ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ደቅ ራያ ሕብርት ትግራይ ደቂ ዓደይ ደስ ክትብላ ወይ ስደት ሕሱም አይኻአልኽዎይ አነስ በዛኻትኽን ዳአን እልልልልል
ትግራይ ነው ለካ የውበት መፍለቅያእሰይ ደቂ ዓደይ 🇪🇹♥🇪🇹♥🇪🇹♥
🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍✌️
🇪🇹❌️❌️❌️🇻🇳🇻🇳🏖🏖🏖🌏👑✅️✅️🌏🌽🌾🌾
እውይ ምቅርታይ ልክዕ ናይ ወልድና ባህሊ ገይርኺ ገልፅኽዮ ዕድመይ ጥዕና ይሃብኽን ሽኮሪናታት ቆልዑ ትግራይ አይ ስደት
እፍፍፍፍ ኣየ ስድት ንሕና እውን ንዓመታ ከምዚ ካብ ስደት መልሱ ንክኒ ጫወት ፍታሪ ይዑቀረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕና ሂቡ ንዓመታ ክምዝይ ዓድና እትም ንክንውዕል እግዚአብሔር ቅድስ ፍቃዱ ይኩንልና
Amen amen amen zyaday
ኣሜን ዓሳዋ
Amennnnnnn
amen
በይዛኻትኽን ድአነ ቓሕ ምባልኽን እልልልልአነለ አብኡ ሃምፀናሕኹ አይይይ ስደት ዓይኑ ይጥፋእደቂ ራያ ደቂ ትግራይዋይደቂ ኦፍላዋይ ብጣዕሚ ስለ ድፋቓዕኩሰላምታይ ይብፃሕ ብበራሪት አየርዓመት ካብዓመት ብሰላም ያሸጋግርኽን ጡዑማት🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ጥዕመትዋየ እንኳዕ ኣብፀሐክን ኣብፀሐና ቖልዑ ኣሸንዳ ኣሕናለ ድዓመታ ዓወይ ድንብል ይግበረና ጎይታ ፡ ይቅርታ እቲ ናማትና ጨጉሪ ግን ንእሽተይ ቕንስ ታበልኽንኦ ሐሽ ኣሸንዳ ብምኻኑ መጠን ኣያዳልይ ።
ሰስና ተጋሩ የሕዋተይ ንበራ ክበራ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ባህሊ ትግርኛ ባኣክን ከቢራ ኣላ ክብረት ይሃብክን ሓውክን ሃኒባል ገባር ካብ ሃገር አውሮፓ
amen maery
ስታምሩው አደኛ ነኝ ላይክ ግጩኝ ትግርኛ በጣም ነው ይምወደው
ቤተሰብ እንሁን መጥቻለው ና
እኔም
ለዛ media አቦ ቋንቋ በደብ አላቅም አስተምሩኝ
እኔም ከምንም ከማንም በላይ ነው ምወዳቸው ትግሬ ሴቶች ኑማ ጥበሱኝ 😍😍😍😍😍
እንኳን ለዚህ አበቃቹ ሰድብ ጨርቅ እንደማይቀድ አየን😘💞🌻💞🌻💞🌻🇪🇹🙏
ዓመት ዳዓመቱ ኣፅነሐና ዳዓመታ ሃምዚው ዓዲና ኣሸንዱዋይ ንጫወት ይግበረና ካብመደም ጭቅጭቅ መሓረና ጥዕማት ደቂ ራያ
አሜን አሜን አሜን ሺኮር
አሜን አሜን
ኣበት ደስ ክትብላ ሰሰና ደቂ ትግራይ ካብ ጎሮቢትኩም የ Eri
አንሕና ውን ኤር ሽኮራት ፍትውውውውውው😍😍😍😍😍👈
🙏ተመስገን አምላኬ ትግራዋይ ገይርካ ዝፈጠርካኒ።እንኮዕ አብፅሐክን ደቂ አሸንዳ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
@@tigistkassa9097 ስብ ምኾነይ ድአ መዓዝ ጠፊኡኒ ።ካብ ሰብ ምኾን ድማ እንሰሳ ምኾን ደስ ይብለኒ።ምክንያቱ እንሰሳ የዋህ ተንኮል ዘየብሉ ሓጥያት ዘየብሉ ናይ እግዚአብሔር ህያው እዩ
❤️💛❤️💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የኔ ቆንጆ ሥታምሪ ድምፅሽ👍👍👍ትግሬ ውሥጤ ነው
ተናፋቒ ባህሊ ዓድና. ኣጆኺ ቀጽልዮ መብርሂት ሽኮር👉 🇪🇷❤
ዘዘዘዠዘኀወበ፣
እውይ ስታምሩ ባይገባኝም ከናተ ጋር እየጨፍርኩ ነው ውዶች ዘፍናቹን ስወደው 🥰❤️❤️
የኔ ቅመም ትርጉሙ ባይገባኝም ልጅቱ ውስጤ ነች♥
ዓመት ዓመት ተመሳሳሊ ግጥሚ እናደረፋ ኣሸንዳ ደቢሩኒ ነሩ እዛ ሽኮሪና ግን ንበይና እያ:: ኣብ 1ይን 2ይን ደርፋ ከምዚ ድሰርሐት ኣብ 5ይ 6ይ ታይ ከምተስምዓና እዩ ጨንቑኒ ዘሎ ። ኣጆኺ ቀጽልሉ በሉለይ
እሞ ዘይነበረ ዶ ክብላ እልካየን እቱ ባህሊ ከየበረዘ ከምዘለዎ ናብ ቀፃሊ ትውልዲ ክሓልፍ እዩ ዝግባእ አንሕና ተቀቢልና ናብ ደቅና ማለት እዩ ስልችው ሓወይ
Kkkkkkkkk ኣይትጨነቅ
ደቅ ራያ ደቅ ትግራይ ዓደይ ማዓሪይ ርሑስ በዓል አሸንዳ ❤❤❤ናፍቆተይ አሸንዳአብ ስደት ዘለና ካብ ስደት ተልመስና ቃፃል ዓመት አብ ዓድና ዝነብዕል ይግበረና 💖💖💖💖❤
ተጋሩ ሽኮራት💝🇪🇷
