ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋዕሮ ትግራወይቲ እንኳዕ በስላም መፃኪንእብርሀት ዝፍቱ ስብስክራይብ ገብሩኒ እስኪ ደቂ ትግራይና ወርቂ ንመስቀል ባዓል እንኳዕ እብፅሕኩም እብፅሕና
ኣሜን🙏🙏🙏
ሃኒ ጓል H&T አሜን አሜን ዝሓፍተይ
Amenn -♥
❤❤❤
እሜን ንኩላትኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፍትውትውውውውው እዩ ዛብልኩም
አዲስ አበባ ብወለድም ትግራይ የእናት ያባቴ አገር በክፉ ያየሽ አይኑ ይጥፉ
You should able to learn your parents' language...
አነውን አብ አዲስ አበባ እየ ዓብየ ግን መንነተይን ባህለይን አብሊፀ ይፈለጥ እየ antem lemawek mokr 👍
ንኣብረሀት ሽኮር ዝፈቱ እስከ like ኣዲኒ ደቂ ኣበይቲ 👍👍👍💞💞💞
Abrehet sweet
እስኪ ላይክ ሃብኒ ብትግራዋይነቱ ዝሕበን አብርሄተይ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ መክበርቲ ባህላ። ሕዚ እኮ ራያ ናይና እዩ ዝብሉ ታሕታይ ዓዲ አይሰአኑን እዮም ክክክክክክክክክ
SUbscribe gberni
ታሕታይ ዓዲ ድኣ ብኣፎም ድኣ ኩሉ ናቶም እንድዩ
😘😘😘😘😘😘💞💞💞💕
@@Tsila_show እሺ
ባይዛ ራያ ካደ😏😏
ኣብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይና ጅግና ተጋደሊት ኣቤት እቲ ድምፂ 100% ርሑስ ቅንያት መስቀልን ሓዱሽ ዓመትን 🙏💗
Mekesabyy አቡረሀተይ
gual adey
ኣብረሀተይ ብፍላይ ዓሳ ሓሸንገ ኣንጠልጢልኪ ሸንዳሕዳሕ ክትብሊ ኣቤት ከጥዕመልኪ ዋዕሮ
ኤርትራዊ እየ ግን ማራየ ዝፈትወኪ ኣብርሀት ሽኮር ጠፊእካና ነይርኪ ኣጆኺ ስኪ
Meftaw derfi si xegem yelen.kab meshela mizra da tetenkek wedi hawoboy 🇪🇷
comment mihab sy ntay eyu zegnetka mingar? ane zegnetey eritrawi eye. meninetey kea tigraway eye. gin ezi derfi beti ziarebelu quanqua tigrigna kisab zikone zegnetey mnizaz entay amtseo? siltane dyus dhrunet?
@@redaeastbeha5034 ሕውነትና ከም ዘይተደምሰሰ ንምርግጋጽ ኢልካ ዝጥቀስ ኮይኑ ይስማዓኒ::
የሚገርመው ሰሞኑን ይቺን እንቁ ስፈልጋት ነበረ እንኳን በሰላም መጣሽ አብረኸት
አብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ ሰናይ ቅነ መስቀል ይግበረልና ተጋሩ ኣሕዋተይ "
Amen
Amen Mar
አሜን ማሮቼ 💝💝
lik lik
ኣሜን (3)
ኣብርሀት ኣብዱ ጀግና ተጋዳልትን ሰነ ጥበብን ካብተን ጀግኑ ዋዕሮታት ትጋሩ ሓንት እያ እስት like like like ❤❤🌹🌹🌹😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💗💗💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹
,1000
Welcome ኣቢየ ዋዕሮ ድምፅኪ ናፊቀዮ ነይረ ክፈትየኪ ኣነስ እንኳዕ ናትና ኮንኪ ኣቢየ ኣቤት ኣከዳድና ቁንጅና ያዒስ ደቂ ትግራይ መዓረይ ብትግራውነቱ ብመንነቱን ዝኮርዕን Like ኣጥዕሙኒ ርሑስ በዓል ቅንያተ መስቀል ይግበረልና
ገኒዋይ እንኳዕ እሐቢሩ እብፅሕና ምቅርተይ
@@HaniGualFikrHani ኣሜን ፫ ሃኒተይ ዝያዳይ
💘💖💘💖✋
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ኣሜን፫ ምቅርተይ ኣሕቢሩ
ኣብርሀተይ ዋዕሮ ድምፂ መረዋሕ እንኳዕ ድሓን መፃኽልና ሓላል ጋል ዞም ተጋሩ
አቤ ሽኮር ስሑልቲ ጎሮሮአ ዋዕሮ ትግራይ መኽበሪት ባህላ ዕድመ ይሃብኩ ደቂ ዓደይ
❤❤❤❤😘
ጥዑም ዘመን ክምለስ'ዩ ዝመስል" ብዓል ኣብርሀት ዓብዱ ተመሊሰናና።
አብርህተይ ጅግና ኩሉ ዘጥዕመልኪ ሓላል ጋል ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ::
ውይ አብርሀትዬ በስላምነው ይሄን የመስል ድምፅ ይዘሽ የጠፍሽው ውድድድድ ነማርግሽ🌹🌷🌷🌷🌷😍😍😘 ትርጉም ማፊ😓
😍😘😍😘
ኣብረህትየ ፈውሲ ልበይ ከመይ ድኪ ተፀልልኒ ኣትዮ ወዕሮ ጥዕምቲ ድምፂ ኣታዮ በይዛኩም ላይክ ሼር ኮሜንት ንሃባ ክብርቲ ሰብ😍😍😍😍
ዕጣን ግባእ ዓሳዲ ራያ እንበር ዕድሚኣ ምሉእ ኣብ ምግዳል ዘሕለፈት ተጋዳሊት ኣይትመስልን ጋል ዓብዱ ጅግና
ኣብረሀት ዓብዱ ኣዶ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኪ
Aberhat shikorr betame xiubukit derfie very nice good job i am come from eritrea 🇪🇷
ኣሰይይይ እታ ዝፈትዋ ደራፊትን ጅግና ተጋዳሊትን ኣድናቂትኪ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
ኣብረት ዓብዱ ናዓይ ከያኒት ኣይኮነትንኪነት እያ ንባዕላ አታይ እስከ ይጎድላገጣሚ100%ዜማ100%ድምፃ እሞከኣ መረዋሕኩሉም ስራሕታ100%
አብርሀት ጅግና ጋልቶም ጀጋኑ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብክ ክንፈትወኪ እኮ ዓይኒ ትግራይ ድምፅኪ ምስ ብሎፅ ጥበቢክ ለይቲን ቀትሪን ከማክ ክከውን ዩ ዝሕልመኒ አብረሀት love me❤💘💋ተጋሩ miss u ብስም አብርሀት እባ ላይክ ጠውቅለይ 😍😘✌😑
ኣብርሄት ሽኮር እንካዕ ዳሓን መፅእኺ ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርትይ ።
አብረሃት ወረጃ ኹሉ ዘጥዕመላ::ፈጣሪ ዘይሃስስ ጎሮሮ ዝዓደላ::ንዜማ ከም ሳዕስዒት እትአሊ ብልፅቲ ስነ-ጥበባዊት:: ያዒስ.....!
