MT- |||ካልአይ ክትውለዱ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ ኣይትገረም!!! ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ስላሴ ዓዲ ንፋስ (ዞባ ማእከል)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2024
  • ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መደብና እዚ እነእትዎ ቪድዮታት ንዝዓበኽምሉን ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ በዓላት ብምኻድ በረኸት ትሳተፍሉ ዝነበርኩም ኣድባራት እዩ። ነዚ ቪድዮታት ምስ ረኣኽሞ ድማ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን ዝጎደለ ዝረኣኽሞ እግዚአብሔር ብዘብርሃልኩም መሰረት በብወገንኩም፡ ምስቲ ናይቲ ደብሪ ኣማሕደርቲ ብምርኻብ ዘድሊ ሃጓፋት ንምምላእ ዝዓለመ ርክብ ንኽትገብሩ እዩ። እግዚአብሔር ሓይሉ ይሃበና።

ความคิดเห็น • 3

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 10 หลายเดือนก่อน

    ዓዲ ኣቦታተይ ቤተይ ❤❤❤❤❤

  • @adamgrmay1698
    @adamgrmay1698 ปีที่แล้ว

    kale hiwet yesmlana tm qexlwo

  • @nahommichael4097
    @nahommichael4097 ปีที่แล้ว

    Biet Aboy