እውይ ሽኮርናታት እሰይይይይይይይ ደቂ ዓደይ ዓሳዲታት ዋውውውው ደስስስስስስ ትብላ እንኳዕ አብፀሐካትኹን ደቂ ተጋሩ ኩሕሎታት ሰናይ ባዓል አሸንዳ ይኹነልና
ኣትዮ እወ መይዳ ዓፀላራያና ኣኹሪዕኽያ። ኣንበሳ ያኺ። ቃፅልሉ ዓሳዱዋ
ጽቡቓት ደቂ ኣሸንዳ ትግራይ 💕
ኣሰይይ ደቂ ትግራይ መዓረይ ዕድመን ጥዕና ን የሃብክን ፈጣሪ
ርሑስ በዓል ኣሸዳ ይግበረልክን ዓቀብቲ ባህልና
ርሑስ ብዓል ኣሽዳ ይግበረልኽን ሽኮርያት ይሕዋተይ ኣነ ኤርትራውያን እየ፡ ላይኪ ሂበክን ኣለኩ
ኣሜን ኣሜን
ናይ 2011 አሸንዳ ደርፍታት ፅብቕቲ ኢለ ዝሐረኹዋ ሐንቲ እዚአ እያ።
ደቂ ራያ ደቂ ትግራይ ማዓርይ ርሑሰ አሸንዳ
እንካእ ትግራወይቲ ክኑኩ ❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዓመት ድዓመት ይድገመና ሁማን ሄሪ ግን አይታብዝሓ ብናባዕል ኻትኽን ዘንጣ ሀም እኖታትኽን። 😊
እሰይይይይይ ደቂ ዓደይ
@@ትግራይዓደይ-ከ7ዘWerhujbcdsw
7ተ ዓመትይ ኣሸንዳ ሓልፉኒ ኣይስደት
Ane kea 8 ametey keniny alo
Anewun 7 geyre 😥
@@abeaabea7968 ማዕረ እነሀና
ወላ ኣነ ግን ኣይዝና
ካልአይተይ
እፍፍፍፍ ሰብ ዶ ይስደት ኣነስ ህንደይ ኣዉዳኣመት ኣብ ገዛ ምስ መዳም እየ ታዓፅየ ለሕልፎ ለሚዶዮ እየ ኣሸንዳ ግን ማራ ይናፍቀካ ንዓመታ ሃምዚዳ ካብ ስደት ናብ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ብሰላም ይምለሰና።
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ♥🇪🇹♥
ኣጀኪ ሓቢብቲ ኩሉ ሓላፊ እዩ
@@ለኔስእናቴማርያምናት-ቘ2ኀ ታማ ምኽኣል ማዓረይ ዶሞ እንኳዕ ኣብፀሐኪ /ካ
ኣሜን ኣሕቢሩ ሓቢብቲ
ኢሰይ ደስ ምባለን አንኮንም ትግራወይቲ ኮይነ ትፈጠርኩ
ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ ይግበረልክን ቆናጁ ደቂ ትግራይ
ወይይ ቅደመኻትኽን ዳአነ ደቀ ዓደይ ወይይ ስድት ናኢደኻ አይትሳአን 😭😭😭😭😭😭😭😭
Shahad Alawoor 💕💕💕💕
ላይክ ላይክ ናፍቆት ዘለዎ አሸንዳ
ከማይ ዝናፈቀስ የለን
@@mulugaltgray113 አነ ገድዲ ሓብብት ወይ ካብ ማአዝ እዩ ከምዝ ብልካ እሽ ቻው መዳም ናፀወዐትን እዩ ክክክክ
መዳም ትሙት ንዓይ እዉን እናፀወዓት ረብሻትኒ እያ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አነ
ማይጨው ተ/ሃ ኖት ዋው 💒
የኔ ቆንጆ ድምፅሽ በጣም ያምራል ትክክለኛ ባህሉን ነው ያሳየሽን
መብራትየ የቐንየልና ዝሓፍተይ እዚ ደርፍስ ናቓደም ደርፊ ደርጋ ጠፊኡ ልነበረ ደርፍታት ደራፍክዮም ቃንቃካ ባህልኻ ባዕልካ እካ ልተዕብዮ እና ደስ ልብል ስራሕ ኢኪ ሰርሕኪ ቀፅልሉ በርትዒ ዝሓፍተይ👌👌👌👌 😍😍😍
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋዉዉዉ ጎበዝ ደሰ ብሀልት ደርፍ ቀፅልሉ ሞዓረይ አዋልድ ትግራይ እንኳዕ አብፀሐክን አብፀሐና ልብዓል አሸንዳ ዓመት ካብ ዓመት ይዕቆረና አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
እሰይይይይይ የኔ ቆንጆ ወይኔ ኣቤት ድምፂ🙉🙉ኣይይይይ ስደት ዓይንኻ ይጥፋእ 😢😢😢እንኳዕ ኣብፅሐክን ደቅ ዓደይ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍😍እስክ ላይክ ኮመንት ሃቡለይ እዘን ሽኮራት❤❤❤
መልካም የአሸንዳ በአል ይሁንላችዉ ትርጉሙን ባላቀዉም የትግርኛ ጭፈራ ነብሴ ብን እስክትል ነዉ እምወደዉ ❤️❤️😍👍👌
እፍፍፍፍፍ አይካኣልክዎን ኣነስ ናፍቖት አሸንዳዋይ እይ ስደት ሩጉም😢
Aene wn aeykaalkunnnnnnnnn
መብሪሂት ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ናይ ኣሸንዳ ደረፍኺ ቀፅሉሉ
ሽኾረይ ጋል ራያ ዓደይ ባህልና ላዛና ጥዑም