አብርሀተይ እንኳዕ ዳሓን መፃክለይ እስኪ ተዛረብቲ ትግርኛ ሎሚ ዳማዳም ስራሕ ድክም ኢሉኒ አሎ ኡፍ ስደት ዝመሮሮ አሎዶ ከምዝከማይ እስኪ ብላይክ አጆኪ በሉኒ ደቂ ዓደይ ፈተውቲ አብረሀተይ😘
አብርሀት አብዱን በጣም ነው የምወዳት እስኪ እንዴኔ የሚወዳት ላይክ ግጩኝ
ኣብርሀት ዋዕሮ ትግራይ ሱሑልቲ ጎሮሮ የቀነይለን ጠፊእኪ ነይርኪ ፅቡቅ ስራሕ ን ግርማይ ራያ ድማ ጠፊእካ በልዮ
Raya Tigrigna music has become the beckon of Tigrian assertiveness and renaissance.
Seyseysey abrhet shikor. Edmen tienan niaki nimine. Kurat hizbi tigray. God bless u
Oh wow Abrehetye Enkuwan dena metashi ትግርኛ ትርጉም ወፍ የለም ግን በጣም ነው ምወደው ትግሬ ባል ነው የማገባው እደኔው ፈላጊ ካለ ደዉልልኝ እወዳችኋለሁ 😘😘💚💛❤
Mearey ለወንድሚ ልዳርሽ በቃ
@@ጋልዞምተጋሩ ውይ ታደየ ማማየ አማረኛ ይችላል
ፀባይ እና ሞያ ካለሽ ቁጥርሽን ላኪልኝ
@@Tube-bi2mc ክክክክ
@@Tube-bi2mc ሀሀሀሀሀሀሀሀ እንግድህ ማየት ነዋ እኔ ሁሉም አለኝ ብየ አስባለሁ ቋንቋ ነው ችግሬ አተስ እንደየት ነው ፀባይ አለክ ሌላውን እንተወው
ኣሰይ ኣብረሀት ትዝታ ንእስነተይ ክሉ ዘጥዕመላ ኩርዕቲ ብባህላ ❤🇻🇳❤
Waw she still has amazing voice. From Eritrea
ብሕልሚ ዓደይ ሓዲረ 😭😭ማራ ናፍቆት ዓደይን ወለደይን ሓይሉኒ ኣሎ ብ like እስከ ኣጆኪ በሉኒ😢😢 ኣምነኣረጋዊ ኣቦይ ስደትና የሕፅረልና 🙏💗 ኣብረሀተይ ዋዕሮ🌷😍😍
አሜን አሜን ስለ ሕልሚ ገድፍኪ ተዛረቢ ዝያዳይ ኩሉ ግዜ እየ አብ ዓደይ ዝሓድር እንተዘይወግሕ ይብል ማርያምን
*ዌል ኣብየ ዋዕሮ ትግራወይቲ 💓💓💓💓💓 እንካዕ ብሰላም መጻኺ ኣቲ ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ኣነስ ጅብዕተይ ናተይ ንበርልና ክበርልና😍 በዓልቲ ጥዕምቲ ድምጺ ሶ ገለ ዓይነት ደርፊ ኣብየ ኣይትጥፍእና ከኣ💓💓*
ኣብረሀተይ እንኳዕ ብዳሓን መፃኺ ተጋዳሊት ጥበብ😍😍😍😍
ተጋሩየይ መሐበናት ኣብረሀተይ ካዓ ብቆላዓይ ኣቲሒዘ ዝስመዐኪ ዝነበርኩ ኩሉ ደርፍታትኪ ከመይ ድየ ዝፎትወኪ
ኣብርህት ጓልቶም ጅግኑ ንበርለይ ህያበይ
Ane Eritrawit eye hanti derfi nay Eritra tegayeshe mes sereket Abrehet xelieya nere.bizikone xibuk derfi kemzi eyo zexebkelki nay adiki From 🇪🇷
ትግርኛ ተናጋሪ አይደለሁም ግን አብረህትን በጣም ነዉ ምወዳት
ኣቢየይ ሽኮር እንቃዕ ብሰላም መፀኪ ጋል ጀጋኑ ። ብርኩ ቅነ ኣሕዋት
ተጋደልቲ ኣብረሀት ዓብዱ ዝፈቱ like
አብራሀትየ ፅብቕቲ ብጥዑም ባህሊ ብጥዑም ድምፂ መፅእክልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ዓሳዲ ደስ ልብል ስራሕ አላማጣ ምስ ሞኸኒ፣ሞኸኒ ምስ ማይጨው፣ ማይጨው ምስ ዓድሽሆ ደጉዓስለዋ መንይኡ ለይትዋላደ ትግራይ ዓድና መንነትና ህዝብና ናትና👌👌👌😍😍😍
The best voice from Tigrinya lady singers!! One of a kind 😍😍😍 welcome back
I love it ራያ ትግራይ ጅግና ዋዕሮ ጓል ትግራይ አብረሀት አብዱ ድቂ ትግራይ ሽኮራት ሰላም ሰላም 🇪🇷 ♥️ 🇪🇹
ሰላም ደቂ ትግራይ ሽኮር ደስ ባሃልቲ ኣታ ደቀይ ናተይ ኣበይ ኮን ይህሉ
Trhas Hagos አትዮ አብዝይ እንሀኩ
@@tahtayadyabo9177 ሕጂ ግርም ፅቡቕ እባ
አብረሀት ሽኮር ፅቡቅቲ ደርፊ ምንም ዘይዋፀሉ ግጥሚ ድምፂ ክሊፕ 100% ዋውውውውውውውውውው
ከም ንግስቲ ሓየሎም ክልተ ግዜ ከም ምርኣይ ይስውርኪ ኣብርሸይ ደስ ዝብል ስራሕ
እውይይይይ ሥወድሽ እኮ ትግርኛ መሥማት እችላለሁ መናገር አልችልም በጣም የምወደው ባል ነበርኝ የልጄአባት እግዛብሔር ይሰጣል ይወሥዳል ሞት ነጠቀኝ እግዛብሔር ይመሥገን በጣም ውድ ጣፋጭ ልጅ ሥለሠጠኝ አመሠግነዋለሁ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ከሚወዱት መለየት እዴት ያማል ከዙህ ይጠብቃችሁ
