Birtukuan Mebrahtu - Awaldo | ኣዋልዶ / Ethiopian Tigrigna Music (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 411

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d 2 หลายเดือนก่อน +3

    ትግራይና ንቅድሚት🎉🎉🎉🎉

  • @fatumabinthabeshi822
    @fatumabinthabeshi822 5 ปีที่แล้ว +42

    አነ ሙስሊም እየ ግን አሸንዳ ላተፃወትኩ እየ ላዓበኩ ቁልዕነተይ ተይወዳአኩይ ስደት መፂአ😢😢 ናፊቀክን ማሓዙተይ ስደት ፈላሊና አይ አሸንዳ 😢አሸንዳይ ዒድይ ከበፅሕ ከሎ ዓደይ እዩ ልረአየኒ።

  • @axsumtube9454
    @axsumtube9454 5 ปีที่แล้ว +121

    ኣዋልድ ኣሸንዳ ክትህረፋ መዓት ኢክን እኮ ደቂ ዓደይ ሓላላት
    በላ ንዓይ ንሓውክን ናይ ኣሸንዳ ሰፕስክራይብ ግበራኒ

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 ปีที่แล้ว +307

    ኣሸንዳዋይ ዝናፈቅክንኣ ናፊቀያ ብርቱዋኒ ምቅርቲ ። #ኣነ #ዝጋየፀሎም #ዝነበርኩ ናይ ኣሸንዳ መጋየፅታይ ......
    ቁናኖ
    ሕንጥልጥል ( ቀለበት ናይ እዝኒ )
    ኩትሻ ጎባጉብ
    ሕንቆ መስቀል
    ደብሪ መስቀል
    ባቡር መስቀል
    ሕና ( ሳስላ )
    ኩሕሊ
    ውሽጢ ቃምሽ
    ዙርያ ቃምሽ
    ሽፎን ቃምሽ
    ሃሪ ማዕተብ
    ፀሊምን ዕንቆባይን ማዕተብ
    ሽጎመና
    ዛዓጎል መልጎም
    ሹቱ / ጨና ኣዳም
    ዑንቂ : ባዕሉ ቆፅሊ ኣሸንዳ
    ከበሮ ፣ ኣደስ /ቆፅሊ ሪሓን
    ድሪ ፣ ኮንጎ ጫማ ወ.ዘ.ተ ንስክን ዋሳስካሉ ደቂ ኣሸንዳ ዝኮንክን ዘይጠቀስክዎም ብዙሓት ተሪፎም እዮም ።
    ብሩክ ቅንያት ኣሸንዳ ።

    • @lloveyoutigray4348
      @lloveyoutigray4348 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen

    • @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
      @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ 5 ปีที่แล้ว +2

      ውሽጢ ቃምሽ ናፍቀዮ ክክክክ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +2

      ቲጂየ ዝኩሉ ጠቂስክዮ ደለኪ ከምፀአልኪ እየ ኣነ ጥራሕ መፃኢት ኩኒ እምበር ኣብ በዓል ኣሸርዳ ኮንሰርት እምበር ኣነ ከዳልየልኪ እዩ ዝያዳይ
      ውፃእ ውፃእ በልዮየ
      ሓቋኒ ላጋኪ ዶ ደሊክዮ

    • @melatg6907
      @melatg6907 5 ปีที่แล้ว +2

      Uffffff I really missed Ashenda Ashendway so muuuuuuch ❤️💛❤️💛.

    • @ናብልብናንመለስ
      @ናብልብናንመለስ 5 ปีที่แล้ว +2

      @@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ክክክክክ ኤእ ካብዞ ኩሉስ ንውሽጢ ቃምሽ ናፊቅኪ ☝ ኣብኣላትኪ ፅይቅተይ 😘😘😘

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +72

    ኩሉኹም ትግርኛን ተጋሩን እንካዕ ናብዚ ክቡር ባዓል ባህሊ ትግርኛ ብሰላም ኣብጸሓኩም ፈተውቲ ባህሎም ትግርኛ ለይኩኒ ከኣ።

    • @wezefabraha8965
      @wezefabraha8965 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @amharaahyagondergonderyeah5946
      @amharaahyagondergonderyeah5946 5 ปีที่แล้ว

      Dedeb Wedi dekala 🖕 🖕. Tigraga zebhal seb yeln ey. Tigray woy Ethoipawyan ketebl aleka

    • @gereateklemichael1295
      @gereateklemichael1295 5 ปีที่แล้ว

      ትግርኛን ክክክክ

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +3

      @@amharaahyagondergonderyeah5946ክክክ ኣታ ድቓላ ዲኻ ኢልካኒ ክክክክ ብስምካ ጸዊዕካኒ ደቂ ሑሞራ ደኣ ትግራውነትኩም እካ ዘይትኣምንሉ ኣምሓሩ ኢና እንዲኹም ትብሉ ደቂ ፋራ ትግራዋይ /ትግርኛ/ ኮ ወርቂ,ዩ ፈጣሪስ እንካዕ ኣምሓራይ ኣይገበረኒ ምንባረይ ኮንቱ,ዩ ክኸውን ኔሩ ጉኑፋት ካሕዳማት ጽጋዕተኛ ቢሄር።

