ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Nee Nhur - ንዒ ንኁር - By Dn Abrham Mehari

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Nee Nhur - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
    © EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Diakon Abrham Mehari

ความคิดเห็น • 78

  • @SiemaSem
    @SiemaSem หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ዝማረመላእክቲ የስምዕላና ጸጉኡ የብዝሐልካ ❤❤❤❤❤

  • @rjddjko3090
    @rjddjko3090 3 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና አሜን (3) ⛪👏🌿🌿 🙏🌿

  • @ብርሃነይኢኪድንግለይ
    @ብርሃነይኢኪድንግለይ 3 ปีที่แล้ว +7

    እልልልል እልልልልል እልልልልል እሰይ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ድያቆን ሓውና

  • @ermiasmussie7425
    @ermiasmussie7425 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዝዩ ዓሚቅ ምስጢር ዝሃዘለት ሰሚዕካ ዘይትጽገብ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ድ ኣበርሃም

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi7116 3 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና
    አሜን አሜን አሜን

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว +11

    Ellllll zimare melakt yesmalna, enquae ni lidet beal qidist dingl Mariamn dagmay tinsae biselam abxehana, Amen.

  • @hareyah9864
    @hareyah9864 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ብሓቂ አነስ ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብይኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @haru.0929
    @haru.0929 3 ปีที่แล้ว +8

    Amen (3) zmare melakti yesmalna

  • @aynhd1913
    @aynhd1913 3 ปีที่แล้ว +4

    Ellllllllllllelllllllllllelllllllllllllzmare melaekti yesmalna ezom orthodox entay nkewun alena mezmuratna semiena koment zeynxhf nbereket eko u zkonena ezi ztiem mezmur si abyet yqre ybelelna fetari Diyakon Abrham hawey Arma Orthodox edmen tenan yhabka fetari Amwn 3

  • @betremaryamey8984
    @betremaryamey8984 3 ปีที่แล้ว +5

    Elllllllllllllllllll zmarie melaekt yesmealna dn hawna

  • @rahel7771
    @rahel7771 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጸሐይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ
    ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ
    እዚ ናይ ንስሓ መዝሙር"በይ ሰብ ከመይሉ ናይ መርዓ መዝሙር እናበለ በብገዝኡ ይጥቀሙ እቲ ቃላቱ ንንስሐ ዝጽውዕበይ ንመርዓ ዘለዓዕል ኣይኮነን
    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡር ሓውና

    • @oneway7115
      @oneway7115 หลายเดือนก่อน

      ናይ ፍቕሪ ጻውዒት ስለ ዝኾነ።
      ፈታዊኣ ኢዩ ንመርዓቱ ዝጽውዓ ዘሎ።
      እዚ ደኣ ንናይ መርዓ ኣዝዩ ገላጺ ሓሳብ እምበር።

    • @oneway7115
      @oneway7115 หลายเดือนก่อน

      ኣብታ ካለአይቲ ስታንሳ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዋ ኣሎ። ኣብ ዓለም ኣጽቂጠን ንዘለዋ ነብሳት፡ ኣብ ብሕ ሓጥያትን ዝሙትን ንዝተዋፈራ ኢዩ ብቑኑዕ ልብን ብንስሓን ተመሊሰን ብቅዱስ ሓዳር ክነብራ ዝጽውዕ ዘሎ። መርዓ ከኣ ብዘይንሳሓን ቁርባንን ኣማናዊ ኣይከውንን

    • @rahel7771
      @rahel7771 หลายเดือนก่อน

      @@oneway7115 እሺ ስለ ልሀቡኒ መብራህርሂ ክብረት የሀበለይ

    • @oneway7115
      @oneway7115 หลายเดือนก่อน +1

      እዚ ኣብ መርዓ እንዝምሮ መዝሙር ካኣ ኩሉ ግዜ ንመርዓውቲ ጥራይ ዝዝመር ከይመስለና! መርዓዊ ክርስቶስ'ዩ መርዓት ካኣ ነብስና ኢያ: መርዓዊ ክርስቶስ'ዩ መርዓት ቤተክርስትያን'ያ።ብምሳሌ ንክርስቶስ ንዝምረሉ ከምዘለና ክርዳኣና ኣለዎ። ከምቲ ቅዱስ ጳዉሎስ እዚ ምስጢር እዚ ዓቢ ኢዩ ኣነ ግን ብክርስቶስን ብቤተክርስትያንን ይምስሎ ኣለኹ ዝበሎ ኢዩ። ቅዱስ የውሓንስ ውን እቲ መርዓውን እታ መርዓትን ንዑ ይብሉ ኣለው ኢሉ ኣሎ። ስለዚ ብምኽንያት መርዓ ጌርና ጸሓይ ዕድሜኹም ከይዓረበ ናብዚ ቅዱስ ምስጢር ንዑ? መንግስተ ሰማያት ንወዱ መርዓ ከምዝገበረ ንጉስ ኢያ ትምሰል።

