ቢላደን ዝመራሒኡ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣልቃዒዳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @ሰላምፍቅሪ-ቸ4የ
    @ሰላምፍቅሪ-ቸ4የ 4 ปีที่แล้ว +21

    ጹቡቅ ኣገላልጻ ዘዓርከይ ቡዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ካባኻ ኣጆኻ ቆጽሎ ፍናን ብዓል ድርብ ሓሞት

  • @thomassanckara3352
    @thomassanckara3352 4 ปีที่แล้ว +26

    ፍናን ዓቢ ሰብ ኣብዚ ናብ መንእሰያትና ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ክብሪ ይግብኣካ እዩ እሞ ብስም ተዛራቢ ትግርኛ ምስጋናይ ይብጻሕካ !!

  • @kudsan6873
    @kudsan6873 4 ปีที่แล้ว +5

    ፍናን ጅግና በሎም ጥራይ ኣቃልዓዮም።

  • @freweinimana8474
    @freweinimana8474 4 ปีที่แล้ว +21

    ፍናን ሃወይ ብመጀመራ መደብካ ኩሊ ግዘ አየ ዝከታተሎ ሓንቲ ክብልር ዝደሊ ግን ኤርትራ ቅድሚ ክርስትናን ምስልምናን ትግሪቻ ይብሃሉ ከምዝነበሩ አባ ሃንቲ ማልቲ ኣረዳዮም

  • @shahaysahle6539
    @shahaysahle6539 4 ปีที่แล้ว +2

    Fnan wedi תודה רבה

  • @yoniyoni104
    @yoniyoni104 4 ปีที่แล้ว

    Fnan u r the best media that I flow every day .ty for all info share us .viste us one day @ Isreal thanks

  • @samialzeray7384
    @samialzeray7384 4 ปีที่แล้ว +4

    Welcome fnan hawey qoxilo ajeka 100% like

  • @Daniproduction2025
    @Daniproduction2025 4 ปีที่แล้ว +14

    Like gebru I am the first i love you fnaney

  • @amanmogos4548
    @amanmogos4548 4 ปีที่แล้ว +20

    መርሓባ ፍናንን ኣቦ ትግሪኛ።

  • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ
    @ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan Hawna Enkae Bselam Mexaka. Bruk Kedame Senbet Ygberelna Deki Erey🇪🇷 Amlak Hzbnan Hagerna Ybark!!!

  • @laca9440
    @laca9440 4 ปีที่แล้ว +2

    GELE AYNET TINTANE FNAN, BIZEABA HAXEY HAYLE SILASE NAY ETHIOPIA MERAHI ZINEBEREBA AMIXEALINA THANKS♡♡

  • @natannatan3477
    @natannatan3477 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fani xbuk medeb eyu kab zi nlaeli ktbrte amlak yhagzka nakan mesarhtkan

  • @filmonmersie8180
    @filmonmersie8180 4 ปีที่แล้ว

    Wetreu Belxe Agalalexa Bereka tesesen fenan App 👍👍👍👍👍👍👍

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 4 ปีที่แล้ว +4

    Wellcome fnan፡ ቀዳማይ ሎሚ

  • @zea.6723
    @zea.6723 4 ปีที่แล้ว +2

    Well done Fnan Hawna! Ajoka Ab gonKA alena.

  • @bereketkibrom5258
    @bereketkibrom5258 4 ปีที่แล้ว +3

    Mekesebey natey!!!

  • @josimandontdoitgg2376
    @josimandontdoitgg2376 4 ปีที่แล้ว +1

    First i wanna say you're so smart fnan bro just keep going on so can you please say something about Columbia🇨🇴 next time please 🙏

  • @hararahakote
    @hararahakote 4 ปีที่แล้ว +3

    Fni nay hmamey kef aleka ❤🇪🇷

  • @tesfalemnegash3528
    @tesfalemnegash3528 4 ปีที่แล้ว

    Thank you so much Fnan

  • @wedierey8707
    @wedierey8707 4 ปีที่แล้ว +3

    Well came bro

  • @biniammeron4267
    @biniammeron4267 4 ปีที่แล้ว

    Thanks Keep spreading the message of consciousness our people are waking up !!!!

  • @tesfayguesh5098
    @tesfayguesh5098 4 ปีที่แล้ว +8

    እንዳ ኣልቃዒዳ ዒኪላሎ ዳኣ ኣሰይ ኢሎም ደቂሶም ሓዲሮም ኣይፈልጡን ግን ኣምላክ ካኣ እታ ክፋኣት ግብሮም ሪኡ ዓቅሚ ኣይዓደሎሙን ለካንዶ ኣረሜን ተባሂሎም

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 4 ปีที่แล้ว +3

    Fnan ktirieni dika xenihika hji kenbib xenihe bzabue ab Wikipedia qexlo 👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏 ajoka

  • @loveerena2447
    @loveerena2447 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጥዓሚ ጽቡቅን መሳጥን አካ ተቅርበልና የቅንየልና ፍናን ሓውና ። ብዛዕባ ሕብረት ሶቤት ከኣ'ባ ገለ በለና ብዛዓባ ኣመጻጽኡ ብከመይ ከም ዝፈረሰን።