መጀመርያ እንኳዕ ንበዓል አሸንዳ ብሰላም አብፀሐና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ደቂ ራያ ዓደይለ ፅቡቕ እዩ ቀፅላሉ
Wuste nachu yene mertoche men ale kunkuwun bechi😍😍😍
አሽንዳን በጎጎት የምትጠብቁ ውድ የራያ ልጆች እንኳን ለአሸንዳ ብአል በሰላም አደረሳችሁ\ን ያመት ሰው ይበለን አሜን አይ ስደት የስራህን ይስጥህ አቤት ድምፅ ስጥቶሻን በጣም ነው እምታምሩት ስደተኛይቱ እህታችሁ የራያ ልጅ ያውም ያላማጣ
Yelemititish yemilemtet hij wechi kezih .....yeh y tegaru jeganu konaju 🌹💕💊💊💊💪💪✊ menider nw!!!!
ድምፅ በጣም ያምራል ቋንቋውም ባይገባኝ ላይክ ገጨሁሽ ቆንጂት
ደቂ ዓደይ ራያ ራይማ ዓይኒ ትግራይ ዓደይ ናይ ብሓቂ ፅብቅቲ ቀፅልሉ
አነስ ካብ ኩሉ ዓመት ባዓለት ከም እሸንዳ ባጣዕሚ እዩ ዝናፍቅኒ
እውይ ስደት ኣነስ ገደደኒ ሓዝስ እዚኣ ዶሞ መስቆነቆኒት ዝኾነት ቆልዓ እውይ ኣቲ ሕደግናባ ሓፈተና ክንደይ ኣናፊቅና ዓድና ውዴ ቀፅልሉ ሓፈተይ 💖💓
ኣቤት ደስ ትብላ ዋይይይ ዛሓፊተይ ማዓረይ ኣጆኺ ቕፅሉሉ ማዓረይይይ ድምፂኽ ከፊ ኣለዎ ዋውውውውው❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
ደቅ ኣሸንዳ ፅቡቃት ኣየ ናይ ሰደት ነገር😢😢😢❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩ ሽኮራት እንካዕ ኣብፅሐክን ንበዓል ኣሸንዳ ተጋሩ ዝፈቱ like ኢሉኒ ይሕለፍ
Wwwww
@@ramnaramna1785 qa+0+++♧`````~22222²2•°
Welcome deki Ashenda marey anes lomi ewn ab sdet sdi ahlifeya Ashenda 😥
ብጣዕሚ ቖጆ ገይራ ደሪፋቶ በርትዒ ኮሪዔልኺ
ጥዕምቲዋይ ሸገ ዓይነት ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ድምፅ ምስ ክሊፕ
Deki Abay Tigray Kbretey❤❤
አቤት ድምፅ ምቅርቲ ሺኮር እሰይ ደስ ትብላ ራያ ዋው
ففغغععفق🎉❤❤❤الله يسعدك ويوفقك يارب
እዞም ራያ እቲ ላህጃኦም ክፍተወኒ ጉድ ኢዩ።ሓንቲ ቆንጆ ጋል ራያ ክምርዖ ኢየ። ካብ ኤርትራ።
አብሽር አየዋ ሸገ ጓል ትወስድ የኻ !!
ኖ😢
ችድ ጋሕባ ተረፍ ጣልያን
እንኳዕ ኣብፀሐና ንባዓል ኣሸንዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሐዝስ ኣብ ስደት ኢና ዘለና ዋ ንዓመታ ብሓጎስ የራክበና ቆልዑ ኣሸንዳ
ንኣሸንዳ እንኳዕ ኣብጸሓኩም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ሽኮራት የሕዋተይ ብፍላይ ንደቂ ኣሸንዳ
ኣዋይ ደኣም ለምስ ኣቤት ናፍቆት እሰይ ሙቁራት ደቂ ኣሸንዳ 😍😍😍😍😍
እሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ደስ ክትብላ እንካዕ ንበዓል አሸንዳ አብፀሐና ዓመት ንዓመት ድማ ይዑቆረና
Amen Amen Amen
አሰይ አትን ዋሓላሉ አዋልድ ትግራይ ሰላምክን የብዘሐለይ እልልልልልልልልልልልል አሰይ አሰይ ሰናይ ብዓል አሸንዳ ይግበረልና
ገለ ዓይነት ምቅርቲ ኢኺ
ኧረ ትግራይ የኔውዶች ስወዳችሁ ያመት ሰውይበለን የኔውዶች❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Des kiblaka tegaru shikorinatat bsmen eske like habuni
hanti aketibini eske besimen
ስደት ርጉም እስካብ መዓዝ ኮን ይክውን😢😢😢ፈሊካና😭
Aegeki zyaday kerbki keribna
Ayzeki yena marrrr
በይዛኽዳአነ እዙዉት ቓደመይት 👍👌👌👌👌
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ
This is the typical traditional "Ashenda" in its all aspects - lyrics, costume, cultural meaning. Thank you.
