Turki hager Kurdistan kemzey tiqewem ዖዎ yila tezariba tzareb ala kurdiwiyam nay amerika baryatat yom Ane gn zgermeni america 🇺🇸 bhafesha western power 🔋 ab mewedata qadamay kunat alem wwi b sicspico ziflet nkulu hagerat arab fah abilowom hji dea nmtay hager Kurdiwiyan ktenrif senay tengbar kab mecrabiwiyan zgrm yu
ፍናን ሓዉና ኣጆካ ቆጽሎ አትሰርሕም ስራሕ ኣዞም መሰጥትን ማሃርትን ኦም ስለዚ ኣጆካ❤❤❤
Tenx bro ❤❤❤
Nay turkmenistan amxelna elnaka abika bejaka eba gele gber nay kurdistan ka 2 kfal gberela ay tentenkayom tuy gerka pls
We support Lourdes to be in One country as they are one nation.
Selam fnan Tefikana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከምኦም ከይንኸውን እንዲናፈርሕ ዘሎና።
ካላይ ክፋል ግበረልና ኢካ❤😊
Nehna deki tigrigna dema besenki ab kelte memkalna kesab hji kesanet sieenna
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ካላኣይ ክፋል ንጽበ ንሕና ፈተውትካ ካኣ
ከም ህዝቢ ትግራይ ከሉ ግዜ ንዋጋእ ግን ሃገር ዘይብልና😢😢
ልክዕ መራሕቲ ፖለቲካዊ የብላን ትግራይ ትግራይ ተስፍ ሕጂ ኢያ ኩሩድሻዊያን ግን ደርጋ ዓዲ መሬት ዘይብሎም ኮይኖም ኣለዉ ንሕና እውን ኣብ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዝብሃላ ደምና ዝሰቲያ ዓዲ ነነብር ኣለና
ናትኩም ሕማም ኢዩ ዝጻወተልኩም ዘሎ።ኢትዬጵያ ናትኩም ጌርኩም ስለትወስድዋ ሃገረ ትግራይ ክትምስርቱ ትብዓት የብልኩሙን ነዚ ተረዲእኹም ትግራይ ዶ መንነት ዶ ምባል ገዲፍኩም ስቅ ኢልኩም ተመሓደሩ ብ ኢትዬጵያ ስልጣን ኣይትሓዙ ።ስልጣን ተሒዝኩም ከኣ ምስ ወረድኩም ሓዊ ክትክዕውሉ ኢኹም ንህዝቢ ትግራይ።ወይ ሃገር መስርቱ ወይ ኣብ ኢትዬጵያ ስልጣን ኣይትሓዙ።
@@semharkahsay1946 ብምለልክ ብሃልስላሰ ብደርጊ ብኣብይ ዝጨፍጨሀና ሃገር ከመይ ከርና ሃገረይ ክንብላ ለቅማፅ ሓሳዊ🤮🖕🇪🇹🖕
ናትና ኤርትራውያን ታሪክ ከምዚ ናይ ኩርዲስታን ከይከውን ዝጥርጥ ኣሎዶ????
ናትና ከምዚ ናይ እስራኤል ኢዩ ዝኸውን ኢለ ይጥርጥር።
Kabeu zekefe enber
Fano king
🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
👮🔥🌟💪🌿
ብርጌድ ንሓመዱ ዓዱ ምስ ኣተወ ቃልሲ ይጽበዬ ኣሎ። እቲ ቀንዲን ዓቢ ነገረን ን ናይቲ ቃልሲ ዓረባውነት ሓግሒግካ ካብ ስሩ ምጥፋእ ኢዩ።ተዘይኮይኑ ዓረባውነት እቲ ቀንዲ ብዘይጥይት ብሰላሕታ መንነትካ ዘጥፍእ መሳርሒ ኢዩ።እዚ ኣብ ልብኻ ግበሮ።
Fithi nhzbi Eritrea
ካዛብ
Turki hager Kurdistan kemzey tiqewem ዖዎ yila tezariba tzareb ala kurdiwiyam nay amerika baryatat yom
Ane gn zgermeni america 🇺🇸 bhafesha western power 🔋 ab mewedata qadamay kunat alem wwi b sicspico ziflet nkulu hagerat arab fah abilowom hji dea nmtay hager Kurdiwiyan ktenrif senay tengbar kab mecrabiwiyan zgrm yu
❤
Aqaby trik eika qexlo btaemy nfuen gdusun seb hahade knhz taryk nay est africain b.flay nay eritrea hstory knxhf ymhxeneka
kurdawan አቶም ንዓርብን ዓረባዉነት ተጸይኖሞ ዘለዉ ኦም