  • @mamanatey4885
    @mamanatey4885 3 ปีที่แล้ว +8

    Ellll Elllll zmare melakti yesmealna

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና

  • @merrygebrehiwet6793
    @merrygebrehiwet6793 3 ปีที่แล้ว +5

    Zmare melaekti yesmalna dyaqon hawey, zestewel ezne lbona yhabena

  • @semereftwi7182
    @semereftwi7182 4 หลายเดือนก่อน +1

    Zemare melakti yesmaalna egzabher xegu yebzahalkum zemehwatey

  • @yourbro4062
    @yourbro4062 3 ปีที่แล้ว +5

    Zmare melaekt yesmealna goyta Amennn Amennn Amennn

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie2104 3 ปีที่แล้ว +6

    Zmare melaekti yesmealna

  • @genet4459
    @genet4459 ปีที่แล้ว +11

    ወይቤላ መርዓዊ ለመርዓት
    /ሃበ ደብረ ከርቤ
    ወደብረ ስሂነ ንዒ ንኁር
    ሃበ ደብረ ከርቤ ወደብረ ስሂነ/2
    ኣንቲ ፍትውተይ ጽብቕቲ ኩለን ዘይብልኪ ሕፍቲ
    እንካብ ሊባኖስ ማሕደር ኣናብስት ናባይ ጠምቲ
    ዓለም ሓላፊት ምስ ኩሉ ክብራ እንታይ ትርጉማ
    ይኣክል ንዒ /ንዒ ናብ ቤተኪ ቅድስት ከተማ/2
    ግልጽ በልዮ ትዝሓለፈ
    ሕቕፎ ናይ ዓለም ንመን ኣዕረፈ
    ኣንቲ ኣብ ቛቚራ ዘለኺ ርግበይ ጾርኪ ኣራግፊ
    ክሳዕ ምዓስ ኢዩ ብዘይ ንስሓ ኣብ ገምገም ጸድፊ
    ሙቕጻር ብዕድመ ኣብ ደምበ ጽድቒ እንታይ ክኸውን
    ፍቕረይ ምሳኺ /ዋጋ መስቀል'ዩ ናይ ደም ቃል ኪዳን/2
    ኣብ ልዳት ቤትኪ እነኹ ይደሀ
    ሎሚ ይከፈት እንከይ ጸብሐ
    ቲ ርእሰይ ህቦ ቦታ ናይ ጠሊ ልቢ ሃቢዮ
    ጻዊዒት ፍቕረይ ተዕርፈሉ'ዩ ውዕለት ቀራንዮ
    ቤትኪ ሓሊፈ ከይተማዕድዊ ከውታ ምስ ኮነ
    ሓደራ ነፍሲ /ምርሳሕ የእጋርኪ ነየን ክመኽነ/2
    ጻዊዒት ፍቕረይ 'ቲ ቅዱስ ምስጢር
    በጃኪ'ዩ ነፍሲ ንሞት ዘሳግር
    ጻዊዕት ዕድመይ ኣብ ልዕሊ ኣኽራን እናዘለለ
    አሀን ዘይትብሊ ክቡር ምኣደይ ከመይ ቀለለ
    ኣብ ጽላል ፍቕረይ ንዒ የዕርፊ ተሰለምለይ
    ኣብ ዳስ መቕደሰይ /ኩንለይ መርዓት ንመርዓ ሰማይ/2
    ድሓይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ
    ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ
    ግልጽ በልዮ ትዝሓለፈ
    ሕቕፎ ናይ ዓለም ንመን ኣዕረፈ
    ኣብ ልዳት ቤትኪ እነኹ ይደሀ
    ሎሚ ይከፈት እንከይ ጸብሐ
    ጻዊዒት ፍቕረይ 'ቲ ቅዱስ ምስጢር
    በጃኪ'ዩ ነፍሲ ንሞት ዘሳግር
    ድሓይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ
    ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ

    • @skhhaile2184
      @skhhaile2184 ปีที่แล้ว +1

      Kope gerka eba sdedeley hawei natei eza xhuf thanks more

    • @DiyaqonfikaduGebeye
      @DiyaqonfikaduGebeye 7 วันที่ผ่านมา

      እዩ ዝብል
      ፅቡቕ ደስ በሃሊ

  • @furtunayowhans228
    @furtunayowhans228 3 ปีที่แล้ว +2

    elllllllllllllllllllllllllll amen amen amen zmaerye melakti yesmealna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @eden-t1b
    @eden-t1b 5 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melakt yesmealen admen teman yhabelna

  • @TemesgenTesfay-gz4go
    @TemesgenTesfay-gz4go 6 หลายเดือนก่อน +1

    I love you this mezmur🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @hajergotiom2058
    @hajergotiom2058 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላኽቲ የስምኣልና ኣሜ 🙏

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 4 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉

  • @henoskibreab9304
    @henoskibreab9304 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen

  • @HabasiKarim-b3c
    @HabasiKarim-b3c ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሠማዐልና ብሓቅ ክንደይ ደሰሰሰሰሰ ይብል❤❤❤❤❤❤❤

  • @bereketakale7117
    @bereketakale7117 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen ንዒ ንኅር ማለት አንታይ ማለት ዩ ?

