መጠንቀቕታ ዘርኦም ቀለተ ወዲ ዛግር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 มี.ค. 2024
  • መጠንቀቕታ ዘርኦም ቀለተ ወዲ ዛግር
    #eritreanmusic #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
    #Eri #walta #ዋልታ
    "ዕርፊ - ሓዳሽ ተኸታታሊት ፊልም - 9ይ ክፋል |
    Eritrean Drama - Erfi (Part 9) - Mar. 03, 2024
    ERI-TV"
    "ኣንዳ ዝማም - ክፋል 236 - Enda Zmam (Part
    236), March 03, 2024 - ERI-TV Comedy Series"
    "እትመት - 168 ክፋል | Itmet Tigre Sitcom Series (Subtitled in Tigrinya) Part 168 | March 03, 2024"
    "Metsamedti Fqurat - መጻምድቲ ፍቁራት // New Eritrean Movie // Full Movie//"
    "መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 20 |
    Eritrean Drama - mestenkir (Part 20) - March 03, 2024 - ERI-TV"
    "March 3, 2024 ስታሊን ገብረስላሴ ዘውጽኦ ምስጢር #aanmedia #eritrea #egypt #ethiopia #sudan #somalia"
    "Gere emun part 167 | ገሬ እሙን ክፋል 167"
    "EriZara - እጃም - Part 25 || New Eritrean Series Film 2024 By Salih Seid Rzkey (Raja)"
    "መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 2, 2024"
    "ናይ 9 ዓመት መሓዙት ናይ ምሳሕ መደብ lunch event
    || Selam TV"
    "Waka TM: New Eritrean Full Film 2024 (Tezkoneley) # by Redae Tekle H۴۱۸& N ረዳእ ተኽለ"
    "እንዳ ዝማም - ክፋል 235 - Enda Zmam (Part 236), February 25, 2024 - ERi-TV Comedy Series"
    "ሰብ ዘጸለለት ጓል ኣስመራ ምስ ሜሮን"
    "ዕርፊ - ሓዳሽ ተኸታታሊት ፊልም - 9ይ ክፋል |
    Eritrean Drama - Erfi (Part 8) - Feb. 25, 2024
    ERI-TV"
    "Waka TM: New Eritrean film 2024 //
    Znebereni Part 4 #by Tigsti Kidane #ዝነበሩ
    #EriZara - - Part 25 || New Eritrean Series Film 2024 By Salih Seid Rzkey (Raja)
    #eritrea #eritreanmovie #eritreanmusic
    "Eden Kesete - Ngus Ika | h h New
    Eritrean Music 2024 OFFICIAL MUSIC VIDEO"
    "Bereket Ogbamichael (Beramu) - Lampadina |
    ላምፓዲና - New Eritrean Music 2024 (Official Video)"
    "ROPHNAN - SHEGIYE | ሮፍናን ሸግዮ"
    "145 ሰብ ኢሎሞ - ኣብ ዘይ መንጠቢትክን - Ab zey mentebitkn - By Samiel Zerom Eritrean Comedy 2024"
    @ERIPMEritreanPublicMedia
    ROPHNAN - ATIYO | - ሮፍናን - ኣቲዮ Ft SHEWIT MEZGEBO
    @Rophnan
    "ወግዓዊ ጽምብል መበል 34 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቀል ኣብ ከተም ባጽዕ - Fenkil commemoratio..."
    #eritrean @maggyshow
    #ዶክተርሻሮን
    #eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና #ዜናትግርኛ
    #eritrea #ethiopia #tigray
    #@gDrar
    #HidmonaTV291 @HidmonaTV291
    #hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
    @HDMONANEBARIT
    #aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
    #tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
    #eritrean #eritreanmusic #erey #erna #yemanebarya #patroit #habeshamusic
    #amenmusic #eritreanmusic #ethiopianmusic
    #tigrignamusic
    #amenentertainment #amenity #amenity
    #amenmusic
    #Eritreanmovie #Fnoteabewmedia
    #እንዳ_ዝማም_ክፋል_230
    #tigrignamusic
    #መደብ ዋልታ
    "እንዳ ዝማም - ክፋል 231
    #ኤርምያስ_ክፍለዝጊ
    #Lbi_yu_Zrie #ልቢ_ዩ_ዝርኢ
    #ERISAT
    #እዋናዊ_ሓበሬታ_ኣብ_ሰዓታ
    #eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
    #NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT
    #Unity #News #news
    #Eritreannews #ERITREANNEWS
    #afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
    #tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
    #eritreansong
    #eritreanmusic #erisat
    #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewso
    #NewEritreansong #MusicofEritrean
    #MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
    #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
    #tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
    #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
    #Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
    #eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
    #tigrgna_music #hyesa_music
    #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
    #MusicofEritrean #MusicofTgirigna
    #EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong #Eritreanawdametmusic
    #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
    #NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
    #BestEritreanguayla
    #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
    #Tigringiamusic
    #Ethiopian_CatholicSong #HawassaCatholicSong #EthiopianCatholicMezmur#EthiopianCatholicChurch #Catholic
    #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
    #MusicofEritrean #MusicofTgirigna
    #EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong
    #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
    #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
    #NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
    #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
    #Tigirignamusic
    #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
    #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
    #Besttigirignaguayla
    #besttigrignamusic #besttigrignaguayla
    #EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
    #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritrean Songs
    #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #Eritrean Dramas
    #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
    #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
    #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
    #TigrignaDerfi
    #TigrignaDrama #Derfi Tigrigna Eritrea
    #DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
    #Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
    #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
    #eritreanmusic
    #mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch #catholicism #eritrea #eritrean #eritreanmusic #mezmur #mezmure #mezmurcollection #new #2023 #2023video #2023new #catholic #ethiopia #ethiopian #catholicsonline
    #EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
    #Ruthmezmur#TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur#gospelsong#TigriniaMusic #gospelsong#Ruth Tigrinya#ArayaHabte