  • @mtgerichannel
    @mtgerichannel 5 ปีที่แล้ว +144

    *ተጋሩ የሕዋትና ባህልኹም ዓቂብኩም ከምዚ ኢልኩም፡ምቅራብኩም፡ደስ ኢሉኒ ቀጽልዎ ኣጆኽን ቲ ሰላምን ቅሳነትን፡እናቀረበ ዩ ኣጆኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹*

    • @ريفانعياشي-د8د
      @ريفانعياشي-د8د 5 ปีที่แล้ว

      MTG channel ب
      TeGry Etbyyy. Tebkkl 🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭

    • @et3732
      @et3732 5 ปีที่แล้ว

    • @et3732
      @et3732 5 ปีที่แล้ว +1

      ጀርመን ሲፖርት

  • @hayatmahari2728
    @hayatmahari2728 3 หลายเดือนก่อน +3

    መሓዙተይ ቁልዕነተይ አስታውሳትኒ አይ ህይወት😢

  • @zahraethiopian1524
    @zahraethiopian1524 5 ปีที่แล้ว +159

    ኣነ ሙስሊም ይኤ ግን አሸንዳ እናትጫወትኹ እየ ድዓበኹ ምስ ምሓዝተይ እፉፍ ቑልዕነተይ ናፍቑን

    • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
      @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 ปีที่แล้ว +6

      ዜድ ነኝ አያቴ ህይወቴ እወ ናተይ ማሕዙተይ ሞሲሊም እየን ነይረን ግን ንፃዎት ኢና ነይርና ጡዑም ዘበን ሓሊፉ

    • @merryyehaff7792
      @merryyehaff7792 5 ปีที่แล้ว +1

      Kulaten mehazutey Muslim Habirna ena ntsawet Bahalina eyu

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +4

      ዜድየ ሓቅኪ እምበር ኣብ ትግራይ እኮ ናይ ሙስሊም እና ክርስትያን በዓላት በሓደ ደሚቅና ኢና ነብዐሎ ኩሉ ጊዜ መዓረይ

    • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
      @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 5 ปีที่แล้ว +3

      @@genetgeryeiamproudoftigray3032 ሐዝውን ተፃወቲ ዝያዳይ ናይ ኩልና እዩ።

    • @birahanuabeje1355
      @birahanuabeje1355 5 ปีที่แล้ว +3

      እማ ሓንቲ መዓልቲ ደኳ ጭጉራፍ ኣይጠዓምኽይ ጓል ራያዋ እሕናለ እባ ጭጉራፍ ፋቅዕና እንሆ፤ አዲስ አበባ ይአ ድነአኹ ምናልባት ድጋረፍ ሰብ እንድሕር ሃልዩ ሓደራ ዳብ አነ ልአኽዎ

  • @lanarak3585
    @lanarak3585 5 ปีที่แล้ว +54

    ለውጥማ አለ ከገሬ ወደ አሸንዳ ኬፍ አለኪ ምቅርተይ ❤❤❤ትግራይ ላዛ ትግርኛ አንደኛ ውድድድድድ እስኪ ላይክ ግጩኝ ከልብ ነው እምወዳቹሁ😘😍❤❤❤❤❤🙏

  • @ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ
    @ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ 5 ปีที่แล้ว +19

    ከም ገለ ኢሉኒ ከብደይ ኣኽ ስደት ሕሱም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቅ ዓደይ መዓረይ ኩርዓት ትግራይና ድምቀት ባህልና ፍትውትው

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +87

    Welcome ብርቲየ (ገሬ) ምስ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ግጥሚ ክሊፕ ድምፂ ብጣዕሚ ደስስስ ይብል ብሩክ ባሕትን ቅንያት በዓል ኣሸንዳን ይግበረልና ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ተጋሩ
    መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበው መፀት
    ክንዲ ምሰሐይ ድራረይ ኣሸንዳ መዓረይ
    ትግራይና ንቅድሚት ትግራይ ትግራይ ፈተውቲ ትግራይ ብሸም ትግራይና Like ኣጥዑምኒ ደጊም ድሕሪ ሒደት መዓልትታ ናብ Filght እየ ንትግራይ ዓደይ ተመስገን ፈጣሪ

    • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ጐ5ቸ
      @እግዚአብሄርፍቅርነው-ጐ5ቸ 5 ปีที่แล้ว +3