    • @eriorthodox
      @eriorthodox  3 ปีที่แล้ว +11

      ንዒ ንኺድ ማለት ኢዩ።

  • @abeltekle8611
    @abeltekle8611 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen 🥰 🙏 Amen 🥰 🙏 Amen 🥰 🙏 zemari melakit yesmalina 💒💔

  • @DanielMedhane-pk7mt
    @DanielMedhane-pk7mt ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክቲ የስመኣልና

  • @HabasiKarim-b3c
    @HabasiKarim-b3c ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሠመዐልና ❤❤❤❤❤

  • @shalom1034
    @shalom1034 3 ปีที่แล้ว +6

    Zimare melaekt yesmealna!!!🙌🙌🙌, abet goita xawietka kinsemie libna kifet!!!

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 11 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllllllllllllll
    Ellllllllllllllllllll
    Ellllllllllllllllllll
    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalka deacon hawuna xegeu yebzhalka nay zemen edmekum yibarkelkum❤❤❤

  • @abelgoitom1031
    @abelgoitom1031 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen .

  • @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
    @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ 2 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣብ ቤቱ የፀኒዑኩም

  • @hermonkelete8841
    @hermonkelete8841 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእቲ ዲቁ

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 3 ปีที่แล้ว +6

    ❤️🙏🙏🙏

  • @milenahaile3972
    @milenahaile3972 2 ปีที่แล้ว +2

    i Love this mezmur

  • @friwetteklom2897
    @friwetteklom2897 2 ปีที่แล้ว

    Elellll ellelll elelll zmare melaekti yesmalna diakon

  • @milenahaile3972
    @milenahaile3972 2 ปีที่แล้ว +4

    God bless you guys.

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 4 หลายเดือนก่อน

    እልልልልል እልልልል እልልልል❤❤❤🎉🎉

  • @junecojuneco7210
    @junecojuneco7210 3 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen ⛪⛪⛪🕊🕊🕊😘😘😘🥰🥰🥰🥰🕊

  • @Feyesel
    @Feyesel ปีที่แล้ว

    E LLLLLLL zmarr melaket yesmealna hoyta Amen 🙏 amen 🙏 amen

  • @aramit5128
    @aramit5128 ปีที่แล้ว

    Zemari melaekti yesmealna dicon hawna

  • @ተመስገንመድሃኒኣለምኣቦይ
    @ተመስገንመድሃኒኣለምኣቦይ 3 ปีที่แล้ว +4

    🙏🙌👍

  • @ተመስገንመድሃኒኣለምኣቦይ
    @ተመስገንመድሃኒኣለምኣቦይ 3 ปีที่แล้ว +5

    Waw😍

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 3 ปีที่แล้ว +4

    ❤🙏😘

  • @Abiabshi9988
    @Abiabshi9988 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AllApp-c2b
    @AllApp-c2b 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት❤❤❤❤❤ክውር ዲያቆን❤❤❤

  • @AdamHagos-g1h
    @AdamHagos-g1h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @AdamHagos-g1h
    @AdamHagos-g1h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GalAndom-z6z
    @GalAndom-z6z ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤❤❤

  • @luwamzere7218
    @luwamzere7218 2 ปีที่แล้ว

    Zmare melakti yesmealna

  • @fsahazeru5439
    @fsahazeru5439 8 หลายเดือนก่อน

    Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Brhanezemichaelw.Nazu12
    @Brhanezemichaelw.Nazu12 3 ปีที่แล้ว

    ሃበ ደብረ ከርቤ ወደብረ ስሂን
    ኒኢ ንሁር ሃበ ደብረ ከርበ ወደብረ ስሂን

  • @ferweiniberhane9528
    @ferweiniberhane9528 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏

  • @abrahletesfemerim755
    @abrahletesfemerim755 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @hanakubrom7615
    @hanakubrom7615 3 ปีที่แล้ว +2

    👏👏👏💓💓💓

  • @joniwelday6134
    @joniwelday6134 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏🙏🙏

  • @صالحالمهدي-ح9س
    @صالحالمهدي-ح9س ปีที่แล้ว +1

  • @aslitesfom7915
    @aslitesfom7915 8 หลายเดือนก่อน

    Elllll Elllllllll Elllllllll ❤❤💒❤

  • @MikialeTemesgen
    @MikialeTemesgen 2 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @BrzafAmbasajer
    @BrzafAmbasajer 7 หลายเดือนก่อน

    Metadellllllllll

  • @yordanosghirmay3501
    @yordanosghirmay3501 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @milenahaile3972
    @milenahaile3972 2 ปีที่แล้ว

    1000.000000like

  • @fretaadokala8844
    @fretaadokala8844 3 ปีที่แล้ว

    Elllllllllllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllllllllllll ❤❤🙏💒🙏💒

  • @tarikgbrekial45
    @tarikgbrekial45 2 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jabirbeyene7364
    @jabirbeyene7364 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😮😮😮😅❤❤😮😢