አቤት ሰወዳችሁ እኮ ዉድድ❤❤💞💞👍👌👈
እንኾዕ ኣብጸሓና ኣሸንዳ በአል ኣሰይ ብህልና ደስ ክብል ንበራለይ ቆልዓ ኣሸንዳ ተጋሩዋይ 💖❤💛
Temesgen getaye gal tgray geyrka zfeterkani asey enkae eziys naymatna zeykone enkae abtsehekn deki tgray mearey tgrayna abblna tsyon maryam tsolotkn tslalkn ayfeleyena mebrihitye demo ajoki btami des bahalit edmen tenan yhabki shgewa 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
👍👍👍👍
መልካም በሀል ይሁንልን ቋንቋው ባይገባኝም በሀሉን በጣም ነው የምወደው
እስከ እዚኣ ኣምብብዎ ተጋሩ ደቂ ዓደይ ብሚልዮናት ተራብሑፍትውትው ኣቢለ ኣይጸግቦክምን እየ@ሰፕስክራይብ@ ድማ ንዓይ ንሓውኩም ሓግዙኒ
እሺ ክንገብረልካ ኢና ዝሓወይ
ኩሉ ግዜ ስፕስክራይብ ክትብል ላረእኹኻስ ኢለካ ደስ ይበልካ ወዲ ዓደፕ
des ybelika ane wen geyrelika zhawey
ንበሩለይ ሓላላት
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤tegrai adey demey serawrey adi kedamot aditom jeganu 💋💋💋💋💋❤❤
💛♥️💊🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕
💓እሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ሰስናለይ💓🌟 ብጣዕሚ እኪ ፅብቅቲ ድምፅኪ ገለ ዓይነት ናይ ቀደም መሓዝተይ ተራእየናኒ ምስ ሰማዕክዋስ በክየ😞ስደት ዓይኑ ይጥፋእ መይዳ ዓፀላ ኣብቲ ሰዉሒ ኣብቲ ማይ ፎቶ ላተልዓልና ንዉዕል ነበርና ::ስላም ልኣኩም ይኩን ደቂ ዉቅብቲ መሬት💓💓💓💓💓
ዋውውው ደስስስ ክትብላ ደቂ ራያ ሺኮራትእንኳዒ ብስላም አንፃሓክን
wow ኣሸንዳ ብስነስርዓት ገሊፅክንኣ ዋው 100000 ላይክ ኢለኪ ኣለኹ
አቤት ድምፅኪ ጋለይ እስይይይይይ እንኮን ናትና ኮንኪ👍👍👍🌷🌷💋💋💋💋💋
አሰይ ቃሕ ባሃሎ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ከመይ ድኽን መፀለላት አቤት ድማፂ ስሑል ጎሮሮ አይ ስደት እነሀልክን ይናፍቐናሎ ዓድና ስደት ሻሕኻር
On TV pp jul
ማይጨው ተክለ ሃይማኖት ገዳም ካብዚ ልዓመተ ብሰላም የፅንሓና ቆልዕ አሽንዳ
ንዕማ ወይኖ ወይኖ ወይኖ ወይኖ ወይኖ ላኣልየ ኣሸንዳዋይ ሰርስር እላበላ አነ ነብዕ😭 ኾይኖ ዓድጓና 👈.....አየ ስደት😔ልዓመታ መቀለ የውዕለና 👈🇻🇳
ትግሪ ውስጤ ነው
Haftamu berhe (Raya)
አስይ ደቂ ዓደይ ደስ ክትብላ ደቂ አሽንዳ ዓሳዲታት ደቂ ራያ ራዩማ😍😍😍😍😍❤❤❤❤♥♥💘💘👌አነስ ንፍቅቅቅቅቅቅቅቅ አዋይ ድኣም😢
Aseyyyy dekey ashnda shikorat enkae abtshna nabzey wkety ezey
Asey dkhi tigray sekoerntet sedet husuem selam yewrdlena amlkhe sedetena abekeu nab mes sedrana yerkbena 💕❤❤❤❤❤❤❤❤🌼🌼🌼🌼🌼🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💒💒💒💒💐💐💐💐🙏🙏🙏
ጡዑማትደቅራያእንኳዕንባዓልአሸንዳዳአብፀሐክን
Super proud of u asawa🙌🏾🙌🏾🙌🏾 OG raya Ashenda music 👏🏾👏🏾👏🏾
ዋይይይይይ ስድት ካኻፍእ ቆላሕር ካናእቱ ህንደይ ላትጨነቅና ተይትጨፍጨፈይ ፍሩቅ ሕዝና ላኣትና ፀንሕና ማ ዕፅው ዓድ መዳም ዳዓመታ ምስ ደቂ ዓደ ስር ላዎልኹ ያውዕለን ድፈተወ ፎትው ሃምኣና ክፅውንሕ ዶ ኣየ ኣሸንዳዋ ዓብደን ኣይትበላና ቁልዕነት እዩ ሕዙና ኣሸናዳ እዩ ኾይንና እሰይ ደቂ ትግራይ ክሕሎ ዓመት ዳዓመት ይድገምኽን እታ ሽርጥ ለ ሽራጦ ቦፌ ካትኾን እታ ኣርትሽ ለ ካትቃር ዳኣሸንዳ ኮ ጦፊናቁ ሕማቁ ጨብላሉ ኾርዳዱ ዎኡ ድምልክዕ ባ ኣይዘኽን ቃፅላሉ ጋል ወጀራት ሓፍትኽን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😘😍😍😍😍😍😘😘
ሰይ ዛሓፍተይ! ፅሩያት ኹልኽን ንበራ ኽበራ ኣሕዋት!ዳብቲ ናቐደም ኣተዓባብያና መልስኽና!
ወይይይይ ቱቑንጅናኽን አከዳድናኽንስ ልበይኑ ዓይነቱ የዕስስስ ሽኮሪናታት
ኣይይ ናፍቆት ❤❤❤❤
እሰይ እንካዕ አብፀሐና ርሑስ በአል አሸንዳ ሽኮሪናታት አነስ ነፊቐ አሸንዳዋይ ስደት ሑሱም
እኔ አማራ ነኝ ግን ትግራዋን በጣም እውዳለሁ ❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐😍😍😍😍😍😍😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋 👌👌
ጽቡቅ ድምጽ አለኪ!
ይዕስ ምጥዓምኽን ወለላታት
Wow! This song is wow! indeed.
Asadi Gual adey meareyyyyy 😍😍😍 Love everything about this song 🙌 more to come from this little star 💕 #ProudGualRayaRayauma💪
🌹👍
ደቅ ራያ ሕብርት ትግራይ ደቂ ዓደይ ደስ ክትብላ ወይ ስደት ሕሱም አይኻአልኽዎይ አነስ በዛኻትኽን ዳአን እልልልልል
ትግራይ ነው ለካ የውበት መፍለቅያ
እሰይ ደቂ ዓደይ 🇪🇹♥🇪🇹♥🇪🇹♥
🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍✌️
🇪🇹❌️❌️❌️🇻🇳🇻🇳🏖🏖🏖🌏👑✅️✅️🌏🌽🌾🌾
እውይ ምቅርታይ ልክዕ ናይ ወልድና ባህሊ ገይርኺ ገልፅኽዮ ዕድመይ ጥዕና ይሃብኽን ሽኮሪናታት ቆልዑ ትግራይ አይ ስደት
እፍፍፍፍ ኣየ ስድት ንሕና እውን ንዓመታ ከምዚ ካብ ስደት መልሱ ንክኒ ጫወት ፍታሪ ይዑቀረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕና ሂቡ ንዓመታ ክምዝይ ዓድና እትም ንክንውዕል እግዚአብሔር ቅድስ ፍቃዱ ይኩንልና
Amen amen amen zyaday
ኣሜን ዓሳዋ
Amennnnnnn
amen
በይዛኻትኽን ድአነ ቓሕ ምባልኽን እልልልል
አነለ አብኡ ሃምፀናሕኹ አይይይ
ስደት ዓይኑ ይጥፋእ
ደቂ ራያ
ደቂ ትግራይዋይ
ደቂ ኦፍላዋይ
ብጣዕሚ ስለ ድፋቓዕኩ
ሰላምታይ ይብፃሕ ብበራሪት አየር
ዓመት ካብዓመት ብሰላም ያሸጋግርኽን ጡዑማት🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ጥዕመትዋየ እንኳዕ ኣብፀሐክን ኣብፀሐና ቖልዑ ኣሸንዳ ኣሕናለ ድዓመታ ዓወይ ድንብል ይግበረና ጎይታ ፡ ይቅርታ እቲ ናማትና ጨጉሪ ግን ንእሽተይ ቕንስ ታበልኽንኦ ሐሽ ኣሸንዳ ብምኻኑ መጠን ኣያዳልይ ።
ሰስና ተጋሩ የሕዋተይ ንበራ ክበራ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ባህሊ ትግርኛ ባኣክን ከቢራ ኣላ ክብረት ይሃብክን ሓውክን ሃኒባል ገባር ካብ ሃገር አውሮፓ
amen maery
ስታምሩው አደኛ ነኝ ላይክ ግጩኝ
ትግርኛ በጣም ነው ይምወደው
ቤተሰብ እንሁን መጥቻለው ና
እኔም
ለዛ media አቦ ቋንቋ በደብ አላቅም አስተምሩኝ
እኔም ከምንም ከማንም በላይ ነው ምወዳቸው ትግሬ ሴቶች ኑማ ጥበሱኝ 😍😍😍😍😍
እንኳን ለዚህ አበቃቹ
ሰድብ ጨርቅ እንደማይቀድ አየን😘💞🌻💞🌻💞🌻🇪🇹🙏
ዓመት ዳዓመቱ ኣፅነሐና ዳዓመታ ሃምዚው ዓዲና ኣሸንዱዋይ ንጫወት ይግበረና ካብመደም ጭቅጭቅ መሓረና ጥዕማት ደቂ ራያ
አሜን አሜን አሜን ሺኮር
አሜን አሜን
