መጽሓፍ ምንጽጻር ስነ መለኮት ብድምጺ ቀዳማይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ጸሓፊ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ 3
    ቶርጓሚ ኣባ ቢጂሚ
    ኣቅራቢ ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሄር

ความคิดเห็น • 82

  • @m.g5295
    @m.g5295 8 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና
    ተመስገን ኣምላኽ ነዚ ዘስማኻኒ

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት ይስምዓልና

  • @fshationkidane8007
    @fshationkidane8007 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስማዓልና።

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 3 ปีที่แล้ว +4

    Amen 🙏🏫💔Amen Amen kele Hiwet yesmalna 🙏🙏🏫🙏🙏🏜🏜🏜❤❤❤❤❤🙏Amen Amen 🌹🌹

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen. Amen. Amen. Egziabher. Amlak. Yekber. yemasgan. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪☝️😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺

  • @user-rn4zw6sb2m
    @user-rn4zw6sb2m 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዕልና እግዚአብሔር ፀጉኡ ይብዛሓልኹም ፍትዋት ኣቦታትና፣ያሓትና ብጥዕና ብዕድመ ይሓልኹም ናይ ኣቦና ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ሺኖዳ ሳልሳዊ በርከት እና ተረዳእነት ኣይፍለየና ከብ መከራ ስጋ እና ከብመከራ ነብስ ይስውረናኦ ጎታና ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ሆይ ኣስተዋይ ና ንፁህ ልቦና ሃበና ዝስማዓናዬ ኣብ ልብና ኣሕድረልና ንፍረ ንበርከት ግበርልና ብጣዕሚ ኢና ነምስግነኹም እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባርከልኹም ብፀሎትኹም ሕስቡኒ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ሆይ መወዳኣታና ኣፀብቅልና ዕድመንንሳሃ ዘመን ንፍሳሃ ኣውህብና እንስሞዖ መንፍሳዊ ትምህርቲ ኩሉ ኣብልብና ንክሕድረልና ንክሲ ንወቀሳ ከይ ኮነስ ብፀሎትኪ ሓግዝና ስላም ንሃገርና በርከት፣ስናይ ዘመን፣ሓድነት፣ፍቅርይ ንምብክኑ ህዝብና ኣውህብና ኣሜን ሓደራ ጽዮነይ ለምንልና ኣሜን ንዘላእለም ዓለም ኣሜንኣሜንኣሜን 🙏🙏🙏

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 10 หลายเดือนก่อน +1

    God bless ❤❤❤Michael issack Florida USA 🇺🇸

  • @user-eu5vq8vt9k
    @user-eu5vq8vt9k 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ይባርኽኩም

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p 8 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @meronkidane1301
    @meronkidane1301 2 ปีที่แล้ว +1

    I like it thanks so much

  • @abrahamwoldegirs884
    @abrahamwoldegirs884 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen

  • @temesgenaraya6148
    @temesgenaraya6148 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen3 kalehiwet yesmealna nay Ageglotkum edmekum ybarek

  • @filmonaraia1943
    @filmonaraia1943 4 ปีที่แล้ว +3

    Twhado himntawi Ament amnu ab gbre zwal b Amlak Amun eyu naey zalalem hiwet ka yrkab 🙏🏽 kberi nftari ykun Amen 🙏🏽 💕

  • @tekakesete964
    @tekakesete964 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen

  • @yb31er10
    @yb31er10 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤️ ❤️ ❤️ kali hiwet yesmeilna

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe6118 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና። እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም።ኣብታ ቅንዕቲ ተዋህዶ ሃይማኖት ጸኒዕና ክንነብር፡ ሰናይ ፍቓድ ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና።

  • @user-dx5fm9hc9z
    @user-dx5fm9hc9z ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ፈጣሪ ጸግኡ በረከቱ የብዝሓልኩም የቐንየልና አምላክ የክብረልና ክቡራት ኣሕዋትና

  • @teamehaile9355
    @teamehaile9355 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna hawna

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 4 ปีที่แล้ว +4

    Avlidna yehdro egzabiher ybark

  • @user-ik1yb5vm2j
    @user-ik1yb5vm2j 5 ปีที่แล้ว +6

    amen amen amen kal hwet ysmalna brkaty yhwaty

  • @eyobeyob3098
    @eyobeyob3098 4 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እቶም መናፍቃን(ተጠራጠርቲ) የሕዋትና ናብታ ኣማናዊት እምነት ኦርተ ደክስ ተዋህዶ ይምለሶም

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏ክቡር ሓውና ጸጋን ጥበብን የብዝሓልካ 🙏

  • @adhantebelanewintana6739
    @adhantebelanewintana6739 4 ปีที่แล้ว +2

    Kale heywet esmalna zemne aglgltkme ebrke egzabhre

  • @natuabraham612
    @natuabraham612 5 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ደቂ ሰባት ኣስተውዒልና መታን ከነለልስ፡ እምነትና ክንፈልት፡ ካብ ምስኩስቶ እመን ምስ ካተሊክ ክንብል ንውዕል ከምዚታት ትምህርቲ ሰሚዕና እምነትና ብንጹር ክንፈጥ ኣዝዩ፡መሃሪ ቃል ዩ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም አምላክ ይባርክ የሕዋት

    • @genethabtezghi4078
      @genethabtezghi4078 3 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ መስረታዊ ትምህርቲ እዩ
      መሰረትን እንተ ፈሊጥና እዩ እቲ ዝበለጸ.

    • @ghideytesfay8469
      @ghideytesfay8469 3 ปีที่แล้ว

      Wl2v8c.

  • @sultanbrhane6946
    @sultanbrhane6946 5 ปีที่แล้ว +9

    ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ

  • @yaredhakakin5175
    @yaredhakakin5175 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት

  • @luwammokat8833
    @luwammokat8833 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ በሓቂ ኣምላኽ ጥበቡን ምስትውዓሉን ይዓድለና

  • @megedibrhan8849
    @megedibrhan8849 4 ปีที่แล้ว +26

    ቃለሂወት የስማዓልና ፍቱዋት ኣኅዋትና፣ ነዚ ንጹህ ቃል ኣምላኽ ንኽንምገብ ከምዚ ኣቢልኩም ግዜኹም ሰዊእኩም እትምግቡና ዘለኹም፣ ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ!

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen Temsegen 🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽➕️➕️➕️➕️

  • @rimgoytom6121
    @rimgoytom6121 5 ปีที่แล้ว +8

    ቓል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ይባርክኩም ይህዋተይ

  • @rigatrigatkalab2483
    @rigatrigatkalab2483 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Kali hiwet yesmana

  • @THMCON
    @THMCON 11 หลายเดือนก่อน +2

    🙏❤❤❤

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle5564 3 ปีที่แล้ว +1

    AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena abona 🤲🤲🤲⛪⛪❤💛💚

  • @alaytomas1064
    @alaytomas1064 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen 3 kale hiwet yesmalina

  • @selmselm9212
    @selmselm9212 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህወት የስመዐና

  • @abelgoitom1031
    @abelgoitom1031 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 💒💒💒🙏🙏🙏.

  • @alemmesghina1057
    @alemmesghina1057 3 ปีที่แล้ว +1

    Gad bless you aubunay ♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @liligaltomjeganu6424
    @liligaltomjeganu6424 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwt ysmeelena abona

  • @merihtesfye9524
    @merihtesfye9524 5 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስማልና ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ ዝሃወይ 2ይ ክፋል ንጽበየካ።

  • @beesea216
    @beesea216 4 ปีที่แล้ว +3

    ኦ ጎይታ ብመንገድካ ምርሓና።

  • @genethabtezghi4078
    @genethabtezghi4078 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና

  • @samrawithayle3936
    @samrawithayle3936 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚእብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

  • @awethaile2307
    @awethaile2307 5 ปีที่แล้ว +6

    Qale hiwet Yesmealna 🙏💒✝️😂

  • @user-eh4lf8rr2v
    @user-eh4lf8rr2v 4 ปีที่แล้ว +2

    Kal hiwet yesmalina

  • @kaleabghebre
    @kaleabghebre 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣባ ብጂሚ ዓቢ ኣበርክቶ ኢኹም ጌርኩም ናብ ቃንቃ ትግርይና ብምትርጋምኩም። ካልእ መጻሕፍትውን ተርጉሙልና።

  • @Sami-eriboy
    @Sami-eriboy 5 ปีที่แล้ว +3

    Kale Hiwot yesmalna

  • @merhawitkbrom4064
    @merhawitkbrom4064 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen amen kile hiwet yesmalna

  • @ELNAR93
    @ELNAR93 4 ปีที่แล้ว +3

    እምላኽ ይባርኹም 2ይ ክፋል እባ ስደደልና ብሩኽ ሃወይ

  • @genethabtezghi4078
    @genethabtezghi4078 3 ปีที่แล้ว +1

    ስላምኩም ይብዛሕ ነዛ ኣድላይትን ክንፈልጦ ዘላና ትምህርቲ ዘቕረብኩምልና ኣዳለውቲ ብጣዕሚ ነመስግን ብቁዋንቁዋ እንግሊዝ’ውን. ዝተሓትመ እንተለኩም ሓብሩኒ.

  • @wsjb3641
    @wsjb3641 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Sami-eriboy
    @Sami-eriboy 5 ปีที่แล้ว +3

    Kalay kifal ntsibe

  • @abuchiabuchi750
    @abuchiabuchi750 4 ปีที่แล้ว +1

    Qale hiwet yesmaalina

    • @abrehetdebesai8448
      @abrehetdebesai8448 4 ปีที่แล้ว

      Wow ❤❤💒💒🙏🙏 des zbl agelalxa

    • @sabasltan6733
      @sabasltan6733 4 ปีที่แล้ว

      Kalhiwet yemelan btami des zbel hamanotna kemeykon tum eyu semika zexgeb kal Amlak eyu 💒💒💒🙏🙏🙏

  • @hannaeyasu9676
    @hannaeyasu9676 4 ปีที่แล้ว +1

    🧑💯❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @bahlbisbhatu2368
    @bahlbisbhatu2368 5 ปีที่แล้ว +3

    ንጽበ 2ይ ኽፋል

  • @tsigeredabeyene7120
    @tsigeredabeyene7120 3 ปีที่แล้ว +1

    Btaami zehzn EU ewur newur temerihwo ngedel eluwom table zelekan protestant ayamunun zbelkayo nay tetelefon dwleley shanti bhanti nska medenageri hasawi mkanka kerfeka eye bzaeba tmket kemzi nska nhtsan mas hatyat zgebero eyu tmket zedlyo slazi kemzi kemaka medenageri nseb metaleli eka emo nska bkrstos gana aytetemeka menafkan eka nayhasot edatamemka tmhr

  • @yirgalemgubsa8421
    @yirgalemgubsa8421 ปีที่แล้ว +1

    Please don't change Bahri Eritrea by Red Sea, because the truly Bible word recommended by God is Bahri Eritrea not Red Sea

  • @fitwiyonas9572
    @fitwiyonas9572 4 ปีที่แล้ว +11

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን እንበኣር ዓቕመይ ዘፍቀዶ ወይ ድማ ዝፈልጦ ናይዛ መጽሓፍ ከምኡ ድማ ናይዛ ቻነል ወስ ከብለልኩም
    ብመጀመርያ ናይዛ ቻነል መንነታ ክገልጸልኩም እዛ ቻነል እዚኣ ኣብ ካይሮ ግብጺ ዝቕመጡ ምእመናን ኢና በሃልቲ ኣብ ድኡይ ዝበሃል ቦታ ዘለዉ ብኣባ መቃርዮስን ቀሺ ገብረሚካኤልን ትመሓደር ምሕበር ተሃድሶ ምዃና ከነብርሃልኩም ንፈቱ።
    2ይ ድማ እዛ መጽሓፍ ወላ እኳ ብብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ እንተተጻሕፈት ዘይናታ ትርጉም ሒዛ ኢያ ተተርጒማ ዘላ ።ኣዝዩ ንነገገረ መሎኮት ዝጻረር ብዝያዳ ድማ ነቶም ነገረ መሎኮት ብዙሕ ኣፍልጦ ዘይብልና ኣዝያ ናብ ዘይተደልየ ምጥርጣር ተእቱ ኢያ ።ማለት እዛ መጽሓፍ ቅድሚ ናብዞም ኣብላዕሊ ዝተጠቕሱ ብውልቀሰባት እትመሓደር ማሕበር ቅድሚ ምብጽሓ ብማሕበር ኪዳነ ምህረት ርእሰ ኣድባራት ኣባ እንጠንዮስ ናይ ኤርትራ ቤተክርስትያን ኣብ ካይሮ ግብጺ ተራእያ ነቶም ምእመናን ወን ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን ግቡእ መብርሂ ተዋሂቡላ ካብ ስራሕ ውን ደው ከም ዝበለትን ክንሕብረኩም ንፈቱ ። እቶም ትፈልጥዋ ጸገም የለን ርኢኩማ ትኾኑ እቶም ዘይፈለጥኩማ ውን ክትጥንቀቑላ የዘኻኽረኩም።ምኽንያቱ እዛ መጽሓፍ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተሰዲዳ ከም ዘላ ውን በጺሐዮ ኣለኩ። ስለዚ ቅድሚ ናብ ጥቕሚ ምውዓልና ክንጥንቀቕሉን ክንነቕሓሉን የተሓሳስብ ።ብስም ቅዱሳን ኣቦታት መሪጽካ ስለ ዝተጻሕፈ ቅኑዕ ማለት ኣይኮነን ።ጸሓፊ ንሕና ምጥርጣር የብልናን ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ ብዛዕባ ስነመለኮት ብግቡእ ዝምህሩን ዘረድኡን ኢዮም ። እንተ ናይ ተርጎምትን ናይዛ ማሕበርን ግን ብዙሕ ምስ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝጻረር ትህርቲ ከም ዘሎ ክገልጸልኩም ይፈቱ ።ማለት ኣነ ባዕለይ ኣብ ካይሮ ስለዘለኩ።

    • @user-wc9cr4yk7r
      @user-wc9cr4yk7r 4 ปีที่แล้ว +4

      ኣነ ናይ ኣቡነ ሹኖዳ ምስረአኩ ተሓጊሰ ንፈለማ ጊዜ ሎሙዓንቲ ትምህርቶም ሰሚዐ እዛ ቪድዩ ግን ኣጠራጢራትኒ ኮሜንት ምንባብ ጀሚረ መልሲ ክኣ ረከበ የቀንየለይ.
      ዘይተበረዘ ናይ ኣቡነ ሽኖዳ ትምሀብርቲ ንክረክብ ዝትርጉሙ ቻናላት እንተሃልዩ ተትነግረኒ ደስ ምበለኒ.

    • @musgungebar8479
      @musgungebar8479 4 ปีที่แล้ว +3

      Entay da ke eti klasikal pyano zey nay betekerstyana

    • @asab9916
      @asab9916 4 ปีที่แล้ว +1

      Dehan eto wedey kab Egziabher rkebo ember hadegegna eyu nayziom ztergomuwo msmae behaki

    • @filimongebray6548
      @filimongebray6548 4 ปีที่แล้ว +1

      የቀንየልና ክቡር ሓው

    • @ELNAR93
      @ELNAR93 4 ปีที่แล้ว +1

      ርሓቕ ዲያብሎስ ብስም ኢየሱስ ኣየ ዲብሎስ ኣብ ዙርያ ዓያሹ ኮይኑ እባ ሰብ የዳናግር ኣሎ እስከ ኣምጽአልና እታይ ኢላ ኢያ ኦርቶዶኩስ ትኣምን መጽሓፍ ቁዱስ ምርኩስ ገርካ ህዝበይ ኣምላኽ ምስኩልና ይኹን ።ኣሜን።

  • @maezenhiwetchanel4565
    @maezenhiwetchanel4565 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦርቶዶክስ ትምህርቲ ኣይኮነን እዚ ኣብ ኣቦ እንበር ኣብ ዉልድ ኣይናምንን እንዳበልካስ ኦርቶዶክስ ትብል ኣይትጋገ ብሩክ

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ጽቡቅ እኻ እንተኮነ እቲ መሰነይታ ጌርኩሞ ዘለኩም ሙዚቓዊ ህርመት ግን መሳርሒ ተዋህዶ ዶዩ ?
    ይቅሬታ ንኹሉ ብጽፉፍ ምግባር እዩ ጽቡቅ መስለኒ ወደሓንኩም ።

  • @hannaeyasu9676
    @hannaeyasu9676 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen

  • @habtetsionbrhane3242
    @habtetsionbrhane3242 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen

  • @eritereashkoer3219
    @eritereashkoer3219 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen