Bana Books
Bana Books
  • 14
  • 204 972

วีดีโอ

ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 8 (PART 8)
มุมมอง 25016 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 8 (PART 8)
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 7 (PART 7)
มุมมอง 4882 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 7 (PART 7)
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 6 (PART 6)
มุมมอง 4952 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 6 (PART 6)
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 5 PART 5
มุมมอง 6987 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 5 PART 5
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 4 (PART 4)
มุมมอง 8179 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 4 (PART 4)
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 3 (PART 3)
มุมมอง 9749 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 3 (PART 3)
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 2( PART 2)
มุมมอง 1.6K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ትረኻ ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ ምዕራፍ 2( PART 2)
ስነ ልቦና-ገዛእ ርእስኻ PART 1
มุมมอง 3.5K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ስነ ልቦና-ገዛእ ርእስኻ PART 1
ዕላል ምስ ሜሮን ኣብ ዙርያ መጽሓፍቲ!
มุมมอง 1.2K21 วันที่ผ่านมา
ዕላል ምስ ሜሮን ኣብ ዙርያ መጽሓፍቲ!
መመረቕታ መጽሓፍ "ትልሚ ውሽጣዊ ጸጋ"
มุมมอง 3.3K6 หลายเดือนก่อน
መመረቕታ መጽሓፍ "ትልሚ ውሽጣዊ ጸጋ"
መመረቕታ መጽሓፍ ኣጻሓሕፋ ጽሑፈ ፊልም part 2፣
มุมมอง 74510 หลายเดือนก่อน
ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።
መመረቕታ መጽሓፍ ኣጸሓሕፍ ጽሑፈ ፊልም part 1
มุมมอง 95310 หลายเดือนก่อน
ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

ความคิดเห็น

  • @ፈጣሪዓለሙ
    @ፈጣሪዓለሙ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስዉር ጥበብ እትብል መጽሓፍ እባ ከምዚ ጌርካ ኣውርደልና ዛዓርከይ

  • @hermonkelete8841
    @hermonkelete8841 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ንኻሓልፈለይዝሓለፈ
    @ንኻሓልፈለይዝሓለፈ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank bro❤❤🎉🎉 ane kab libya hawka abzi adi kem zflet zkone mexaf zeytrekbelu eyu selezi bana book eyu library natey mexafብርሃን ስነ ኣእምሮ ግን ከይ ወዳእክዋ ጠፊኣ ታይ እዩ ጸገም

  • @hermonkelete8841
    @hermonkelete8841 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉❤❤

  • @danielmengstu4220
    @danielmengstu4220 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Danke schöne BANA Bücher❤

  • @danielmengstu4220
    @danielmengstu4220 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Danke sehr BANA Bücher❤🎉

  • @amanhabte9334
    @amanhabte9334 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤👍💯👍👍👍

  • @tasdkangeberemeskal
    @tasdkangeberemeskal 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @KdstiGebru
    @KdstiGebru 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @KdstiGebru
    @KdstiGebru 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senaytewelde9467
    @senaytewelde9467 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam kubur hawey mejemerta yeqenyelna sele kulu neger azu des zebl dmxn aqerarban... gn pls zkeal entekoynu bmla eza mexhaf bmelke audio awrdula btaemi haxiru wey kea qrub anwuhulna ms senay yqrieteu gn Thank you.

  • @samisami8564
    @samisami8564 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትስፉው ሙኻን ተመስገን ንዘይምባል ዘስምዕ ይመስል"ዶ ብዙሓት ክኮኑ ይክእሉ ውሑዳት ግን.ገዛ ገዚእኻ ብዛዕባ ሜኪና ትሓስብ እንድሕር ኣለካ ተመስገን በል ወይ ተመስገን ዘይብል ኢዮም ዝብሉኻ

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ
    @ሰደተይልሂወትኮይንለይ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @filmongebremeskel1322
    @filmongebremeskel1322 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam kbur haw wela eko eti eteqrbo zeleka xbuq entekone gn mara tehxro aleka dehar kea ab hade mealti nenay 20 25deqiq tetsedelna xbuq neru mknyatu thanks

  • @hermonkelete8841
    @hermonkelete8841 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊት መዓልታዊ ክንጽበየካ ኢና

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፕራጀዲ ታይ ማለት እዩ ኣሕዋት ? ኣብቲ ፈለማ እዘን ሕቶታት ንገዛኣ ርእስኻ መልሰን ዝበለን።

    • @Speacefull
      @Speacefull 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tragedy means very bad or ኣዝይ ሕማቅ ዑዳል 👍🏿

  • @medhanieande4481
    @medhanieande4481 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yeqenyelna kubur hawu ❤❤ blux hasab

  • @Handle7018
    @Handle7018 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ሰሊዠላም መፃካ ብሩከ

  • @Fqrimskulu
    @Fqrimskulu วันที่ผ่านมา

    Miki tuem dmxu ♥️

  • @merontekleabwedisaryam
    @merontekleabwedisaryam วันที่ผ่านมา

    ደጊመ ክብለካ የ ኩሉ ጊዜ ዘርግሓያ እዛ መጽሓፍ፡ ሓደ መዓልቲ ቡዙሓት ሰባት ልቢ ክንገብር ኢና፡ ድሕሪ ሽግር ውይ ለውጢ ምድላይ ኣብዛ መጽሓፍ ቡዙሕ ሰብ ዑቕባ ክሓትት ዩ! ሹዑ ከኣ ብድጋሜ ከነመስግነካ ኢና🎉🎉🎉 ❤ thank you thank you continue Am from juba

  • @merontekleabwedisaryam
    @merontekleabwedisaryam วันที่ผ่านมา

    ፈጺምካ ተስፋ ከይትቆርጽ!! ነዓይ ብዙሕ ሓጊዛትኒ ብዙሕ ነገር ክፍትሽ ገርካኒ ባጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ🎉🎉❤ thank you

  • @merontekleabwedisaryam
    @merontekleabwedisaryam วันที่ผ่านมา

    ሕጉስ የ ብስራሕካ🎉🎉❤❤

  • @DawitMebrahtu-j6u
    @DawitMebrahtu-j6u วันที่ผ่านมา

    ዋው ወለላ ዝኾነት መጽሓፍ ናይ ብሓቂ❤❤❤ ነመስግነካ ተራኺ❤❤❤ ግን ብከመይ ክረኽባ ይኽእል ብዙሕ ክትሕግዘኒ ትኽእል መጽሓፍ ያ pls ሓብሩኒ

  • @MichaelTesfamichael-t6i
    @MichaelTesfamichael-t6i วันที่ผ่านมา

    ሰላም ንፉዕ ሓው ኣነ ካብቶም መደባትካ ብህንጥዩነት ብህርፋን ዝጽበዩ ዝርእዩ እየ ቀጽሎ መደባትካ መሃርቲ እዮም፡ኣነ ሓንቲ ክብለካ ነዚ ጸሓፊ እዛ መጽሓፍ እንተርቪው ኽትገብረሉ ብተስፋ ይጽበ ፡ ብዙሕ ሓሳብ ክህበና ከምቲ ናይ ሓውና ሜሮን ።

    • @banabookseritrea
      @banabookseritrea วันที่ผ่านมา

      Selam kebure haw kebret yehabley,, ab medeb alo kenmxo ena.

  • @ሚጣ-የ7ሸ
    @ሚጣ-የ7ሸ วันที่ผ่านมา

    next pro🙌

  • @asterMehari-f4b
    @asterMehari-f4b วันที่ผ่านมา

    ቀፅለሉ ዝሓወይ የቀንየልና

  • @asterMehari-f4b
    @asterMehari-f4b วันที่ผ่านมา

    የቀንየልና ሓውና❤❤

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ
    @ሰደተይልሂወትኮይንለይ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @AliIbrahim-v6j
    @AliIbrahim-v6j วันที่ผ่านมา

    Selam selam keep keep it on 🎉👍

  • @Speacefull
    @Speacefull วันที่ผ่านมา

    🙏🏿🙏🏿 as always

  • @ሳካማርቲ
    @ሳካማርቲ วันที่ผ่านมา

    ቀጽልዎ❤

  • @Handle7018
    @Handle7018 วันที่ผ่านมา

    ሂዋናተይ ስምዓ ብወገነይ ቃላት የብለይ ቃፅሎ ልተመቸየኩም ላይክ ገጭዉኒ ብፍላይ ነብስና ካብ ሕማቅ ነገር ብከመይ ንአሊ 🎉ይመቸካ ጎይታዋይ ቀፅሎ ፀግኡ የብፀሐልካ እቲ ሓሳብካ ንመንፈስ ለሐድስ

  • @Menbare
    @Menbare วันที่ผ่านมา

    Xebok medeb! Miki nezi medeb bezi hezkayo zelka ketkxelo yelabo. Happy New Year 🎉

  • @SamuelKidane-rj3yo
    @SamuelKidane-rj3yo 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🙏👏🇪🇷

  • @Sasmsomeyob-tn2gn
    @Sasmsomeyob-tn2gn 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ንፋዕ ጽቡቅ ኣናብባ ኣቃራርባ ቀጽሎ ደስ ዝብል ኣሳራርሓ ኣብ ምርጫ መጽሓፍቲ ውን ብጣዕሚ ጽቡቅ ትመርጽ 3 ልስተ ዝቅረብካዮ ሰሚዐ ኣለኩ ንኩላተን ይውድአን ይደጋግሞ እየ

  • @Biniuser-wl7ze8dx3c
    @Biniuser-wl7ze8dx3c 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @semerefishaye
    @semerefishaye 2 วันที่ผ่านมา

    ቴለፎን እባ ጸሓፍሉና ብምንታይ ክንረክቦ ንኽእል።

  • @semerefishaye
    @semerefishaye 2 วันที่ผ่านมา

    ቴሌፎን እባ ጸሓፉልና

  • @KdstiGebru
    @KdstiGebru 2 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @semeretesfaldet8915
    @semeretesfaldet8915 2 วันที่ผ่านมา

    wawwww kem kulu gzie blux srah, gna bzuh video ztedemsesu alewu nbzuhat zhgz blux eyu nieru

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ
    @ሰደተይልሂወትኮይንለይ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @Biniuser-wl7ze8dx3c
    @Biniuser-wl7ze8dx3c 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 2 วันที่ผ่านมา

    ብዝሕ የመስግን ክብር ሓው!

  • @Biniuser-wl7ze8dx3c
    @Biniuser-wl7ze8dx3c 2 วันที่ผ่านมา

    Wawww good job ❤❤❤❤❤

  • @GrmayTesfamaryim
    @GrmayTesfamaryim 2 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤❤❤

  • @YorusShambel
    @YorusShambel 2 วันที่ผ่านมา

    Wawww ብጣዕሚ ገለ ዓይነት በቃ ንኹሉ ትገልጽ መጽሓፍ ድኽመታተይ፡ጽቡቅ ገንታትን ኣዘኪራትኒ ማራ ደስ ኢላትኒ። ንዝቅጽላ ብሃንቀውታ ይጽበ ኣለኹ።ኣጆኹም 💪

  • @suzunasereqeandom5258
    @suzunasereqeandom5258 2 วันที่ผ่านมา

    Next ❤

  • @semerefishaye
    @semerefishaye 2 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ስራሕ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል እዛ መጽሓፍ፧

  • @YoMarket-ol4rs
    @YoMarket-ol4rs 3 วันที่ผ่านมา

    Next pls🎉❤❤❤❤

  • @habtomtesfamariam871
    @habtomtesfamariam871 3 วันที่ผ่านมา

    Thank you for sharing short part don't stop Bana books🙏