ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤❤❤❤❤
Zemarie melaekt yesmalna Amen!
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
amen amen amen zmare melaektin yasemalin menigste semayatin yawarsilin bedma betsega yitebksh
Bekal kidanki
ብስም ኣብ፥ ወወልድ፥ ወመንፍስ ቅዱስ፥ ኣሓዱ ኣምላኽ፥ ኣሜን³! ክርስቶስ ሰምራ፥ 2.1.2025.15.39."ብቓል ኪዳንኪ ተመሕጺነ፥ ስምኪ ጸዊዐ ካብ ሞት ድሒነ፥ካብ ሕጂ የሎን ሽግር መከራ፥ንዓኺ ሒዘ ክርስቶስ ሰምራ፥ ክርስቶስ ሰምራ፥ ረዳኢተይ ኣማላዲተይምሕረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧ (2)ነብሰይ ተማሪኻ ብዜና ገድልኺ!ተኣምርኪ ሰሚዓ ኣድንቓ ክብርኺ፥ብሓያ ኪዳንኪ ካብ ሞት ተናግፊ፥ ንሓጥእ ደጊፍኪ ካብ ሲኦል ተትርፊ፥ክርስቶስ ሰምራ ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥ምኽረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧ናይ ምሕረት ልማኖ መሊኡ ልብኺ!ምሕረት ንጸላኢ ካብ ጎይታ ለመንኪ፥ከምዚ ዝለመነ ኣብ ምላእ ዘመና፥ከቶ ኣይሰማዕናን ኦ ቅድስቲ ኣዲና፥በትረ ማርያም ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥ምሕረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧ፍጹም ደምሲስክዮ ናይ ጸላኢ ውዲት፥ብጽኑዕ ትሕትና ብስግደት ብጸሎት፥ዳግም ምስ ሚካኤል ንሰይጣን ስዒርኪ፥ካብ ልዑል ፈጣሪ ኣኽሊል ተቐቢልኪ፥ክርስቶስ ሰምራ ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥ምኽረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧መንፈሳዊት ኣደ ኲሉ እተስምሪ!መታን ከይተርፈክ'ስ ንጎይታ ኣዘክሪ!፧ከምቶም ኣቦታተይ ናባኺ ኣንቃዕሪረ፥ምሕራት ውን እጽበ ኪዳንኪ ዘኪረ!❤በትረ ማርያም ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥ምሕረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧ ናብ ቤታ፥ (ቅዱስ መቓብራ) ከይደ ንኽሳለም ምእንታይ፥ ጸልይለይ!፧ ኣብታ ዘለኹማ ኰይንኩም፥ ንኽርስቶስ ሰምራ፥ ከምዚ በልዋን፧ "ወዲኺ (ሮቤል) እጽውዓኪ (እደልየኪ) ኣሎ እሞ፥ ስምዕዮ!፧ ናብ ቅዱስ መቓብርኪ ኣብጽሕዮ!፧" በልዋ፥ ሓጎዝኒ፧ ስለ ሓጎስኩም የመስግን❤!!!! ወስብሃል ለእግዚኣብሔር፥ወለወላዲቱ ድንግል፥ወለመስቀሉ ሓያል፥ኣሜን³!❤
Amen zmare melakt yesmalna
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen Kalu hiwet yesimealn
Zimare melaekti yesmealna
Zmare melaekti yesmealna!
Zmare melakt yesmalna
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤❤❤❤❤
Zemarie melaekt yesmalna
Amen!
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
amen amen amen zmare melaektin yasemalin menigste semayatin yawarsilin bedma betsega yitebksh
Bekal kidanki
ብስም ኣብ፥ ወወልድ፥ ወመንፍስ ቅዱስ፥ ኣሓዱ ኣምላኽ፥ ኣሜን³!
ክርስቶስ ሰምራ፥ 2.1.2025.15.39.
"ብቓል ኪዳንኪ ተመሕጺነ፥
ስምኪ ጸዊዐ ካብ ሞት ድሒነ፥
ካብ ሕጂ የሎን ሽግር መከራ፥
ንዓኺ ሒዘ ክርስቶስ ሰምራ፥
ክርስቶስ ሰምራ፥ ረዳኢተይ ኣማላዲተይ
ምሕረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧ (2)
ነብሰይ ተማሪኻ ብዜና ገድልኺ!
ተኣምርኪ ሰሚዓ ኣድንቓ ክብርኺ፥
ብሓያ ኪዳንኪ ካብ ሞት ተናግፊ፥
ንሓጥእ ደጊፍኪ ካብ ሲኦል ተትርፊ፥
ክርስቶስ ሰምራ ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥
ምኽረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧
ናይ ምሕረት ልማኖ መሊኡ ልብኺ!
ምሕረት ንጸላኢ ካብ ጎይታ ለመንኪ፥
ከምዚ ዝለመነ ኣብ ምላእ ዘመና፥
ከቶ ኣይሰማዕናን ኦ ቅድስቲ ኣዲና፥
በትረ ማርያም ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥
ምሕረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧
ፍጹም ደምሲስክዮ ናይ ጸላኢ ውዲት፥
ብጽኑዕ ትሕትና ብስግደት ብጸሎት፥
ዳግም ምስ ሚካኤል ንሰይጣን ስዒርኪ፥
ካብ ልዑል ፈጣሪ ኣኽሊል ተቐቢልኪ፥
ክርስቶስ ሰምራ ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥
ምኽረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧
መንፈሳዊት ኣደ ኲሉ እተስምሪ!
መታን ከይተርፈክ'ስ ንጎይታ ኣዘክሪ!፧
ከምቶም ኣቦታተይ ናባኺ ኣንቃዕሪረ፥
ምሕራት ውን እጽበ ኪዳንኪ ዘኪረ!❤
በትረ ማርያም ረዳኢተይ ኣማላዲተይ፥
ምሕረት ለምኒ ካብ ኣምላኸይ!፧
ናብ ቤታ፥ (ቅዱስ መቓብራ) ከይደ ንኽሳለም ምእንታይ፥ ጸልይለይ!፧ ኣብታ ዘለኹማ ኰይንኩም፥ ንኽርስቶስ ሰምራ፥ ከምዚ በልዋን፧ "ወዲኺ (ሮቤል) እጽውዓኪ (እደልየኪ) ኣሎ እሞ፥ ስምዕዮ!፧ ናብ ቅዱስ መቓብርኪ ኣብጽሕዮ!፧" በልዋ፥ ሓጎዝኒ፧ ስለ ሓጎስኩም የመስግን❤!!!!
ወስብሃል ለእግዚኣብሔር፥
ወለወላዲቱ ድንግል፥
ወለመስቀሉ ሓያል፥
ኣሜን³!❤
Amen zmare melakt yesmalna
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen Kalu hiwet yesimealn
Zimare melaekti yesmealna
Zmare melaekti yesmealna!
Zmare melakt yesmalna