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว

    እኻዕ ዳሓን መጻእካ Fnan App ❤❤🌹🌷👍👌

  • @davelove3926
    @davelove3926 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcome bro

  • @filimonnoh589
    @filimonnoh589 4 ปีที่แล้ว +1

    nic bro tnx

  • @habtomgeremedhin2888
    @habtomgeremedhin2888 4 ปีที่แล้ว +5

    welcome fnan bro

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 4 ปีที่แล้ว

    መሃሪ መደብ ኣለካ ፍናን ወድ መሬት ሩሑስ ባዓል ናጽነት ደቂ ኤርትራ

  • @robiwedikbrierobiwedikbrie3437
    @robiwedikbrierobiwedikbrie3437 4 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ፍናን ኣቦ ናይ ሕማመይይ

  • @zebibtesfagaber1583
    @zebibtesfagaber1583 4 ปีที่แล้ว +1

    Xubuq srah Fnan nebisi ❤️❤️❤️

  • @simontsige7361
    @simontsige7361 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi nufue 👌✌👂

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 4 ปีที่แล้ว

    Betami subuk midab eyu nihna ka kabzi buzuh ena nimhar

  • @russomhabtu1068
    @russomhabtu1068 4 ปีที่แล้ว +1

    Du bist der beste

  • @berhegebremdihin8262
    @berhegebremdihin8262 4 ปีที่แล้ว +2

    Keep it up bro..

  • @futsumsyum4796
    @futsumsyum4796 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcam bro

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +1

    fani hawey ajoka edmen tianan yhabka fetari

  • @majormajor782
    @majormajor782 4 ปีที่แล้ว +2

    Fnanino💕💕💕

  • @fekeriiyuementey6336
    @fekeriiyuementey6336 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcome.

  • @haylehayle7076
    @haylehayle7076 4 ปีที่แล้ว

    Dankeschön bro

  • @serser6904
    @serser6904 4 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen fnan infothek

  • @wedimhrie5886
    @wedimhrie5886 4 ปีที่แล้ว +3

    እንቅዕ ብሰላም መጽእካ ፋኒ ጅግና።❤💕🥰👍👌

  • @filmonmersie8180
    @filmonmersie8180 4 ปีที่แล้ว

    fenan neqedmit 😍😍😍😍

  • @changeman6774
    @changeman6774 4 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba wedi weldiabweldemariam

  • @eritreanethiopianvideo8271
    @eritreanethiopianvideo8271 4 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba fanan abi seb

  • @godislove9722
    @godislove9722 4 ปีที่แล้ว +8

    Welcome fnan my brothers always you make good job so keep it I am tigrina I am Kristian I am proud of you so jesus krstos bless you .✝️✝️✝️✝️✝️❤❤❤❤💯💯💯💯⛪⛪⛪⛪🤚🤚🤚✝️✝️✝️✅✅✅✔🏩🍇🍎🍈🍅🍉🍌🍍🍓🍺🏝🥯🍔🍟

  • @devimhari6600
    @devimhari6600 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ፍናን ሓውና፡ በቲ ንህዝብና ምንቅቃሕ እትገብሮ ጻዕሪ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ብምቅጻል ኣብዛ ናይ ቢንላድን፡ ኣሜርካ ፖለቲክስ እዮም ድኣ ሰሪሖምሉ እንበር ቢንላድን ነዚ ቪላታት ብፍጹም ኣይተንከፎን፡ ወላ እንተ ደለየ ውን ኣዝዩ ከቢድ እዩ ነዚ ሰብ። ኣሜርካውያን ባዕሎም እዮም ጌሮሞ፡ ኣብትምህርተይ መምህረይ ውን ጽቡቅ መረዳእታ ሂቡኒ እዩ ብዛዕባ እዚ፡ ኣብ ኤርትራ እንከለኩ ግን ብልክዕ ከምዛ ናትካ እየ ዝፈልጣ ዝነበርኩ፡ ጎጉል ውን ብከምኡ እዩ ሰፊሩ ዘሎ።

  • @robeltesfabrhanwediatie6201
    @robeltesfabrhanwediatie6201 4 ปีที่แล้ว +5

    First comment today fnan hawey mehosey wedi kereney

  • @nahomgezai7328
    @nahomgezai7328 4 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍👍💯

  • @kisanetkahsay5129
    @kisanetkahsay5129 4 ปีที่แล้ว +1

    Qexlo zhawey

  • @idrisadem1977
    @idrisadem1977 4 ปีที่แล้ว +2

    Ukwan Muslimen kab Alem ketfu temnitna Eyuo. اللهم انتقم من الخوارج

  • @bebizelenayoabraham1014
    @bebizelenayoabraham1014 4 ปีที่แล้ว +5

    Xubuq agelalxa menesey Fnan kibret yahabka ✌✌✌

  • @wedimahari1222
    @wedimahari1222 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን መደብካ ጽቡቅ እዩ ግን ናይ ኤርትራ ከኣ በለና ብፍላይ ቅድሚ ጥልያን ዝነበረ ታሪክ ምክንያቱ ሀግደፍ በናይ ሓሶት ታሪክ እዮ ምሂርዏ ነዚ ህዝብና