      ኣነ እውን ከርክበኪ እየ ገኒተይ ኣሜን(3) ከኣ እንኳዕ ኣብፀሓኪ ምቅርተይ

    • @ናብልብናንመለስ
      @ናብልብናንመለስ 5 ปีที่แล้ว +4

      ትግራዋይ ኮይንካ ምፍጣር ትዕድልቲዩ ብሓቂ ባህልናን መንነትናን ኣይንርስዕን 😘😘💝

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +1

      @@እግዚአብሄርፍቅርነው-ጐ5ቸ አሜን ፫ ዝያዳይ ንኩልና ንራከብ ኢና ሑቡ ሮማናት

  • @alemalem7997
    @alemalem7997 5 ปีที่แล้ว +16

    እሰይ ፅርይቲ ጓል ትግራይ ኩሕሎ።
    ብዙይ ኣጋጣሚ ልመላእ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ እንኳዕ ልኣሸንዳ ብዓል ኣብፅሐና ክብለክን ይፈቱ። ብተወሳኺ ኣሸንዳ ሃይማኖታውን ባህላውን ፀዋታ ምስቱ ምዃኑ ወለድና ብለፅንሑልና ባህልና ሓሊና ክነኽብሮ ይግባእ። ኣሸንዳ ኣብ ዩኒስኮ ልምምዝጋብ ኹልና ብባህላዊ ኣልባሳትን መጋየፅፃትን ተኸዲና ብዓልና ነኽብር። ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @tube4985
    @tube4985 5 ปีที่แล้ว +54

    አሸንዳዋይ 😍😘ተናፋቂትይ 😢😢😢
    አይ ሰደት ሕሱም ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓርይ ከማይ ኣብ ስደት ዘለኩም አሐዋትይ ለዓመታ በሰላም ኣብ ዓደና አትይና ነብዒሎ ይገበረልና 🙏

  • @gebrumamooshgirmay4514
    @gebrumamooshgirmay4514 9 หลายเดือนก่อน +2

    Yekerta ገብሩ Becha EZGHIABER! #13 🦁⚽️🎸🥋🏍💻⛪️

  • @hadifikrgalraya4300
    @hadifikrgalraya4300 5 ปีที่แล้ว +68

    እሰይ ቖልዑ ኣሸንዳ ፡ መብሬ ንፍዕቲ
    መፀት ፡ መፀትየ ሸገ ዕምበብ መፀት ፡ እወ መፅኣ ጓለይ በላታይማ ላይክ ንገበረላ ድዛ ጥዑምቲ ድምፂ 💖💖💖

    • @ሜሪራያሜሪ
      @ሜሪራያሜሪ 5 ปีที่แล้ว

      ላይክ ግስም ናብለላ ዳኣም ትርታ ልበይዋ

    • @ፍቅርነኝየራያዋ-ጀ5ዠ
      @ፍቅርነኝየራያዋ-ጀ5ዠ 5 ปีที่แล้ว +2

      ላይክክክ ትባህልኽን አስኽንለ ዓሳዋ❤

    • @ሜሪራያሜሪ
      @ሜሪራያሜሪ 5 ปีที่แล้ว

      @@ፍቅርነኝየራያዋ-ጀ5ዠ ኽብረት ይሃበለይ ጎተይቲ ኣነ

  • @youtobe5439
    @youtobe5439 5 ปีที่แล้ว +23

    ኡፍ ከብደይ እኮ ሑቑንቁን በለኒ😢 ኣሸንዳዋይ መፀት እንካዕ ኣብፀሐክን ደቂ ትግራይ ማዓረይ ልዓመታ ኣብ ትግራይና ነብዕሎ ይግበረና ከማይ ኣብስደት ትቅመጣ

  • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
    @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣቤት ናተይ ንእስነትይ ስደት በሊዕዎ ኣዋይ ቅደም ሓሊፉ ጡዑም ዘበን ከዝማ አዕርክተይ ኩሉና ፋሕ ኢልና እንጀራ ሕሱም ድቂ ትግራይ ማዓረይ ስደት ይሕፅረልና እስቲ ኣሽናዳ ንፃዎተሉ ታኣኪብና ይምፅኣለና

  • @ኮኮብፅባሕደላይትሰላም
    @ኮኮብፅባሕደላይትሰላም 5 ปีที่แล้ว +46

    ብርቱየይ መቀረት ክትፍተወካ ምዓት ያ ኣነስ ከምገለየ ዝናፍቃ!!
    ደቂ ትግራይ ምዓረይ ብባህልኩም ኢኩም ተሐጉሱኒኒ ቀፅልዎ።
    ካብ ሓፍቱኩም ጓል ኤሪ!!

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና እሞ ክንዕድመኪ ምፂ ናዓና ምሰሊ እሽንዳ። ሓፍትና

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 2 หลายเดือนก่อน +2

    ይበል ይበል ደቂ አሽንዳ ዋዕሮታት ልማረኽንኦ ላቃጻልክንኦ ታንክታታት ተስሪቐን ይሽወጣ እም በይ ባህልናን ልስርቀና ይውለይሞ አሽንደ 2016 ዓ/ ም ብጽቡቕ ብድምቀት ልክኽበር ካብ ማዓሙቕ ልበይ ማይምነ ስላም ቅሳነትልህዝብና ህንጸት ልትግራይና ❤

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 5 ปีที่แล้ว +22

    ደቂ ኣሽንዳ እንካዕ ኣብፀሕና
    ላይክ እስክ ሃቡኒ
    መፀት እወ ታይ ሞ ስደት እንዶ ሰፊርና
    ብርቱየ መቐረት ኣሰይ (ገሬዋኒ)

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 5 ปีที่แล้ว +6

    ብርቱየ ሽኮር ከም ገለ ዓይነት ኣቲ ንስኽስ እንካዕ ትግራወይቲ ኾንኪ።
    ኡፍፍፍፍፍ #ኣሸንዱዋየ ንዓመታ ምሳኺ ክውዕል ሓግዝኒ።
    ውፃእ ውፃእ በልየዮ
    ሓቓኒ #ላጋኺ ዶ ጌርክዮ ክክክክክክክ
    ንእሽተይ ሃሪ ሪካሞየ
    ቆልዑ ትግራይና ብሪሞ
    ድሃ ነኝ ኣልልም ምንም የሌለኝ
    ማንም የሌለው እኔ ግን ኣለኝ
    ይሄ ከበቂ በላይ ነው የ #ትግራይ ልጅ ነኝ
    የትግራይ ልጆች ሰላማቹ ይብዛልኝ እንዲሁም የትግራይ ወዳጆች።

  • @robelrobel5823
    @robelrobel5823 5 ปีที่แล้ว +29

    ትግራይና ንቅድሚት

    • @27Robel
      @27Robel 5 ปีที่แล้ว

      ☝👍❤💛💚

  • @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
    @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ 5 ปีที่แล้ว +10

    መፀት መፀትየ ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት ውይይይይይይይ ስደት ርጉም ከማይ ኣሸንዳ ዝናፍቀ ኣሎዶ ሰላምክን ይብዛሕ ደቂ ትግራይ እምበይተዋይ ልብላ ከለዋማ ፅሓይ ገፃ ብሪ ማሙፃ ይብላኪ ኣለዋ

  • @rshanrshan2161
    @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +23

    አሸንዳ ናይ ሕማመይ ለዓመታ ምሳክን ክውዕል እየ ፍቃድ አምላክ ይኩን

  • @hagosbobb9405
    @hagosbobb9405 5 ปีที่แล้ว +23

    ኢንቃዕ ኣብጸሐክን ደቂ ትግራይ

    • @henyemu6044
      @henyemu6044 5 ปีที่แล้ว

      ኣሰይይ ኣሸንዳዶትሙኖ

  • @selamneshhaftu6547
    @selamneshhaftu6547 5 ปีที่แล้ว +45

    መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት
    እንኳዕ ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ዓደይ 😍😍

    • @mebrahteberhe145
      @mebrahteberhe145 5 ปีที่แล้ว

      እንኳ አበሐናደቂትግራይ

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 ปีที่แล้ว +11

    ብርቱየ የኔ ድምፅ መረዋሕ ።አሽንዱዋ ማዓረይ ክንድምስሐይ ድራረይ እወይይይ ስደት ሕሱም😭

  • @kahsaymulu8488
    @kahsaymulu8488 5 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሙዚቃ እዩ # ባህሊ ትግራይ መሰረት ዝገበረ #ቀፅልሉ ብርትካን ...........

  • @asiahamza4514
    @asiahamza4514 4 ปีที่แล้ว +1

    Tegraiii adeyy

  • @ጌታቸውአሰፋ
    @ጌታቸውአሰፋ 5 ปีที่แล้ว +10

    💃አይይ ስደት አሸንዳ፣ፋሲካ፣ልደት ክንርኢ ልብና ክትመልቁት ምስ በለት።እንኮዕ አብፀሐክን ናብታ ክብርቲ ብዓል አሸንዳ።

  • @ፍቅርጥዕም-ቸ3ኸ
    @ፍቅርጥዕም-ቸ3ኸ 5 ปีที่แล้ว +5

    አሰይይይ ደቅ ትግራይ ኩሕሎ ጥዕም ብህላንትግራይን አሽንዳነ ናይነ እንኳዕ አብፀሕናቆልዓ ተጋሩ

  • @salam3709
    @salam3709 4 ปีที่แล้ว +5

    አይ ሰደት ረሳሕ አብ ሰደት ዘለን ኣሕዋተየ ንብዚ የብቅዓና ፈጣሪ አሕወትይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ርሑሰ አሸንዳ ይገብር ለከን

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 ปีที่แล้ว +39

    ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት

  • @አደዋይእያዓለመይአደዋይእ
    @አደዋይእያዓለመይአደዋይእ 5 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውውው አሽንዳውይ መዓረ መፅት ደስ ባሃልታ ደቂ ዓደይ ሸኮሪታት

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 5 ปีที่แล้ว +5

    ካብቶም ብዙሓት ወርቂ ዝኮነ ባህልና ሓደ ኣሸንዳ እዩ እንካዕ ንፆም ፍልሰታ ብሰላም ኣብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ሰናይ ቅንያት ኣሸንዳ ይብል ደርፊ ኣሸንዳና ባህልና መንነትናን ንዓቅብ

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @ጋልትግርይእየእንደርታመቐ
    @ጋልትግርይእየእንደርታመቐ 5 ปีที่แล้ว +49

    እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ከብደይ እኮ ሕቁንቅን እልኒ ኣየ ሰደት 5 ዓመተይ ኣብ ሰደት እምልኬ ንዓመታ ምስ ዝፈትዎም ሰድራበተይ ማሓዘተይ ኣውዕለኒ😢😢😢😢😢💔💔💔

    • @habenfiseha8365
      @habenfiseha8365 5 ปีที่แล้ว +1

      Ajoki gwal adey marey

    • @ጓልሓይቆ
      @ጓልሓይቆ 5 ปีที่แล้ว +1

      Ajoki mkrtey

    • @kokololo1017
      @kokololo1017 5 ปีที่แล้ว +1

      አይዞኪ ዝያዳይ አነውን ከማኺ፥5 ዓመተይ አምላክ ቀፃሊ ዓመት ንዓድና የብቅዐና😍😍😘

    • @ረዛንጋልዛላኣንበሳንፍቅሪ
      @ረዛንጋልዛላኣንበሳንፍቅሪ 5 ปีที่แล้ว

      ኣጆኪ 7 ዓመት ናብ ስደት ኣለና

    • @merigalwukro1865
      @merigalwukro1865 5 ปีที่แล้ว

      ኣነለ 1 ዓመተይ ክገብር ቀሪበ

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 5 ปีที่แล้ว +5

    አስይይይ አሽዳዋይ😍😍 መፀት እፍፍፍፍ አነስ 😘😘ስደት ሕሱም ክምዚ ንዓመተ ምስተን ዝፍትውእሞ ስድራ ቤተይ ምስ ኩለን ማሓዛይተይ አሕዋትይ ይራኪበኒ ኩለና አብ ስደት ዘለና እውን ብዓቅሊ ንሕለፉ ኩሉ 💖💖💔💔💔💔💗💗💗

  • @merrykiros5597
    @merrykiros5597 5 ปีที่แล้ว +8

    ውይ ሎምስ ናፊቀ ክክክ ኣነ ውን ክፀርፎ ስባር እንቃቆሖ ሰበይቱ ተፍርሖ 😍😍😍ባህልና ጥዑም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @albadralbadr2104
    @albadralbadr2104 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሸንዳ ናፉቀ ኣይ ስደት

  • @johnyk2020
    @johnyk2020 5 ปีที่แล้ว +22

    I proud of you tigrai people because you respect own culture and identity.

  • @rina9706
    @rina9706 5 ปีที่แล้ว +13

    አሽንዳዋይ ማዓርየ መፂእ ለኹ ከምቱ ናይ ዓምየ እንዳብልና እናደረፍና ንብቁስ ነይርና ክንምለስ ከለና ክዓ አሽንዳዋይ ማዓርየ ወሪደ እለኹ ዳሕን ዋዓልየ እንዳበልና ንምለስ ነይርና

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 5 ปีที่แล้ว +5

    መፀት መፀት አሸንዳ ዕንበብ መፀት እሰይይይ ሽኮሪናታት ደቂ ኣሸንዳ እንኳዕ አብፀሐክን አብፀሐና ደቂ ትግራይ ዓደይ😍😍😍😘😘😘አሸንዳዋይ መዓረይ ተናፋቒት እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም ከብደይ ኮ ሕቑ ንቕን እልኒ 😢😢😢አምላከይ ለዓመታ ከም ሎሚ ምስ ዝፈት ዎም ሙሉእ ስድራቤተይን ሙሓዙተይን ኣውዕለኒ 😢😢😢ኣይ ስደት ርግምቲ

  • @semhalhailezgi8080
    @semhalhailezgi8080 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ አብፀሐክን ደቂ ትግራይ ሽኮራት
    ንዓመታ ከምዚ አነውን አብ ዓደይ አሸንዳ ክብል እየ ብእግዚአብሔር ፍቃድ

  • @mahiitesfu6814
    @mahiitesfu6814 2 ปีที่แล้ว +1

    ውይ ናፍቀና ኮ

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 2 หลายเดือนก่อน +1

    አይ ሰደት 😭

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 ปีที่แล้ว +5

    መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት ኣሰይ ደስ ክትብላ ብርቱዋይ ንኹልኽን ትግራይ ትግርኚ እንኳዕ ኣብፀሐና።

  • @jdggx6884
    @jdggx6884 5 ปีที่แล้ว +6

    ከምዚ ንዓመታ ስደት ኣብቂዑ ኣብ ሚጭውቲ ትግራይ የራክበና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣሜን(3)!!!"

  • @ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ
    @ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ 5 ปีที่แล้ว +8

    ዋይ ስደት ምስ ክንደይ ፈለኻና እሰይ ምቁራት ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 5 ปีที่แล้ว +3

    እንቋዕ ኣብፀሐና እስከ ዓሕ ንእስነትና ከይሞነና እባ ሰደት ተሰደትና ሃፅ በል ይመፀካ ባህልና ጥዑም ኣሰይ ኣጀንድዋይ መዓረይ💃💃💃👍

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 5 ปีที่แล้ว +12

    ልዓመታ መፀኩኪ ኣሸንዳዋይ ማዓረይ #ብርቱካነይ ምቅርቲ ሰሪሕክዮ ብሓቂ ♥♥

  • @ራህዋይምሰበልኩእንድየ
    @ራህዋይምሰበልኩእንድየ 5 ปีที่แล้ว +10

    እስይይይ ድቂ ንጉስ ካሌብ ስባውያን ደቂ ትግርኛ ስላም ኣብ ዘለክምዋ

  • @alemneshhalefom2980
    @alemneshhalefom2980 5 ปีที่แล้ว +5

    መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት❤💛 enaka abtshna deki tigray shkorat kulu ashdaway ❤💛😘

  • @FfvxrhhGagatu
    @FfvxrhhGagatu 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሻኒዳይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 5 ปีที่แล้ว +3

    ብርቱዋይ ሽኮር ካብ ልቢ ከመስግነኪ ዝተገደድኩ ምኽንያት ኣከዳድናኽን ካልኣይ ድማ ኣርቴ ኣየብዛሕክንኦይ ልቀፃሊ ውን ከምዚ ዓይነት ቁኖ ኣርቴ ብመጠኑ ተትጥቀማ ክንደይ ደስ ይብል ብርቱየ ኣሸንዳ ኣብ መቀለውን ብኸምዚ ባህላዊ ኣከዳድና ማንም ጋል ኣሽንዳ ተትኽደን ደስ ይብል ዘኣከዳድና እዙይ እየን ኣፅኒሐናልና ኣዴታትና 100% ደርፍኺ ደጊፈዮ ቀፅልዮ ፅብቅተይ

  • @zufanznabu3992
    @zufanznabu3992 5 ปีที่แล้ว +3

    ብርቴ ደስ ዝብል ባህሊ ትግራይና ንፈትየኪ ኢና ዛሓፍተይ በርትዒ(solhazi)

  • @yonimyonim5645
    @yonimyonim5645 3 ปีที่แล้ว

    ኣባይኩም ይደፈን

  • @delinalovemili3942
    @delinalovemili3942 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ መክበርቲ ባህለን ፍትውትው እንኳዕ ኣብጸሐና

  • @apaoo705
    @apaoo705 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይ 💓ኣሸንዳዋይ መዓረይ ሀዝስ ኣብ ዓድካያ ተዝከዉን ኣይ ስደት💚💚💜💜

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 5 ปีที่แล้ว +4

    አሽድዋይዶ መስልኒ ረስዓያ ነይረ ሞት ይረሰዓኒ ውዕንበባ አሸንድዋየ ዓመት ንዓመት ዝዓቆርኻን ጎይታ ተረስዐዶ እልኻኒ ዕንበብ ስማ ወርዳ ይዶይ ትውረድ እንበር ይዓዳይዶ ጎይታይ ወዲ ጎይታየ መቐለ ዓድኻ አደባባየ እዝም ዓዲ አበሳ ደለዎምየ ጉዝም በለ ኣብ ድሕሪ ገዘኦምየ ስብ ዶ ሲኢነ ላዓይነየ እንበተይ ደለኹበየ ባዓልቲ ጀለብያ ባዓልቲ ጀለብያ ከይትሕዝዋ ሰባይቲ ሻበል እያ ይብሃል ነበረ እንካዕ ኣብፀሐክን ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @abrahamafewerkimyking8757
    @abrahamafewerkimyking8757 5 ปีที่แล้ว +5

    Ahhh lomi ewn abe sdet diya khalfu 😭😭bertishy xbuk srha

  • @ambesfeday6479
    @ambesfeday6479 5 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተጋሩ መክበርቲ ባህሎም ንሰብ ሓቦን ተስፋን ኢዩ ዘንብሮ shar like commet ኣይንብቀቀሎም

  • @liyakidane9136
    @liyakidane9136 5 ปีที่แล้ว +5

    እሰይይይ ደቂ አሸንዳ ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💖💖👏👏ከጥዕመልኪን

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +9

    መፀት መፀት አሸንድዋይ መፀት አሽንድዋይ ናዓሚ ናዓሚየ ተጋኒና ሎምየ😍😍😍😍😍
    ወይዝገጣጢ ሽሮ ተረሲዕዎ ድሮ
    ወይዝገጣጢ ክክዕ ለይብሉካ መልካዕ እናበልና ንፃረፍ ነይርና ክንደይ ዓመተይ ምጭዋት ልሓደግክዎ አሽንዱ ቑልዕነት ለይምኖ ደስ ልብል ስራሕ 😍😍😍😍😍😍

  • @glaxijinemi1173
    @glaxijinemi1173 5 ปีที่แล้ว +3

    ብርትሽ ፅቡቅ ስራሕ ባህልና ዘደማምቅ እዩ ብዝተረፈ ስራሕኪ ኩሉ ፅቡቅ እዩ።በርትዕልና

  • @kidstgirmay430
    @kidstgirmay430 5 ปีที่แล้ว +4

    Ashendaway nami namiy terakibna lemiy 👏👏👏

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +3

    አስይይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻትኩም ይኹን ኣሽንዳ ኣሽንዳ ኣሽንዳ ኣሽንዳ ዋና

  • @friyatgaultigray4218
    @friyatgaultigray4218 5 ปีที่แล้ว +1

    መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕንበብ መፀት ኡፍፍፍፍ ስደት ዓይኑ ይጥፋአ እንኳዕ ኣብፀሐኩም/ና ያገሬ ልጅች

  • @meselefsaha5087
    @meselefsaha5087 5 ปีที่แล้ว +8

    Ashenda the most colorful tigrian origin culture...

  • @zufanznabu3992
    @zufanznabu3992 5 ปีที่แล้ว +4

    ብርቴ ደስ ዝብል ባህሊ ትግራይና ጽቡቕ ስርውሕ(solhazi)

  • @fisahafutwi6291
    @fisahafutwi6291 5 ปีที่แล้ว +14

    I'm so happy to see you like that beautiful girls 😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘👏👏👏👏✌️✌️✌️✌️

  • @ሰሉየድንግልማርያምልጅ
    @ሰሉየድንግልማርያምልጅ 5 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyyyy shkorinatat kolueu ashenda like ndeki tigray

  • @kuri_eri_boy
    @kuri_eri_boy 5 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ስራሕ ኣቲ ዓቃቢት ባህላ መሕበኒት ተዛረብቲ ትግሪኛ

  • @FantayTsehayu
    @FantayTsehayu 2 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome ❤❤❤❤

  • @BarnabasVorreiter
    @BarnabasVorreiter 3 ปีที่แล้ว

    House of The Lekzions of Aksum !!!

  • @galedertagalederta
    @galedertagalederta 5 ปีที่แล้ว +1

    weyy sedet hiseme nzelalku kame zyabkuliu brhike kona kereo kalku kamey kabedey kame zhikona efff abe sdet kona naesntey yhalifonlo amelkay hamoka liameta mes zftiweme btesbeyna mehzeteyna awelana tilot giberaley deki adey❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @Semaycinema
    @Semaycinema 5 ปีที่แล้ว +7

    እናሓደረ ዝፍቶ ባህሊ።

  • @tegsitiamare8684
    @tegsitiamare8684 5 ปีที่แล้ว +6

    ዋወወወ ደስ ባሃሊ እዩ ሽኮርናታት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @AN-oo5hg
    @AN-oo5hg 5 ปีที่แล้ว +7

    Aye Zebahlena des kebleka, so nice tone👍🏿
    Keep it up the good work👏👏👏👏👏👏👏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👏👏👏👏👏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @NewOne-pt9to
    @NewOne-pt9to 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @ابو-ظ1ص
    @ابو-ظ1ص 5 ปีที่แล้ว +6

    እፊፊፊፊፊፊፊ ኣነስ ናፉቆት ኣይካኣልኩን በተለይ ኣሽንዳ ኣሽንዳ ካብ ዝገደፊ 6ተ ዓመት ገይር ኣለኩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @yemaryamlij2282
    @yemaryamlij2282 5 ปีที่แล้ว +6

    መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበባ ብሪቲየ ሽኮር ቀፅልሉ 😘👍👌

  • @ነፂጓልውቅሮ
    @ነፂጓልውቅሮ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተጋሩዋኒ ሙቁራት ደቂ ኣሽንደ

  • @ፍቅሪምስኩሉፉጡር
    @ፍቅሪምስኩሉፉጡር 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ኣብዚ ንሄ ማዚቃ ደስ ዝብል ባህልና ኮ ኩብሩን ማዕርጉን መዳርግቲ የብሉን

  • @asyaaumor5124
    @asyaaumor5124 5 ปีที่แล้ว +3

    አሸንዳ አሸንዳ እዋይ ዝባህልና ክፅብቅ ቡሩክ ቅንያት

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 5 ปีที่แล้ว +6

    እስይይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዋዕሮታት ❤❤💔💔💔💖💖💖❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaraSara-sl2hx
    @SaraSara-sl2hx 5 ปีที่แล้ว +2

    መፀት መፅት አሽንዳ ዕበብ መፀት ብሩኩ ባሕቲ ይግበረልክን ቖልዑ አሸዳ

  • @መብሪሂትሑሉፍኃልማርያም
    @መብሪሂትሑሉፍኃልማርያም 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሸንዳ ሓለፈት ብዝባን ዱርየ ወይኣነወይኣነ ዕዝር ከይብልይ እዋይ ስደት ዝግበርኻኒ ሓሽውሽው በላ እኒዳበልና ንፃወት ነይርና እንኳዕ ናብ ኣሽንዳ ብሰላም ኣብፀሐና

  • @tebetesala2701
    @tebetesala2701 5 ปีที่แล้ว +1

    በጣዓሚ ፅብቅ ደስ ዝበል እንኳዕ ደማ አበፀሕና ናበ ፃም ፍልሰታ ደቅ ሓላል መሬት

    • @hav3475
      @hav3475 5 ปีที่แล้ว +1

      ትግራይ ዓደይ ማዓረይ

  • @ወይኒሓጎስ
    @ወይኒሓጎስ 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሸንዳዋይ መዓረይ
    ብርቴ ንፍዕቲ

  • @ለማርያምዘምሩ
    @ለማርያምዘምሩ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሸንዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላምና ብጥዕና ናብ ኣሸንዳ ኣብፀሐና ደስ ባሃሊ ሀገረይ ትዝዝዝ ኢሉኒ ኣይ ስደት

  • @ጓልትግራይፃዕዳ
    @ጓልትግራይፃዕዳ 5 ปีที่แล้ว +3

    መፀት መፀት ኣሽንዳ ዕምበብ መፀት እንካዕ ኣብፅሕክን ሽክራናታት ደቂ ትግራይ ማዓርይ

  • @መስሉኒከምሕልመይዝረከብኩ
    @መስሉኒከምሕልመይዝረከብኩ 5 ปีที่แล้ว +3

    Weyley ፀርፊ 😃😃😍😍👍👍👍ብሩክ ቅንያት ይግበረልና

  • @selugaltgray8759
    @selugaltgray8759 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ባህሊ ትግርኛ ጡዑም እግዛቢሄር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና💉💊🙏ሰላም ናፊቁና😭😭😭🙏💊💊💊👈🙏

  • @nevergiveup3251
    @nevergiveup3251 5 ปีที่แล้ว +2

    ማንጨሎት ማርያም ድሓን ስለ ዝረኣኩዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ

  • @ሪችትግራወይቲ
    @ሪችትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ ኣሸንዳ ሰናይ ቅንያት ኣሸንዳ ይኩነልና❤❤

  • @ፍቅርነኝየራያዋ-ጀ5ዠ
    @ፍቅርነኝየራያዋ-ጀ5ዠ 5 ปีที่แล้ว +2

    አስይይይይይይይይ ደቂ አሽንዳ መፀት መፀት አሽንዳ ዕንብብ መፀአት አነስስስ ንፍቅቅቅ ሰደት ዓይንኻ ይጥፋኢ አንግዲ 6 ዓመት አስቆጠሪኩኝ በሰደት ያላቹ አህት ወንድሞቼ ሰላማቹ ይብዛ❤❤

    • @mlat9280
      @mlat9280 5 ปีที่แล้ว +1

      ፍቅር ነኝ የራያዋ ልጅ amen

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +2

    ከደት ከደት. ኣሸንዳ ዕምበብ ከደት

  • @arsemamulugeta5358
    @arsemamulugeta5358 3 ปีที่แล้ว

    ሰደት ሕሱም ጋብረይ ኣከባቢ እየ ገዛይ ብርትሸይ አሸንዳዋይ መአረይ💋💕

  • @mirnaabifarraj8293
    @mirnaabifarraj8293 5 ปีที่แล้ว +5

    wow I love Ethoopia good music😘😘

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +2

    መፀት አሽንዳ ደስ ክትብሉ ከምዚይ ንዓመታ አብ ዓድና ክንብዕል ይገብረና