Abrehet Shikor aytetfe mis hadush Clip nisibeyeki Elena ❤
እኔ አብርኸትን አብዘቼ ነው የምዎዳት!! እና የመቀሌ ልጅ ፍቅርኛ ነበረችኝ አብረኸትን ስሰማ ትዝታዋ ሊገለኝ ነው!!!❤❤
❤️💋❤️🌹ፍትዉ ራያዋኒ እንካዕ ካባኪ ተፈጠርኩ ዓዲ ፀባ ጠስሚ ዓዲ ልምዓት ማሽላ ራያ ወለላ🌹🌹❤️🌹❤️🌹❤️
😢😢 ተመስጨ አዳመጥኩት ግን ምን ዋጋ አለው ትግርኛ አልችልም ትግራይ ውስጤ ነው መገን
Betam fonkikalech be kumenaw ena asasaku enam beka nigerunlinj eyalech new, wubet setotal be fikir ayinen afezezew, lelawin titeh liibin sitenj eyalech new enes min ende mareg alakim chenkonjal eyalech new 💕💕
@@ilianaethio9620 የኔ ውድ Thank U 😘
@@ሰውማመኔጎዳኝ-ዐ2ጨ you r Welcome mearey 😘😘
@@ilianaethio9620 ayin faro maletis?
@@ጎፈር hmmm kaltesasatiku fim yalew ayin yimeslenjal like esat magic gin koy wist awaki teyike lingerih 😁haha
ተጋዳሊት ኣብርሀት ኣምዱ ጥሎብኝ ስወድሽ የኔ ቆንጆ ❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😍😍😍😍
Aseyyyy meqrti 💪💪💪💪💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
I love tigrigna music.
Welcome back Abrehet ❤️ newih texebina eina to hear your beautiful voice.... Finally 😍
ኣብርሀት ጅግና ፁቡቕ ስራሕ ብጣሚ እየ ዘኽብረኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
ታ ዝፈትዋ ክብርቲ ከያኒት ኣዴና ፈታዊት ትግራይ ዓዳ ነባር ተጋዳሊት ተደለየት ብቆምጣ ተደለየት ብጥልፊ፣ሽፎን፣ቦፌ ኩሉ ዘጥዕመላ ወይዘሪት ትግራይና ፍሽኽታኣ ከም ፀሓይ ዘብርቅ መፂኽለይ ከዓ ቃላት የብለይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኪ ዓሳዲ
ሰላማችሁ. ይብዛ. ኢትዮጵያ. በሙሉ. ትግረኛ. ሙዚቃ. ወሰጤ. ነው. ሰላም. ይሰፍን. አገሪ. ከሰድት. ሰመለሰ. ትግሪ. መግባትና. ማያት. እፈልጋለሁ. ውዱች. አንዳመት. ቀረኝ. ዱአ. አረጉልኝ. ወዱች. ሰላም. እንድገባ
ዋው ኣብርሀተይ ሽኮር እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ
ሰላም ፍቅር ለመላዉ ኢትዮጵያ ህዝቦች ባላችሁበት ሰላም ሁኑልኝ
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣብርሀተይ ጥዑም ድምጻ እንካዕ ብሰላም መጻኪ ኣቲ ዎዕሮ💖💕💖
ራያ አላማራ ሰላማችሁ ይብዛ ጠላታችሁን ጨለማ ያልብሰዉ የኜ ምርጦች
እብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ ከመይ ደየ ዝፈትወኪ ንስክን ክዳንክን ድምፅክን ንዓኪ ትመስልስ ኣላዶ ?
ኣብረሀት ዋዕሮ ትግራወቲ ክፍተውኪ ምዓት ❤️❤️❤️ ሳምረ ግጀት ውን ዓድጀጋኑ እዩ ምቅርቲ ኩሉ ናትና 🇻🇳😘
On this song video clip real life Style and real people real place I just love it good job
ኣብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ❤❤❤😍😍😍
I am glad to see you I miss seeing you always have the most beautiful song 🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤
አይ ዛድምፃዊት ክፈትዋ ፅብቅቲ ድምቅቲ አብረሀተይ ንመሓዛኺ ንግስቲ ሓዮሎም ለ አብነ አረጋዊ ምሕረት የዉርዱላ
ኣብርሀት ወናኒት ድምፂ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ናትና
Well done Abrhetey mkrti & God bless you sweet. From Eritrea 😍😍😍!!!
