ሰናይ ዜና/ ዕርቂ ጌታቸውን ደብረፅዮንን/ ሞንጀሪኖ ክመርሐኦ ዝወዓለ ኣኼባ መቐለ (ዝርዝር ሓበሬታ)/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ต.ค. 2024
  • #tigray #tigraynews #ethiopia #ሰበር #ሰበርዜና #ethiopianews

ความคิดเห็น • 69

  • @KabherKa
    @KabherKa 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ንጳጳሰ ኣይተ አይባሃል ኣባ አዩ ዝባሃል ተጋጊኻ

  • @gebremedhinmesele7903
    @gebremedhinmesele7903 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደስ ዝብል ዜና ፅቡቅ የስመዕና

  • @hajiahmednurabreha5888
    @hajiahmednurabreha5888 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሠላምን ልማዓትን ንትግራይ ሕዝቢ! እቶም ንስልጣን ፃሚኢት ዘለዎም 2 ህዋህቶች ረቢዓለሚን ሃድነት አምፀአሎም!!ምእንቲ ሕዝብና ፀገም ዘይግደስ እቲ ተንኮለኛ ግኡዙይ ጉጅለ ፈሊኻ አግለልና ያረብ!!!

  • @TeweldegideyWdikeshi
    @TeweldegideyWdikeshi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣስተካኽል! መጀመርያ ኣይተ ጥዑም በርሀ ዝበልካዮ ኣባ ጥዑም ብዝብል ኣርሞ ካልኣይ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊክ ኣይኮኑን ቆሞስ እምበር

  • @GebrihiwetAdane-l9o
    @GebrihiwetAdane-l9o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሃገር ጅግና ሓጎስካ ይብዛሕ

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    “ወርቂ” ዝኾነ ብሱል ዜና!!!
    ቀጽሎ፣ በርትዕ!!!

  • @MulugetaKiros-j8t
    @MulugetaKiros-j8t ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደስ ይብል

  • @SamiYewah
    @SamiYewah 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣብ መቀለ ዝተልዓለ ሓሳባት ሓቂ እዩ ኣነ tdf እየ ናይማንም ደጋፊ ኣይኮንኩን ትግራይ ለውጢ የድያ እዩ ዝብልሓሳብ 100% ትክክል እዩ
    ግን ን ውድብን ህዝብ ናፍረስካ ክኮን ኣይነበሮን

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅቡቕ ሓሳብ እዩ

  • @AboMesud
    @AboMesud 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዓበይቲ ዓበይቲ ምእካብ ነቃ እያ ሕዋሕት ህዝበ እዩ ህዝቢ ከዓለም ሕዋሕት እያ አለም እዮ ዝኣምኑ
    ሐዚ ግን ካብ እዚኦም መፍተሒ የለን ለወጠ ንደሊ ኢና ሕዋሕት ትጥፋእ ዝብል የለን
    እቶም 50 ዓመት ዘፅነሕዋ ወለድና ይዕረፍ
    መናእሰይን ምሁራትን የቀየረ የኣኽሎም
    3ተ ወለዶ ኣብሪሶም በቢ 17 ዓመት ሃሊቅና እና የኣክል ኣቱም ሰባት ጥምጣሞም ጌይሮም
    ናብ ቤተ ናብ ቤተ ክርስትያን ከይዶም ይፀልዩ ሓፅያቶም እንተቀነሰሎም ናብ መስጊድ ከይንብል ግን ይቅርታ ኣስላማይ ይቃለስ ይመውት ቀልጢፍ ናብ ገዘኡ እዮም ዘባርርዎ ብሓፂሩ አብ ማእከለይ ኮሚተ የለን

  • @GenetAmare-g3d
    @GenetAmare-g3d 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው ዕሱብ አብይ አህመድ ምሰ ጉጅለኡ ክሰጎግ አለዎ ጉጅለ ከዳዓት 😳

  • @yohannesworres3447
    @yohannesworres3447 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኦዚ ትክክል እዩ!!

  • @AmanuelAfwerki-h8v
    @AmanuelAfwerki-h8v ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nice idea

  • @shalom-cw1mr
    @shalom-cw1mr 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትግራይ፩ እያ

  • @hanateklu1121
    @hanateklu1121 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZeradawitweldeslaseaGbreab
    @ZeradawitweldeslaseaGbreab 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣቶ ጡዑም ዘይ ኮነስ ኣባ ጡዑም ኢልካ ኣስተኻኽሎ ኣነ ዋላ ተኸታሊ ኦርቶዶክስ ንኹን እምበር ነዞም ወላዲ ፉሉይ ክብሪ ኣለኒ ኣብ ትግራይ 10 ከምኦም ዝበሉ እንትዝህልውዋ ካብ ፀገም ምወፃኣና።

  • @HazaMelody
    @HazaMelody 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Wwe❤❤❤❤

  • @gebreabzgiweldehawariat5378
    @gebreabzgiweldehawariat5378 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምትዕርራይ

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጌች ጀግና💊

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጉጅለ ከዳዕ ክሰጉግ ጥራይ እዪ ዘለዎም ዝገደደ ጥፍኣት ከየብፅሑ 😮

  • @smera-jw4cz
    @smera-jw4cz 15 นาทีที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስብሓታውያን ኣኽለኩም

  • @mulugetagessessew56
    @mulugetagessessew56 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓድሽ ዕርቒ ኣይ ኮነን !!

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህ ው ሓ ት ናይ ወለቀ ሰባት ድዬ ናይ ህዝቢ ትግራይ አዩ

  • @dagimbirhan8919
    @dagimbirhan8919 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ሲሒትካ ኢካ

  • @RahelGerye
    @RahelGerye 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tewoldesebhat9158
    @tewoldesebhat9158 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዛራርባካ አስተካክል አባ ጡዑም እዮም ዝብሀሉ አቶ ጡዑም አይኮኑን

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 53 นาทีที่ผ่านมา

    ykrta astekakilka xewayom Abba TEUM BERHE eyom zbehalu

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    30 ዓመት ሙሉእ አብ ጉጅለ ክነብር ይአክል

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Melakii

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gegachew banda kahdam sekaram

  • @MeseretGebremichael-s3r
    @MeseretGebremichael-s3r 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ረዳ ኣብ ግልፅነት ዝተመስረተን መንእሰይ ዘሳትፍን ትዕግስተኛን ኮይኑ እዩ ዝመርሕ ዘሎ።እቲ ኣብ ኣኼባ መቐለ ዝተልዓለ ጌጋ እዩ ንጌታቸው ረዳ ኣይገልፅን።ትእምት ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ስለዚ ብመንግስቲ ይመሓደር።ኣኸለ

    • @shalom-cw1mr
      @shalom-cw1mr 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኤህ😂😂

  • @hadushTekle-g8m
    @hadushTekle-g8m 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ባዕሉ ኸይዱ እምበር ማንም ኣይፀውዖን ደብረዕንክሊል

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌች ቀጥልበት ድሕር ሐዚ ትግራይ ተዓዲላ እያ ትከከለኛ ሙሁር ክመርሐ እዮ፣ ሰለዚ መንእሰይ ትግራይ ሕዝካ ተዓወት እቶም ዓበይት ከምቶም ናይ አደመ ጉጅለ በሰብሶም እዮም ዋላ ሐሳብ ተምፅኦምልካ ናይ 1969ዓም ከምዚ ነበረ እዮም ክብልኻ ሰለዚ ምሰ 21ኛ ክፈለ ዘመን ዝጓዓዙ አይኮንኑን ነዚ እዮ ዓለም አበይ በፅሐ ናይ ልማዓት ጉጅለ ተባህለን ካም አይሁድ ዘይተገረዘ መላሐሰ ሕዘን ክንደይ ታርኽ ዝሰርሑ መራሐት ብንሃተን መላሐሰ ክፅረፉ ዘይኮነሰ ሰሞም ካልዕላ ዓቅም ዘይብለን ክፃረፋ ይውዕላ አለዋ ኩፋአት አንእሰት፣

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅግዕተኛ ሓይሊ መን'ዩ? ጉጅለ ደ/ፅዮን ኮነ ጉጅለ ጌታቸው ኩሎም ፅግዕተኛ'ዮም። ኣፈላላዮም ጉጅለ ደደ/ፅዮን ነባርን ባዓል ልምድን ፅግዕተኛ እንትኾኑ ጉጅለ ጌታቸው ድማ ሓዱሽ ፅግዕተኛ ምዃኖም ባዕሎም ጉጅለ ደ/ፅዮ ባዕሎም ኣብ መድረኽ ብሚድያ ዘመሓላለፍዎ'ዮ። ዝሃጠረ ፅግዕተኛ ይሐሸና ዝብል ከምዘሎ ኹሉ ሓዱሽ ፅግዕተኛ ይሐሸና ዝብል'ዉን'ሎ። ብወገነይ ግና ሰብ ኣብዘይተስኣነሉ ግዘ ፅግዕተኛ ካብ ምምራፅ ፅግዕተኛታት አፀጊዕና ዝሐሹ ለባማት ሰባት መሪፅና ድርዕቶ ሓሳብን ድርዕቶታትን ንሓንሻቡን ንሓዋርን ነፋኒ ብሃላይ'የ።

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Klte hwehat zbhal yelen kefafelti zalmwo damber

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ወይ ኣሰላልፋ ብሽምግልና ተዓሪቑ ኣይፈልጠን ኣይትሓሱ ሃገር 2 መንገዲ የለን ሓደ ምረፅ ሓሶት ድማ ይትረፍካ

  • @HazaMelody
    @HazaMelody 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጌታችው ረዳ ወርቅ 🎉🎉🎉

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጌች ጌች ጌች

  • @baqr4383
    @baqr4383 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    All are the same Shefatu no difference

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቱም ንደብረፅዮንና አደመ ጉጅለ ትደድገፉ ቀልጥፉኩም ናብ ዓቢይት ሆሰፒታል ኸይዱኹም ተመርመሩ፣

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ዕርቂ ኢልካ ዘረባ ኣብ ፖለትካ ዕርቂ ኣይሰርሕ ኢዩ ዘጥፈአ ናብ ተሓተትነት ይቅረብ ኣይኮነን ሎሚ ከም ናይ ቀደም ስቂ ኢሉ ዝምራሓሎም የለን ጸጸግዕኻ ምሓዝ ውን ጽብቅ ኢዩ ሎሚ በቶም ን 27 ዓመት ዘጥፍእና ኣብ ኩናት የአትዮም ህዝቢና ዘጽነትና ዳተመረሐ ዝከይድ የለን ዝተፈጠረ ይፈጠር ።

  • @EeEe-fl4ev
    @EeEe-fl4ev 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጌች ጅግና

  • @teklebrhanegebretinsae5832
    @teklebrhanegebretinsae5832 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Shame on you to say , Ato tuom please careful, aba tuom is the right word

  • @Axumite125
    @Axumite125 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    BANDA BANDA BANDA.......GETACHEW KEDA...:face-blue-wide-eyes::face-blue-wide-eyes::face-blue-wide-eyes::face-blue-wide-eyes:

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu9901 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እንዳ ዕንክሊልን ሐሶትን ክልል ዓጋመ።

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐሶት

  • @goiteomgezaei9066
    @goiteomgezaei9066 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቮድካቸው እዚ ዱሁል ጨና ህወሓት ኣይኮነን።

    • @abrahatsadik652
      @abrahatsadik652 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ጥቅሚ ዝተረፎ ብዙሕ እዩ ዝብል. ዝኮነኮይኑ ጉጅለ ደብረ ጽንተት ተበቲኑ እዩ.

  • @Fantantsh
    @Fantantsh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