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @biniamteklemariam2202
    @biniamteklemariam2202 4 หลายเดือนก่อน +61

    Wow...,.ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና
    ወዲዛግር ጅግና
    ሕቡን ገዲም ሓርበኛ ዝገርም ቅድሚ 22 ዓመት ብሓደ ሰሪሕና ኔርና ክሳብ ሕጂ ከምታ ዝነበራ እዩ ዘሎ ኣብዘለኻዮ ሰላምካ ይብዛሕ ጅግና ሓው

    • @biniamteklemariam2202
      @biniamteklemariam2202 หลายเดือนก่อน

      ምስ ወዲ ዛግር ብሓደ ሰሪሕና ኔርና ሕቡን ሓርበኛ ዝገረመኒ ነገር ድሕሪ 25 ዓመት መልክዑ ዘይቅየር ሰብ ኣብታ ዝፈልጦ ዝነበርኩ ኣሎ

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 4 หลายเดือนก่อน +61

    ተዓወት ተዓወት ይበል ግጥሚ ጽቡቕ መልእኽቲ ነዞም ተንቀሳቐስቲ ሬሳ ፉንፉናት ነቲሓት፣ ሆርዳታ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 4 หลายเดือนก่อน +36

    ኤረይ ንዓኺ አዩ አዚ ኩሉ❤❤❤❤

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever69 4 หลายเดือนก่อน +64

    ቅሰነለይ ተጋዳላይ ወዲ ዛግር ኣሎና ኣብ መሳርዕኩም ❤🇪🇷 ❤🇪🇷
    ደቂ ሃመማ ቦታኹም ፍሉጥ'ዩ ክትሰጥምዋ ኢኹም ኣሰር ኣሸቀልትኹም፡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ገጢምካ ዝከኣል ኣይኮነ።

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 3 หลายเดือนก่อน

      ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!....
      ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም።
      ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም።
      ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን።
      ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ።
      ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...።
      ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂
      ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና።
      ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእናና ኮነ ብውቕረት ስነልቦናና ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፈኩም ኔርና።
      ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!!
      ► ካባኹም ይምሓሮ ንወዲ ኣዳም ንስኹምስ ኣፍ ኣሎና ኢልኩም ምዝራብኩም ኩሉጊዜ የግርመለይ።
      ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ዝነበርኩም... ሕልናኹም ኮነ ኢድና እግርኹም ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ።
      ►ሐዚ ድማ ድሕሪ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ሳሕል ወሪድና ኣብ በዓትታት ናቕፋ ተሾኲዖም ኣራዊት ህግደፍ ኣውፂእና ኩሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኣዝዩ ብዙሕ ግብረተ ክፍኣት ክኢልና ምሳኹም ተቓሊስና ክሳብ "ሃገርነት" ኮነ ሓርነት ዘለዎም ህዝቢ ዋላ እንተገበርናኩም።
      በዓል ግብረ እከይ ነዊሕን ጎብለል ኣራዊትን ኢሳያስን ጊልያታቱን... ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም... ጓልኩም ወድኹም ብመዓኮርኩም(ባዕልኹም ዝሃብክምዎ ምስክርነት መሰረት ገይረ ማለተይ እየ😭😭😭😂😂😂) እናእተውልኩም... ኣእዱግ ወታደራት ህግደፍ፣ ጠይቂ መራሕቲ ህግደፋውያን ኮይንኹም መዋእል ሓሊፍክምዎ። ኣብ #367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበቡ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!! እዚይ ወዲ ከምዚይን ኣፀቢቐ ስለእንፈልጥ/ ስለዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና።
      ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!!
      ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምልከተኩም። ትማሊ ኾነ ሎሚ ከማኻትኩምን ኣይኮናን። ፍፁም "ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና።
      ► እሞሲ ፅባሕ እታ ፀሓይና ደጊማ ምስ በረቐት ፤ ዘበንና ምስተመልሰ ሳላ'ቲ ዘይርሳዕ ሕሱርን ነውራምን ግብርኹም... "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ልቓሕኹም ናይ ኢድኩም ክንህበኩም ኢና።

