Mahtote Tbeb
Mahtote Tbeb
  • 35
  • 65 263

วีดีโอ

MT|| Eritrean orthodex tewahdo Mezmur (መራሒት ናብ ጽድቂ)ናርዶስ ዮሴፍ Nardos Yosief
มุมมอง 16311 หลายเดือนก่อน
ዝኽበርኩም ተኻታተልትና ንዝተፈላለየ መንፈሳዊ ኣገልግሎት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ርኸቡና። email - mahtotetbeb@gmail.com tele - 07222491
MT|| ድንግል ማርያምስ ዓሪጋ !! ሔዋን ከ፧ @DebeseyOrthodoxMezmur @dnkuanhagos4726
มุมมอง 103ปีที่แล้ว
MT|| ድንግል ማርያምስ ዓሪጋ !! ሔዋን ከ፧ @DebeseyOrthodoxMezmur @dnkuanhagos4726
Eritrean orthodex tewahdo Mezmur፣( ተስፋ ኣይቆርጽን) ብዘማሪ በረኸት ብርሃነ @-mahtot @DebeseyOrthodoxMezmur
มุมมอง 434ปีที่แล้ว
ዝተፋላለየ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል subscribe ብምግባር ተኻታተልትና ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም!!
MTII Eritrean orthodex tewahdo mezmur KBREY REMIX MEZMUR ክብረይ ብዘማሪት ሰዛን ሓዱሽ 2023
มุมมอง 736ปีที่แล้ว
ክብረይ ብሱዛን ሓዱሽ (ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር)
MT|| ክብረ በዓል አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ አብ ከተማ ኽሮኒንገን ሆላንድ (2023)
มุมมอง 223ปีที่แล้ว
MT|| ክብረ በዓል አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ አብ ከተማ ኽሮኒንገን ሆላንድ (2023)
MT||ምስባክ መዝሙረ ዳዊት ዘምኲራብ(እስመ ቅንዓተ ቤትከ) 2023 ፈ.
มุมมอง 94ปีที่แล้ว
MT||ምስባክ መዝሙረ ዳዊት ዘምኲራብ(እስመ ቅንዓተ ቤትከ) 2023 ፈ.
MT||ምስባክ መዝሙረ ዳዊት(ዘቅድስት) እግዚአብሔር ሰማያተ ገብረ።
มุมมอง 123ปีที่แล้ว
MT||ምስባክ መዝሙረ ዳዊት(ዘቅድስት) እግዚአብሔር ሰማያተ ገብረ።
MT||ምስባክ መዝሙረ ዳዊት (ዘወረደ) 1ይቲ ሰንበት።
มุมมอง 98ปีที่แล้ว
MT||ምስባክ መዝሙረ ዳዊት (ዘወረደ) 1ይቲ ሰንበት።
MT|| ዕረፍለይ ልበይ Er. ortodox tewahdo mezmur.@eriorthodox @DebeseyOrthodoxMezmur @mahberemariamisrael
มุมมอง 433ปีที่แล้ว
MT|| ዕረፍለይ ልበይ Er. ortodox tewahdo mezmur.@eriorthodox @DebeseyOrthodoxMezmur @mahberemariamisrael
MT|| ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ (Eritrean orthodex tewahdo mezmur) @DebeseyOrthodoxMezmur @tewahedoyeti
มุมมอง 247ปีที่แล้ว
MT|| ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ (Eritrean orthodex tewahdo mezmur) @DebeseyOrthodoxMezmur @tewahedoyeti
MT|| ስርዓተ ቃል ኪዳን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ኪዳነ ምሕረት ሓደግቲ. Eritrean orthodex tewahdo wedding ceremony.
มุมมอง 263ปีที่แล้ว
MT|| ስርዓተ ቃል ኪዳን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ኪዳነ ምሕረት ሓደግቲ. Eritrean orthodex tewahdo wedding ceremony.