Ehita wedi adey, i love Raya- rayuma
አቡረህት እንኳን በሰላም መጣሽ እህት ጥፍት ቡለሽ ነበሪ ዛሬ ደሰ አለኝ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
Merhaba abi shikor shul dmxa tenafakit tefiekna nerki wellcom to bag agian love you diki tigray
abit swedsh abrhetye yet laggnsh yenem sm lk edanchwu abrhet abdu new
ይብል ባህሊ ዓድና አብርህትየ አቲ ጀግና ዋዕሮ ትግራወቲ አጀኩም ናይና
ክገርመኩም ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ድሑራት ፍጥረት ። ምክንያቱ እዞም ሞትኩ ዓበድኩ ዝብሉ እንበር ንገዲማት ስነጥበባውያን ትግራይ ክንተባብዕ ርኤ ኣይፈልጥን ።ንኣብነት ኣብርሀት ብጥበባ ተጋዲላ ዘጋደለት ጅግና እያ ላይክን ኮመንትን ግን ከምቲ ካልኦት ዘይትረክብ ።
Xubuq aleki from eri🇪🇷
ትጂየ ብሓቂ ይገርመኪ እዩ ካብ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተጋሩ ንበዝሕ ደገ ኢና ዘለና ኣብ ስደት ግን ሓደ ችግር ኣሎ ናብ ናማቶም እዮም ዝቀዳደሙ ተጋሩ ከኣ ከምቲ ትፈልጥዮም ዝያዳይ ናተይ
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ። ነጥቢ ብሓቂ ገንየይ ብጣዕሚዮም ቅጭ ዘምፅኡልካ ኣነ ኮመንት ምንባብ ስለ ዝፈቱ ኣብቲ ናይ ባዕሎም ርኤዮም ዘይፈልጥ ብዙሓት ኣለው ።
@@ናብልብናንመለስ መሊኦም እምበር ሓላለይ ኣነ ከማን ካብቲ ዝወርድ ቪድዮ ንላዕሊ ኮሜ ምንባብ እየ ዝፈቱ ትጂየ ግን ባዕሎም ይፈልጡ መሕፈርቲ በልዮም እዚኦም
ኣቤት ወልፊ ወልፊ ኣለና ዘይትብላ ኮመንት ምንባብ ክክክክክ
ኣብረሀት ምቅርቲ ብልፅቲ ኣዴና ኡፍፍ ኣነስ ኽፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምጭውቲ ፍሽኽቲ ኣመላ ንመላእ ተኸተልቲ ኦርቶደክስ እንቋዕ ንዓመታዊ በዓል መስቀል ኣብፀሐኩም💃 ያዓስ ራያዋኒ
አብረህትዬ እንኳን ደህና መጣሽ ቆንጆ ስራ ነው
አብርኸት አብዱ በጣም ነው የምወዲሽ😍😍😍😍🙏🙏🙏
አቡ ሽኮር ይበል ግጥሚይበል ዜማ ይበል ግርማ ሞጎስ እንኳዕ ናትና ኮንኺ
Zfetwa arsti kabtom nay qedem iya abrhet abdu shikorr eqaee bselam temelskina
አታ አነስ ከም አብርሀት ዝፈትዎ ደብለይን ክገርመኩም ናታ ሙዚቃታት ሰሚዐ አይመንዎንክብርቲ ተጋዳሊት አብርሀት ዓብዱ ብጣዕሚ ኢና ነክብረኪ ንበርልናናትኪ ሰራሕ ይሕመቅ ይፀብቅ ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ዘፀልለኒ ብጣዕሚ ቆንጆ ሰራሕ መአዝ እየ ዝረክበኪ ክብረተይ♥♥♥♥
ዋውውውው ዕድመን ጥዒናን ያሃብኪ ማዓረይ
እሰይይይይ ባህልና ደስ ባሀሊ ደቂትግራ ሽኮሪናታት
ኣቢ ቆንጆ እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሓምየኪ ነይረ ዋ ኣይትጥፍእና ግርማ ትግራይ ኣስደት ዘለና ብሰላም የኣካክበና ናብ ንፈትዎ ባህልና
ይበል ተጋደለይቲ ኣውርሕተይ ኩል ዳጥዕመልኺ ጉማዬ ገወርኽያ ምድሪ❤❤❤❤ልውጥ ባሕሊ ኣደይ ህንደይ ምጥዓሙ ኣይይ ራያዋ ኣደይ❤❤❤❤❤
እሰይ ምቅርቲ 😍😍ዕድመን ጥዕናን ያሀብኪ❤❤
Wow amazing song love it love from Eritrea
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ስራሕ አብረሀት ሓፍትና ዕንመን ጥዕናን ይምነየልኺ
እስኪ ትግሬ ባል ፈልጉልኝ ማበዴ ነው ትርጉሙ ወፍ የለም ፍቅር እኮናችሁ ውድድድድድድድድድድድድ 😘😘😘😘😘😘😘😘
ይሀው ታጥቦ የተቀሸረ ኣንደኛ ደረጃ ባል ቂቂቂ
@@RakusaMedia 😆😆😆😆😉😜😜😜😜😜😜😜😜
Alewulsh yene konjo yet ngenang yekdus gebriel lij
😏
ረረ
ኣብርሀት ሽኮር እሰይይይ ❤❤❤
ኣብረሀት ዓብዱ ዋዕሮ ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መፃክና።ኩለኩም ናይ ኣብርሀት ኣድነቅቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 2012 ዓ'ም ሰናይ ዘመን--
ዋይይይይ ኣብርሀተይ ሽኮረይ ኣበይ ቃኒኪ እንካዕ ዳሕን መፃኪ ጅግና ጋል ጀጋኑ
Welcome ❤ ዋዕሮ ትግራይ ገለዓይነት ስራሕ ቀፅልሉ ኣይትጥፍእና ❤👍👍👍👍👍👍
ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ትግሪ
woww welcome back sehkiorn deki Tigery sehkiornata Nice song 👍 👌 like ♥♥♥
Wowwww des zbl derfi
ምርጥ የትግርኛ ዘፈን
ዋዕሮና እንኳዕ ሰላም መጻኺ nice pis music
ኣብርሄተይ ጥዕምቲ ዓሳዲ ራያ ፍግም ያብለኒ ጎይተይተይ ቃፅልሉ
ኣታ ዛ ሰበይቲ ክተጸልለኒ መዓት … እስከ ሃየ በሉ ብስም ኣብረሀት ዓብዱ ሰብስክራይብ ጸፊዕኩምና ሕለፉ ያዓኪ … ንኣኩም ኣሚነ እንዶ 10000 ሰብስክራይበር ብዘይ ቪድዮ ዝብል ጦርነት ምስ ዩቲውብ ከፊተ ዘለኩ ደቂ ዓደይ!!
ኣሰይ💞💞💕
ዋዕሮ ትግራወይቲ እንኳዕ በስላም መፃኪ
ንእብርሀት ዝፍቱ ስብስክራይብ ገብሩኒ እስኪ ደቂ ትግራይና ወርቂ ንመስቀል ባዓል እንኳዕ እብፅሕኩም እብፅሕና
ኣሜን🙏🙏🙏
ሃኒ ጓል H&T አሜን አሜን ዝሓፍተይ
Amenn -♥
❤❤❤
እሜን ንኩላትኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፍትውትውውውውው እዩ ዛብልኩም
አዲስ አበባ ብወለድም ትግራይ የእናት ያባቴ አገር በክፉ ያየሽ አይኑ ይጥፉ
You should able to learn your parents' language...
አነውን አብ አዲስ አበባ እየ ዓብየ ግን መንነተይን ባህለይን አብሊፀ ይፈለጥ እየ antem lemawek mokr 👍
ንኣብረሀት ሽኮር ዝፈቱ እስከ like ኣዲኒ ደቂ ኣበይቲ 👍👍👍💞💞💞
Abrehet sweet
እስኪ ላይክ ሃብኒ ብትግራዋይነቱ ዝሕበን አብርሄተይ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ መክበርቲ ባህላ። ሕዚ እኮ ራያ ናይና እዩ ዝብሉ ታሕታይ ዓዲ አይሰአኑን እዮም ክክክክክክክክክ
SUbscribe gberni
ታሕታይ ዓዲ ድኣ ብኣፎም ድኣ ኩሉ ናቶም እንድዩ
😘😘😘😘😘😘💞💞💞💕
@@Tsila_show እሺ
ባይዛ ራያ ካደ😏😏
ኣብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይና ጅግና ተጋደሊት ኣቤት እቲ ድምፂ 100% ርሑስ ቅንያት መስቀልን ሓዱሽ ዓመትን 🙏💗
Mekesabyy አቡረሀተይ
gual adey
ኣብረሀተይ ብፍላይ ዓሳ ሓሸንገ ኣንጠልጢልኪ ሸንዳሕዳሕ ክትብሊ ኣቤት ከጥዕመልኪ ዋዕሮ
ኤርትራዊ እየ ግን ማራየ ዝፈትወኪ ኣብርሀት ሽኮር ጠፊእካና ነይርኪ ኣጆኺ ስኪ
Meftaw derfi si xegem yelen.kab meshela mizra da tetenkek wedi hawoboy 🇪🇷
comment mihab sy ntay eyu zegnetka mingar? ane zegnetey eritrawi eye. meninetey kea tigraway eye. gin ezi derfi beti ziarebelu quanqua tigrigna kisab zikone zegnetey mnizaz entay amtseo? siltane dyus dhrunet?
@@redaeastbeha5034 ሕውነትና ከም ዘይተደምሰሰ ንምርግጋጽ ኢልካ ዝጥቀስ ኮይኑ ይስማዓኒ::
የሚገርመው ሰሞኑን ይቺን እንቁ ስፈልጋት ነበረ እንኳን በሰላም መጣሽ አብረኸት
አብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ
ሰናይ ቅነ መስቀል ይግበረልና ተጋሩ ኣሕዋተይ "
Amen
Amen Mar
አሜን ማሮቼ 💝💝
lik lik
ኣሜን (3)
ኣብርሀት ኣብዱ ጀግና ተጋዳልትን ሰነ ጥበብን ካብተን ጀግኑ ዋዕሮታት ትጋሩ ሓንት እያ እስት like like like ❤❤🌹🌹🌹😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💗💗💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹
,1000
Welcome ኣቢየ ዋዕሮ ድምፅኪ ናፊቀዮ ነይረ ክፈትየኪ ኣነስ እንኳዕ ናትና ኮንኪ ኣቢየ ኣቤት ኣከዳድና ቁንጅና ያዒስ ደቂ ትግራይ መዓረይ ብትግራውነቱ ብመንነቱን ዝኮርዕን Like ኣጥዕሙኒ
ርሑስ በዓል ቅንያተ መስቀል ይግበረልና
ገኒዋይ እንኳዕ እሐቢሩ እብፅሕና ምቅርተይ
@@HaniGualFikrHani ኣሜን ፫ ሃኒተይ ዝያዳይ
💘💖💘💖✋
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ኣሜን፫ ምቅርተይ ኣሕቢሩ
ኣብርሀተይ ዋዕሮ ድምፂ መረዋሕ እንኳዕ ድሓን መፃኽልና ሓላል ጋል ዞም ተጋሩ
አቤ ሽኮር ስሑልቲ ጎሮሮአ ዋዕሮ ትግራይ መኽበሪት ባህላ ዕድመ ይሃብኩ ደቂ ዓደይ
❤❤❤❤😘
ጥዑም ዘመን ክምለስ'ዩ ዝመስል" ብዓል ኣብርሀት ዓብዱ ተመሊሰናና።
አብርህተይ ጅግና ኩሉ ዘጥዕመልኪ ሓላል ጋል ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ::
ውይ አብርሀትዬ በስላምነው ይሄን የመስል ድምፅ ይዘሽ የጠፍሽው ውድድድድ ነማርግሽ🌹🌷🌷🌷🌷😍😍😘 ትርጉም ማፊ😓
😍😘😍😘
ኣብረህትየ ፈውሲ ልበይ ከመይ ድኪ ተፀልልኒ
ኣትዮ ወዕሮ ጥዕምቲ ድምፂ ኣታዮ በይዛኩም ላይክ ሼር ኮሜንት ንሃባ ክብርቲ ሰብ😍😍😍😍
ዕጣን ግባእ ዓሳዲ ራያ እንበር ዕድሚኣ ምሉእ ኣብ ምግዳል ዘሕለፈት ተጋዳሊት ኣይትመስልን ጋል ዓብዱ ጅግና
ኣብረሀት ዓብዱ ኣዶ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኪ
Aberhat shikorr betame xiubukit derfie very nice good job i am come from eritrea 🇪🇷
ኣሰይይይ እታ ዝፈትዋ ደራፊትን ጅግና ተጋዳሊትን ኣድናቂትኪ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
ኣብረት ዓብዱ ናዓይ ከያኒት ኣይኮነትን
ኪነት እያ ንባዕላ አታይ እስከ ይጎድላ
ገጣሚ100%
ዜማ100%
ድምፃ እሞከኣ መረዋሕ
ኩሉም ስራሕታ100%
አብርሀት ጅግና ጋልቶም ጀጋኑ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብክ ክንፈትወኪ እኮ ዓይኒ ትግራይ ድምፅኪ ምስ ብሎፅ ጥበቢክ ለይቲን ቀትሪን ከማክ ክከውን ዩ ዝሕልመኒ አብረሀት love me❤💘💋
ተጋሩ miss u ብስም አብርሀት እባ ላይክ ጠውቅለይ 😍😘✌😑
ኣብርሄት ሽኮር እንካዕ ዳሓን መፅእኺ ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርትይ ።
አብረሃት ወረጃ ኹሉ ዘጥዕመላ::
ፈጣሪ ዘይሃስስ ጎሮሮ ዝዓደላ::
ንዜማ ከም ሳዕስዒት እትአሊ ብልፅቲ ስነ-ጥበባዊት:: ያዒስ.....!
አብርሀተይ እንኳዕ ዳሓን መፃክለይ
እስኪ ተዛረብቲ ትግርኛ ሎሚ ዳማዳም ስራሕ ድክም ኢሉኒ አሎ
ኡፍ ስደት ዝመሮሮ አሎዶ ከምዝከማይ እስኪ ብላይክ አጆኪ በሉኒ ደቂ ዓደይ ፈተውቲ አብረሀተይ😘
አብርሀት አብዱን በጣም ነው የምወዳት እስኪ እንዴኔ የሚወዳት ላይክ ግጩኝ
ኣብርሀት ዋዕሮ ትግራይ ሱሑልቲ ጎሮሮ የቀነይለን ጠፊእኪ ነይርኪ ፅቡቅ ስራሕ ን ግርማይ ራያ ድማ ጠፊእካ በልዮ
Raya Tigrigna music has become the beckon of Tigrian assertiveness and renaissance.
Seyseysey abrhet shikor. Edmen tienan niaki nimine. Kurat hizbi tigray. God bless u
Oh wow Abrehetye Enkuwan dena metashi ትግርኛ ትርጉም ወፍ የለም ግን በጣም ነው ምወደው ትግሬ ባል ነው የማገባው እደኔው ፈላጊ ካለ ደዉልልኝ እወዳችኋለሁ 😘😘💚💛❤
Mearey ለወንድሚ ልዳርሽ በቃ
@@ጋልዞምተጋሩ ውይ ታደየ ማማየ አማረኛ ይችላል
ፀባይ እና ሞያ ካለሽ ቁጥርሽን ላኪልኝ
@@Tube-bi2mc ክክክክ
@@Tube-bi2mc ሀሀሀሀሀሀሀሀ እንግድህ ማየት ነዋ እኔ ሁሉም አለኝ ብየ አስባለሁ ቋንቋ ነው ችግሬ አተስ እንደየት ነው ፀባይ አለክ ሌላውን እንተወው
ኣሰይ ኣብረሀት ትዝታ ንእስነተይ ክሉ ዘጥዕመላ ኩርዕቲ ብባህላ ❤🇻🇳❤
Waw she still has amazing voice. From Eritrea
ብሕልሚ ዓደይ ሓዲረ 😭😭ማራ ናፍቆት ዓደይን ወለደይን ሓይሉኒ ኣሎ ብ like እስከ ኣጆኪ በሉኒ😢😢 ኣምነኣረጋዊ ኣቦይ ስደትና የሕፅረልና 🙏💗
ኣብረሀተይ ዋዕሮ🌷😍😍
አሜን አሜን ስለ ሕልሚ ገድፍኪ ተዛረቢ ዝያዳይ ኩሉ ግዜ እየ አብ ዓደይ ዝሓድር እንተዘይወግሕ ይብል ማርያምን
*ዌል ኣብየ ዋዕሮ ትግራወይቲ 💓💓💓💓💓 እንካዕ ብሰላም መጻኺ ኣቲ ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ኣነስ ጅብዕተይ ናተይ ንበርልና ክበርልና😍 በዓልቲ ጥዕምቲ ድምጺ ሶ ገለ ዓይነት ደርፊ ኣብየ ኣይትጥፍእና ከኣ💓💓*
ኣብረሀተይ እንኳዕ ብዳሓን መፃኺ ተጋዳሊት ጥበብ😍😍😍😍
ተጋሩየይ መሐበናት ኣብረሀተይ ካዓ ብቆላዓይ ኣቲሒዘ ዝስመዐኪ ዝነበርኩ ኩሉ ደርፍታትኪ ከመይ ድየ ዝፎትወኪ
ኣብርህት ጓልቶም ጅግኑ ንበርለይ ህያበይ
Ane Eritrawit eye hanti derfi nay Eritra tegayeshe mes sereket Abrehet xelieya nere.bizikone xibuk derfi kemzi eyo zexebkelki nay adiki From 🇪🇷
ትግርኛ ተናጋሪ አይደለሁም ግን አብረህትን በጣም ነዉ ምወዳት
ኣቢየይ ሽኮር እንቃዕ ብሰላም መፀኪ ጋል ጀጋኑ ። ብርኩ ቅነ ኣሕዋት
ተጋደልቲ ኣብረሀት ዓብዱ ዝፈቱ like
አብራሀትየ ፅብቕቲ ብጥዑም ባህሊ ብጥዑም ድምፂ መፅእክልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ዓሳዲ ደስ ልብል ስራሕ
አላማጣ ምስ ሞኸኒ፣ሞኸኒ ምስ ማይጨው፣ ማይጨው ምስ ዓድሽሆ ደጉዓስለዋ መንይኡ ለይትዋላደ ትግራይ ዓድና መንነትና ህዝብና ናትና👌👌👌😍😍😍
The best voice from Tigrinya lady singers!! One of a kind 😍😍😍 welcome back
I love it ራያ ትግራይ ጅግና ዋዕሮ ጓል ትግራይ አብረሀት አብዱ ድቂ ትግራይ ሽኮራት ሰላም ሰላም 🇪🇷 ♥️ 🇪🇹
ሰላም ደቂ ትግራይ ሽኮር ደስ ባሃልቲ ኣታ ደቀይ ናተይ ኣበይ ኮን ይህሉ
Trhas Hagos አትዮ አብዝይ እንሀኩ
@@tahtayadyabo9177 ሕጂ ግርም ፅቡቕ እባ
አብረሀት ሽኮር ፅቡቅቲ ደርፊ ምንም ዘይዋፀሉ ግጥሚ ድምፂ ክሊፕ 100% ዋውውውውውውውውውው
ከም ንግስቲ ሓየሎም ክልተ ግዜ ከም ምርኣይ ይስውርኪ ኣብርሸይ ደስ ዝብል ስራሕ
እውይይይይ ሥወድሽ እኮ ትግርኛ መሥማት እችላለሁ መናገር አልችልም በጣም የምወደው ባል ነበርኝ የልጄአባት እግዛብሔር ይሰጣል ይወሥዳል ሞት ነጠቀኝ እግዛብሔር ይመሥገን በጣም ውድ ጣፋጭ ልጅ ሥለሠጠኝ አመሠግነዋለሁ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ከሚወዱት መለየት እዴት ያማል ከዙህ ይጠብቃችሁ
Abrehet Shikor aytetfe mis hadush Clip nisibeyeki Elena ❤
እኔ አብርኸትን አብዘቼ ነው የምዎዳት!! እና የመቀሌ ልጅ ፍቅርኛ ነበረችኝ አብረኸትን ስሰማ ትዝታዋ ሊገለኝ ነው!!!❤❤
❤️💋❤️🌹ፍትዉ ራያዋኒ እንካዕ ካባኪ ተፈጠርኩ ዓዲ ፀባ ጠስሚ ዓዲ ልምዓት ማሽላ ራያ ወለላ🌹🌹❤️🌹❤️🌹❤️
😢😢 ተመስጨ አዳመጥኩት ግን ምን ዋጋ አለው ትግርኛ አልችልም ትግራይ ውስጤ ነው መገን
Betam fonkikalech be kumenaw ena asasaku enam beka nigerunlinj eyalech new, wubet setotal be fikir ayinen afezezew, lelawin titeh liibin sitenj eyalech new enes min ende mareg alakim chenkonjal eyalech new 💕💕
@@ilianaethio9620 የኔ ውድ Thank U 😘
@@ሰውማመኔጎዳኝ-ዐ2ጨ you r Welcome mearey 😘😘
@@ilianaethio9620 ayin faro maletis?
@@ጎፈር hmmm kaltesasatiku fim yalew ayin yimeslenjal like esat magic gin koy wist awaki teyike lingerih 😁haha
ተጋዳሊት ኣብርሀት ኣምዱ ጥሎብኝ ስወድሽ የኔ ቆንጆ ❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😍😍😍😍
Aseyyyy meqrti 💪💪💪💪💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
I love tigrigna music.
Welcome back Abrehet ❤️ newih texebina eina to hear your beautiful voice.... Finally 😍
ኣብርሀት ጅግና ፁቡቕ ስራሕ ብጣሚ እየ ዘኽብረኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
ታ ዝፈትዋ ክብርቲ ከያኒት ኣዴና ፈታዊት ትግራይ ዓዳ ነባር ተጋዳሊት ተደለየት ብቆምጣ ተደለየት ብጥልፊ፣ሽፎን፣ቦፌ ኩሉ ዘጥዕመላ ወይዘሪት ትግራይና ፍሽኽታኣ ከም ፀሓይ ዘብርቅ መፂኽለይ ከዓ ቃላት የብለይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኪ ዓሳዲ
ሰላማችሁ. ይብዛ. ኢትዮጵያ. በሙሉ. ትግረኛ. ሙዚቃ. ወሰጤ. ነው. ሰላም. ይሰፍን. አገሪ. ከሰድት. ሰመለሰ. ትግሪ. መግባትና. ማያት. እፈልጋለሁ. ውዱች. አንዳመት. ቀረኝ. ዱአ. አረጉልኝ. ወዱች. ሰላም. እንድገባ
ዋው ኣብርሀተይ ሽኮር እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ
ሰላም ፍቅር ለመላዉ ኢትዮጵያ ህዝቦች ባላችሁበት ሰላም ሁኑልኝ
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣብርሀተይ ጥዑም ድምጻ እንካዕ ብሰላም መጻኪ ኣቲ ዎዕሮ💖💕💖
ራያ አላማራ ሰላማችሁ ይብዛ ጠላታችሁን ጨለማ ያልብሰዉ የኜ ምርጦች
እብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ ከመይ ደየ ዝፈትወኪ ንስክን ክዳንክን ድምፅክን ንዓኪ ትመስልስ ኣላዶ ?
ኣብረሀት ዋዕሮ ትግራወቲ ክፍተውኪ ምዓት ❤️❤️❤️ ሳምረ ግጀት ውን ዓድጀጋኑ እዩ ምቅርቲ ኩሉ ናትና 🇻🇳😘
On this song video clip real life Style and real people real place I just love it good job
ኣብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ❤❤❤😍😍😍
I am glad to see you I miss seeing you always have the most beautiful song 🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤
አይ ዛድምፃዊት ክፈትዋ ፅብቅቲ ድምቅቲ አብረሀተይ ንመሓዛኺ ንግስቲ ሓዮሎም ለ አብነ አረጋዊ ምሕረት የዉርዱላ
ኣብርሀት ወናኒት ድምፂ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ናትና
Well done Abrhetey mkrti & God bless you sweet. From Eritrea 😍😍😍!!!
Ehita wedi adey, i love Raya- rayuma
አቡረህት እንኳን በሰላም መጣሽ እህት ጥፍት ቡለሽ ነበሪ ዛሬ ደሰ አለኝ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
Merhaba abi shikor shul dmxa tenafakit tefiekna nerki
wellcom to bag agian love you diki tigray
abit swedsh abrhetye yet laggnsh yenem sm lk edanchwu abrhet abdu new
ይብል ባህሊ ዓድና አብርህትየ አቲ ጀግና ዋዕሮ ትግራወቲ አጀኩም ናይና
ክገርመኩም ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ድሑራት ፍጥረት ። ምክንያቱ እዞም ሞትኩ ዓበድኩ ዝብሉ እንበር ንገዲማት ስነጥበባውያን ትግራይ ክንተባብዕ ርኤ ኣይፈልጥን ።
ንኣብነት ኣብርሀት ብጥበባ ተጋዲላ ዘጋደለት ጅግና እያ ላይክን ኮመንትን ግን ከምቲ ካልኦት ዘይትረክብ ።
Xubuq aleki from eri🇪🇷
ትጂየ ብሓቂ ይገርመኪ እዩ ካብ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተጋሩ ንበዝሕ ደገ ኢና ዘለና ኣብ ስደት ግን ሓደ ችግር ኣሎ ናብ ናማቶም እዮም ዝቀዳደሙ ተጋሩ ከኣ ከምቲ ትፈልጥዮም ዝያዳይ ናተይ
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ። ነጥቢ ብሓቂ ገንየይ ብጣዕሚዮም ቅጭ ዘምፅኡልካ ኣነ ኮመንት ምንባብ ስለ ዝፈቱ ኣብቲ ናይ ባዕሎም ርኤዮም ዘይፈልጥ ብዙሓት ኣለው ።
@@ናብልብናንመለስ መሊኦም እምበር ሓላለይ ኣነ ከማን ካብቲ ዝወርድ ቪድዮ ንላዕሊ ኮሜ ምንባብ እየ ዝፈቱ ትጂየ ግን ባዕሎም ይፈልጡ መሕፈርቲ በልዮም እዚኦም
ኣቤት ወልፊ ወልፊ ኣለና ዘይትብላ ኮመንት ምንባብ ክክክክክ
ኣብረሀት ምቅርቲ ብልፅቲ ኣዴና ኡፍፍ ኣነስ ኽፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምጭውቲ ፍሽኽቲ ኣመላ ንመላእ ተኸተልቲ ኦርቶደክስ እንቋዕ ንዓመታዊ በዓል መስቀል ኣብፀሐኩም💃 ያዓስ ራያዋኒ
አብረህትዬ እንኳን ደህና መጣሽ ቆንጆ ስራ ነው
አብርኸት አብዱ በጣም ነው የምወዲሽ😍😍😍😍🙏🙏🙏
አቡ ሽኮር
ይበል ግጥሚ
ይበል ዜማ
ይበል ግርማ ሞጎስ እንኳዕ ናትና ኮንኺ
Zfetwa arsti kabtom nay qedem iya abrhet abdu shikorr eqaee bselam temelskina
አታ አነስ ከም አብርሀት ዝፈትዎ ደብለይን ክገርመኩም ናታ ሙዚቃታት ሰሚዐ አይመንዎን
ክብርቲ ተጋዳሊት አብርሀት ዓብዱ ብጣዕሚ ኢና ነክብረኪ ንበርልና
ናትኪ ሰራሕ ይሕመቅ ይፀብቅ ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ዘፀልለኒ
ብጣዕሚ ቆንጆ ሰራሕ
መአዝ እየ ዝረክበኪ ክብረተይ♥♥♥♥
ዋውውውው ዕድመን ጥዒናን ያሃብኪ ማዓረይ
እሰይይይይ ባህልና ደስ ባሀሊ ደቂትግራ ሽኮሪናታት
ኣቢ ቆንጆ እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሓምየኪ ነይረ ዋ ኣይትጥፍእና ግርማ ትግራይ ኣስደት ዘለና ብሰላም የኣካክበና ናብ ንፈትዎ ባህልና
ይበል ተጋደለይቲ ኣውርሕተይ ኩል ዳጥዕመልኺ ጉማዬ ገወርኽያ ምድሪ❤❤❤❤ልውጥ ባሕሊ ኣደይ ህንደይ ምጥዓሙ ኣይይ ራያዋ ኣደይ❤❤❤❤❤
እሰይ ምቅርቲ 😍😍
ዕድመን ጥዕናን ያሀብኪ❤❤
Wow amazing song love it love from Eritrea
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ስራሕ አብረሀት ሓፍትና ዕንመን ጥዕናን ይምነየልኺ
እስኪ ትግሬ ባል ፈልጉልኝ ማበዴ ነው ትርጉሙ ወፍ የለም ፍቅር እኮናችሁ ውድድድድድድድድድድድድ 😘😘😘😘😘😘😘😘
ይሀው ታጥቦ የተቀሸረ ኣንደኛ ደረጃ ባል
ቂቂቂ
@@RakusaMedia 😆😆😆😆😉😜😜😜😜😜😜😜😜
Alewulsh yene konjo yet ngenang yekdus gebriel lij
😏
ረረ
ኣብርሀት ሽኮር እሰይይይ ❤❤❤
ኣብረሀት ዓብዱ ዋዕሮ ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መፃክና።
ኩለኩም ናይ ኣብርሀት ኣድነቅቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 2012 ዓ'ም ሰናይ ዘመን--