    • @ksanet14ever69
      @ksanet14ever69 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ArtistKMW16 ምስዚኦም ተዛረብ 🤣🪳🪳🪳🦗🦗🦗🦟🦟🦟🪰🪰🪰

  • @user-qv2ow5up4t
    @user-qv2ow5up4t 4 หลายเดือนก่อน +11

    ወዲ ዛግር በል ዋውው ገለ ዓይነይ መልእክቲ ቅሰኑ ንሕና ውን ጅግንነትኩም ከይነዕብር ቃል ንኣትወልኩም ኣብዛ ደገ ውን ከነጽርዮም ኢና ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 4 หลายเดือนก่อน +72

    Hajuka wedi ERI jigna aziyom aklabat agame gidafuwom na ana ✊✊✊✊✊✊🇪🇷✊🇪🇷

    • @yosefteklemariam5501
      @yosefteklemariam5501 4 หลายเดือนก่อน +6

      ❤ goney

    • @user-zm7kz5eu7p
      @user-zm7kz5eu7p 4 หลายเดือนก่อน +1

      kulom agame aykonun eritrwan ewn alwu seb wela xelwo zeynatu menet hibkum kab hezbun hagerun terhqu etom hager neftu ena teblu eikum dahar etom hagrwan ane kem eritrwi nay eritrwan das ele mes kedkumwo nesom gn kale eyom bandra gulbab gerom gebonom mehbi zetqmlu koynu yesmani baqa hagerna hezban edaftna kem nerhq germna yetamom

    • @asmireymeley4363
      @asmireymeley4363 4 หลายเดือนก่อน

      Ata barya bedongola ka tedseq behade alena ab sdet dehan

    • @danielarsenal4952
      @danielarsenal4952 4 หลายเดือนก่อน

      @@user-zm7kz5eu7p arku neana kulom tegaru eyom::

    • @misganapawlos7300
      @misganapawlos7300 4 หลายเดือนก่อน +1

      Anabis erit🌹🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🌲🌲🌹🌹🌹💕

  • @user-jo8lx5co5v
    @user-jo8lx5co5v 4 หลายเดือนก่อน +20

    ወይለኻ ባርያ ሕወሓት ወይለኻ ናይ ታሪኽ ሓተላ ሰምዓያ ዛ መልእኽቲ ድምጺ ኣምበሳ ዝጥዕም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordanosasmelash2635
    @yordanosasmelash2635 4 หลายเดือนก่อน +8

    እወ ተጠንቀቁ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ውላድ ዛ ሐላል መሬት ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 4 หลายเดือนก่อน +18

    ናይ በሓቂ ገላጺትን ሓያል መልእኽትን ትምህርቲ ዘለዋ ግጥሚ ብርዕኻ ይሰስን ኩቡር ጀግና ወዲ ዛገር ሓውና

  • @weiniwoldetinsae626
    @weiniwoldetinsae626 4 หลายเดือนก่อน +15

    Thank you Zerom ጅግና ሓዉናvery proud of you. Great work 🇪🇷♥️ክብርን ሞገስን ን ጅግና ሰራዊት ምክልኻል 🇪🇷♥️ ክብርን ዝኽርን ን ሰማእታትና 🇪🇷♥️ ዓወት ን ሓፋሽ 🇪🇷♥️

  • @NawaNawa-mr1yb
    @NawaNawa-mr1yb 4 หลายเดือนก่อน +26

    ክብርን ሞጎስን ን ጅጋኑ ሓይልታት መኽልኻል ኤርትራ

  • @user-ku5pl1wr8z
    @user-ku5pl1wr8z 4 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ፈጣሪ ጅግናየ❤❤❤❤❤❤