ኣበት ደስ ክትብላ ሰሰና ደቂ ትግራይ
ካብ ጎሮቢትኩም የ Eri
አንሕና ውን ኤር ሽኮራት ፍትውውውውውው😍😍😍😍😍👈
🙏ተመስገን አምላኬ ትግራዋይ ገይርካ ዝፈጠርካኒ።እንኮዕ አብፅሐክን ደቂ አሸንዳ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
@@tigistkassa9097 ስብ ምኾነይ ድአ መዓዝ ጠፊኡኒ ።ካብ ሰብ ምኾን ድማ እንሰሳ ምኾን ደስ ይብለኒ።ምክንያቱ እንሰሳ የዋህ ተንኮል ዘየብሉ ሓጥያት ዘየብሉ ናይ እግዚአብሔር ህያው እዩ
❤️💛❤️💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የኔ ቆንጆ ሥታምሪ ድምፅሽ👍👍👍ትግሬ ውሥጤ ነው
ተናፋቒ ባህሊ ዓድና. ኣጆኺ ቀጽልዮ መብርሂት ሽኮር👉 🇪🇷❤
ዘዘዘዠዘ
ኀወበ፣
እውይ ስታምሩ ባይገባኝም ከናተ ጋር እየጨፍርኩ ነው ውዶች ዘፍናቹን ስወደው 🥰❤️❤️
የኔ ቅመም ትርጉሙ ባይገባኝም ልጅቱ ውስጤ ነች♥
ዓመት ዓመት ተመሳሳሊ ግጥሚ እናደረፋ ኣሸንዳ ደቢሩኒ ነሩ እዛ ሽኮሪና ግን ንበይና እያ:: ኣብ 1ይን 2ይን ደርፋ ከምዚ ድሰርሐት ኣብ 5ይ 6ይ ታይ ከምተስምዓና እዩ ጨንቑኒ ዘሎ ። ኣጆኺ ቀጽልሉ በሉለይ
እሞ ዘይነበረ ዶ ክብላ እልካየን እቱ ባህሊ ከየበረዘ ከምዘለዎ ናብ ቀፃሊ ትውልዲ ክሓልፍ እዩ ዝግባእ አንሕና ተቀቢልና ናብ ደቅና ማለት እዩ ስልችው ሓወይ
Kkkkkkkkk ኣይትጨነቅ
ደቅ ራያ ደቅ ትግራይ ዓደይ ማዓሪይ ርሑስ በዓል አሸንዳ ❤❤❤ናፍቆተይ አሸንዳ
አብ ስደት ዘለና ካብ ስደት ተልመስና ቃፃል ዓመት አብ ዓድና ዝነብዕል ይግበረና 💖💖💖💖❤
ተጋሩ ሽኮራት💝🇪🇷
እውይ ሽኮርናታት እሰይይይይይይይ ደቂ ዓደይ ዓሳዲታት ዋውውውው ደስስስስስስ ትብላ እንኳዕ አብፀሐካትኹን ደቂ ተጋሩ ኩሕሎታት ሰናይ ባዓል አሸንዳ ይኹነልና
ኣትዮ እወ መይዳ ዓፀላ
ራያና ኣኹሪዕኽያ። ኣንበሳ ያኺ። ቃፅልሉ ዓሳዱዋ
ጽቡቓት ደቂ ኣሸንዳ ትግራይ 💕
ኣሰይይ ደቂ ትግራይ መዓረይ ዕድመን ጥዕና ን የሃብክን ፈጣሪ
ርሑስ በዓል ኣሸዳ ይግበረልክን ዓቀብቲ ባህልና
ርሑስ ብዓል ኣሽዳ ይግበረልኽን ሽኮርያት ይሕዋተይ ኣነ ኤርትራውያን እየ፡ ላይኪ ሂበክን ኣለኩ
ኣሜን ኣሜን
ናይ 2011 አሸንዳ ደርፍታት ፅብቕቲ ኢለ ዝሐረኹዋ ሐንቲ እዚአ እያ።
ደቂ ራያ ደቂ ትግራይ ማዓርይ ርሑሰ አሸንዳ
እንካእ ትግራወይቲ ክኑኩ ❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዓመት ድዓመት ይድገመና ሁማን ሄሪ ግን አይታብዝሓ ብናባዕል ኻትኽን ዘንጣ ሀም እኖታትኽን። 😊
እሰይይይይይ ደቂ ዓደይ
@@ትግራይዓደይ-ከ7ዘWerhujbcdsw
7ተ ዓመትይ ኣሸንዳ ሓልፉኒ ኣይስደት
Ane kea 8 ametey keniny alo
Anewun 7 geyre 😥
@@abeaabea7968 ማዕረ እነሀና
ወላ ኣነ ግን ኣይዝና
ካልአይተይ
እፍፍፍፍ ሰብ ዶ ይስደት ኣነስ ህንደይ ኣዉዳኣመት ኣብ ገዛ ምስ መዳም እየ ታዓፅየ ለሕልፎ ለሚዶዮ እየ ኣሸንዳ ግን ማራ ይናፍቀካ ንዓመታ ሃምዚዳ ካብ ስደት ናብ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ብሰላም ይምለሰና።
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ♥🇪🇹♥
ኣጀኪ ሓቢብቲ ኩሉ ሓላፊ እዩ
@@ለኔስእናቴማርያምናት-ቘ2ኀ ታማ ምኽኣል ማዓረይ ዶሞ እንኳዕ ኣብፀሐኪ /ካ
ኣሜን ኣሕቢሩ ሓቢብቲ
ኢሰይ ደስ ምባለን አንኮንም ትግራወይቲ ኮይነ ትፈጠርኩ
ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ ይግበረልክን ቆናጁ ደቂ ትግራይ
ወይይ ቅደመኻትኽን ዳአነ ደቀ ዓደይ ወይይ ስድት ናኢደኻ አይትሳአን 😭😭😭😭😭😭😭😭
Shahad Alawoor 💕💕💕💕
ላይክ ላይክ ናፍቆት ዘለዎ አሸንዳ
ከማይ ዝናፈቀስ የለን
@@mulugaltgray113 አነ ገድዲ ሓብብት ወይ ካብ ማአዝ እዩ ከምዝ ብልካ እሽ ቻው መዳም ናፀወዐትን እዩ ክክክክ
መዳም ትሙት ንዓይ እዉን እናፀወዓት ረብሻትኒ እያ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አነ
ማይጨው ተ/ሃ ኖት
ዋው 💒
የኔ ቆንጆ ድምፅሽ በጣም ያምራል ትክክለኛ ባህሉን ነው ያሳየሽን
መብራትየ የቐንየልና ዝሓፍተይ እዚ ደርፍስ ናቓደም ደርፊ ደርጋ ጠፊኡ ልነበረ ደርፍታት ደራፍክዮም ቃንቃካ ባህልኻ ባዕልካ እካ ልተዕብዮ እና ደስ ልብል ስራሕ ኢኪ ሰርሕኪ ቀፅልሉ በርትዒ ዝሓፍተይ👌👌👌👌 😍😍😍
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋዉዉዉ ጎበዝ ደሰ ብሀልት ደርፍ ቀፅልሉ ሞዓረይ አዋልድ ትግራይ እንኳዕ አብፀሐክን አብፀሐና ልብዓል አሸንዳ ዓመት ካብ ዓመት ይዕቆረና አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
እሰይይይይይ የኔ ቆንጆ ወይኔ ኣቤት ድምፂ🙉🙉ኣይይይይ ስደት ዓይንኻ ይጥፋእ 😢😢😢እንኳዕ ኣብፅሐክን ደቅ ዓደይ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍😍እስክ ላይክ ኮመንት ሃቡለይ እዘን ሽኮራት❤❤❤
መልካም የአሸንዳ በአል ይሁንላችዉ ትርጉሙን ባላቀዉም የትግርኛ ጭፈራ ነብሴ ብን እስክትል ነዉ እምወደዉ ❤️❤️😍👍👌
እፍፍፍፍፍ አይካኣልክዎን ኣነስ ናፍቖት አሸንዳዋይ እይ ስደት ሩጉም😢
Aene wn aeykaalkunnnnnnnnn
መብሪሂት ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ናይ ኣሸንዳ ደረፍኺ ቀፅሉሉ
ሽኾረይ ጋል ራያ ዓደይ ባህልና ላዛና ጥዑም
መጀመርያ እንኳዕ ንበዓል አሸንዳ ብሰላም አብፀሐና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ደቂ ራያ ዓደይለ ፅቡቕ እዩ ቀፅላሉ
Wuste nachu yene mertoche men ale kunkuwun bechi😍😍😍
አሽንዳን በጎጎት የምትጠብቁ ውድ የራያ ልጆች እንኳን ለአሸንዳ ብአል በሰላም አደረሳችሁ\ን ያመት ሰው ይበለን አሜን አይ ስደት የስራህን ይስጥህ አቤት ድምፅ ስጥቶሻን በጣም ነው እምታምሩት ስደተኛይቱ እህታችሁ የራያ ልጅ ያውም ያላማጣ
Yelemititish yemilemtet hij wechi kezih .....yeh y tegaru jeganu konaju 🌹💕💊💊💊💪💪✊ menider nw!!!!
ድምፅ በጣም ያምራል ቋንቋውም ባይገባኝ ላይክ ገጨሁሽ ቆንጂት
ደቂ ዓደይ ራያ ራይማ ዓይኒ ትግራይ ዓደይ ናይ ብሓቂ ፅብቅቲ ቀፅልሉ
አነስ ካብ ኩሉ ዓመት ባዓለት ከም እሸንዳ ባጣዕሚ እዩ ዝናፍቅኒ
እውይ ስደት ኣነስ ገደደኒ ሓዝስ እዚኣ ዶሞ መስቆነቆኒት ዝኾነት ቆልዓ እውይ ኣቲ ሕደግናባ ሓፈተና ክንደይ ኣናፊቅና ዓድና ውዴ ቀፅልሉ ሓፈተይ 💖💓
ኣቤት ደስ ትብላ ዋይይይ ዛሓፊተይ ማዓረይ ኣጆኺ ቕፅሉሉ ማዓረይይይ ድምፂኽ ከፊ ኣለዎ ዋውውውውው❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
ደቅ ኣሸንዳ ፅቡቃት ኣየ ናይ ሰደት ነገር😢😢😢❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩ ሽኮራት እንካዕ ኣብፅሐክን ንበዓል ኣሸንዳ ተጋሩ ዝፈቱ like ኢሉኒ ይሕለፍ
Wwwww
@@ramnaramna1785 qa+0+++♧`````~22222²2•°
Welcome deki Ashenda marey anes lomi ewn ab sdet sdi ahlifeya Ashenda 😥
ብጣዕሚ ቖጆ ገይራ ደሪፋቶ በርትዒ ኮሪዔልኺ
ጥዕምቲዋይ ሸገ ዓይነት ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ድምፅ ምስ ክሊፕ
Deki Abay Tigray Kbretey❤❤
አቤት ድምፅ ምቅርቲ ሺኮር እሰይ ደስ ትብላ ራያ ዋው
ففغغععفق🎉❤❤❤الله يسعدك ويوفقك يارب
እዞም ራያ እቲ ላህጃኦም ክፍተወኒ ጉድ ኢዩ።
ሓንቲ ቆንጆ
ጋል ራያ ክምርዖ ኢየ። ካብ ኤርትራ።
አብሽር አየዋ ሸገ ጓል ትወስድ የኻ !!
ኖ😢
ችድ ጋሕባ ተረፍ ጣልያን
እንኳዕ ኣብፀሐና ንባዓል ኣሸንዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሐዝስ ኣብ ስደት ኢና ዘለና ዋ ንዓመታ ብሓጎስ የራክበና ቆልዑ ኣሸንዳ
ንኣሸንዳ እንኳዕ ኣብጸሓኩም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ሽኮራት የሕዋተይ ብፍላይ ንደቂ ኣሸንዳ
ኣዋይ ደኣም ለምስ ኣቤት ናፍቆት እሰይ ሙቁራት ደቂ ኣሸንዳ 😍😍😍😍😍
እሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ደስ ክትብላ እንካዕ ንበዓል አሸንዳ አብፀሐና ዓመት ንዓመት ድማ ይዑቆረና
Amen Amen Amen
አሰይ አትን ዋሓላሉ አዋልድ ትግራይ ሰላምክን የብዘሐለይ እልልልልልልልልልልልል አሰይ አሰይ ሰናይ ብዓል አሸንዳ ይግበረልና
ገለ ዓይነት ምቅርቲ ኢኺ
ኧረ ትግራይ የኔውዶች ስወዳችሁ ያመት ሰውይበለን የኔውዶች❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Des kiblaka tegaru shikorinatat bsmen eske like habuni
hanti aketibini eske besimen
ስደት ርጉም እስካብ መዓዝ ኮን ይክውን😢😢😢ፈሊካና😭
Aegeki zyaday kerbki keribna
Ayzeki yena marrrr
በይዛኽዳአነ እዙዉት ቓደመይት 👍👌👌👌👌
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ
This is the typical traditional "Ashenda" in its all aspects - lyrics, costume, cultural meaning. Thank you.
አቤት ሰወዳችሁ እኮ ዉድድ❤❤💞💞👍👌👈
እንኾዕ ኣብጸሓና ኣሸንዳ በአል
ኣሰይ ብህልና ደስ ክብል ንበራለይ ቆልዓ ኣሸንዳ ተጋሩዋይ 💖❤💛
Temesgen getaye gal tgray geyrka zfeterkani asey enkae eziys naymatna zeykone enkae abtsehekn deki tgray mearey tgrayna abblna tsyon maryam tsolotkn tslalkn ayfeleyena mebrihitye demo ajoki btami des bahalit edmen tenan yhabki shgewa 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
👍👍👍👍
መልካም በሀል ይሁንልን ቋንቋው ባይገባኝም በሀሉን በጣም ነው የምወደው
እስከ እዚኣ ኣምብብዎ
ተጋሩ ደቂ ዓደይ ብሚልዮናት ተራብሑ
ፍትውትው ኣቢለ ኣይጸግቦክምን እየ
@ሰፕስክራይብ@ ድማ ንዓይ ንሓውኩም ሓግዙኒ
እሺ ክንገብረልካ ኢና ዝሓወይ
ኩሉ ግዜ ስፕስክራይብ ክትብል ላረእኹኻስ ኢለካ ደስ ይበልካ ወዲ ዓደፕ
des ybelika ane wen geyrelika zhawey
ንበሩለይ ሓላላት
ንበሩለይ ሓላላት
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤tegrai adey demey serawrey adi kedamot aditom jeganu 💋💋💋💋💋❤❤
💛♥️💊🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕
💓እሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ሰስናለይ💓🌟 ብጣዕሚ እኪ ፅብቅቲ ድምፅኪ ገለ ዓይነት ናይ ቀደም መሓዝተይ ተራእየናኒ ምስ ሰማዕክዋስ በክየ😞ስደት ዓይኑ ይጥፋእ መይዳ ዓፀላ ኣብቲ ሰዉሒ ኣብቲ ማይ ፎቶ ላተልዓልና ንዉዕል ነበርና ::ስላም ልኣኩም ይኩን ደቂ ዉቅብቲ መሬት💓💓💓💓💓
ዋውውው ደስስስ ክትብላ ደቂ ራያ ሺኮራት
እንኳዒ ብስላም አንፃሓክን