መጽሓፍ ምስጢራት ብሉጽ መራሒ ምሉእ ትርኻ ፣ FULL VIDEO MSTIRAT BULX MERAHI

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 112

  • @Yafetabedom
    @Yafetabedom 2 หลายเดือนก่อน +3

    👌 Wow betami xebuk akerareba tanks ❤❤

  • @Mehari-x7s
    @Mehari-x7s ปีที่แล้ว +16

    23 ሰለስተን ግዜ ሰሚዐያ ምእታን ጥዕይ ገራ ክትርዳኣኒ ብጣዕሚ ፅብቅ ኣጋልፃ የቀንየልና መሳኣጢእትን ማሃሪትን ኮይነ ረኺበያ ደጊመ የቀንየልና ንቃርባኻ ብርኽ ሓወይ ❤❤❤❤

    • @tesawieri6246
      @tesawieri6246 4 หลายเดือนก่อน

      Bravo well done 🎉

  • @ረዙናዝራዊ
    @ረዙናዝራዊ ปีที่แล้ว +7

    ጹቡቅ ስራሕ እንተ ኾነ ህዝብና ናብ መጽሓፍቲ ቡዙሑ ዘየድህብ ምኻኑ የሕዝነካ ብዝኮነ ከይተሓለልኩም ክትቅጽልዎ ንላቦ good job Thank you

    • @weredebrahnabraham
      @weredebrahnabraham ปีที่แล้ว +6

      Nebska tray mstafka Ekel,u ጃጅ ዘይምግባር እቲቢል ሓንቲይ ሕጊ ካብዛ መጽሓፍ እያ ሰግርካያ ኣለካ ድገማ

    • @danielafewerki4057
      @danielafewerki4057 ปีที่แล้ว

      @@weredebrahnabraham 😂😂😂 ayestemaqeran mesleni😊

  • @መሓሪተኽለ
    @መሓሪተኽለ ปีที่แล้ว +10

    ናይ በሓቂ መሃርን ሃናጽን ብፍላይ ኣንባቢ ደስበሃሊ የቀኔለይ።

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +12

    ሕሰብ እሞ ክትህብትም ትብል ኣምጽኣልና ሓወይ🙏❤

  • @mengsdaniel3893
    @mengsdaniel3893 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብዙሕ ምስ ተንብብ ብርቱዕ ጸሓፋይ ኢካ❤❤❤❤❤!!!!!

  • @natinati4413
    @natinati4413 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዓሚ መሳጢ ኣቓራሪባ ብልቢ ከኣ የመስግነካ ኣጀካ ቀጺሎ❤❤❤❤

  • @ዮኒእንቢበልንመላኺ
    @ዮኒእንቢበልንመላኺ หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኩቡር ሓወይ ግዜኻ ሰዊእካ ብንባብ ኣብ እዝንና ንኽትበጽሕ ዝገበርካ ብልቢ እየ ዘመስግነካ እንዳ ወሰኽካ ንበር
    እዛ ብሉጽ መራሕን ብርሃን ኣእምሮን ዝብላ መጻሓፍቲ ኣበይ ክረኽበን ይኽእል 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 9 หลายเดือนก่อน

    ጹቡቅ ሓሳባትን ቁዱስ ተግባራትን ኢዩ እሞ ኣግናዕ ዑቅባይ ሓውና❤❤❤
    ትግርኞ ኢቲ ነብሱ ክእሉ ዝጻሓፍ ፍደላት ኣነጽሩ ዝገልጽን ሰለ ዝኳነ ጥራይ ትግርኞ ኣማዕብሎ ንኩሉ ኣካል ኢዩ ከም ደም ኦ ካኣ ኣድማሳዊ ዋሃብ ሰለ ዝኮነ ኣካል ኢዩ ኑሱ❤

  • @warroom5739
    @warroom5739 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ተደኒቐ፡ ክብሪ ንኣምላኽ።🥰🥰💙💙

  • @habtitmisgna2130
    @habtitmisgna2130 ปีที่แล้ว +6

    ብጠዓሚ ጽቡቕ ስራሕ ከይዶንጎኻ ዝሓወይ

  • @teameghebreab6253
    @teameghebreab6253 ปีที่แล้ว +1

    ቢጣዕሚ የመስግን ድውስ ዘብል ስራሕ ።

  • @HR61919
    @HR61919 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጽብቅቲ መጽመሓፍ🎉🎉

  • @MeronFitsum-y1b
    @MeronFitsum-y1b 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ሓወይ ቆጽሉ

  • @kidanegebrelibanos7190
    @kidanegebrelibanos7190 6 วันที่ผ่านมา

    gedifkayo dika mqrab btami zeymno anabba ete kilka qexlo ❤

  • @ludadego4189
    @ludadego4189 ปีที่แล้ว +1

    አዚና ኢና ነመስግነካ
    የቀንየልና🙏🏽👍🏼🇪🇷

  • @gezakayoumamuq1941
    @gezakayoumamuq1941 ปีที่แล้ว +1

    ቡሉጽ ስራሕ፡ብጣዕሚ ሳሓቢ ኣቀራርባ ❤ቀጽሎ

  • @misgunokbay3500
    @misgunokbay3500 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ኩቡር ሓውውው የቀንየልና ዝድነቅ ስራሕ ዩ።ቲንክ ኣንድ ግሮው ሪች ትብል ከኣ ተተቅርበልና ክንደይ ደሥ ምበለኒ ሚስ ሰናይ ይቅሬታ❤❤❤

  • @senedproduction
    @senedproduction ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ስራሕ ከይተሓለልካ ቀጽል
    ኣብ ኣታዊ ከይተገደስካ ወፍሪ ኣካይድ
    ዕግበት ሕልና ዘለዎ ስራሕ እዩ።ከማኻ ይብዝሑ

  • @setedesta1223
    @setedesta1223 ปีที่แล้ว +1

    Thanks,ናይ ብሃኪ ማሃሪት!ቀጽሎ

  • @saronmisgna4803
    @saronmisgna4803 10 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you so much ❤❤❤

  • @SemereWerede-k9p
    @SemereWerede-k9p ปีที่แล้ว +1

    Xbuq srah btami ena nemsgneku neakan mesarhtkan so thanks more ab srhakum asalto ymneyelkum

  • @zekaryaszeki-vh4zw
    @zekaryaszeki-vh4zw ปีที่แล้ว +1

    bro please don't be stop am so interested with your channel.

  • @t.ychannel7936
    @t.ychannel7936 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🥰

  • @banaaraya5349
    @banaaraya5349 ปีที่แล้ว +1

    Bitami blixti mexihaf zidelya zineberku zeyrekebkuwa Kab blibi yemsgneka Miki hawey bejaka keyteqorxo . Bietami deszibil Aqarariba dimxi 😍😍💗💗

  • @merhawi9156
    @merhawi9156 ปีที่แล้ว +11

    Selam bana books ኣቐዲመ ኣብ ስራሕካን ኣብ ናብራኻን ኣሳልጦን ጥዕናን እምነየልካ ቀጺለ ወላ ካ ህዝና ካባይ ጀሚርካ ማለተየ ኣብ ከምዚ ኣበይትን መሃርትን መንፈሳውን ክሳተፍን ክመሃርን ዝጽግሞ ተኾነ ንስኻ ግና ከይተሓለልካ ክተሰርሕ ንዚወለዶ ገለ ነገር ክተበርክት ኣጆኻ እብለካ comment ምጽሓፍ ብጣዕሚ ዩ .......😅 ግን ሎሚ ደስ ስለ ዝበለኒ መታን ኣበርቲዕካ ክትቅጽሎ የ ጽሒፈልካ😊

  • @meron1275
    @meron1275 ปีที่แล้ว +1

    ብፍቅሪ ኢና ንነብር ትብል መጽሓፍ ባ ኣም ጸአልና

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ የቀንየልና
    ብጣዕሚ ኣገደስቲ መጻሕፍቲ ኣቕሪብካልና።

  • @eyorusaliemteklezghi2812
    @eyorusaliemteklezghi2812 ปีที่แล้ว +1

    Amazing job keep it up God bless you ❤❤❤❤❤

  • @amanhadish6878
    @amanhadish6878 ปีที่แล้ว +1

    Thanks ሓወይ ክተምጸልና መጽሓፍ ክንመርጽ ይፍቀድ ዩ 🙏

  • @starstar9017
    @starstar9017 ปีที่แล้ว +4

    ሓወይ ብሩኽ የቀነየልና ።ንሕና ብሼር ላይክ ኮሜንቲ ክንሕግዘኻ እና ንስኻ ጥራይ ኣይትሕመቕ።መጽሓፍቲ ብቀሊሉ ክንረክብ ዘይንክእል ኣለና ሞ ሕጂ ውን ንዓና ትጠቅመና ያ ትብላ መጽሓፍ ኣቅርበልና ❤😊

  • @AbrhamAbrhamAsefaw
    @AbrhamAbrhamAsefaw ปีที่แล้ว +1

    ❤thank you bro God bless you

  • @hadbetx8963
    @hadbetx8963 3 หลายเดือนก่อน

    Nabana ktbexh sle zgeberkaya, kbret yhabelna❤

  • @BIETABCHANNEL25
    @BIETABCHANNEL25 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ብሉጽን ጽፍፍን ኣቃራርባ።ኣብ ቀጻሊ ንዕቤትና ሓጋዝን ደራኽን ዝኾነ ተወሳኺ ትሕዝቶ ምስ ህድኣት ዝመልኦ ድምጺ ንእዛንካ ዘይኩርኩሕ ሒዝካ ክትመጸና ክንጽበየካ ኢና።
    Thank you so much

  • @meleyhailemeley2964
    @meleyhailemeley2964 หลายเดือนก่อน

    Thank you bro.❤❤❤

  • @LiyaTesfabrhan
    @LiyaTesfabrhan 7 หลายเดือนก่อน

    Bteami xbuq srah anabbaka fetyeyo thank u bro

  • @Rufa....man1
    @Rufa....man1 ปีที่แล้ว +1

    ነመስግን ክቡር ሓው።

  • @bazigararm1189
    @bazigararm1189 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi belu seb eka ❤

  • @semerehabtom5986
    @semerehabtom5986 ปีที่แล้ว +1

    Bitami bulx sirah

  • @Smile_smile7
    @Smile_smile7 ปีที่แล้ว +1

    Thanks my blessed brother ❤️

  • @AnkereNevergiveup-u1l
    @AnkereNevergiveup-u1l ปีที่แล้ว

    Thank you so much kem wetru blux trekan :trgumn :derasin .
    Okubay berhe btami blux srah . Bkal knxbeyeka ina .

  • @mebratgeb3029
    @mebratgeb3029 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for everything you do I am so proud of you we really need this kind contents of self awareness and development .Thank you again may your life be full of joy and prosperity.

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 11 หลายเดือนก่อน

    ዋዉ በርትዑ 👌

  • @shewitgeremedhin6058
    @shewitgeremedhin6058 ปีที่แล้ว

    ቡሉፀይ ኣጆኻ ቀፅለሉ 100%

  • @ARRUBR5646
    @ARRUBR5646 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi des zbl akerarba, edmen tienan ymneyelka bzuh neger dma kabaka ytsbe , ttsbitey dma zyada kitserih kigebreka ytsbe.❤

  • @DELLINATUBE
    @DELLINATUBE 10 หลายเดือนก่อน

    you are the great one boy.

  • @efremhabtemariam3296
    @efremhabtemariam3296 ปีที่แล้ว

    Bitami nifue❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @testme4495
    @testme4495 ปีที่แล้ว +5

    Great job, please share this kind of audio books with us❤

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 7 หลายเดือนก่อน

    Wow nay bahaki meharit amlak ybarka keep it up bro 😎

  • @rufealtesfamariam4750
    @rufealtesfamariam4750 9 หลายเดือนก่อน

    Wawww bteami xbuk srah❤❤❤

  • @ermite108
    @ermite108 ปีที่แล้ว

    Subik sirah bro bijakha kesilo❤️❤️

  • @minbartum3082
    @minbartum3082 ปีที่แล้ว

    Good job bro continue the good work

  • @MilkyasMussie-vy6uv
    @MilkyasMussie-vy6uv ปีที่แล้ว

    My brother woww great btiamy xebqty mxehafey ey gn bzabey business kiey enty mxelan xeboqy nery❤🎉❤❤❤

  • @Almas-it1nx
    @Almas-it1nx ปีที่แล้ว +7

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sanaitairo8565
    @sanaitairo8565 ปีที่แล้ว

    Thank you

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 ปีที่แล้ว +1

    Msgana ygbiaka yu❤❤❤

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 ปีที่แล้ว

    Wawwww Bejaka qexil❤❤❤❤

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ የቀንየልና ኣገዳሲት ን መሓሪትን ዝኮነት ኣምጺእካልና🙏

  • @yohannestadesse3587
    @yohannestadesse3587 ปีที่แล้ว

    Bravo kemzi aynet channel eyom wihdimna zelew brtie . Mfqad derasi wey torgami gn zeymzngae thanks

  • @solomonberhane77
    @solomonberhane77 ปีที่แล้ว

    good work brother

  • @dj_viki1908
    @dj_viki1908 ปีที่แล้ว

    Thank you bro😊

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim ปีที่แล้ว +7

    ከምዚ ዓይነት ነዊሕ ትረኻዊ መጽሓፍ ኣብ ኢትዮጳውያንን ኣዕራብን ጥራዩ ዝርአ ማራ እዮም ዘሕጉስኻ፡ኩሉ ግጼ ከይትሓለሉ ስለ ዝዝርግሑ ሰዓብቶም እናበዝሑዮም ዝኸዱ፡ ኣባና ኣብ ኤርትራውያን ግን ናይ 10 ደቂቅ 20 ደቂቅ ጥራይ ኢኻ ትረክብ ፡ጀሚሮም እውን የቃርጽዎ፡ስለዚዩ ናይ ምንባብን ምስማዕን ሸውሃትና ዝዕጾ፡ ሎሚ ግን የዕጊብካና ከምዚ ዓይነት ነዊሕ ትረኻ ካብ ዓበይቲ መጽሓፍ ኣውጺኻ ክትቅጽሎ ንላበወካ ቻነልካ ድማ ኣብ ምዕባይ ክንሕግዘካ ኢና ብዘይ ብኡውን ውጽኢት ስራሕካ ከዕብያዩ የቀንየልና ❤

  • @peaceofmind1292
    @peaceofmind1292 ปีที่แล้ว

    Well done bro❤ keep it up

  • @nayhmameystyle9479
    @nayhmameystyle9479 ปีที่แล้ว

    Thanks ❤

  • @SameyTesefaledete
    @SameyTesefaledete 7 หลายเดือนก่อน +1

  • @GAGHI-7
    @GAGHI-7 ปีที่แล้ว

    Good job❤

  • @halenamotivation5065
    @halenamotivation5065 ปีที่แล้ว +1

    Keep it Up brothers and ur voice is absolutly wonderful. I need more my mother langauge and also with this amazing Reader ❤❤❤ ሕብረተ-ሰብ ብቆንቁኡ እንተ ኣንቢቡን፡ ተማራሚሩ እዩ ዝልወጠን ዝዓብን እሞ። i recommended to Change our comminty p/s we must work #win-win Theorie together

  • @danielfessehaye6462
    @danielfessehaye6462 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውወ❤

  • @reduredu1438
    @reduredu1438 ปีที่แล้ว

    🔥🔥🔥 Smart Boy

  • @MichaelTsegay-h1h
    @MichaelTsegay-h1h 3 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙

  • @Babu.Tadese97
    @Babu.Tadese97 ปีที่แล้ว +1

    Bana books ጽቡቅ ስራሕ መህሪት መጻሓፍ ኢኹም ኣቅርብኩምልና
    ንቀፈይታይ ክኣ ኣብታ ምእተዊት ዝበልካይ ብቋንቋ ኤርትራ ኢያ ተርጉማ ኢልካ ኤርትራ ዝባሃል ቋንቋ ኣሎ ድዩ?
    ትግርኛ ዶ ኣይኮነን ኢዩ ቋንቋና?

  • @realityishealthy.5850
    @realityishealthy.5850 ปีที่แล้ว

    Selam hawey b maraf entetewrudo ,zyada naka fews and nana gziena mbelexe. Kalay eti rebashi musik tiht abilo. Btami znad srah. Ajoka kexlelu.

  • @peopleaid
    @peopleaid ปีที่แล้ว

    ሰላም! ኣዝየ ከመስግነካ እደሊ። ጻዕርኻ ንምእማኑ ዘጸግም ናእዳ ኣለዎ፡ ንስራሕካ ድማ ኣዝየ እየ ዘመስግን። ምሉእ መጽሓፍ ኣብ TH-cam ሼር ምግባርካ እውን ብዘገርም ልግሲ እዩ፣ ዓቢ ስራሕካ ክትቅጽሎ ድማ ብሓቂ ተስፋ እገብር። ደጊመ ስለቲ ኩሉ እትገብሮ 🙏🙏🙏የቐንየልና!"

  • @felixweigel7730
    @felixweigel7730 10 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍

  • @abel8236
    @abel8236 ปีที่แล้ว

    Nab mxhafti msmae txnbirna alna 🙌

  • @xaka5505
    @xaka5505 ปีที่แล้ว

    Thank you 🤍

  • @tsigheredahabtemariam5695
    @tsigheredahabtemariam5695 ปีที่แล้ว

    Thanks so much Abey knrekba nkel eza mexhaf please

  • @sidetkertet6545
    @sidetkertet6545 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @awetzemuy4724
    @awetzemuy4724 ปีที่แล้ว

    Azye eye zednqeka😊

  • @_john2000
    @_john2000 ปีที่แล้ว +1

    መጽሓፍ ክንመርጽ ይፍቀድ ድዩ ብሮ፧

  • @er-uq6we
    @er-uq6we ปีที่แล้ว

    Blux treka

  • @SamiKiflay
    @SamiKiflay 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤️

  • @DELLINATUBE
    @DELLINATUBE 10 หลายเดือนก่อน

    wooooowwwww

  • @yenastesfi9175
    @yenastesfi9175 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @wedijermen6481
    @wedijermen6481 ปีที่แล้ว +1

    ብልቢ የመስግነኩም Bana books ንስለ ዘካፈልኩምና ብልጽቲ መጽሓፍ። ሎሚ ንዝነበረኒ ናይ 8 ሳዓት ስራሕ ብልጽቲ መጽሓፍ ኣምጺኹም 3 ሳዓት ዝቀነስኩሙለይ። ክትቅጽልዎ ከኣ ተስፍ እገብር👌

  • @abrha7387
    @abrha7387 7 หลายเดือนก่อน

    👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤🙏🏾

  • @selihomselome8408
    @selihomselome8408 ปีที่แล้ว

    😊❤😊

  • @samisami-br3kx
    @samisami-br3kx ปีที่แล้ว

    መሳጢት መጽሓፍ ፡ቢከመይ ኪትሰድለይ ትኬል አዝን 2 መጽሓፍቲ ብርሃን የምሮ ኣንድ መርሒነት ኢብላ ዘለዋ

  • @liyahagos692
    @liyahagos692 ปีที่แล้ว +1

    Hii

  • @ermite108
    @ermite108 ปีที่แล้ว

    Bizuh kemizi yedilyena alo bro

  • @alexmelake9154
    @alexmelake9154 ปีที่แล้ว +1

    👌👌👌👌👌👌

  • @realityishealthy.5850
    @realityishealthy.5850 ปีที่แล้ว

    48 mexhafti

  • @CHALONA11
    @CHALONA11 ปีที่แล้ว

    Pls ኣይተቃጾ

  • @Kidane-o7f
    @Kidane-o7f ปีที่แล้ว

    Abey Ala eza mexhaf tshyet diya

  • @Habtomaraya12345
    @Habtomaraya12345 11 หลายเดือนก่อน

    ✅️➡️👍📊👐👐💯

  • @jhontesfay9349
    @jhontesfay9349 ปีที่แล้ว

    ከመይ ትኮኑ ከመይ ኣለኩም፤ ኣብ ስራሕኩም ብልጽግና ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም።
    ካብዚ ቀጺለ ብዛዕባ ዘቅረብኩሞ መደብ ብጣዕሚ ተሓጉሽ፤ ኮሪዐ ከኣ ከምዚ ኣካል ሕብረተሰብ ምህላውና።
    ከሕጽሮ ድምጺ ሞሎዲ 100% ኣናብባ ኮታስ ኩሉ 100 % ክገሊጽ ከኣ ከይ ጽይቀልኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
    ( ኣገልግል, ሓበራዊ ስራሕ ድልየታት ሰብ ምርዳእን ተረዲእካ ብዓቅመይ ዘፍቅዶ ምሕጋዝን ካብቲ ደፈትዎን ድኣምነሉን ኣካል ጉዕዞ ናይ ሂወተይ ዩ።።
    🤝🤝🤝🎉🎉🎉🙏🙏🙏📚

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 9 หลายเดือนก่อน

    ኣታ መን ኢካ መቅተልካ ቃልሰ ተካይድ ዞሎካ ናይ ነብሰይስ ዳሓን ናይደቀይ ኢዩ ኣይዝዪ ተሕሰበኒ ዞሎ!!!
    ኣታ መን ኣከ ምሕለቅካ ገመዲ ትፍሕሰ ዞሎካ ናይ ነብስካስ ዳሓን ንህዝብካ ግና ትልከሞም ኢካ ዞሎካ!!?
    ኣታ መን ኢካ መጽሓፍ ዘይተንብብ ዞሎካ ደይንስካ ኢካ ዕዳ ናይዛ ሃገረይ ኢርትራ ኮንኻ ዞሎካ!!!?
    ኣታ መን ኢካ ንሕና ኑሱ ኑሱ ንሕና ትብል ዞልኻ ብስንኪ ዱቁሩናካ!?ካብዛ መጽሓፍ ኢንታይ ክትማሃር ኢና ንጸበ ካባካ?
    ለዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ሰምዓኒ ዓፍራ ከይትረግጽ መሰሉካ ኢሚኒ ዝበለ ኢርትራዊ ከ መን መን ነይሩ?

  • @Hintsa.Solomon1
    @Hintsa.Solomon1 ปีที่แล้ว +1

    Vision( rebha, wohin, wo ist Boss, gebati aytkun give chances,
    Endless learning
    Obey
    Meeting
    Serahtegna Interview /smae(even private)
    Best side 👆
    High nay Change bahgi
    Qrxi tkal Change
    Awet ?🎉/income
    Relationship
    Sicherheit der Mitarbeiter
    Mlbas kbritat nay tkal(limdidatka )
    Nelson Mandela (emun agelgali) Awet ----later
    Jasus(egri mhxab)
    Leader non Stop thinking
    Help ppl even tho quit
    Let em live thy dream
    Selfless😮
    Tewararess
    Afraynet( bzeybaka muss campany Go)

  • @Home_swee
    @Home_swee ปีที่แล้ว

    Agame kof kaf

  • @dawitbrhane2090
    @dawitbrhane2090 ปีที่แล้ว

    Tsbuk srah ziarkey gin nab hade tigrina qanqa eya tekeyrea zela wellas Eritreawi qanqa? 8 ziterefa qanqa sile zelewana eye