  • @kflitzewelday8351
    @kflitzewelday8351 4 หลายเดือนก่อน +17

    ብጣዕሚ ደስ ተብል ግጥሚ።ቀጽሎ ወዲ ኤሪ ጅግና።

  • @meronkuchi
    @meronkuchi 4 หลายเดือนก่อน +12

    ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሓይልታት መክልኻል ኤሪትራ!❤️🇪🇷

  • @mihret9662
    @mihret9662 4 หลายเดือนก่อน +20

    ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ❤ንዝሓለፉን፡ዘለዉን፡ንዝዉለዱን ምእንታኺ ዩ ኤረይ ወትሩ ኣብ መሬቱ ፡፡ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️☪️🇪🇷❤️✝️🇪🇷❤️❤❤❤

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 3 หลายเดือนก่อน

      ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!....
      ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም።
      ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም።
      ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን።
      ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ።
      ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...።
      ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂
      ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና።
      ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእናና ኮነ ብውቕረት ስነልቦናና ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፈኩም ኔርና።
      ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!!
      ► ካባኹም ይምሓሮ ንወዲ ኣዳም ንስኹምስ ኣፍ ኣሎና ኢልኩም ምዝራብኩም ኩሉጊዜ የግርመለይ።
      ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ዝነበርኩም... ሕልናኹም ኮነ ኢድና እግርኹም ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ።
      ►ሐዚ ድማ ድሕሪ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ሳሕል ወሪድና ኣብ በዓትታት ናቕፋ ተሾኲዖም ኣራዊት ህግደፍ ኣውፂእና ኩሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኣዝዩ ብዙሕ ግብረተ ክፍኣት ክኢልና ምሳኹም ተቓሊስና ክሳብ "ሃገርነት" ኮነ ሓርነት ዘለዎም ህዝቢ ዋላ እንተገበርናኩም።
      በዓል ግብረ እከይ ነዊሕን ጎብለል ኣራዊትን ኢሳያስን ጊልያታቱን... ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም... ጓልኩም ወድኹም ብመዓኮርኩም(ባዕልኹም ዝሃብክምዎ ምስክርነት መሰረት ገይረ ማለተይ እየ😭😭😭😂😂😂) እናእተውልኩም... ኣእዱግ ወታደራት ህግደፍ፣ ጠይቂ መራሕቲ ህግደፋውያን ኮይንኹም መዋእል ሓሊፍክምዎ። ኣብ #367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበቡ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!! እዚይ ወዲ ከምዚይን ኣፀቢቐ ስለእንፈልጥ/ ስለዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና።
      ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!!
      ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምልከተኩም። ትማሊ ኾነ ሎሚ ከማኻትኩምን ኣይኮናን። ፍፁም "ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና።
      ► እሞሲ ፅባሕ እታ ፀሓይና ደጊማ ምስ በረቐት ፤ ዘበንና ምስተመልሰ ሳላ'ቲ ዘይርሳዕ ሕሱርን ነውራምን ግብርኹም... "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ልቓሕኹም ናይ ኢድኩም ክንህበኩም ኢና።

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 4 หลายเดือนก่อน +9

    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ጅግና ወዲ ጅግና ወዲ ዛግር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️✊✊✊✊✊✊✊✊🩷🩷

  • @tsigeabreha3374
    @tsigeabreha3374 4 หลายเดือนก่อน +16

    እጆኻ ወዲኤረ ጅግና ሐወይ አምላኽ ምሳኻትኩ ይኹንብ ❤❤❤❤

  • @Erione_mendelay
    @Erione_mendelay 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዳብል ጽፊዒት ኢያ ነዞም ኣረይቲ ውዳቅ ኣጆኩም ብርሃን ኢዩ ቅድሜና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @cityeyob3169
    @cityeyob3169 4 หลายเดือนก่อน +11

    Thank you, bro, we are standing with Eritrea if right or wrong ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astank9391
    @astank9391 4 หลายเดือนก่อน +12

    ጅግና ሓወይ በዓል ድርብ ስረ ኣጆካ ናይዞም ዑሱባት ንሕና የሕዋትካ ኣለና ንሕና ከነጽርዮም ኢና ቅሰኑ ጀጋኑና ❤❤❤ይሕዋትኩም ኣለና ኣብ ኣሰርኩም❤❤❤

  • @MerhawiTsegay-jc3lx
    @MerhawiTsegay-jc3lx 4 หลายเดือนก่อน +11

    ጸባ ስተ ወዲ ኤረ ሓላል ባዓል ዕጡቅ ስረ 💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️☝️☝️ ተጠንቀቅ ንሕና ውን በዚ ኣለና ☝️☝️☝️ተጠንቀቅ

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 4 หลายเดือนก่อน +8

    ተዓወት ተዓወት ።ወዲ ኤረይ ጂግና አጆካ ቅሰን ኤርትራ አፍሪያ ኢያ ጀጋኑ ሓደ ክንዲ ሽሕ።♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritrea1450
    @Eritrea1450 4 หลายเดือนก่อน +16