  • @pinkven4537
    @pinkven4537 4 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ከመይ አለኻለይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ

  • @mosimosi5164
    @mosimosi5164 4 ปีที่แล้ว

    Well come bro

  • @loveandpeace1349
    @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว +1

    #ዘይተዓረቕ_ፖሎቲካ_ሃገርና
    ብዙሓት ሰባት ነዚ ዝብዚ ግዜ ተፈጢሩ ዘሎ ዘበነ ንጹርነት ሃይማኖታዊ ቕርጺ ከትሕዝዎ ኢና ንዕዘብ ዘለና ግን ከምኡ ድዩ እስከ ርሑቕ ከይከድና ኣብ ኣርባዓታት ክሳብዚ ዘለናዮ ዝነበሩ ዓበይቲ ፖሎቲካ ሃገርና እንታይ ኢዮም ኢልና ንርአ።
    #ኣርባዓታት #ኤርትራ_ንኤርትራውያን vs #ኣልራቢጣ
    #ሱሳታት #ማሕበርo_ሸውዓተ vs #ጀብሃ
    #ኣብዚህሉው #ኣግኣዝያን vs #ኣክዋን_ሙስሊሚን
    ኢዩ ዘሎ እቲ ጥምጥም እንበኣር እዚ ሃይማኖታዊ ዘይኮነ መንነታዊ ቓልሲ ኢዩ እዛ ኤርትራ ናይ ደቐባት ትግርኛ ድያ ወላስ ናይ ወረርቲ ዓረብ ኢዩ ዘሎ እቲ ቓልሲ ካብ ኣርባዓታት ጀሚሩ ሸኽ እብራሂም ሱልጣን ዝመራሒኡ ኣልራቢጣ ብሓያላት ናይ ኣዕራብ ሃገራት ተሓጊዙ ኤርትራ ናይ ዓረብ ሃገር ኢያ ኢሉ ይቓለስ ኔሩ ኣብቲ ግዜ ዝተስኡ ብዓል ኣቦና ራእሲ ተሰማ ወልድኣብ ወልደማርያም ድማ ኤርትራ ንኤርትራውያን ኢያ ኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ድማ ኤርትራዊ ኢዩ ኢሎም ተቓሊሰሞ እዚ ሰንሰለት ድማ ናብ ጀብሃን ናብ ማሕበር ሸውዓተ ቐጺላ ህዝባዊ ግንባር ዝኾነት ልሒሙ ብዓወት ህዝባዊ ግንባር ድማ ተዛዚሙ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ማለት ናይ ትግርኛ ሃገር ኮይና ሃንደበት ግን ነቲ ናይ ትግርኛ ምንቕስቓስ ዝጨውዩ ሂግደፍ ዝበሃሉ ናይ ትግርኛ ጸጋማውያን ተሲኦም ሓደ ሓበራዊ መንነት ክንሃንጽ ኢና ኢሎም ኣብ ልዕሊ እቲ መሪር ዋጋ ዝኸፈለ ትግርኛ ምጽናት ዓልየት ኣካይዶም ካብዞም ጨካናት ጸጋማውያብ ዝሃደመ ህዝብና ድማ ኣብ ኢድ እቶም ዝተሰዓሩ ጀብሃውያን ኣትዩ ኣኩዋን ሙስሊሚን ብዝበሃሉ ውድብ ክጭፍጨፍ ጸኒሑ ብጸጋማውያን ትግርኛን ብኣኽረርቲ ዓረባውያንን ትግርኛ ቐቢርናዮ እናበሉን ከም ስደተኛ እናርኣይዎን ድማ ማሕበር የሕዋት ኣግኣዝያን በተግ ኢሉ ወጽዩ ሓያል ውዳበ ፈጢሩ ዳግማይ ሰዓራይ ኢድ ሒዙ ከምዝወጽእ ምስ ኣመስከረ ሕጂ ኣስላምን ክርስትያንን እናበሉ የእውዩ ኣለው ግን ከምኡ ኣይኮነን እዛ ሃገር ናይ ዓረብ ክብርታት እትዕቕብ ክንገብራ ኢና ምስ ዝብሉን እዛ ሃገር ናይ ትግርኛ ኣግኣዝያን ክብርታት እትዕቕብ ክንገብራ ኢና ምስ ንብልን ኢዩ ዘሎ እቲ ጥምጥም ፖሎቲካ ዓድና ውን ክሳብ ሕጂ ኣብዚ ኢዩ ዘሎ ነዚ እንተዘይ ፈቲሕና ካብዛ ዕንክሊል ኣይንወጽእን ቑስሉ ክፍውስ ዝደሊ ሕማሙ ክፈልጥ ኣለዎ ናይ ሃይማኖት ዘይኮነ ናይ መንነት ጉዳይ ኢዪ ዘቓልሰና ዘሎ እዛ ሃገር ናይ መን ኢያ

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናነይ ፍናን ህዝቢ ጽቡቅ ኣገላልጻ ወዲ ዓበይቲ ።ሱዳን ብሮኬት እስራኤል ሃሪማታ ነይራ ይዝክር ሽዑ ተኣሲረ ነይረ ደቂ ዳርፉር እሱራት ብጣዕሚ ተሓጊሶም እስራኤል ክብሉ ድቃስ ከሊኦሙና ነይሮም ።

  • @noahdawit9608
    @noahdawit9608 4 ปีที่แล้ว +8

    IS ISLAM IS PEACE
    እስላም ናይ ሰላም ሃይማኖት
    Koran 2:191 "slay the unbelievers wherever find them."
    ቁርኣን 2:191 "ንዘይኣመኑ ኣብ ዝኾነ ቦታ ምስ እትረኽቦም ሰይፎም"
    Koran 3:28 "muslims must not take the infidels as friends."
    ቁርኣን 3፥28 "ኣስላማይ፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ: ኣዕሩኽ ክገብር የብሉን"
    Koran 5:85 "any religion other than islam is not accebtable."
    ቁርኣን 5፥85 "ብዘይካ እስልምና፡ ዝኾነ ዓይነት ሃይማኖት፡ ቅቡል ኣይኮነን"
    Koran 5:33 "malm and crucify the infidels if they criticize islam."
    ቁርኣን 5:33 "ኣብ ሓቀኛ እምነት ንዘይኣምኑ፡ ንእስልምና ዝኸሱ፡ ብኖራን ስቕለትን ቅጽዓዮም"
    Koran 8:12 "terrorize and behade those who believe in scriptures other than the koran."
    ቁርኣን 8፥12 "ካብ ቁርኣን ንላዕሊ፡ ኣብ ቁዱስ መጽሓፍ ንዝኣምኑ፡ ራዕድን ሽበራን የእትወሎም፥ ርእሶም ቁረጾም"
    Koran 8:60 "muslims must muster all weapons to terrorize the infidels."
    ቁርኣን 8፥60 "እስላም፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ ሽበራ ንምግባት፡ ኩሉ ዓይነት ብረት ክመልኩ ኣለዎም"
    Koran 8:65 "the unbelievers are stupid; urge the muslims to fight them."
    ቁርኣን 8፥65 "ዘይኣመንቲ ደናቑር እዮም። ክዋግእዎም ንእስላም ደፋፍእዎም"
    Koran 9:5 "when opportunity arises kill the infidels wherever you find them."
    ቁርኣን 9፥5 "ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ዕድላት ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ቅተሎም"
    Koran 9:30 "the jews and christians are perverts, fight them."
    ቁርኣን 9፥30 "ኣይሁዳውያንን ክርስትያንን ብዕሉጋት(ጽዩቓት) እዮም፡ ተቓለሶም"
    Koran 9:123 "make war on the infidels living in your neighborhood."
    ቁርኣን 9፥123 "ኣብ ጎረባብትኻ ንዘለው፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ተዋግኣዮም"
    Koran 22:19 "punish the unbelievers with garments of fire, hooked iron rods, boiling water, melt their skin and bellies."
    ቁርኣን 22፥19 "ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ክዳውንቶም ኣብ ሓዊ ብምቅጻል፡ ኣብ ጫፉ ዓንቃሪቦ ዘለዎ ሓጺን ዘንጊ፡ ቆርቦቶምን ከብዶምን ብምምካኽ ቅጽዓዮም"
    Koran 47:4 "do not hanker for peace with the infidels; behade them when you catch them."
    ቁርኣን 47፥4 "ሰላም ምስ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ዘይኣምኑ ኣይትተሃንጠ፡ ኣብ ዝሓዝካዮም ግመዶም"
    Fight everyone in the way of allah and kill those who disbelive in allah" mohammed(lbn lshaq 992)
    "ንኹሉ ሰብ መንገዲ ናይ ኣላህ ተቓለሶ፡ ነቶም ብኣላህ ዘይኣምኑ ድማ ቅተሎም።"
    "Allah does not love, those who reject islam" (Qur'an 30:45, 3:32, 22:38)
    "ኣላህ ነቶም ንእስላም ዝነጽጉ ኣየፍቅሮምን እዩ።"
    " I have been commanded to fight against people till they testify that there is no god but allah and that mohammed is a messenger of allah." (Muslim 1:33)
    "ንኣህዛብ ኣላህ እምበር ጣኦት ከም ዘየለ ክሳብ ዝምስክሩ ኣንጻሮም ክትዋግኡን ነቶም መሓመድ ልኡኽ ናይ ኣላህ ምኻኑ ዘይኣምኑን ክትዋግኡ ይእዝዘኩም ኣለኹ።"
    "Stoned women for adultery" (muslim 4206)
    "ንዘማዊት ሰበይቲ ብዳርባ እምኒ ቀተላ"
    " permitted stealing from unbelievers" (bukhari 44:668, Ibn Ishaq 764)
    "ንዘይኣምኑ ክትሰርቕ ፍቑድ እዩ"
    "Permitted lying" (sahih muslim 6303, bukhari 49:857)
    "ክትሕሱ ፍቑድ እዩ"
    "Owned and tradded slaves." (Sahih muslim 3901)
    "ጊልያ ክትውንን፡ ጊልያታት ክትነግድ ፍቑድ እዩ"
    "Beheadded 800 jews men and boys." ( Abu dawud 4390)
    "800 ዝኾኑ ኣይሁድ ሰብኡትን ኣጉባዝን ሰይፍ"
    "Murdered those who insulted him." (Bukhari 56:369, 4:241)
    "ንዝዘለፍዎ ዘበሉ ቀንጽሎም"
    "If then anyone transgresses the prohibition against you, transgresse ye likewise against him" (Qur'an 2:194)
    "ዝኾነ ሰብ ደረትካ እንተ ሰጊርዎ፡ ንስኻ'ውን ከም ግብረ መልሲ ደረቱ ጥሓሶ"
    "Jihad is the way of allah elevates one's position in paradise by hundred fold." (Muslim 4645)
    "ብመንገዲ ናይ ኣላህ ጂሃድ(ቅዱስ ውግእ) ምግባር፡ ኣብ ገነት ዘላካ ቦታ ብሚእቲ ዕጽፊ ክብ የብሎ።"
    "Married 13 wifes and kept sex slaves." (Bukhari 5:268 , Qur'an 33:50)
    "13 ኣንስትን ብዙሓት ናይ ጾታዊ ስምዒት ጊልያታትን ነይረንኦ"
    "Slept with 9 year old child." (Sahih muslim 3309, bukhari 58:236)
    "ምስ ጋል 9 ዓመት ህጻን ርክብ ግብረ ስጋ ፈጺሙ"
    "Ordered the murder of women." (Ibn Ishaq 819, 995)
    "ንሰበይቲ ክትቀትል ፍቑድ እዩ።"

    • @MDFQN
      @MDFQN 4 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ዩ copy paste ተደጌርካዮ ብፍላይ cheak እንዳገበርካ ኣምቢብካ ከተረጋግጾ ተፈቲንካ ንዓካ ክጠቅመካ ዩ

    • @ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
      @ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ 4 ปีที่แล้ว

      Wedi shormuta nejis gda eti mexhaf natka deytzarebelu kafir wahid 🖕🖕🖕🖕🖕🖕

    • @ወዲኣፌ
      @ወዲኣፌ 4 ปีที่แล้ว +5

      Nay selam kea yblu ya kkkk ab alem kem aslamay gieru zexlaeni yelen were anes tnkola koynu eu zsmaeni fo🤔

    • @amannegash7503
      @amannegash7503 4 ปีที่แล้ว +2

      Ezi tray dika teredika kab Quran kulu kab out of context awsika seb ketemen mftnaka abeyenay denqurna kemzelka ika teragagxeley zelka ember ab lili 1.8 billion Muslim tekebibka ezi kulu zgelxkayo ksab hji bhiwet ktnebr kee aygermekan do?

    • @ወዲኣፌ
      @ወዲኣፌ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@amannegash7503 Akmi sienkum mber dengixkum do kkk

  • @adonaytewelde9733
    @adonaytewelde9733 4 ปีที่แล้ว

    kendey gezie degimkyo arkey natey

  • @sarasolomon2169
    @sarasolomon2169 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam Fnan app bzaeba ntay Blackpink dea gele zeytbluna 💯🙏

  • @መጨረሻይኣጸብቀለይ
    @መጨረሻይኣጸብቀለይ 4 ปีที่แล้ว

    ✔✔✔✔💪💪💪💪💪❤❤

  • @meda7695
    @meda7695 4 ปีที่แล้ว +2

    Belom tray fnna Wedi we love u

  • @samisisu4571
    @samisisu4571 4 ปีที่แล้ว

    Agazian forever

  • @anesinglawi7950
    @anesinglawi7950 4 ปีที่แล้ว

    Hawey natey shemdidnayo ko kalie amxie aytrebshena entay aslam aslam miti gzie

  • @መንነትትግርኛ
    @መንነትትግርኛ 4 ปีที่แล้ว +5

    ህዝቢ ትግርኛ ካብ ኤርትራውነት ዝብሃል ሓሳብ ክንወጽእ ኣለና እዛ መሬት ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ናይ ህዝቢ ግእዝ ወይ ህዝቢ ትግርኛ እያ ሎሚ ብስም ኤርትራውነት ንራሻይዳ ንሕዳርብ፡ ንዓፋር,ንሳሆ ተዓዲላ ትግርኛ ጸኒቱ ዓቢ ሃጓፍ ተፈጢሩ ኣሎ

  • @yafetteclom7336
    @yafetteclom7336 4 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @semerehabtom5986
    @semerehabtom5986 4 ปีที่แล้ว +4

    Well come fani man💪

  • @nftv542
    @nftv542 4 ปีที่แล้ว

    Abzia hanti hasab kbeka fnan .
    Ab alemna kndey hagerat eyen mesmer mallet internet zeyblen keteqrbelna mdeleku ..
    Eritrea hawiska mallet yu

  • @wediadikala1245
    @wediadikala1245 4 ปีที่แล้ว

    Lidya tewelde kab London ala ketebryeka msaka asrhaya fnan asli bzterefe kexlo xubuk medeb

  • @habtosoynsamuel1452
    @habtosoynsamuel1452 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan bravo

  • @adnaqimerebestifanos7078
    @adnaqimerebestifanos7078 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan kem wetru bulux ezi nana ytkm u elka keythalelka tkobro zeleka nay bhaki kbret ygbaka u yekenyelna kubur hawey

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 4 ปีที่แล้ว +4

    ሎምስ በዚሑና እኮ ኩሉ ግዝየ ብዛዕባ ሽበራውያን ጥራሕ ጽልኢ ኣስላም ድዩ ወላ እንታይ ምርዳእ ኣብዩና እንተኪልካ ካኣ ብዛዕባ ኤኮኖሚ & ቢዝነስ ገለ ኣቅርበልና ምስ ሙሉእ ኣክብሮት

  • @samuelrozinawi4417
    @samuelrozinawi4417 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba fnan habibi

  • @bernolove8820
    @bernolove8820 4 ปีที่แล้ว

    Kereneyy nafikake enbr kabki do yefila

  • @yuelyuel7692
    @yuelyuel7692 4 ปีที่แล้ว +3

    Xebuq srah fananey shkorrr kexlo trah bzuh temahrina blux menesey edmen tenan yhabka zwedey

  • @samidc9512
    @samidc9512 4 ปีที่แล้ว

    Fini bro qexlo

  • @mohamedabdalla8793
    @mohamedabdalla8793 4 ปีที่แล้ว +1

    hanti mealti dima nay haile silase kemu ewun nay hase yuhanis amxeelna hakena ente kunka

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  4 ปีที่แล้ว

      ናይ ግራኝ ከ ረሲዕካዮ

  • @robikasko4754
    @robikasko4754 4 ปีที่แล้ว

    🏆

  • @wedikeshi2967
    @wedikeshi2967 4 ปีที่แล้ว +1

    Fanan xebuk medeb eka tekreb gen buzuhat jeganu alwuna eom nabom gexka tetbel xebuk neru just reto eu with thankfully

  • @amirtsadu0269
    @amirtsadu0269 4 ปีที่แล้ว

    Bteimi eti ab lielkan chanelkan zlena tixibet falitka zeigeb serah midlawka bteimi nmsgen kubur haw fnan

  • @loveandpeace1349
    @loveandpeace1349 4 ปีที่แล้ว +1

    ሓደ ፖሎቲከኛን ፍላስፋን ኤርትራዊ ጸሓፊ ንኤርትራዉያን ክገልጸና ኮሎ፥-
    "ኤርትራዉያን ኣብ መኣዲ ብሓንሳብ ሓቢሮም ተፋቒሮም እዮም ዝበልዑ የዋሃትን ርህሩሃትን ኮይኖም ሓዎምን ሓፍቶምን ዝፈትዉ እዮም ድሕሪ እታ መኣዲ በሊዖም ምስ ወድኡ ግን ኣብ ዛዕባ ፖሎቲካ ሃገሮም እንታይ ፖሎቲካዊ ስትራተጂ ሒዞም ይቃለሱ ሓቢሮም ክሰማምዑ ኣይክእሉን እዮም እዚ ከኣ ካብ ፖሎቲካዊ ሕጽረት ተሞክሮን ድሕረትን ድንቁርናን ዝብገስ ኮይኑ ስትራተጂካዊ ጸላኢኦምን ስትራተጂካዊ ፈታዊኦምን ኣለልዮም ስለ ዘይፈልጡ እዮም" ክብል ይገልጸና፥---
    ኣብ ፖሎቲካ ስትራተጂካዊ ፈታዊኻን ወይ መሓዛኻን ስትራተጂካዊ ጸላኢኻን መሚኻ ዘይትፈልጥ ተኾንካ ነቲ ስትራተጂካዊ ጸላኢኻ ከም ስትራተጂካዊ ፈታዊኻ ነቲ ስትራተጂካዊ ፈታዊኻ ከኣ ከም ስትራተጂካዊ ጸላኢኻ ስለ ትጥምቶን ትሕዞም ግዳይ ሕልኽላኽ ፖሎቲካ ጸላእትኻ ትኸዉን ማለት እዩ።እዚ እዩ ገጢሙና ዘሎ ኤርትራዉያን።
    ኣብዛ ዓለም ስትራተጂካዊ ፈታዉን ሓዉን ኤርትራዉያን እንኮ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ እዩ።ስትራተጂካዉያን ጸላእትና ከኣ ምስፍሕፋሕ ዓረብን ዓረባዉነትን እንኮላይ ምስፍሕፋሕ ኣምሓራን ኣምሓራዉነት ኣንድነታዉነት እዩ።እቲ ዝዓበያ ስትራተጂካዊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ህግደፍን ህግደፋዉነትን እዩ።
    ብደረጃ ዉድብ ተምጺና ከኣ ስትራተጂካዉ መሓዛ ቃልሲ ኤርትራዉያን እንኮ ዉድብ ህዉሓት እዩ።ህዉሓት በጃካ እቲ ኣብ 17 ዓመት ቃልሱ ከቢድ መስዋእቲ ኣብ ናቕፋን ሰላሕታ ወራርን ዝኸፈሎ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ ዝኸፍሎ ዘሎ ከቢድ ስነ ኣእምራዊ ኩናት ንምዕቃብ ልእላዉነት ኤርትራ ይኸብድ።
    ኣምሓራይ ትግራይ ረጊጹ ቀይሕ ባሕሪ ክቆጻጸር ስለ ዝይከኣለ ህዉሓትን ህዝቢ ትግራይን ብፍጹም ብልእላዉነትን መስልን ህዝቢ ኤርትራ ዋጋ ዕዳጋ(compromise) ስለ ዘይገብሩ ንኣምሓራይ ቀንዲ ጸላኢኡ ህዉሓትን ህዝቢ ትግራይን እዩ።ተወሳኺ እቶም ብሃገራዊ መንነት ዓረብን ዓረባዉነትን ዝተጸለሉ ደቂ ዓድና ንህዉሓትን ህዝቢ ትግራይን ኣምሪሮም ዝጸልኡሉ ምኽንያት ጣልቃ ሃገራት ዓረብ ኣብ ኤርትራ ብህዉሓትን ህዝቢ ትግራይ ብፍጹም ተቀባልነት ስለ ዘይብሉን እንተፈቲነን ዉን ኤርትራ መቃብር ሃገራት ዓረብ ከምትኸዉን ኣንዳዕዲዖም ስለ ዝፈልጡ እዩ።ስለዚ ህዝቢ ትግራይን ህዉሓትን ንስለ ልእላዉነት ኤርትራን ህላወ ህዝቢ ኤርትራን ክብሉ ከበድቲ ጸላእቲ ኣለዉዎም ማለት እዩ።ንስለናን ንስለ ልእላዉነት ሃገርናን ክብሉ ከቢድ መስዋእቲ ይኸፍሉ ኣለዉ ማለት'ዩ።
    ምስ እዚ መጽዩ ዘሎ ሓድሽ ፖሎቲካዊ ለዉጢ ኢትዮፕያ ኤርትራዉን ብግቡእ ኣስተዉዕልና ምስ ስትራተጂካዊ ፈታዊናን መሓዛ ዉድብ ህዉሓትን ሓው ህዝቢ ትግራይን ተዘይተሰሊፍና እቶም ቀንዲ ግድያት ናይዚ ሃልሃልታ ሓዊ ፖሎቲካ ኢትዮፕያን ጅኦፖሎቲክ ቀርኒ ኣምሪቃን ንኸዉን ንሕና ኤርትራዉያን ኢና።ብዓብኡ ልዕሊ 4ተ መዓስከራት ኤርትራዉያን ተድኩነን ዘለዋ ኣብ ትግራይ እየን።ልዕሊ 100ሽሕ ህዝብና ዉን ኣብአን ኣሎ፥ስለዚ እዚ ቁጽሪ ምስ፡ዝብተን እንታይ ክስዕቦ ኣብ ክነብር? እንታይ ዉሕስነት ክህልዎ ይኽእል ገምቱ።ልዕሊ 100ሽሕ ህዝብና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሎ እዚ ማለት ፖሎቲካዊ ልዕልና ተጋሩ ኣብ ኢትዮፕያ ምስ ዝዳኸምን ወይ ምስ ዝሰዓር ኤርትራዉያን ልክዕ ከም ኣይሁዳዉን ሆሎካስት ዝፍጸመሎም ናይ መጀመርያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብኣምሓሩ ክኸዉን እዩ።
    መዓስ እዚ ጥራይ እቲ ቀንዲ ስትራተጂካዊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍን ህግደፋዉነትን ምናልባት ንነዊሕ ዓመታት ክሳብ ጠቅሊሉ ዘጥፍኣና ኣብ ስልጣን ተኾይጡ ክነብር እዩ if ህዉሓትን ህዝቢ ትግራይን ኣብ ፖሎቲካ ኢትዮፕያን ቀርኒ ኣፍሪቃን ተዳኺሞም።ስለዚ ንህላወናን ልእላዉነት ሃገርናን ክንብል ጥራይ ዘይኮነስ ብዓቢኡ ንመንነትናን፡ቋንቋናን፡ባህልናን፡ስልጣኔና፡መሬትናን፡ስርዓተ ክብርናን፡ክንብል ምስ ስትራተጂካዊ መሓዛ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ሓዉና ህዝቢ ትግራይን ክሳብ ዓወት ክንስለፍን ንባዕልና ክንብል ከቢድ መስዋእቲ ዝሓትት እንተኾነ ዉን ክንከፍል ድልዋት ንኹን።

  • @ilikehabshha5672
    @ilikehabshha5672 4 ปีที่แล้ว +4

    Xbukn xfufun srah qexlo. gn ab seli neti thzto zenxebarq gbero

  • @alemsegedgebrezgabihier3022
    @alemsegedgebrezgabihier3022 4 ปีที่แล้ว

    Selam 10x bro, but I have a question please don't to be 100 percentage in western countries.

