን ጅግና እንቃዕ ብደሓን መጻኻ ።

  • @yowhansgebray1289
    @yowhansgebray1289 2 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክ መርሓባ ወዲ ከረን ጅግና ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልካ ፈጣሪ ።💐🌹🌹🌹

  • @sarueri2351
    @sarueri2351 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ከረን ይበሃል ብቐሊል ዘይደሃል ብጠዓሚ ሓያል
    እንዳኣዛናገዕ ዝምህር ሓያል መምህር

  • @twa3954
    @twa3954 2 ปีที่แล้ว +15

    ከከከከከ ወዲ ከረን ጸዓዳ ሰሓቅ ቀቲልካተና ባዛ ፍሩታ ናይ በረካ ምብላዕ ግን ይቅድመካየ። ምናልባሽ ኣብ ጃርዲን ዝቦቅል ዓይነት ፍሩታ ልዕለይ በልዒካ ክትከውን ትክል ኢካ። ብፍላይ ኣነ ዝበልዓክዎ ፍሩታ በለስ ካበዚ ክሳብ ኣስመራ ገረብ መብቆለ እንተ ዝዝራእ/ ዝትከል። ምናልባሽ ንርኣዮ ወዲ ሓጓስ ልዕለይ በሊዑ ክከውን ይክእልዩ። ብዝኮነ ጽቡቅ ዕላል ቀጽሎ😍🇪🇷

  • @thewinnermichael6270
    @thewinnermichael6270 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ከረን ጅግና ጽሩይ ልብን ሕልናን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንበዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ኣምላኽ ሰላም፡ ፍቕርን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 2 ปีที่แล้ว +11

    Merhaba deki ereyyy mareyyy edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💯💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹

  • @kadrajemal6713
    @kadrajemal6713 2 ปีที่แล้ว

    Wawwww enqoa bselam mexakum deqi Eirey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mogastekle8340
    @mogastekle8340 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ከረን ጅግና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-qs3vm9ws2w
    @user-qs3vm9ws2w 2 ปีที่แล้ว +8

    ን ዓና ክሕሸና ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @K.A.K.M480
    @K.A.K.M480 2 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዘብል ዕላ ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራ ቤትካ ይምነየልካ ካብ ኩሉ ካ ዮናስ ጋዘጠኛ ይድንቅካ ምስ ሙቁር ዕላል ምውዓልካ ንባዕሉ ጥዕና ኢዩ እጆኩም ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ ብዝሕ ሰብ ካብ ዝነበሮ ስነአምሮን ሕማቅ ኣተሓሳስባን ጽቡቅ ይመሃርን ይዘናጋዕን ኣሎና

  • @nkulubaqli8750
    @nkulubaqli8750 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቕርኹምን ጽንዓትኩምን የደልድሎ ንዓና ከኣ ከማኹም የማስለና።

  • @rutmussie2906
    @rutmussie2906 2 ปีที่แล้ว +13

    Asye xibqate sedrabte dase kitebulu wade karen xada bezhe temherana tazangana alka amlke edmane tenane yehbka 🙏🏼🇪🇷😍