    Glory to Eritrean martyrs.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @Eritrea24.91
    @Eritrea24.91 4 หลายเดือนก่อน +15

    ተጠንቀቅ አታ ከዳዕ? ዘክር ስዕረት አቦታትካ።
    💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 4 หลายเดือนก่อน

      Ezom kedeat I hope 🙏 n Eritrea atiyom zfredlu asbom zrekbulu yeriana ezom kedeat ane zfeltom anxar hagern hzbn mengstn zserhu ngize tray ngdefo bxay

  • @michaelgarza2733
    @michaelgarza2733 4 หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ወዲ ጀጋኑ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TeweldeNuguse
    @TeweldeNuguse 4 หลายเดือนก่อน +16

    ዋውውውውውው ሓያል ግጥሚ መጠንቀቅታ

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 4 หลายเดือนก่อน +8

    ፋርስ ኣንባሳ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዛግር ከምኡ ዩ ኤርትራዊ ንኺድ ጠራይ ኣለና ኣብ መትከልና ወትሩ ድልዋት ኢና ከም ቀደምና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @regatzeray9547
    @regatzeray9547 4 หลายเดือนก่อน +10

    🇪🇷🌹ክብርን መጎስን ንሰማዕታትና 🇪🇷🌹
    🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @user-ul8dn2mp2j
    @user-ul8dn2mp2j 4 หลายเดือนก่อน +20

    እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ንባዕሉ ክሕሾ .መጠንቀቅታ!!!!!

  • @elsawalday2717
    @elsawalday2717 4 หลายเดือนก่อน +4

    ተዓወት ጅግና ወዲ ኤረይ ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓልታት ምክልካልና ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💪🐪💪🐪💪🐪✊

  • @erishekor
    @erishekor 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወድ ጀጋኑ ❤ 🇪🇷 ንኤርትራውያን

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 4 หลายเดือนก่อน +9

    ❤❤❤ ብሓቂ ንጹርን እዋናዊ መልኽቲ thanks 🙏❤️❤️👍🙏 our heroes

  • @areyzeregabr770
    @areyzeregabr770 4 หลายเดือนก่อน +10

    ትዓወት ሓሊብ ሰተ ❤❤❤ ዘርኦም ቀለተ ወዲ ዛግር ጅግና ብልጽቲ መልሲ ነዞም ከዳዓትን ጠልመትን ዝመሰረቶም ደቂ ማለሊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 4 หลายเดือนก่อน +8

    ተዓወት ጅግና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👑 ነዞም ዕሱባት ኮራኹር ዓድዋ ክብረት ኣይፈትዉን ኢዮም ከምኣድጊ ምድጋር ኢዩ ፈውሶም

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 4 หลายเดือนก่อน +15

    ዋውውው ወዲ ዛግር ኣንበሳ በርትዕ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selam8217
    @selam8217 4 หลายเดือนก่อน +12

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ንፍዖ እስይ እንቋዕ ናትና ኳንኮ መስጢ ታሪኸ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️

  • @user-dl8to2vw5p
    @user-dl8to2vw5p 4 หลายเดือนก่อน +10

    ኣጆኻ ወ/ ዛግር እንተኾነ እዞም ዓዲ ጥልመት፣ካብ ፈኻራ ኣይሓልፉን፣ኣይፋል ተበሉ ከኣ እቲ ኳ ሓሊፉ ዝተሓተ ብድሆ ኢዮም ናዓና፣

  • @issackabraha8803
    @issackabraha8803 4 หลายเดือนก่อน +9

    ናይ ብሓቂ ወዲ ዛግር ኣብ ግዚኣ ተጠንቀቅ ❤

  • @eritreansea5026
    @eritreansea5026 4 หลายเดือนก่อน +7

    Yes yes yes tighiray Eritrea 🇪🇷 kibur meninet Eritrea 🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪🦁🦁👌👌👌❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌹

  • @delinaberhe7147
    @delinaberhe7147 4 หลายเดือนก่อน +4

    ተዓወት ወዲ ዛግር እንተ ገጠምካ የጽብቀልካ እንተ ዓጠቅካ የምሕረልካ እንተ ሓከምካ ጠሕዊ ውግኣትካ ኣንታ ጎይታ ምድረበዳ ወዲ ዛግር ጻዕዳ እንተ ዘየምካ ውን ይምሕረልካ ኢዩ እሞ ቀጽሎ❤❤

