ወፍሪ TDF ተጀሚሩ፣መግለፂ ተዋሂቡ/ ብርጌድ ንሓመዱ ሓድሽ ሓበሬታ/ዜና ሰራዊት ኢ|ያ / tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 26

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብጣዕም ደሥ እልና አሎ ጥምር ሓልታት ፀፅታ ትግራይና ዘውፅእዎ መግለፂ ሓውና መዓረይ አጆኳ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛TDF ይስዕር።🌹🌹🌹🙏

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሃገረይ ቐጽለሉ ሓቐኛ ምድያ ናይባሓቂ❤❤❤❤❤❤

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛ኩቡር ሓውና ንትገብሮ ፅፁይ ሓበራታ እናመሥገንኩ አጆካ በርትዕ🙏

  • @sojoh9j904
    @sojoh9j904 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፩❤አንደኛ ነኛ❤❤❤ሰላም ለሁሉም ሰው

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናትና ፎሮም እተቕርቦ ፀብፃብ ሓቅነት ዝሓዘለ እዩ። የቐንየለይ ቀፅለሉ።

  • @KNDEHEW
    @KNDEHEW 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቕ አለኹም ቐፅለሉ ❤❤❤❤

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Viva ፀጥታ ትግራይ ሰራዊትና ብማንም ሕልኩስን ዉርጋጥን በቶም ካልኦት ናይ ደገ ፀላእቲን ክዋረድ ዘሕዝን እዮ ሕዚ ግን ስጉምቲ ምዉሳድ ምጅማርኩም የኽብረኩም እዮ።
    ሓይሊ ሰላም የምፅእ ከምድሌትካ ኩን ምባል ፅባሕ ዓዲ ምጥፋእ እዮ ስለዚ አገናዕ ንብለኩም።

  • @fitsumasgedom9658
    @fitsumasgedom9658 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Selam selam!

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ መስዋእት ምእዛዝ ይብልፅ ሰለዚ ሰራዊት ፣ ህውሓትን ኣክትቭት ኩሉ ንመግስቲ(ግዛው ) ከክብሩ ግድን እዮ ።God bless Tigray..

  • @KNDEHEW
    @KNDEHEW 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዙይ መግለፅ ዋላኳ ተዘንገዓ እካ ፅቡቕ ንትግራይ ዓወት ንምስራቕ አፍርካ ሰላም እዩ

  • @HaftomGgiorgis
    @HaftomGgiorgis 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግሪ ሰቂልካ ኣብ እንዳቡን ሕምየት ኣብቂዑ ህዝብና ዝርህወሉ ኩነታት ክፍጠር ተስፋሎ ክብሪ ንጀጋኑና

  • @naix3768
    @naix3768 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💪💪💪💪

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰራዊት ካብ ዝኾነ ይኹን ፓለቲካዊ ውግንና ነፃ ክኸውን ኣለዎ።
    ትግራይ ኣይኾነን ዶ ተኸፋፊላ ሓደ ኾይና እውን ፈጣሪ ይሓግዛ።
    ትግራይ ክትጠፍእ ከይደቀሰ ዝሓድር መቀኛ ጎረቤት ኣሎ

  • @MaergHans
    @MaergHans 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @berhanugebremedhin7352
    @berhanugebremedhin7352 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nice news 👍