  • @piealpha795
    @piealpha795 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ኸረን ብጥዕሚ እዩ ደስ ዝብል ናይ ኣተሓኻኽያ ድማ ጽቡቅ ክእለት ኣለዎ።
    ከም ናይ ወዲ ጀበሊ ኣጀንዳታት እንደ ሓዘ መጽዩ ዋዛ ምስ ቁምነገር እንዳ ሓዋወሰ
    ምዝናይ ተጀሚሩ ድማ ነዊሕ ክኸይድ ይኽእል እዩ ፣ እዚ ሰብ እዚ ቅድሚ ንሜዳ ምውጽኡ
    ናይ ከተማን ገጠርን ህይወት ንሓጺር ግዜውን እንት ኾነ ኣስተማቂሩ እዩ ፣ ብድሕሪ'ኡ ናብራ ገድሊን መስገደልን ፣
    ብድሕሪ'ኡ ድማ ዘጋጠሞ ሓደጋ ፣ ድሕሪ ሓደጋ ደሎ ሂወቱ ወዘተ እንዳ በለ ንውሕ ብዝበለ ቁምነገር ምስ ዋዛ
    እንድገበረ ከቅረብ እንተ ዝኽእል ጽቡቅ ነይሩ ፣ እምበር በዚ ሒዝዎ ዘሎ ኣብ ጆክ ጥራህ እንተ ኣተኹሩ ፣
    ኣብ ሓጺር ግዜ ጆካት ክሓጽሮ እዩ ፣ እዚ ኣብዚ ዘለናዮ ምዕራባዊ ዓለም ኮሜድያናት ዘለዎም ጸንቂቆም
    ደሕር ናይ ቀደም ማተርያል ክደጋግሙ ወትሩ ንር'እዮ እዩ ፣ እቲ መደብ ድማ ኣዛናይ ምዃኑ ተሪፉ ኣሰልቻዊ እዩ ዝኸውን ።
    እዚ ሰብ በቲ ዘጋጠሞ ናይ ሂወት ፈተናታትን መስገድላትን ኣጀንዳ እንዳሰርዔ ብዛዕባ ፥
    ተጻውርነት
    ኒሕ
    ዓለማ / መትከል
    ብጻይነት
    ሀገራውነት
    ህይወት ከም ዓይነ ስዉር
    ኣብ ህይወት ዘለዎ ኣረኣእያ
    ቃል ኪዳን / ምስ በዓልቲ ቤቱ ዘለዎ ዘስደምም ምርድዳእ/ ወዘተ ዝኣመሰለ
    ኣርእስቲ ተውሂብዎ ብናቱ ርዲኢትን ትንታኔን ዋዛ ምስ ቁምነገር እንዳ ገበረ እቲ
    ፎርማት ናይቲ መደብ መልክዕ ክሕዝ እንተ ተማኽርዎን እንት ትተሓባበርዎን ጽቡቅ ነይሩ ፣
    እቲ ተወህቦ ኣሎ ፣ እንት ኾነ እቲ ጆካት ብኸመይ መልኽዕ እዩ ክቀርብ ዘልዎ ኣፍልጦ የለን
    ስታንድ'ኣፕ ኮሜዲ ናቱ ስርዕትን ሜላን ኣለዎ
    ኣብ ሓቂ ዝተመኮዘ ታሪኻዊ ዕላል ድማ እቲ መሰረቱን ፍሬ'ኡን ከየጥፍ'ኤ ብዘዛኒን ብዘስሕቅ መገዲ ከተቅርቦ ናቱ ሜላን ስርዓትና ኣለዎ
    ከም ናይ ወዲ ጀበሊ ድማ ናይ ናብራን ምንባርን ፍልስፍና በቲ ናቱ መነጽር ብዘዛንን ብዘዛናግዕን ፎርማት ከር'እየና ዝኽ'ኣለ ናቱ ሜላን
    ኣቀራርባን ስለ ዝገበርሉ እዩ ፣ ዋላ ምስ ፍልስፍን'ኡ ተስማማዕ ኣይትሰማማዕ እቲ ኣጀንድ'ኡ ሰሪዑ ነቲ ዝ'ኣምነሉ ፍልስፍና ሂወትን መገዲ
    ሂወትን ኣብ ባህልን ስነምግባርን ብዝተመርኮዘ ኣገባብ ከቅረቦ ምፍታኑ ፣ ነቲ መደብ ሂወት ይዘር'ኣሉ ፣ ኣዝዩ መሳጥን ንኽትካታተሎ ድማ ዓዳሚ ይገብሮ
    ስለዚ ንወዲ ከረን ነቲ ዘለዎ ክእለት ም'እንቲ ከንጸባርቆ ሙያዊ ሓገዛት ግበርሉ

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +15

    Kereney shikor Edman tinana yehbka 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @thewinnermichael6270
    @thewinnermichael6270 2 ปีที่แล้ว +3

    Very interesting, relaxing and learning program 👍 thank you so much brother Yonas. Stay blessed 🙏

  • @herulove2566
    @herulove2566 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ከረን ናይ ብሓቂ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ምሳካ ኩሉ ኣሎ ዋዛ ቁምነገር ኣዚዩ ኣ ሳሓቢ ንምንታይ ከምኡ ኮይኑ ኣብ ሓቂ ስለዝምርኮስ ብዝኮነ ንፈትወካ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ወዲ ከረነይ thank you ዮኑ 👍💞💞💞

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y 2 ปีที่แล้ว +12

    ወዲ ከረን ጂግና የቀንየልና ቡዙሕ ኢና ንማሃር ካባኻ ኣቦ ኒሒን ሓቦን ቀጽሎ።❤️🕌⛪️🇪🇷❤❤️🕌⛪️🇪🇷❤❤️🕌⛪️🇪🇷❤❤️🕌⛪️🇪🇷❤

  • @fanotekle3824
    @fanotekle3824 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ከረን ናይ ብሓቂ ደስ ባሃሊ ሰብኣይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-hs7kb8dx1u
    @user-hs7kb8dx1u 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ሙሉእ ስድራካ ኣያና ወዲ ከረን ኣርሓ ኤርትራዊ ኢለካ ኣሎኹ።yoni brother dma thank you very mach.

  • @karlekenkarleken1574
    @karlekenkarleken1574 2 ปีที่แล้ว +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያይ መዓረይ ጅግና ኢካ ብልቢ

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣገናዕ ወዲ ከረን ዕላልካ ምውቕ ውዱን ኣዛናዪ ተራፒ ዝዓይነቱ ዕላል ስለ ዝወፈኻልና ክበር ንበር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብልቢ።
    ምቑሉል ትሑት ኣማኻሪ መዓዲ፣
    ኣዝዩ ሰሓቢ ፍጹም ዘይምኖ ብሰሓቕ ጀሚረ ብሰሓቕ ይውድኦ። ባዓልቲ ቤትካ ትሕቲ ሕያወይቲ ምቕልልቲ ካብ ዘረባ ሰሓቕ ዝቕድማ ፍቕርኹም ይጨብጭብ ከም ናትኩም ንካልኦት ይግበረሎም።
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
    ብልቢ ይመልኣልኩም። ሓው ዮናስ ከኣ ብመዐየሪ ዘይርከቦ ምስገና ተቐበል 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @trhishsultan2794
    @trhishsultan2794 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawuuuuuu Deqi Eri des tblu 🙏🏼❤🇪🇷🌹👍🏼

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 2 ปีที่แล้ว +7

    We'd Karen Agoka Agoka alena ab gonka 👏🏾 Azena nafkenkum Yonas Thanks 💯💯🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @berhaneaster2399
    @berhaneaster2399 2 ปีที่แล้ว +9

    Am proud of you my lovely country ❤ 💙

    • @desaleghebre1461
      @desaleghebre1461 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣነስ ቅይሐ ጽልሚ ምሰጎኹዎ ኔረ ፡ ክሳብ ዝድውለሉ ንወዲ ከረን ጻአዳ፡

  • @efrembeyene3522
    @efrembeyene3522 2 ปีที่แล้ว +1

    ወድ ከረን ናይና ፥ንስካስ ዕንቓእ ናይ እንዳማትና ዘይኮንካ ወድ ኤረይ 🇪🇷

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 2 ปีที่แล้ว +9

    Thank you for being great we love you ❤❤❤

  • @tsigehanaasefeha2547
    @tsigehanaasefeha2547 2 ปีที่แล้ว +13

    Dear Yonas your programme is extremely funny.👍🏻🇪🇷👌

  • @mstk4308
    @mstk4308 2 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkkkkkkkk aseyyyyy haweyyy marey edman tenan yehbka

  • @tesfahiwatzemkial734
    @tesfahiwatzemkial734 2 ปีที่แล้ว +8

    God bless u all!!please ,continue make more video !!!

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 2 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ባሓቂ ወዲ ከረን ናይ ደቂ ሰባት መድሃኒት ኣብ ዉሽጥና ከምዘሎ ምሂርካና :ዮናስ ካኣ ነዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብምቅራብካ ተሓቢንናልካ ኢና ቀጽሎ።

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 2 ปีที่แล้ว +7

    Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo

  • @freweinigaim8371
    @freweinigaim8371 2 ปีที่แล้ว +2

    Mara sehabin meharin u mo ketsliwo deqi Eri halalat ❤🇪🇷🙏

  • @henokzerea7002
    @henokzerea7002 2 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ውዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tesfomtesfagergish4175
    @tesfomtesfagergish4175 2 ปีที่แล้ว +7

    Waw nice gn kab kulu des zbeletni nay yonas kal kidan ayftahan esom eyom zfelaleyu zelewu enber eti kal kidan gn alo aytefatehn:: xbuk bhulo eyu kab zkone seb semaya zeyfelt abay mkri::

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ኸረን ሽኮር ሐወይ እንቓዕ ናትና ኽንካ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ምስ ክቡራት ስድራኻ።
    ዪኒ ሐወይውን ከሙኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ክቡራት ስድራኻ ካብ ልቢ እየ ዝፈትወኩም ክቡራት የሕዋተይ።

  • @adhanetadhanet7598
    @adhanetadhanet7598 2 ปีที่แล้ว +3

    Long live eritran media networks 🇪🇷🌻🌹🙏🏾

  • @edentesfatsion1278
    @edentesfatsion1278 2 ปีที่แล้ว

    Great chatting.👌👍🇪🇷🕊🇪🇷🕊

  • @semereabrah8427
    @semereabrah8427 2 ปีที่แล้ว +4

    ይቐጽል ክሳብ 20/30 ትብሉ ምሳይ ትሳማምዑ like ርገጹ ደቂ ኤረይ

  • @robeltadeese2934
    @robeltadeese2934 2 ปีที่แล้ว +7

    Thanks 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍🙏👍

  • @mtbmtb8956
    @mtbmtb8956 2 ปีที่แล้ว +7

    Amazing 🤩

  • @godaiftv8319
    @godaiftv8319 2 ปีที่แล้ว +26

    I’ve been waiting for this!

  • @adhanetadhanet7598
    @adhanetadhanet7598 2 ปีที่แล้ว +1

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣waza mes qumneger gezakum memelisa temamuq 🌹🌻👍

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 2 ปีที่แล้ว +4

    🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🐪🌟I love you deki Eriy 🥰🥰🥰🌟🌟

  • @tsegaywelday5205
    @tsegaywelday5205 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ከረን ዘለዎ ሞራል፡ተስፋ ልዕሊ ኩሉ ዘለዎ ፍሉይ ተፈጥሮን ክእለትን መምህርን ኣብነት ናይ ሕብረተ ሰብና እዩ።ብዓልቲ ቤቱ ዘለዋ ልቦናን ትሕትናን ብልቢ ነመስግና!!!ብሓቂ ኣክባሪት ቃል ኪዳና እምንቲ ብርክቲ ኣሚን!!!

  • @saraweldemariam4863
    @saraweldemariam4863 2 ปีที่แล้ว +3

    ASEYYYYYY ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @geriegerie3568
    @geriegerie3568 2 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቕ

  • @elsatsegay5192
    @elsatsegay5192 2 ปีที่แล้ว

    Edman tenane ehbkuemi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghideykahssay9473
    @ghideykahssay9473 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedy Keren hawy. You are full of love 🇪🇷♥️🙏you

  • @berhanegezaeandemikael4085
    @berhanegezaeandemikael4085 2 ปีที่แล้ว +5

    Well come

  • @tedrosteklab8396
    @tedrosteklab8396 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ከረን ኩቡር ሰብ ❤️💕😘💪🇪🇷👍💯😍💕🇪🇷💯👍

  • @nazrietmengstab9174
    @nazrietmengstab9174 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ ዮናስ ሓውና ቁሩብ ሓጺራትና እሞ ኣይተሕጽሩልና ኣይትደንጉና ከኣ የቀኔልና ኣብ ቀጻሊ።

  • @okubayghebrihiwet2664
    @okubayghebrihiwet2664 2 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ዓቢ ኣብነት ዝኮነ መምህር👍 ሓደ መዓልቲ ከኣ እዚ ኮመንቲ ከተንብቡሉ ኣለኩም

  • @whdesta4655
    @whdesta4655 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank every one god bleased ♥️♥️

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe6118 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless you, deqi halalat we relaxing by your talented jok thank you.🥰🥰🥰

  • @suzansimon992
    @suzansimon992 2 ปีที่แล้ว

    Xbuk tezaribka abza mewedaeta baba yonas edmen tenan yhabkum nklukum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robeltadeese2934
    @robeltadeese2934 2 ปีที่แล้ว +4

    Merhab hero

  • @As22611
    @As22611 2 ปีที่แล้ว +27

    ንወዲ ክረን።ሲ ኣብታ።እንዳ።ዜና።ምስቲ።ናቱ።ትኸይድ።መደብ። ስራሕ። ተረኺብሉ።እንተሰምዖ ኩሉ።ግዜ። ዘይምኖ።ዕላልን።ጸወታን።ተውህቦ።እዩ ተዓዲሉ