  • @sambsrat62
    @sambsrat62 4 หลายเดือนก่อน +6

    ተጠንቀቅ ናይ ብሓቂ ተጠንቀቅ እውናዊት ግጥሚ❤❤❤❤❤❤❤

  • @jossijossi7972
    @jossijossi7972 4 หลายเดือนก่อน +2

    Jigna wedi ereyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️✊️

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣበይ እሞ ፍርዶም ሕጂ እነተ ዘርእየና ማዓንጣና በቲኾሞ ዘለዉ ሕጂ ግዳ ኪሒስካና ግርም ጌርካ ሒቖኦም ክርትም ኣቢልካዮም ኢኻ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ👍💯🇪🇷💯

  • @Kokob-ye8rt
    @Kokob-ye8rt 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣምበሳ ወዲ ኤረይ ኣስምዓዮም ደኣ እዝኖም ደጊፍካ ነዞም ሓተላ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌❤️❤️💪💪💕💕👍👍💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 4 หลายเดือนก่อน +6

    👏👏👏👍👌✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሓየት ወዲ መሬት ተዓወት ተዓወት ተዓወት ።

  • @merhawiandegergish6416
    @merhawiandegergish6416 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆካ ወዲ ዛግር ""እቶም ኸደዓት ጥዕይ ጌሮን ናብ ቃልዕ ኸም ፍልሖ ክወጹ ኢና ንጽበበ ዘለና ""ምእንቲ ምእራዮም ክጥዕመና""
    ክብርን መጎስን ንሰመእታትና""

  • @ibojan83
    @ibojan83 4 หลายเดือนก่อน +7

    ተዓወት ወዲ ዛግር ጅግና
    ህብካዮም ኣለኻ ሽብጢ ሳምና።

  • @wedikahssay3101
    @wedikahssay3101 4 หลายเดือนก่อน +8

    ተዓወት ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷እዝኖ ደጊፍካ ኣስሚዕካዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ትርጉሙ ዘይፈልጡ ዑስባት 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️

  • @mickaelmoi4393
    @mickaelmoi4393 4 หลายเดือนก่อน +8

    አጆኹም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ አለናልኩም አብ ጎንኹም አሰይይይይይይይይይ ዐይኒ አባይኩም ይደፈን

  • @hareguadhanom7319
    @hareguadhanom7319 4 หลายเดือนก่อน +7

    💪🦁🇪🇷ተዓወት ዋውውውው ይበል ጭጉራፍ ጅግና 🦁💪🇪🇷🇪🇷🦁🙏💪

  • @kirosgobezai5987
    @kirosgobezai5987 4 หลายเดือนก่อน +13

    ሃብሮም ወዲ ኤረይ ጅግና።❤

  • @zegahabtezion4339
    @zegahabtezion4339 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግናየ🙏💪👑✌🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤❤❤❤❤🌻🌻

  • @helenyohannes4619
    @helenyohannes4619 4 หลายเดือนก่อน +2

    Right or wrong always with my beautiful country ❤️ ♥️ ❤ God bless my people 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪

  • @Balla291
    @Balla291 4 หลายเดือนก่อน +7

    Ajoka Aabe edom kenbxhalom ena nezom kedat deki hagren juntan # We Love you deki Eri schikor 🇪🇷✊🇪🇷

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 4 หลายเดือนก่อน +2

    Jegna kulu gize Jegnau Our Heroe EDF Leaders God Bless our Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪9🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @Eritreaforever737
    @Eritreaforever737 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሐየት ወድዛ ሐላል መሬት መግለጺ ስእነልካ ጀግና💪🏽🇪🇷🤍❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌸🌸🌺🌺🇪🇷

  • @kokobfetle1759
    @kokobfetle1759 4 หลายเดือนก่อน +12

    kusanu jeganu kebrean mogosen nesweatna ,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @iahestetbah2934
    @iahestetbah2934 4 หลายเดือนก่อน +5

    ተዓወት ዋርሳይ መንደላይ። ሀገር አለዊ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho341 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይትገፍሖም ኣይትጸቦም ናቶም ሂብካዮም ነዞም እራይምራይ ❤❤❤

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 4 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you very much keep it up wedi eri Eritrea for enemies Eritrea Kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🕊🕊🌷🌷💎💎💎

  • @ermiaskidane1558
    @ermiaskidane1558 4 หลายเดือนก่อน +11

    Kibrn mogosn nesmatatan .jegan ❤❤❤❤❤

  • @samifoto8469
    @samifoto8469 4 หลายเดือนก่อน +12

    ተዓወትትት ይበል ስራሕ 👍👍👍👍👍❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍

  • @tsegaiyacob7485
    @tsegaiyacob7485 4 หลายเดือนก่อน +16

    I am so proud of you ጅግና ብጣዕሚ'የ ነቢዐ

    • @Metkeli
      @Metkeli 4 หลายเดือนก่อน +2

      Bhaki 😢😢kusley tegedA jeganu na zekre

    • @naduabaaba9585
      @naduabaaba9585 4 หลายเดือนก่อน +1

      Yes nai bahki wala ane nebie zelalemawe zikri ni siwatna wetro awet nahfas 🇪🇷❤👍💪🙏

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂ብ ጃህራ ዓጀውጀው ነቢዕካ ባርያስ ባርያ ድኣ

    • @naduabaaba9585
      @naduabaaba9585 4 หลายเดือนก่อน

      @@EriHome-fu2zq kofkwaf agame entadeka yemlktka nai Eritrea eritrawe koino bi kemi kem zimexet dey felx yeblnan barauo tigrain tegaron ente konka gin kemzi natka euo zexhf eri ka elkauo eti semka waga dey teflxos eti sem ka wesdkauo 💊🦎🤑😂😂😂😂

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq 4 หลายเดือนก่อน

      @@naduabaaba9585 ቅድሚ ምሳይ ምጽሓፍካ ኣጸሓሕፋ ቃላት ተማሂርካ ምጻእ ባርያ ኢሰያስ።

  • @BeReketKelat-lb1kp
    @BeReketKelat-lb1kp 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውውውው ወዲ ኤሬይ ጻዕዳ ንገሮም ጹቡቁ ገርካ መን ምኮና አሮትረንክ ኤረትራዊ ኩቡሪ መንነት ምኾኑ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷 እንበሪ ንሳቶም ስ ዶራሪ የዕንቶም ተቀብሮም እዮም!!!

  • @user-nt6dj6dh2t
    @user-nt6dj6dh2t 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷 እወ ተጠንቀቕ 👍

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 4 หลายเดือนก่อน +12

    Sabhiya for Ever awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✊💪

  • @RobelGere-xd3lb
    @RobelGere-xd3lb 4 หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን ሞጎስን ንጀጉ ስዋኣትና🇪🇷ወዲ ዛግር ጅግና ኣብሽርርርርርር

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 4 หลายเดือนก่อน +7

    አንበሳ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👈

  • @Asmerana
    @Asmerana 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኤርትራውነት ጅግና መንነት!💪🏾✊🏽🇪🇷

  • @ww1075
    @ww1075 4 หลายเดือนก่อน +6

    Habrom ❤wedy Eri 🇪🇷 ❤

  • @user-ti6fh4fb9i
    @user-ti6fh4fb9i 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓሽ ትዓወት ትዓወት... ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና. ሕድርኩም ወሪስና ተሰኪና ኢና ቅሰኑ ጀጋኑ ስዋእትና. Eri forever

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e 4 หลายเดือนก่อน +1

    Wwwwwwooo💪ወትሩ🦁 ሃገረይ!!✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hadgumebrehatom7644
    @hadgumebrehatom7644 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣጆካ ወዲ ኢረይ ጸዕዳ አንባሕ በል

  • @elsat792
    @elsat792 4 หลายเดือนก่อน +3

    God, blessed, protect our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ወዲ ዛግር ጸማማት እዮም በጀካ ብሐሶት ስርቅን ካልእ ባህሊ የብሎሙን ሽም ሰሪቆም ምድንጋር አዩ ጀጋኑ ክመስሉ ሸየንቲ አብ ስሪኦም ፈከርቲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷

  • @luulaande5442
    @luulaande5442 4 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤ኣስማዑኦም አስኪ ባዓል መካዕ

  • @akileakile3263
    @akileakile3263 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 4 หลายเดือนก่อน +9

    #EritreaPrevails! ✊🏿🇪🇷🐪

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 4 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea 🇪🇷 for Eritrean 🇪🇷People for ever ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @user-ib4wm4qr1p
    @user-ib4wm4qr1p 4 หลายเดือนก่อน +2

    Tebareku Deki Erey Halalat Amlak bdemu yshfnkum 🙏🙏🙏🙏 hhhhhhh aye we ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈

  • @teklehaymanotfshaye5822
    @teklehaymanotfshaye5822 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኹም ኣብ ጉኖም ኣለና ኒካታተሎም ኣለና ዋልታ ኒባሃል ኣብ ወጻኢ ተሰካሚ ሂድሪ ኪብሪን መስገናን ንስዋትና ኣወት ኒሃፋሽ ❤Er❤❤❤❤❤ Er🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Er

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 4 หลายเดือนก่อน +2

    Lbi ztnkf gtmi wedi zagr jigna wedi halal meriet amlak hagrnan hzbnan serawitnan ybark ajokum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏

  • @tsehayhabtemedhane6519
    @tsehayhabtemedhane6519 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kibrin mogosin Netom Zeyhilelu Serwit Eritrea ❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏👍

  • @Kbri965
    @Kbri965 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዛግራይት ዕድመን ጥዕናን። ጽቡቕን እዋናውን ስራሕ!!!

  • @Haremstudio524
    @Haremstudio524 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajokum Deki Eri,, n Eritrea zdefer lokmaxx dehri hji aykmexeen eu.. Brilliant poem.. Well done 💪💪💪👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 mn kem deki Eri

  • @tsehaitesfai4665
    @tsehaitesfai4665 4 หลายเดือนก่อน +3

    ወዲ ኤሬይ ጡዉሞ ድሀይ ብጣዕሚ ጹቡቕ ግጥሚ ❤🇪🇷🇪🇷💪❤️💪✊✊

  • @motherland1510
    @motherland1510 4 หลายเดือนก่อน +4

    ተዓወት!... ጅግና... ወዲ.. ጀጋኑ ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 4 หลายเดือนก่อน +2

    Eritreawenet kubur mennet❤❤❤

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽ኣድሃ 🇪🇷💖:
    ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዘልኣለም ክብርን ምጎስ ንጀጋኑባ 🇪🇷✊::

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤🇪🇷❤❤❤❤ኤሪትራውነት ኩብር መንነት አለና አብ መትከልና አጆና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kesetehabtetsion236
    @kesetehabtetsion236 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤🎉❤🎉kbri yhabka Andi hager ab metkelu xnuE kem Are. amlak nhagernan hzbna ybark.

  • @bahtagrmay
    @bahtagrmay 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰባት ናይ ብሓቂ ደለይቲ ፍትሒ ተባሂሎም ክፍረዱ እንከለዉ፡ ካልኦት ድማ ናይ ጨቆንቲ ስርዓታት ሓሰውቲ ተባሂሎም ክፍተዉ መጻኢኩምን መጻኢ ስድራ ቤትኩምን ዘሕፍር’ዩ። ህግደፍ ተንኮልኩም ንዓኩም ጥራይ’ዩ ክቀዝፈኩም፥ እንበር ንሕናስ ንስኩምን ሓሶትኩምን ፈንፊናኩም ኢና።

    • @alexgoitom7284
      @alexgoitom7284 4 หลายเดือนก่อน

      ትርጉም ፍትሒ ታይ ምኻኑ ከይፈለጥካ ብዛዕባ ፍትሒ ክትዛረብ ኣገብ ኣይኮነን ኣቦኻ ዝሃነጾ ቤት ኣቐዲምካ ዓቅቦን ኣኽብሮን እንተ ንስኻትኩም ግን ክብርታት ኤርትራውነት ንምትፋእ ዝተዓጠቕኩም ታሪኽ ሕብረተሰብኩም ዘይትፈልጡ ኣብ ዘበነ ጽውጽዋይ እትነብሩ ነዚ ድዩ ፍትሒ ኢልካ ትምድረሉ ዘለኻ ምስ ፍትሒ ብቓል እንበር ትርጉማ ከማን ኣይትፈልጥዋን ኢኹም ዝብሃል እንተለካ ካልእ በል ፍትሒ ኢልካ ኣይትጽሓፍ ይትረፍካ ሲቕ።

  • @gegerbashay719
    @gegerbashay719 4 หลายเดือนก่อน +34

    ዋውውው ናይ ብሓቂ ሓያል ግጥሚ "ተጠንቀቅ" ብኤርትራን ህዝባን ኣይትምጹኡና ትጠንቀቁ ከድዓትን ወይጦታትን ጎረባብትን።

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 4 หลายเดือนก่อน +3

    Eritrea went kubur mennet wow wow assay eritra for ever 💪💪💪💪💪💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹♥️🌹♥️🌹♥️🌹💪👍🌟🌟🙏♥️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ew3fp7po4h
    @user-ew3fp7po4h 4 หลายเดือนก่อน +1

    Zagrayt goyta Gmbar Burie nay bahaki dess tbel

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 4 หลายเดือนก่อน

    አንበሳ ወዲ ዛግር የቀኒየልና አምላክ ይባርካ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪🏾💪🏾💕💕🌷🌷🦁🦁🇪🇷🇪🇷

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 4 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you and all Eritrean people and eritrea 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌

  • @ghenetmebrahtu5491
    @ghenetmebrahtu5491 4 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you wedi jeganu 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏 💖 ♥️ 🇪🇷 ❤️ 👍 🙏

  • @ashagolgol5607
    @ashagolgol5607 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks xubuq sirah
    Kibrin Mogosin Ni Haylitat Mikilkal Eritrea💪💪💪👍👍👍🌷🌷🌷💞💞💞💞

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 እውውወውው ብሓቂ መሳጢ መግለጺ ጆጋንና❤🎉🎉