MT|| ሓገዝ ንህንጻ ቤተ ክርስቲያን ሰማዕት ቅድስት ድምያና ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝተዳለወ ፍሉይ መንፈሳዊ መደብ.
มุมมอง 114ปีที่แล้ว
MT|| ሓገዝ ንህንጻ ቤተ ክርስቲያን ሰማዕት ቅድስት ድምያና ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝተዳለወ ፍሉይ መንፈሳዊ መደብ.
MT|| Eritrean orthodex tewahdo Mezmur.(አባ ዘሚካኤል አረጋዊ) ብዘማሪ ኣቤል ሰመረ (ታሕሳሥ 2022 ፈ.)
มุมมอง 376ปีที่แล้ว
MT|| Eritrean orthodex tewahdo Mezmur.(አባ ዘሚካኤል አረጋዊ) ብዘማሪ ኣቤል ሰመረ (ታሕሳሥ 2022 ፈ.)
MT|| ስርዓተ ጥምቀት ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ሓሊበት Asmara. Eritrean orthodex tewahdo baptism ceremony.
มุมมอง 215ปีที่แล้ว
MT|| ስርዓተ ጥምቀት ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ሓሊበት Asmara. Eritrean orthodex tewahdo baptism ceremony.
MT|| (ልግሲ ረዛን ዕለት) New Eritrean Orthodex tewahdo Mezmur ብተመስገን ወልደ ትንሳኤ @ MAHTOTE TBEB TUBE 2022
มุมมอง 583ปีที่แล้ว
MT|| (ልግሲ ረዛን ዕለት) New Eritrean Orthodex tewahdo Mezmur ብተመስገን ወልደ ትንሳኤ @ MAHTOTE TBEB TUBE 2022
MT|| ሰንበተ ክርስቲያን፣ ኣብ ደብረ ኤፍራታ ልደታ ማርያም ወቅዱስ ዑራኤል ቤተ ክርስቲያን ቀሓውታ - LDETA MARYAM KEHAWTA-
มุมมอง 220ปีที่แล้ว
MT|| ሰንበተ ክርስቲያን፣ ኣብ ደብረ ኤፍራታ ልደታ ማርያም ወቅዱስ ዑራኤል ቤተ ክርስቲያን ቀሓውታ - LDETA MARYAM KEHAWTA-
MT|| መኣዝን ሓቂ ( New Eritrean Orthodex Tewahdo Mezmur Meazn Haqi ) ማህቶተ ጥበብ 2022
มุมมอง 1.6Kปีที่แล้ว
MT|| መኣዝን ሓቂ ( New Eritrean Orthodex Tewahdo Mezmur Meazn Haqi ) ማህቶተ ጥበብ 2022
MT || ስሌና ንብዒ ጽዮን (New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur Sleana Nbei Tshion) 2022.
มุมมอง 14Kปีที่แล้ว
MT || ስሌና ንብዒ ጽዮን (New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur Sleana Nbei Tshion) 2022.
MT||ሰንበት ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረት ሰምበል ኣስመራ Debre Genet Eritrean orthodex tewahdo church sembel
มุมมอง 1.3Kปีที่แล้ว
MT||ሰንበት ኣብ ቤተ ክርስቲያን ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረት ሰምበል ኣስመራ Debre Genet Eritrean orthodex tewahdo church sembel
MT|| ዝነፈሰ ንፋስ ኣይውሰድካ Eritrean orthodex tewahdo Mezmur Adi Bari Mendefera 2022) ቤ/ት/ሰ/ደ/ቤ/ኢየሱስ ዓዲ ባሪ
มุมมอง 12Kปีที่แล้ว
MT|| ዝነፈሰ ንፋስ ኣይውሰድካ Eritrean orthodex tewahdo Mezmur Adi Bari Mendefera 2022) ቤ/ት/ሰ/ደ/ቤ/ኢየሱስ ዓዲ ባሪ
MT||| ሰንበት ኣብ ቤተ ክርስቲያን ልደታ ማርያም ወቅዱስ ኡራኤል ቀሓውታ part 1 (Eritrean orthodex tewahdo Kehawta Asmara)
มุมมอง 12Kปีที่แล้ว
MT||| ሰንበት ኣብ ቤተ ክርስቲያን ልደታ ማርያም ወቅዱስ ኡራኤል ቀሓውታ part 1 (Eritrean orthodex tewahdo Kehawta Asmara)
MT|| ናይ ዕለቱ ትምህርቲ "ብመም ክነፈ ርግብ ማርቆስ) አብ ክብረ በዓል አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ጎዳይፍ ኣስመራ 2022። MAHTOTE- TBEB
มุมมอง 8Kปีที่แล้ว
MT|| ናይ ዕለቱ ትምህርቲ "ብመም ክነፈ ርግብ ማርቆስ) አብ ክብረ በዓል አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ጎዳይፍ ኣስመራ 2022። MAHTOTE- TBEB
MT- |||ካልአይ ክትውለዱ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ ኣይትገረም!!! ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ስላሴ ዓዲ ንፋስ (ዞባ ማእከል)
มุมมอง 6352 ปีที่แล้ว
MT- |||ካልአይ ክትውለዱ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ ኣይትገረም!!! ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ስላሴ ዓዲ ንፋስ (ዞባ ማእከል)
MT- ጸሎተ ምህለላ (እግዚኦ መሐረነ ክርስቶትስ) ኣብ ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤልን ኣእላፍ መላእክትን ቁሸት መወዳእታ ክፋል( 2022)
มุมมอง 9932 ปีที่แล้ว
MT- ጸሎተ ምህለላ (እግዚኦ መሐረነ ክርስቶትስ) ኣብ ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤልን ኣእላፍ መላእክትን ቁሸት መወዳእታ ክፋል( 2022)
MT - ብምኽንያት ክበረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤልን ኣእላፍ መላእክትን ቁሸት ዝተወሃበ ትምህርቲ (2022 Eritrean Orthodex tewahdo sbket)
มุมมอง 1.5K2 ปีที่แล้ว
MT - ብምኽንያት ክበረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤልን ኣእላፍ መላእክትን ቁሸት ዝተወሃበ ትምህርቲ (2022 Eritrean Orthodex tewahdo sbket)
ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤልን ኣእላፍ መላእክትን ቁሸት ንኡስ 2ይ ክፋል 2022 (part 2)
มุมมอง 4022 ปีที่แล้ว
ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤልን ኣእላፍ መላእክትን ቁሸት ንኡስ 2ይ ክፋል 2022 (part 2)
ክብረ በዓል ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሩፋኤልን አእላፍ መላእክትን ቁሸት ኣስመራ 1ይ ክፋል 2022 (Kbre beal kdus Rufael Aélaf Melaékt)
มุมมอง 8912 ปีที่แล้ว
ክብረ በዓል ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሩፋኤልን አእላፍ መላእክትን ቁሸት ኣስመራ 1ይ ክፋል 2022 (Kbre beal kdus Rufael Aélaf Melaékt)
4ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ክበረ በዓል ደብረ ፀሓይ አቡነ ተክለሃይማኖት ቁሸት.(kbre beal debre Tshay abune teklehaymanot )
มุมมอง 8522 ปีที่แล้ว
4ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ክበረ በዓል ደብረ ፀሓይ አቡነ ተክለሃይማኖት ቁሸት.(kbre beal debre Tshay abune teklehaymanot )