  • @shahaysahle6539
    @shahaysahle6539 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan hawey kemey eu z corona nxelemti nmgudal eu temahizu yble abrhalna ba zia fnan bor

    • @tekliazeregabir1159
      @tekliazeregabir1159 4 ปีที่แล้ว

      Entay zifelto alewo dea bizaeba corona kebrihalka professor mesilka tera seb ekoyu kemaka

    • @adnaqimerebestifanos7078
      @adnaqimerebestifanos7078 4 ปีที่แล้ว

      ba anta kbretey nabey gexka eka tkeyd zeleka europawiyan and chainawiyan xelemti dyom ezi hmama bamlak zwerede u bsenki hatyatna ente kielka xolet gber seb akmi yeblun kmhrn kqetln

    • @ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
      @ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkk arku ajoka 🤣

  • @YONAS.REALTOR
    @YONAS.REALTOR 4 ปีที่แล้ว

    Keep bringing the truth Fani, those who don’t wanna know the truth close ur dumn ears

  • @wedibelih7205
    @wedibelih7205 4 ปีที่แล้ว +5

    እዞም Dislike ዝገብሩ ዘለዉ,ኸ ኣልቃዒዳ'ዶ ንበሎም⁉️

    • @tekleyemanegash8739
      @tekleyemanegash8739 4 ปีที่แล้ว

      ኣልቃዒዳ ትግርኛ ዝሰምዑ

    • @AfeBrown
      @AfeBrown 4 ปีที่แล้ว +1

      Wedi Belih 😂😂😂

    • @filifili1592
      @filifili1592 4 ปีที่แล้ว +1

      ማእሙና እንታይ ሕቶ ደሊካሉ

  • @tekliazeregabir1159
    @tekliazeregabir1159 4 ปีที่แล้ว +4

    Lomis sakit koynu medebatka ezi mehari aykonen kalie niseb kimihir zikiel akribelna enber mojahadin do daesh do tiray koynu medebka

  • @ጪዋ
    @ጪዋ 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezom nay Sudan jihad keA gele belena ?

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢሰያስ ብ 20,000,000 ኣይመን ብ 25,000,000 ተዓወት ።

  • @sahoarcheology483
    @sahoarcheology483 4 ปีที่แล้ว

    What is the cause of islamophobia and its goal?
    What could be effect of islamophobia in multicultural and religous society?

  • @ambestewelde374
    @ambestewelde374 4 ปีที่แล้ว

    Finan jigna nay tigrina

  • @eritreaforeritreanonly4280
    @eritreaforeritreanonly4280 4 ปีที่แล้ว +1

    Proud to USA

  • @robelsimon5814
    @robelsimon5814 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay hagerna kea amxalna sersirka mes Ethiopia zgebrwo zelwu nay biladin halifu eyu tarih koynu gn axelaekwon tkone nay Eritrea tegberna yhsena bdhru zkone mekone respect Moslim respect my religion Christian Amen.

  • @vivilala9115
    @vivilala9115 4 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ ሕልሚ ድንቁርና ኣልቃዒዳ ያኢ ዓለም ቁሸት ጎሮማ ሲ ኢስላማዊ እምነት ክገብርዋ? ? ቅቅቅ

  • @ebrahimeman357
    @ebrahimeman357 4 ปีที่แล้ว

    Mechem radio Rwanda endeka kabu zefeli welahanti yebelkan. Belandin ka meblei enjera koineka alo leli ne alkaida neaka u arbehika genzeb tarelu aleka. Eta akmeka nesa ya beka xehuf menbab. Etom tegoteti dimorkiyo agazian ka hezatekum nabey ya ketbexeh we will see

    • @filifili1592
      @filifili1592 4 ปีที่แล้ว

      Ihi entay ኣሕመመካ እስከ ሕጂ መልሰለይ ዝኾነ ኣስላማይ ክልዓል የብሉን ነሕማቅ ድገብር ዳኣ ክፍለት ኣሎዎ እምበር ዶስ ካብኣቶም ስለ ዝኾንካ ኢካ

    • @ebrahimeman357
      @ebrahimeman357 4 ปีที่แล้ว

      Beredit ember be smit aytekid hdie elka hseb

    • @filifili1592
      @filifili1592 4 ปีที่แล้ว

      @@ebrahimeman357 ala eska terdni eye tezaribeka detbhalkyo meles entezey koynu kabatom mekanka eika tengrni delka

  • @selimibrahim7872
    @selimibrahim7872 4 ปีที่แล้ว

    Fnan dea enty tekwen zeli nay hade aslmay comment ayrkun?

  • @Sportስፖርት
    @Sportስፖርት 4 ปีที่แล้ว

    Fnan app ንመንእሰያት ንምንቃሕ ትገብሮ ዘለካ መደባት ከየድነቅኩካ ኣይተረፍኩን፡
    ብዛዕባ ሓጺር ትንተና ውድድር ቡንድስሊጋ ዝድህስስ መደብ ክትዕዘቡ ምስ ትደልዩ፡
    th-cam.com/video/F2AitTPI5U0/w-d-xo.html

  • @filimondawit9797
    @filimondawit9797 2 ปีที่แล้ว

    medebatka lieli manm bitaemi eyu des zebil bizaeba rusia ukraene kea hadish meglexi asmiana

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 ปีที่แล้ว

    Omar al-Bashir is not ASLAMAWI he is metelali, theif. Main player in black market.
    Please call things by their real names.
    ASLAMAWI IS KUBUR MENINET.

  • @alisali7067
    @alisali7067 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome