ጎንፂ ኢ|ያን ኤርትራን ብዕሊ ጀሚሩ/ ሰራዊት ዝምለሰሉ መዓልቲ ተቖሪፁ/ላዕላዋይ ኣመራርሓ ህወሓት ተኣጊዱ/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 8

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ናትና ፎሮም እንኳን ሰላም መፃእኻ ሓቀኛ ፀብፃብ ንኽተስመዐና። ዕድመ ይሃብካ።

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ግዝኣት ትግራይ ኣመሊሱ ተፈናቐልቲ ናብ መረበቶም ዝምልስ እምበይ ምሻምን ምውራድን ኣየድልዮን።

    • @barnabasabrham
      @barnabasabrham ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      kab Amhara toqoyenu delyetka ayerekeben eyu

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel9906 50 นาทีที่ผ่านมา

    ቀፅለሉ ፡ዘበናዊ ፡ኣቀራርባ፡ዘይሻራዊ፡

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Msgnagebrelibanos
    @Msgnagebrelibanos 21 นาทีที่ผ่านมา

    ናይዞም ሲኖዶስ ትግራይ እቶም ኣቕሽቲ ስለዝጠመዮምን ጆባኦም ስለዝጎዶሎምን እምበር ሰማእታትናስ ፀዲቆም እዮም ምእንተ ህዝቢ ስለ ዝተሰውኡ።

  • @ashuZnabu
    @ashuZnabu ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እትዬ ኤርትራ ማዓዝ አካይደን መን ኸ ሲዒራ ነይራ ወዘተ

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