ความคิดเห็น

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 2 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዝነፈሰ ንፋስ መታን ከይወስደኒ ድንግል ደግፍኒ❤

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 2 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 23 วันที่ผ่านมา

    Semieka zeytxgeb mezmur😢😢😢

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 28 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና በረከት ናይ አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ናይ ኩሎም ጻድቃናት በረከቶም ይሕደረና❤❤❤

  • @robelzerabruk267
    @robelzerabruk267 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭🙏✝️

  • @robelzerabruk267
    @robelzerabruk267 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢✝️

  • @EldanaTedros
    @EldanaTedros 2 หลายเดือนก่อน

    ስሌና ንብዒ ጽዮን ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር😭😭😭😭

  • @Mahari-763
    @Mahari-763 3 หลายเดือนก่อน

    +++ክብረይ ስልማተይ+++ ክብረይ ስልማተይ ማዕርገይ ጽላለይ ድንግል እመብርሃን መጣዊት ሰላመይ ሓላል አደ ፍቅሪ ዘይመንዋ ጉስነት ዘይትናወጽ ስፍራ ድባብ ናይ ንእስነት ጽላለይ ብሳላ ሳላኺ ዝስለሞ ራህዋ ስምኪ ጸዊዐዮ'ስ ሂወተይ ዋዊዓ ጽላልኪ ኣሕሚቅዎ ነቲ መሪር ለይቲ ሓጎስ ኮይኑ ናብራይ ((ለይቲ ምስ መዓልቲ))2× ብርሃነይ [ኣዝ]፥ ክብረይ ስልማተይ ማዕርገይ ጽላለይ ድንግል እመብርሃን መጣዊት ሰላመይ ሓላል ኣደ ፍቅሪ ዘይመንዋ ጉስነት ዘይትናወጽ ስፍራ ድባብ ናይ ንእስነት ጽላለይ መልክዕ ወዝ ሂወተይ ብስምኪ ዝስለም ጭንቀይ ተሳዒሩ ብስእለትኪ ማርያም ተመስገን'የ ዝብል ንስቅታይ ገኒሐ ውዕለትኪ ይግንዘብ ((ሕልናይ ኣብሪሀ))2× መዝሙረይ [ኣዝ]፥ ክብረይ ስልማተይ ማዕርገይ ጽላለይ ድንግል እመብርሃን መጣዊት ሰላመይ ሓላል ኣደ ፍቅሪ ዘይመንዋ ጉስነት ዘይትናወጽ ስፍራ ድባብ ናይ ንእስነት ጽላለይ ላዛ ጣዕሚ ስምኪ ዓለም ክስወጣ ማርያመይ ክብል'የ ተቀኒተ ደስታ ሕቶታት ሂወተይ መልሲ ዝረኽበሉ ጽዮን አደ ጎይታይ ((ሳላኺ እንድኣሉ))2× ቅኒተይ [ኣዝ]፥ ክብረይ ስልማተይ ማዕርገይ ጽላለይ ድንግል እመብርሃን መጣዊት ሰላመይ ሓላል ኣደ ፍቅሪ ዘይመንዋ ጉስነት ዘይትናወጽ ስፍራ ድባብ ናይ ንእስነት ጽላለይ መኣዝነይ ክቅለስ ብዘይጽምልው ብርሃን ከለኺ ዋሕሰይ ዘይትስዓር ኪዳን ቀባሕባሕ ከይብል ስኢነ ደጋፊ ሰለማዊት ደሴት ((ንልበይ ኣዕርፊ))2× መርከበይ [ኣዝ]፥ ክብረይ ስልማተይ ማዕርገይ ጽላለይ ድንግል እመብርሃን መጣዊት ሰላመይ ሓላል ኣደ ፍቅሪ ዘይመንዋ ጉስነት ዘይትናወጽ ስፍራ ድባብ ናይ ንእስነት ጽላለይ

  • @Mahari-763
    @Mahari-763 3 หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekt yesmelna yehwatey 🥰

  • @daniellyemanne7126
    @daniellyemanne7126 3 หลายเดือนก่อน

    Zemarie melakti yesemalna keberti haftey weladite amlak temrehana nab mengedi xedqi Ezegabiher xegu yebzehalkum.aytetfuna kea kubrat yehewat ❤❤❤😘😘😘🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Amlakmahri
    @Amlakmahri 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghirmaygaim
    @ghirmaygaim 5 หลายเดือนก่อน

    ኦ ወላዲት ኣምላክ ጽዮን ለምንልና ኣሜን

  • @Saronmelake-e1r
    @Saronmelake-e1r 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእኽ የሰማዓልና ሱዛን ሓፍትና ድንግል ማርያም በርከታ ተብዝሓልኪ

  • @DesuMihreteab
    @DesuMihreteab 5 หลายเดือนก่อน

    Lbey tukuhkuh mezmurr zmarye melakti yesmalna

  • @robelberhe2271
    @robelberhe2271 5 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏

  • @wegahtayemane633
    @wegahtayemane633 5 หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekti yesmaelna

  • @hi.383
    @hi.383 6 หลายเดือนก่อน

    0:06

  • @NaxaGebregzabhier
    @NaxaGebregzabhier 6 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyy debra biteley marey 𝑧𝑚𝑎𝑟𝑒 𝑚𝑒𝑙𝑎𝑘𝑡𝑖 𝑦𝑒𝑠𝑚𝑎𝑙e𝑛𝑎 brukatey❤❤❤❤❤

  • @kisanet6489
    @kisanet6489 7 หลายเดือนก่อน

    Amen Kal hiwet 🙏 yesmeana

  • @Danini-o1i
    @Danini-o1i 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላክቲ የስሚኣልና ሃወይ ብሩክ😢😢😢