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 2 ปีที่แล้ว +1

    Yes

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ኢኹም፣ ብዓልቲ ቤትካ ሕያወይቲ

  • @yrgayemane1077
    @yrgayemane1077 2 ปีที่แล้ว +7

    Well come deqi za halalat merit

  • @kahsayaraya4320
    @kahsayaraya4320 2 ปีที่แล้ว

    ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም ጀጋኑ ።

  • @mela009mohammad9
    @mela009mohammad9 2 ปีที่แล้ว +5

    Wealkam wede keren shkor ekodhen mexka babaye shkora

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +3

    ፈውሲ ጭንቀት ኢለካ ኣሎኹ 😂ምስ ቁም ነገሩ ♥️🇪🇷💪♥️

  • @eliastemesghen998
    @eliastemesghen998 2 ปีที่แล้ว +1

    ዮናስ ሓወይ መደብካ ብጣዕሚ ከጸልለኒ እዩ ዝደሊ ቀጽሎ ኩሉ ኣቀራርባካ ደስ አዩ ዝብለኒ ሓንቲ ካብተን ብዙሕ ትደግማ ዘረባ ኣላ (ቀሊል ኣይኮነን ትብል ቓል ብዙሕ እካ ትጥቐመላ ደስ ከኣ ትብለኒ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሓላል መረት ።ሰሓኩም የብዝሓዮ ወላ ስራሕ ዉዕለ ደኪመ ነዚ ጥዑም ዕላል ወዲ ከረን ፥ ወድ ጀበሊ ሰሚዐ ሑጉስ እለ ይሓድር ። ጎይታ ምሳኩም ይኩን ሓውኩም ካብ ጅርመን እየ

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ደቂ🐪💖🇪🇷✊✊

  • @philipnetsereab181
    @philipnetsereab181 2 ปีที่แล้ว +9

    ወዲ ከረን (ኣያይ)ሓርበኛ ተጋ. ዕድመ ክመቕለካ ደልየስ ከመይ ክግድበ ይኽእን ? ምኽንያቱ ካብ 60 ዕድመ ናተይ 6 ናትካ ዕድመ ይበልጽ።ኩቡር ሓርበኛ ተጋ ፡ ትማሊ ሃገር ካብ ጸላኢ መንዚዕካ ብፍጥነት ፡ ሎሚ ብርግኣት ደቅኻ ተረፋግኣና ኣለኻ ብሓቂ ብሉጽ ዘይ ትድገም ሰብ።

    • @philipnetsereab181
      @philipnetsereab181 2 ปีที่แล้ว +1

      ይቕሬታ ከመይ ክገብር ይኽእል ማለተይ ኢየ።

  • @wedigere1789
    @wedigere1789 2 ปีที่แล้ว

    ኢላል ናይ ወዲ ከረን መድሃኒት ኣይዳረጎን እዩ ካብ ዝስደት ከምኡ ጌይሩ ዘስሓቀኒ የለን ስለዚ ( መድሃኒት) ኢካ ንስካ ። ብዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ቀጽሎ!!!

  • @yosiefmentay2548
    @yosiefmentay2548 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless you

  • @ggyrtu3599
    @ggyrtu3599 2 ปีที่แล้ว +4

    Merhaba dekiy ERI

  • @efremgebrekidan4291
    @efremgebrekidan4291 2 ปีที่แล้ว +1

    YONAS, YOU ARE GIFTED TALK SHOW HOST

  • @meseretgoytom1482
    @meseretgoytom1482 2 ปีที่แล้ว +2

    hkya wede keren mara keff zalewa 🇪🇷✌♥️

  • @dahlak8721
    @dahlak8721 2 ปีที่แล้ว +4

    Jigna

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 2 ปีที่แล้ว +2

    great job

  • @Annn496
    @Annn496 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane6136 2 ปีที่แล้ว +2

    Great Great family 👪❤👏👍🙌

  • @user-tz9rw5xj1q
    @user-tz9rw5xj1q 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣነ ከይተቆራጽዎ ይብለኩም ኣለኩ፡ ሕጂ ውን ይጽበ ኣለኩ 6ይ ክፋል ብድሕሪኡ ውን 7ይ

  • @gebreyrdaw2984
    @gebreyrdaw2984 2 ปีที่แล้ว +5

    ❤️🇪🇷🇪🇷❤️🥰🇪🇷🇪🇷

  • @brhaneyemane
    @brhaneyemane 2 ปีที่แล้ว

    Wawww thanks bro 🙏

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 2 ปีที่แล้ว

    Yes please

  • @yordanosweldeab8124
    @yordanosweldeab8124 2 ปีที่แล้ว +5

    Aseyyy des tblu geza

  • @asterhailemicael5971
    @asterhailemicael5971 2 ปีที่แล้ว +6

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