መጽሓፍ ስዉር ጥበብ መርሓ ህይወት፣ ብድምጺ ምዕራፍ 1 \ PART 1
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።
ናይ ብሓቂ ኣብ ሕብረተሰብና ክዓቢ ዘለዎ ናይ መጽሓፍቲ ጉዳይ ክተባባዕ ዘልዎ አዩ ❤❤❤❤
😅
@@DanielBerakhi funny sticker ኣብዘይ ቦትኣ እያ ዘላ. ኣይትህለኽ ok.
❤❤❤❤ thanks brother
እዛ መጽሓፍ ብሱልን ሓቀኛን ህይወት ንኽትነብር ዘይንዓቕ ኣበርክቶ እዩ ዘለዋ። እዚ ብመንገዲ ማሕበራዊ ሜድያ ይኹን ብገለ ጽሓፍቲ ዝቐርብ ናይ ምትብባዕ ትሕዝቶታት ዳርጋ ስነ-ኣእሙራዊ ድራማ እዩ። ክትጭብጦ ንዘይትኽእል ብሓይሊ ተዘይጨበጥካዮ እዩ ነገሮም።
ጽቡቕ መደብ፡ ብድምጺ ዘቕረብኩምልና የቐንየልና!
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ካብ ትግራይ መቀለ ❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንቃ ብድሓን ምጻኩም ባና ቦኩስ መደብኩም ብጠዓሚ ጹቡቅ ኣሎ ኣብ መጽሓፍቲ ዘለኩም መደብ ብትረኻ ምቅራብ ኣነ ማራ ፈትዮ ኣለኩ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣብ መደብኩም ስራሕኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም
Thank you so much ❤
ኣቢብ ክትዕቢብ ዝተባህላ ከም ንዕንቢብ ዝገበርኩምና ዘይውዳእ ጸጋኡ የፍስሰልኩም ኣትደንጉይና ከኣ❤❤❤❤❤❤
ኣምብብ ክትዕብብ Axahahfa spelin berte❤❤❤
ኣንብብ ክትዕንብብ። ንስኻ ውን spelling በርትዕ ✌️
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ብኩሉ ሕጉስ ክትከውን ተደሊካ ብመንገዲ ኢግዛቢሀር ምስ ትጋ ኣዝ ዘለ ኣለምን ዘይውዳ አ ሓጎስ ይህልወካ ካል አ ገንዘብ ማኪና ገዛ ገድፍካዮ ትከይድ ኢዩ ኣየናይ ሃፍታም ኢዩ ታሓጉሱ ብሰላ ክነብር ዝራናዮ ክትሕጎስ ብመንገዲ ኢግዛቢሀር ተጋ ኣዝ ካል አ ሓጎስ የለን ሃወይ ሕስፍተይ ኣብ ዚ ኣለም ኩሉ ትጋሒፉ ዝ ሓልፍ ኢዩ ናይ ኢግዛቢሀር ሓጎስ ኣይውድአን ኢዩ ኣብ ኣምላክ ተጸጋ አ ንሱ ምንጭ ሓጎስ ፍቅርን ኢዩ ዝጎደለካውን ንሱ ዩ ዝህበካ ኣብ ነብስካ ኣይትወከል ጸሊ ጸሊይ
Perfect reading and translation !! thank u liked and subscribed...❤
* Kitkiyiro n zeytikeal n kitkibelo fuluy kilet yedliyeka *
Sbkti abahahla
Good job keep going
ናብ ስዑዲ ዓረብ ትልእኹ ትኽእልዶ ❤
❤❤ ❤
ኣነ እኮ ኣንቢበያ እየ ግን ዋላ እንተደገምክዋ እንታይ ከይትብለኒ ኢላ?
ምድጋም ጥራይ ዘይኮነስ ምድግጋም ጽቡቅ ዩ፡ንክቅይረካ
ጽቡቕ ኣናብባ ግን እታ ክላስ ፍካል እባ ኣብ 2ይ ክፋል ቀይራ ምስናይ ይቕሬታ።
እቲ ዝነኣሰ ከልቢ ዩ ናይ ዘለዎ ዝነብሕ
Thanks ነቶም ትህኪት ናይ ምንባብ ዘለና ጠቃሚት ያ❤
ኩሉ ኣብ ዩቱብ ትሰምዖ ኩሉ ትፈልጦ እዩ ዝመስለካ ስለዚ ኣብ መዓልታዊ ሂወትካ ኣእቲኽ ክትጥቀመሎም ፈትን ደጋጊምካ ስምዓዮ ሽዑ ኩሉ ትሰምዖ ክጠቕመካ እዩ
This is good book amazing way interpret and amazing voice with very good skills of reading. Thanks.
Wawww Thanks kdelya zxenahku mexhaf B mexhaf ab Holland kgeze delye habereta zelewo haburni 😊😊😊❤❤❤
banabooks.com/%e1%88%b5%e1%8b%89%e1%88%ad-%e1%8c%a5%e1%89%a0%e1%89%a5-%e1%88%98%e1%88%ad%e1%88%93-%e1%88%85%e1%8b%ad%e1%8b%88%e1%89%b5/
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
ክብረት ይሃብካ ብጣዕሚ መሳጢ ኣገላልጻ ❤
Waww btami des zbl mesati mexhaf degime kbret yhabelna neka kea ab etserho serah awet ymneyelka 👌👌👌
❤❤❤
Wawww that is z greatest book in mylife until…. ❤🎉🎉🎉❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤
Eti ziabeye hiyab genzeb zeykone ,kemzi natki ab hangol ziatu mikri mis zihibeka eu ,thanks hawey natey
❤❤❤
❤❤❤❤❤
የቐንየልና ተርጋሚ መጽሓፍ ኣቶ ሩፋኤል ተስፋሚካኤል ከምኡ’ውን ኣንባቢ ን and bana books.! ቀጽልዎ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ያ ኬፍ ዘለዎ ድምጹ ሃየ አስኪ ትሰማምዑ ላይክ ሃቡ❤
selam dyu hawey kemey hiwet btagebro zeleka kab labi yemesgnka bmqxal 48 ሓግታት tabl mexhaf aqrabelan bejaka ok
👌🏽👍🏽
ናይ ብሓቂ ምስ ባህልናን ክብርታትናን ዝኸይድ . ሂወት ክትክበላ ከምዘላታ እትመክር ዓባይ. መጽሓፍ. ኣንባቢ ከአ ናይ ብሓቂ ዕድመ ይሃብካ ኣምላኽ
First thank you so much.
Mlue mexhaf behansab tetenbba des mbelena
ብጣዕሚ ጽቡቅቅ ዝሃወይ ብጣዕሚ ኢየ ተመሲጠን ትሓጊሰን ብርግጽ ምስ ዝከማይ ዕቡድን ብሂወት ዝተጸለለን ምሃሪት ኢያ ቀጽሎ ዝሃወይ ኣምላክ ኣቦታትና ይህግዝካ ዝሃወይ ግን ብሃንቀውታ ክንጽበየካ ኢና ዝሃወይ ❤❤❤❤❤
ክቡር.... ሓው, መጽሓፍ.. ንኽትጽሕፍ ማለት ትግርኛ መጽሓፍ, ኣብ europa ክሕተም ይክኣል ድዩ? ወይሲ ኣብ ኤርትራ ጥራይ እዩ?
Thanks for help full,video bro !!
❤❤❤❤ woooow praise God
Congratulations Rafi hawey
❤❤❤ 🎉🎉🎉 ዘንብብ ይዕንብብ % ህዝብና ግዚኡ ኣብ ከምዚ ከሕልፎ ይግባእ ብፍላይ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም
ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳሊጦን ይሚነየልኩም❤❤❤
ኣሜን(3)🙏🥰
Please guys support this channel again. We jump I can wonderful this one.🎉❤
WOW btaemi mharit mexhaf ab srahka awetn asalton ymneyelka thank you I like it
I love it, I can't wait for part two❤❤❤❤❤
Best Book and best Voice 🥰
ጽቡቕ ስራሕ ሓወይ ኣብ እስራኤል ክረኽባ ይኽእል ዶ ከንብባ ደለ
ብሃፍቲ ሓጎስ የለን ቢግዛቢሀር ደስ ይበልኩም
ብጣዕሚ ኢና ነመዝግን ኩቡር ሓዊ
❤❤❤❤
Thanks bro very nice❤❤❤
Kemaka ybzhulna xehafi Rufael berte
ብጣሚ ጹቡቅ ኣንባቢ ክብረት ይሃብኩም
ፓርት 2 pls❤❤❤
ጽብቅ ንባብ የቀንያልና❤❤❤
Excellent ❤
Bravo 👏
nay bhaki xbuq sirah qeslwo yhwat
Sehr gut 👍
Great sound.
This is light of life so continue my dear
Bhanqewta ytsbe aleku
4ስምምዓት ትብል ካበይ ክገዝኣ ይኽእል ኣብ ሆላንድ ኣርንሄም ዝብሃል ቦታ ይነብር ኣለኹ ከምኡ ውን ዋጋኣ መልሲ ንዓኻ
Amazing ❤❤❤ thank u
The best audio book 📖 ever seen
Amazing 😘😘
Thank you bro i like this book
Amazing thanks!
Dmxka btami tum u, bzuh kemzi atehasasbaka zebi mexahfti ketekrbelna btesfa knxbe ina
Thanks brother,❤❤❤❤❤.
Medhanitey ❤️🩹❤️🩹❤️🩹
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🙏
❤❤
ጸገም ኣለና እናበሉ ብዛዕባ ኻልእ ጸገም ክዛረቡ
ክሰምዕ ከለኻ ጸገም ከምዘይብሎ ኢኻ ትፈልጥ😅😅😅😅
Part 2 please
Thanks Brother 😊
Well done 👏👌🙏🏽
❤❤❤❤❤
Thank u for sharing❤
Thank you so much ❤
Respect 🙏
I wait Part two bro 🥰
ዋውውውውው ናይ ብሓቂ ኣስሚረላ ኣለኹ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ qexlo xbuq srah
Please 2 y
የቀንየልና ቡሩክ ሓወይ ❤❤❤
ብጣዕሚ የመስግን ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ዕዮኻ ኣሳልጦን ብልጽግናን ይኣዝዘልካ♥፡፡ቀጽለሉ! thank you bro
Thanks kubur hawi
The subtle Art of not giving a Fuck .... One of the top books ✓✓✓
Thank you bro gn ab Belgium wekil do ayhlwekan?
መጽሓፍ ሲ ከምዚ እንተኮነ ምስ ሓቂ ፊት ንፊት ዝገጥም ።
Thank you ftuw hawna ❤❤❤❤
Amazing ❤❤🎉
Thanks bro ❤❤❤
ክብሪ ይሃብካ ብሩክ ሓው!! ኩሉ ጥዑም ካብ ኣናብባ ክሳብ ድምጺ ደስ ዝብል ኣብ ኣዲስ ኣላ ዶ እዛ መጽሓፍ?
super good for reading i remember when you was on zara fltet thankfully
Thanks bro…..
Kenbba endabelku aqribkuma
Btami eina nemesgn🥰🥰🥰
🎉🎉❤❤❤❤😊😊😊
Ni tgebro kulu key amesgenkuka kehalf aydeln btaemi eye zketateleka btaemi hanaxi and mahari xhufat eka tikrb ente kone gn btaemi haxir koynu kem teketatalika meten mlue mehaf audio gerka kitkribelna kea yimhxeneka adnakikan teketatelikan Bzterefe xibuk srah kexilo 🤞