  • @Danini-o1i
    @Danini-o1i 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላክቲ የስሚኣልና ሃወይ ብሩክ😢😢😢

  • @Edenkbreab-v1f
    @Edenkbreab-v1f 7 หลายเดือนก่อน

    ስሌና ንብዒ ድንግል ስለ ህይወት ዘይድግም😢😢😢

  • @FdkfSara
    @FdkfSara 7 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭 ሲሌና ንብዒ ማርያም ኣይይይይ😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @rahwahaile3490
    @rahwahaile3490 7 หลายเดือนก่อน

    Zmare melakti yesmialna lbka ttnkf mezmur ❤❤❤❤

  • @RigatYewhans
    @RigatYewhans 8 หลายเดือนก่อน

    Amen😭😭😭😭😭nay bahki lebka tetnkfe mazmuer eya emo....amlkna mazmuer mesgnana taqblna natome abu sedate abu feqdo bahern medrbtatni nabsomehalfome niska eka emo harkyo klu kme feqqdka eyo emo afta zaythlfe mangsta samyatka yatwome 😭😭😭😭😭😭 maramye xeltkine... lemnoke aygdfna hji nezlalemne Mesgna nezlaame meska yekone amlkn Amen.....qalwate yasmauna.

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @MuluAsrat
    @MuluAsrat 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @fioryhebte8788
      @fioryhebte8788 3 หลายเดือนก่อน

      Zemare melakt yesmalna

  • @alenaaytefaena12
    @alenaaytefaena12 8 หลายเดือนก่อน

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዲስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ስሌን ንብዒ ጽዮን ስሌን ንብዒ ጽዮን ፡ ስለ ኣባጽሕ ዓለም ስሌን ንብዒ ድንግል ፡ ስለ ሂወት ዘይድገም ፈቀድኡ ዝተዘርዉ ፡ ዘይረኸቡ ኣባዲ ብዘይካ ናትኪ ንብዓት ፡ መን ኣሎ'ሞ ደባሲ(2) ኣብቲ ህሮሩማ ፡ ምድረበዳ 'ዛ ዓለም ህይወቶም ዝሳኣኑ ፡ ቁጽሮም ዉሑድ ዶ ኮይኑ ብተስፋ እናሰጎሙ ፡ ክነብሩ ቢሂጎም ኣብ ታኼላታት ሑጻ ፡ ከም ዉሑጅ ተሰትዮም ኣዉያት ልመናኦም ፡ ጽምኢ ዘተርከሶ ብዘይካኺ ድንግል ፡ የለን ንዉከሶ ኣዝማች,,,,,,,,,,,,,,,,,,,, ዉጻእ መዓት ስቅያት ፡ ኣብ ኣብ ልዕሊ ማይ ምምህለላ ብገበታ ማዕበላት ፡ ደሞም ዓሳ ዘጥለላ ክነብሩ'ዶ ክመቱ ፡ ጠላዕ ኮይኑ ብሂይወት ንሓመድ ክጽቡቁ ፡ ሓሊፊሎ ዓመታት ልቦም'ዶ ተመንዩ ፡ ክቃመር ብሂወት ነብሶቶም ኣዕርፊ ፡ ስለ ዝወለደት ኣዝማች,,,,,,,,,,,,,,,,,,, ወላድ ማህጸን ዘምከነ ፡ ንብዕት ዓይኒ ዘንጸፈ ብሴፍ ዝተሰየፈ ፡ ብመግረፍቲ ዝተኾልፈ ኣቤትኪ ዘይበጽሑ ፡ ዝንገር ከይነገሩ ቶም ኣልቦ ሓመድ ድቢ ፡ ኣብ ልቦና ተቀብሩ ከምቶም ዘፍቅሩኺ ፡ ዘለዉ ኣብ ሕቅፎኺ ግበርልና ማርያም ፡ ኣዴን እንዲኺ ኣዝማች,,,,,,,,,,,,,,, ስሌና ንብዒ ጽዮን ፡ ስለ ኣባጽሕ ዓለም ስሌና ንብዒ ድንግል ፡ ስለ ሂወት ዘይድገም ፈቀዱኡ ዝተዘርዉ ፡ ዘረኸቡ ኣባዲ ብዘይካ ናትኪ ንብዓት ፡ መን ኣሎ'ሞ ደባሲ(2) ዘጉደልኩዎ ዘንጠብኩዎ ብኣፈ ብትጉሃን መላእኽቲ ይታኣረመለይ ስብሃት ለእግዚኣብሄር 🙏።

  • @lwamyosief958
    @lwamyosief958 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ልብኻ ትሰብር ሙዝሙር (ጸሎት) እያ ሰሚዐ (ጸጊበ) ክገድፋ ኣይክኣልኩን እመ ኣምላኽ በዛ ጸሎት እዚኣ ትስምዓና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ይኣኽለኩም ትበለና😢😢😢

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 8 หลายเดือนก่อน

    ስሌና ንብዒ ጽዯን ኽበብርን ምስጋናን ንሉእል እግዝኣብሔር Amen🥰🥰 zemrya mallet yesmlna dear brother doknyyyy 🥰🥰 I can't stop listening all God bless you all🥰🥰🥰

  • @fortunaredae7282
    @fortunaredae7282 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢i don't have any words to describe you abi 😢😢😢😢😢

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 8 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔 ስሌና ንብዒ ጽዮን

  • @ክንራኸብኢና-ሰ3ኰ
    @ክንራኸብኢና-ሰ3ኰ 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣክቲ የስመዓና ልብካ ትትንክፍ🙏

  • @Teklitk
    @Teklitk 8 หลายเดือนก่อน

    ብዘይ ከበሮ ግበራ ብሩኸይ

  • @tsegaytesfay7770
    @tsegaytesfay7770 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜንን ኣሜን ኣሜንንን ☝️🙏🙏🙏🙏

  • @YorsalemBrhane-b7c
    @YorsalemBrhane-b7c 8 หลายเดือนก่อน

    ኦ ርህርህቲ ህልና ስሌና ንብዒ😢😢😢

  • @lidiateklebrhan906
    @lidiateklebrhan906 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም፡ዝድነቅ ድምጺ ኣቢ፡ድያቆን ሚሊ ጽቡቅ ስራሕ

  • @Stability_Daughter_of_Mary
    @Stability_Daughter_of_Mary 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😊

  • @FrtunaNguse
    @FrtunaNguse 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና,ጽዮነይ ብንብዓታ ትደግፈና🙏🙏🙏

  • @MeksenHaile
    @MeksenHaile 9 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሒወት የስመዓልና ጥዑም ድምጽን ምሩጽ ግጥምን

  • @MeksenHaile
    @MeksenHaile 9 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሒወት የስመዓልና ቀጽልዎ ዞም የሕየዋተይ

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 10 หลายเดือนก่อน

    ዓዲ ኣቦታተይ ቤተይ ❤❤❤❤❤

  • @MeksenHaile
    @MeksenHaile 10 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሒወት የስመዓልና ቀጽልዎ ዞምየሕወታይ

  • @nahomteklay2480
    @nahomteklay2480 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @TarikhMichael-gv9dj
    @TarikhMichael-gv9dj 11 หลายเดือนก่อน

    Abiteyyyy jgnaa

  • @tesfit16
    @tesfit16 11 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ፡በሓቂ ልብኻ ቲትንክፍ መዝሙር እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Alu7878
    @Alu7878 ปีที่แล้ว

    Arekey marey zmare melaki yesmalna ,,,,,,,

  • @ghideonortho4957
    @ghideonortho4957 ปีที่แล้ว

    ናይ ክቡር ጻድቕ ኣቦና ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ በረኸት ጸጋ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ። ተመስገን ኣምላኽ ነዚኦም ዝኣምሰሉ ሊቃውንቲ እግዚኣብሔር ዝሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @SuZana-f5v
    @SuZana-f5v ปีที่แล้ว

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibromsolomon-nw9bc
    @kibromsolomon-nw9bc ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢። እዛ መዝሙር ንዘርኢ ኤርትራ ፡ ኩሉም ወለድቲ ዉሉድ ፡ ትምልከት ዓባይ ጸሎት ናብ ፈጣሪ ፡ ክንልምና ዝግባኣና ሕዝቢ። ኒኣና ትምልከት ዱጉዓ እያ፡ ጸሎት ሕዝቢ ኤርትራ ክትከውን ዘለዋ ናይ ስቃይና ንብዓኣት ጸሎት እለያ ኣለኩ፡ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