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋሩ ብሠላሕታ ንጠፍእ አሎና !
    ሠራዊት መኸተ >>> ህዝባዊ ዓላማ ዘሎዎ ንሕግን ስርዓትን ትግራይ እምበር ናይ ማንም ዕሱብ መደበኛ ሠራዊት አይኮነን ።
    ክይኑ ግና ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ ኩናት ጥይት ደው ኢሉ ፤ ፅንተት ብሠላም ሽም አብ ህዝብና ቀፂሉ ትግራይ ብኹሉ መዳይ ሀደሽዶሽ ትብል አላ ጥራሕ ዘይኮነስ ረብሓታትን ጥቅሚን ተሓንሺሹ ተፈጥራዊ ሃብታ ንቐፃሊ ትውልዲ ብዘብርስ ኩነታት አብ ዘሕዝን ዕንወት ትርከብ ። ትግራይ ብጂኦግራፊን ዲሞግራፊን ተቆሪሳ መስዋእቲ ጀጋኑ ደቃ ናብ ሞት ወሪዱ ውዕል ፕሪቶርያ ፀላእትና መደራደርቲን ተደራደርቲን ኮይኖም አብ ድልየት ልዕልና ፀላእትና ብሰንኪ ከሐድቲ ዱኩማን ፖለቲካዊ አመራርሓ ትግራይ ( ግምት ) አብ ሐደጋ ወዲቁ ህዝብና አብ ሕሱም መከራን ስቓይን ይርከብ ።
    እዚ ናይ መኸተ ሠራዊት ፖለቲካ ትግራይ ንደሕንነት ህዝቢ ትግራይ ፤ ሕጊን ሥርዓትን ፤ ንመሠል ዓርሰ ውሣኔ ጭፍለቃ ፀላእቲ ተቓዊሙ ረዚን ናይ ህይወት ዋጋ እናኸፈ ዝመፀን ዝኸፍል ዘሎን ብህዝቢ እምበር ብማንም ዘይምወል ፖለቲካ ትግራይ መሠረታዊ ጥዒና ዘሎዎን ህዝባዊ ዓላማ ን ልዕልና ህዝቢ ክረጋገፅን ክሕዝ እምበር ናይ ማንም በለፀኛ ፖለቲከኛ መዔንደሪ ክኸውን ፍፁም ክፈቅድን ዋጋ እናኸፈለ ዝመፀሉ ዕለማ አሕሊፉ ክህብ የብሉን ጥራሕ ዘይኮነስ ዋና በዓል ዋኒን ኮይኑ ዝተአኻኸበ ናይ መኸተ ሐይሊ ዋና ዝምልከቶ አካል ምዃኑ ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ ።
    እዚ ናይ መኸተ ሠራዊት ዋና ድፋዕ ህዝብና አብ ፖለቲካ ትግራይ ኢዱ ከእቱ የብሉን ብሂል በለፀኛ ፖለቲከኛ ህዝባዊ ዓላማ ካብ ህዝቢ ጨዊኻን አደናጊርካን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንድሕሪት ንምምላስ ሠራዊት ከም ሐደ ናይ መንግሲቲ መሐውር ጌርካ ዝግበር ሐደገኛ ናይ ፀላእቲ ሽርሒ ኩሉ ትግራይ ብትኹረት ክከታተሎ ይግባእ ።
    ትግራይ ትስዕር !

  • @DestaHayleslase-u5r
    @DestaHayleslase-u5r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓቂ ይግበሮ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንዝመሰሎ ዝጸሐፈ ንውልቀ ጋዘጠኛ ዝዓፈነ ድሑር አባል ቀታሊት ጉጅለ ሐይሊ ጸጥታ TDF ወፍሪ ጀሚሩ ኢልካዮ ? እሞ ጋዘጠኛ እየ ናበልካ ?

  • @TsegayHailmariam
    @TsegayHailmariam 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሚዛናዊ ዘይኮነ ከይኮዉን ዜናኩም ጥንቂቅ እናበልና ዞም አሕዋተይ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    West new beshta yelew

  • @tester8090
    @tester8090 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ትማሊ ጀሚርካስ እዚኣ ጥራይ ትደጋግም ኣለኻ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Emo entselchiuka zeytiwexe

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkk

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዛራ ሚድያ
    ደደቢት ሚድያ
    ሰራዊት ናይ ህወሓት እዩ አብ ጎኒ ደብረ ፅዮን እዩ ይብሉና አለው

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