ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤
Nice Birhin wedi Hagere, Hagerawean, Hagarean, tehgarean
ግዝያዊ መንግስቲ ከይኾነ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ
ለባም ሓሳብ እዩ እተቕርቦ ዘሎኻ እሞ ቀጽሎ ኣይትተሓለል፡ ትባዕ፡ተባረኽ
ንከታተለካ ኢና ኣይትግደፎ
ሊል ኢልካ ኤርትራ ናብ ሓደ ዘየምፃኻስ ንትግራይ ንምፍንጫል ሃለውለው ኣይተብዝሕ ብናህና ብናይ ትግራይ ደም ኤርትራ ሓራ ክተውፅእ ትፅዕር ዘለኻ ዘምስል ኣካይዳ ትኽተል ኣለኻ ስለዚ ኣብንሃትካ ዶ ፀዓር?
ኣበይ ገጽካ ጽግዕ ጽግዕ።
ብርሃነ ሓውና ኩነታት ትግራይ ተንከራርዩ ናብ ድሌትን ጥቅምን ህዝቢ ትግራይ ክወርድ'ዩ እቶም ዘይጠቅሙ መራሕቲ ይጽጸዩ አለዉ።
selam Selam brhin ttefana aleka enka bselam metsaka
ኣይንወፅን ንመናኣሰይ ኤርትራምኸሮም ትግራይ ዓዲ ስልጡናት እያ ።ዓዲ ናዕቢ ኣይትኸውን ን።
ከንቲባ መቀለ ተዓሽጎ እዩ ዘሎ ኣብ ስራሓ የለን ናይ ትግራይ መራሕቲ ኣብ ሽፍትነት ደኣምበር ኣብ ናይ መንግስትነት መርሕነት የለውን
የቆጡን አወርድ ብላ የብብትዋን አጠፋች።አታ ዐጋመ ኤርትራ ናይ ሓባር ኤርትራውያን ኢያ ዕድል የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዝፍጠር ብህጽቢ ክልትኦም ጥራሕ እዩ ለባማት ኤርትራ ዓበይቲ ስራዊት ኤርትራ አብ ትግራይ ዝፚፀም ግፍዒ ይቅሬታ ብዕሊ ሓቲቶም ሰላም ምፍጣር ይከኣል እዩደብረፅዮን ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ዘምፅእዎ ሰላም ግን የለን
th-cam.com/video/6hImseQe0SE/w-d-xo.htmlsi=pDSgMf6f2rYdXTQU
Zele weshtam
ብርሂን ህዝቢ ብወረዳን ኣውራጃን ኣብዝተመቀለሉ ጊዜ ጌታቸው ስጉምቲ ክወስድ ቀሊልዶ ይመስለካ? ዓቅሚ ጥራሕ ኣይኮነን ጉጅለ ደብረጽዮን ብጉልበትን ኪናትንብእዮም ዝኣምኑትግራይ ክኣ ጽቡቅ ጌሮም መቃቂሎማ እዮም ኣብሓድር ገዛ ናይደብረጽዮንን ጌታቸውን ቲፎዘ ኮይኖም ኣብዘለዉሉ ጊዜ ህልቂት ኣይፍጠርን ዶ? መናእሰይ ኦሮሞን ኣምሓራን ጸላኢኦም ብሓደ ኮይኖም ስለ ዝተቃለስዎ ተዓዊቶም ኣብትግራይ ግን መንእሰይ ለውጢ ክደሊ ከሎ ኣረግቶትን ኣንስትን ጥቅመኛታትን ሓደሓደ ቁሸተኛታትን ብዝገብርዎ እምቢታ ህልቂት ከይፍጠር የፍርሕ
ፀሎት እንበር ካሊእ ኣቅሚ የብልናን ፈጣሪ ያኣክል ይበለና ክልትና ህዝቢ ኣዶ ክልትኡዝኾና ንማርያም ምስወዳ ንለምና ደቅና ብሰላም ክነብሩልና ክሳዕ ማዓዝ እዮም ኣብ ዓዶም ተወሊዶም ዓብዮም ዝነብሩላ ፈጣሪ ይርዳኣና ኣሜን
ንህዝቢ ሕለ ኢትዮጵያውያን ኢኹም እሞ ዐጋመ ስርዓት ተጋሩኻ ግበር።መለስ አቦኻ ዝሐስቦ ዝነበረ ኢዩ ሐሳብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Shormuta teref rashaida 😂😂
Gefaah gahibaa
Meshkineyti
th-cam.com/video/vJ7-p3BQj7k/w-d-xo.htmlsi=crSXD0eBZ2C26uHR
❤
Nice Birhin wedi Hagere, Hagerawean, Hagarean, tehgarean
ግዝያዊ መንግስቲ ከይኾነ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ
ለባም ሓሳብ እዩ እተቕርቦ ዘሎኻ እሞ ቀጽሎ ኣይትተሓለል፡ ትባዕ፡ተባረኽ
ንከታተለካ ኢና ኣይትግደፎ
ሊል ኢልካ ኤርትራ ናብ ሓደ ዘየምፃኻስ ንትግራይ ንምፍንጫል ሃለውለው ኣይተብዝሕ ብናህና ብናይ ትግራይ ደም ኤርትራ ሓራ ክተውፅእ ትፅዕር ዘለኻ ዘምስል ኣካይዳ ትኽተል ኣለኻ ስለዚ ኣብንሃትካ ዶ ፀዓር?
ኣበይ ገጽካ ጽግዕ ጽግዕ።
ብርሃነ ሓውና ኩነታት ትግራይ ተንከራርዩ ናብ ድሌትን ጥቅምን ህዝቢ ትግራይ ክወርድ'ዩ እቶም ዘይጠቅሙ መራሕቲ ይጽጸዩ አለዉ።
selam Selam brhin ttefana aleka enka bselam metsaka
ኣይንወፅን ንመናኣሰይ ኤርትራምኸሮም ትግራይ ዓዲ ስልጡናት እያ ።ዓዲ ናዕቢ ኣይትኸውን ን።
ከንቲባ መቀለ ተዓሽጎ እዩ ዘሎ ኣብ ስራሓ የለን ናይ ትግራይ መራሕቲ ኣብ ሽፍትነት ደኣምበር ኣብ ናይ መንግስትነት መርሕነት የለውን
የቆጡን አወርድ ብላ የብብትዋን አጠፋች።አታ ዐጋመ ኤርትራ ናይ ሓባር ኤርትራውያን ኢያ ዕድል የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዝፍጠር ብህጽቢ ክልትኦም ጥራሕ እዩ
ለባማት ኤርትራ ዓበይቲ ስራዊት ኤርትራ አብ ትግራይ ዝፚፀም ግፍዒ ይቅሬታ ብዕሊ ሓቲቶም ሰላም ምፍጣር ይከኣል እዩ
ደብረፅዮን ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ዘምፅእዎ ሰላም ግን የለን