ንብዙኃት ናብ ምንፍቕና ዝወስድ ዘሎ ቃል( ኩላትና ክንፈልጦ ይግብኣና'ዩ) ብሥልጣን ከሰተ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 109

  • @ንጣብዝኽሪዘበን
    @ንጣብዝኽሪዘበን 3 ปีที่แล้ว +23

    በመጀምርታ ነዚ ሓሳብ ብምቅረብካ ብጥዓሚ አየ ዝመስግን አግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ሂወትካ ይባርኽ።
    አዛ ቃል ነፍሲ ወከፍ ጸረ ስላሴ ዝኾኑ ወገናት ኣሕዋትና ዝጥቀምላ ቃል አያ ግን ግን ንሶም ዘይከኑስ ንሕና አና ሰነፋት መሕናቱ ኣብ ክንዲ ምሕታት ምስ ዝመጸ ንፋስ ንነፍስ ኣብ ክንዲ ምርዳ ድማ ከምዘለው ነትቃል ምውሳድ አየ ዝሃሴና ዘሎ። ሓንቲ ኣብነት ክህበኩም ተገዲስኩም ኣምብብዎ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ መዓረክንደይ ኣመንቲ መሲሎም ከም ዝገማጥልዎ ክትዕዘብ አኻ ናቲ ቓል ከብለካ።
    አቶም ዝምስክሩ ኸኣ ኣቦን ቃልን መፈስ ቁዱስን ሰለስተ አዮም፥ ሰለስቲኦም ኽኣ ሓደ አዮም። 1ይ ዮሓ 5፥7 ቃል ዝበሎ ንውሉድ አዩ። ነዛ ኣብ ለዓሊ ዘላ ጥቅሲ ኣብ ካልአ ሕትመታት መጽሓፍ ቅዱስ አንግሊዘኞን ትግርኞን ወላ ምሳኹም ዘሎ መጽሕፍ ቅዱስ ተመልከቱ መዓረኽንደይ ከም ዝቀያየርዎ ክትምልከቱ አኹም።
    አቶም ዝምስድክሩ ሰለስተ አዮም ።መንፈስ፥ ማይ፡ ደም። ሰለስትኦም ከኣ ሓደ ዓይነት መስከር ዝህቡ አዮም። 1ይ ዮሓ 5፥7።
    ካብዘን ክልተ ዝተፋላለያ ሕትመታት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መዓረኽንደይ ከም ዘሎ ንጹር አዩ። አታ ቀዳመይቲ ጥቅሲ ብ12 13 ኽፍለ ዘበን ዝነበረ ሕትመትመት ክኸውን ከሎ አታ ካልአይቲ ድማ 15 ኽፍለ ዘብን በቶም ጸረ ስላሲ ዝኽኑ ዝተቃያየረ አዩ።
    ስለዚ ኣብዘን ሰለስተ ዘበናት ዝነብረ መዓረኽንድይ ለውጢ ከም ዝከደረ ተገንዚብና ክንኸዎን ተስፋ ይገብር።
    ምቅያር ናይ ሓደ ቃል ንሓደ ሙሉአ ብምሉአ ክቅይሮ ይኽአል አዪ። ስለዚ ግጉይ ካብ ዝኾነ ትምህርቲ መናፍቓን መታን ክንድሕን ናትና ዝኾነ ሰነ ኣምልኾ ንኽንመሃር ናብ ቤት ክርስትያን ምኻድ ይድልየና። ነዚ ስለ ዝፈለጡ አዮም ድማ ኣቦታትና ክሉ ግዜ ናብ ቤት ክርስትያን ክንኽይድ ከም ዝለና ዝምሕሩና። አግዚኣብሔር ካብ ክሉ ክፉአ ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

    • @simonaron2756
      @simonaron2756 3 ปีที่แล้ว

      Kale hiwet ysmalna hawna !

    • @ggrr4715
      @ggrr4715 3 ปีที่แล้ว

      ቃል ሂወት የስመዐልና

    • @mariemm8933
      @mariemm8933 2 ปีที่แล้ว

      ❤✅

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገን
    ዩኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺

  • @afarisafari2833
    @afarisafari2833 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡር ሰልጣን ሓውና ፀገኡ በርከቴ የብዝሕልካ እግዛብሀር ኣምላኽ ኦርቶዶሰ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር🤲🤲🤲🙏🙏🙏💒💒💒

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

  • @zaydtgraweyti1047
    @zaydtgraweyti1047 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና
    ክቡርሓዉና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ ኣሜን

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏 kal hiwet ysmalina memhirey egzabiher amilak xegaeu ybzahalika

  • @ትግራይዓደይሰላምኪይብዛሕ
    @ትግራይዓደይሰላምኪይብዛሕ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይውት የስመዕልና ስልጣን ሓውና እግልጉለትካ ይባረክ እንካዕ ናብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዕረፍታ ኣብፅሓና ብረከታን ኣማላድነታን ኣይፍልየና ካብዚ ውርዱና ዘሎ ጭንቅን መንከራን ብፍቃዳ ሰላም ተውርድልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @bsma5807
      @bsma5807 3 ปีที่แล้ว

      በእውነት ክብር ሓውይ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የሰምዕና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ

  • @ፅሪቲትግራወይቲ
    @ፅሪቲትግራወይቲ 3 ปีที่แล้ว

    በሰመኣብ ወወለድ ወመንፈሰ ቅዱሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ክብሪ ይኩን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኩን ንሰላሴ
    ይክበር ይመሰገን ኣምላከ ሙሴ
    ይክበር ይመሰገን ኣምላከ ሙሴ
    ብሓቂ ቃል ህይወት ቃለ ሰናይ ቃለ በረከት የሰመዐልና ሰልጣን ሓውና ፀጉኡ የብሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว

    Amen, kalehiwet yesmalna ,egziabher amlak xegiu yebzehalka Seltene hawna, mihretu yilakelna.

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ኩቡር ሓዉና ፅጋ በረከቱ የብዘሐልካ

  • @ኣንቲወእቱተስፍሁለኣዳምስ
    @ኣንቲወእቱተስፍሁለኣዳምስ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ስልጣን ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ መርኣያ ናይ ተዋህዶ እምነትና በሪትዐልና

  • @tesfalemberhe2383
    @tesfalemberhe2383 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሓወይ

  • @astergebreab3965
    @astergebreab3965 3 ปีที่แล้ว +9

    መርሐባ ስልጣን ወደይ amlak እድመን ጥዕናን ይሀብካ ዘመንካ ይባረክ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹

  • @tsigehalafi1755
    @tsigehalafi1755 3 ปีที่แล้ว +13

    ክብሪ ይኹን ንስላሴ
    ክብሪ ይኹን ንስላሴ
    ይኽበር ይመስገን አምላከ ሙሴ
    ይኽበር ይመስገን አምላከ ሙሴ
    እግዚአብሔር ይመስገን አሜን
    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና።
    ዓይነ ልቦናና የብርሀልና።

  • @HaytAs-v7w
    @HaytAs-v7w 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲእንባየ
    @ወዲእንባየ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና።

  • @rahwarahwa9513
    @rahwarahwa9513 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ አሜን አሜን አሜን

  • @senaitmebrahtom961
    @senaitmebrahtom961 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmeama 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @sarisari2936
    @sarisari2936 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና

  • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ
    @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ናይባሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እ/ር ኣምላኽ ጸጋኡ ይብዘሐልኻ ስልጣን ሓወይ

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว +20

    ክብር ይኹን ንስላሴ ፪
    ይኽበር ይመስገን አምላክ ሙሴ ፪
    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና

  • @artflow216
    @artflow216 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ ይብዛሓልኽ አሜን

  • @mnsmne6691
    @mnsmne6691 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዐማ ደስ ይብል መምህር ሐውና ብሐቂ ቃል ሂወት የስምዕልና ጸጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን 🙏🙏💒📚✝️🙏

  • @hiwotokbayesuss1351
    @hiwotokbayesuss1351 3 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen

  • @ወለተሚካኤልየሚካኤልልጅስ
    @ወለተሚካኤልየሚካኤልልጅስ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግል ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ዝሓወይ

  • @zanabmar9999
    @zanabmar9999 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይዉት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልኽ አሜን(3)

  • @مرحبامرحبا-د5ع5و
    @مرحبامرحبا-د5ع5و 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመአልና ሓውና ስልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ አሜን 🙏🙏🙏🙏

  • @زما-ح6د
    @زما-ح6د 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen amilak haylin Tsinaatin yahabika zahawey naana kaa zesitewieli libena yahabena ab eminetna ytsinaelina

  • @እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ
    @እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን በሓቂ ለቃ ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህረይ💓💓💓🌳🌳🌳💞💞💞🕊🕊🕊💚💚💚💞💞💞💒📚✝️

  • @ksanetk571
    @ksanetk571 3 ปีที่แล้ว

    Amen.amen amen kal hiwet yesmealna

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርክ አሜን ንዓና ውን መስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና አሜን

  • @ነፃነትወልዳይጋልተዋህዶት
    @ነፃነትወልዳይጋልተዋህዶት 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና መምህርና እንካዕ ብሰላም መፃካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @dggf3570
    @dggf3570 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና

  • @ጓልትግራይ-ቘ7ደ
    @ጓልትግራይ-ቘ7ደ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏💒💒💒

  • @ገራሚዘመን-ጸ1ጐ
    @ገራሚዘመን-ጸ1ጐ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና

  • @tesfaldetmesfun8558
    @tesfaldetmesfun8558 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmaalna memher

  • @tarikadem7893
    @tarikadem7893 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @Jo-sr6vg
    @Jo-sr6vg 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው።

  • @ተመስገንጌታየ-ቨ6ፐ
    @ተመስገንጌታየ-ቨ6ፐ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና

  • @ስድራይንራከብኢናብሃይሊፈ
    @ስድራይንራከብኢናብሃይሊፈ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን #እንኮዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣነይ
    ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኬ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወይ ኣስተውዓል ሰብ ልስተውዕል ልቦና ይዓዲለና ፈጣሪ ፂነኢልና ንስማዓዮ 🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንን ቃል ህይወት የስመዐና ስልጣን ሓውና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ማለት እንታይ ማለት እዩ ኣነ ዝመስለኒ ስጋን መለኮትን ዝለበሰ ኣምላክ እዩ ዝመስለኒ ሓቀይ ድየስ ዋለ ተጋግየ ንዚኣ ክተብረሀለይ ብትሕትና ይሓትት መምህር ስልጣን ሓወይ 💒💒💒🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️🤲🤲🤲

    • @ermilove685
      @ermilove685 3 ปีที่แล้ว +4

      ኦርቶዶክስ ማለት ብናይ ግሪኽ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ቅኑዕ እምነት ማለት ኢዩ
      ተዋህዶ ማለት ክኣ ቃልን ስጋን ተዋሃሃደ ማለት እዩ።

    • @ggfgjgfh4263
      @ggfgjgfh4263 3 ปีที่แล้ว +1

      ኦርቶደኩስ ማለት ቀጥ ዝበለ ሃይማኖት ማለት እዩ ተዋህዶ ማለት ቃልን ስጋን ተዋሃሃደ ማለት እዩ ካብ ክልተ ኣካል ሓደ ኣካል ካብ ክልተ ባህሪ ሓደ ባህሪ ወዲ እግዚኣብሔር ፍፅም ሰብ ኮነ ማለት እዩ ዝነጠበን ዝጎደለን ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቲ ይትኣረመልና ኣሜን።

  • @teibesium2239
    @teibesium2239 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏⛪♥️ Kale hiwet yesmalna memher hawna seltan

  • @Ad-de3us
    @Ad-de3us 3 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ይክብረ ይመሰገን አምላክ ሙሴ
    ይክብረ ይመስገን አምላክ ሙሴ
    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና እንካዕ ብሰላም መፃእካ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረኮቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እት ልዕል ፍጣረ መምህረና

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ኩቡር ሓውና እንኳዕ ብፍጹም ምሕረት ልዑል እግዛብሄር መጻካ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት ያስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @efremzerabruk3188
    @efremzerabruk3188 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna memhrna Sltan Ztemharnayo tmhrti ab Lbna yhdro

  • @mizantela1738
    @mizantela1738 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @teklesemere1183
    @teklesemere1183 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qilihawet yesmaelina kubru hawey

  • @AdAd-zz1pz
    @AdAd-zz1pz 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ህይወት ያሰማልን ውድ ወንድማችን❤😘

  • @ኦጆናትግራይክሓልፍእዩ
    @ኦጆናትግራይክሓልፍእዩ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና

  • @Lifes_lessons7
    @Lifes_lessons7 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሕይወት የስምዓልና ብሩኽ ሓውይ

  • @kebarifsaha866
    @kebarifsaha866 3 ปีที่แล้ว

    Amen kal hiwet yesmalna

  • @temesgenamlakeaal2306
    @temesgenamlakeaal2306 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል የስመዐልና

  • @ተመስግንኣምላከይተመስግን
    @ተመስግንኣምላከይተመስግን 3 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ሂውት የስመዐልና መምህርና ሓውናን ኣምላክ ፀጉኡ ይብዝሓልካ ስብከት ውንግል እቲ ትምህርቲ ናዓና ማዓዳ እዩ እሞ ፍቁራት ኣሕዋተይ ነዳምጾ ሽር ንቦሎ

  • @shh6205
    @shh6205 3 ปีที่แล้ว +3

    ባሓቅ ቃል ህይውት ያስመዐልኻ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ አግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኻ ብዕድመ ብጥዕና በፀጋ መንፈስ ቅድስ ያንብርኻ ኩቡር ሓውና
    AMEN AMEN AMEN

  • @solomonzeratsionnguse8555
    @solomonzeratsionnguse8555 3 ปีที่แล้ว +2

    Qal hiwet yesmalna. ዝገብርዎ ኣይፈልጡን አዮም እሞ ይቅረ በለሎ፡፡
    1፡ በስም ኣብ በወልድ በመንፈስ ቅዱስ ሓደ ኣምላክ ኢሎም ዛምኑ ከብቁዑ፡ ሓደ ፈራዱ፡ሓደ ኣማላዲ፡ሓደ ለማኒ አሎም ኣብ ሰለስተ ክከፋፍልዎም ዘህዝን አዩ፡ልቦኖም ይክፈተሎም፡
    2፡ ዮው 5፥22 ምራኣይ ይግባእ፡ ፍርዲ ንወዱ አምበር ፡ኣቦ ንሓደ እኻ ኣይፈርድን ይብል፡፡
    3፡ ኣምላክነት አዮሱስ ክርስቶ ዝገልጽ ብኑጹር ተጻሂፉ ኣሎ፡ ቲቶ 2፥12 ፡ሮሜ 5፥9 ፡1ይ ዮው 5፥20 ወዘተ፡
    እምባርከስ ፈሊጡ ዝደቀሰ ነቅኒካዮ ነይሰሚዕ ይብሉ ፡ምሕረቱ ይላከልና ፈጣሪ፡

  • @teametewelde5671
    @teametewelde5671 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ

  • @senaittafere7150
    @senaittafere7150 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓው

  • @robelmosazghilebasiblessed1730
    @robelmosazghilebasiblessed1730 3 ปีที่แล้ว +2

    God Bless you Our Brother 🙏🙏🙏...!!!!Much Love and Respect

  • @zufan4183
    @zufan4183 3 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ይሃሉ ተስፋ ይሃልወና

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 3 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet ysmalna egzabher xegakum yebzhayo

  • @amlesetdebesay9650
    @amlesetdebesay9650 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏🙏

  • @makdamaku7667
    @makdamaku7667 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen kal hiwet yasmaelna kbur hawuna

  • @ጐስዐልብየቃለሠናየ
    @ጐስዐልብየቃለሠናየ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ስልጣን ሓወይ

  • @fanuelgebremeskel773
    @fanuelgebremeskel773 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hawtey yeasmine

  • @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ
    @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋትይይይይ ብሓቂ ክቡር ሓውና

  • @dwedete389
    @dwedete389 3 ปีที่แล้ว

    አምየን አምየን አምየን ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉ ድማ የብዘሐልና ኩቡር ሓውና።

  • @bekinexere1196
    @bekinexere1196 3 ปีที่แล้ว +7

    Welcome sltan hawna bzey mndad aredena

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen. Amen⛪☝️⛪🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲⛪☝️👏👏👏🤲🌺🌻🌺🙍‍♀️☝️🕊️

  • @senaityemane5610
    @senaityemane5610 3 ปีที่แล้ว

    Aemen Aemen Aemen kalhiwet yesmalna Hewna Sultan

  • @ኣፁጋልተዋህዶእመብርሃንዋ
    @ኣፁጋልተዋህዶእመብርሃንዋ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @sameramoh5376
    @sameramoh5376 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር ሓውና

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina9268 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና
    እዛ መዝሙር እስኪ ልቐቓ ኢኻ ክብሪ ይኹን ንስላሴ ትብል ምልእቲ ደልየስ ሲኢነያ ስልጣነይ

  • @ghenetdesta4540
    @ghenetdesta4540 3 ปีที่แล้ว

    Bhaki kale hiwet yesmealna

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle5564 3 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena xegu yebezahelka fetare naeye agoligulite zemenika yebareke 🤲🤲👌⛪⛪⛪😭😭😭😭

  • @awetadmas6272
    @awetadmas6272 3 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmiana

  • @zamzamzam4317
    @zamzamzam4317 3 ปีที่แล้ว

    Amen....3

  • @milenbahregasi8546
    @milenbahregasi8546 3 ปีที่แล้ว

    ኣማን ኣማን ኣማን

  • @zemuyande7072
    @zemuyande7072 3 ปีที่แล้ว +1

    kale hiwet yesmalna desta lbey zkonet
    menfesawiy chanel dewu yebleley
    amlake israel

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 3 ปีที่แล้ว +2

    በሓቂ መምህርና ሓውና ስልጣን ከምዚ ዓይነት ትምርቲ ዩ ዘድልየና ዘሎ ኣብዚ ግዚ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @Yurda-uu6wn
    @Yurda-uu6wn 3 ปีที่แล้ว +1

    selamn emnetn nkulna ykun eidmen teinan naaka ykun sultan hawna

  • @zahramohamed8677
    @zahramohamed8677 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen💖💖💖💚💚💚Amen💖💖💖💝💝💝Amen💞💞💞💚💚💚💒📚🕆

  • @genettesfaldet9307
    @genettesfaldet9307 3 ปีที่แล้ว

    Merhaba memhrey qale hiwet yesmeana 🙏🙏🙏🙏

  • @abuchiabuchi750
    @abuchiabuchi750 3 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmaalina seltan hawey

  • @Rahiel47
    @Rahiel47 3 ปีที่แล้ว +2

    🤲👏👋🏻👍!!!

  • @hermela.akhiuuuhuyy9437
    @hermela.akhiuuuhuyy9437 3 ปีที่แล้ว

    Hii dehando wilka hawey emo nayzi Efrom sebaki zelo eba kemey yserh alo eske meglexi habena mknyatu ksab 500 seabti alewwo nay amlak dyu zsebk wala ny seytan ngerena

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ
    @ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ 3 ปีที่แล้ว +1

    behaki kal hiwet yesmelina tsgein mestruin eindagelselka yeked kebur haweina selteain keste

  • @saliemestifanos9728
    @saliemestifanos9728 3 ปีที่แล้ว

    Mmlad malet enty eu pls melsuley🙏🙏🙏🙏🙏

    • @rezenegide7654
      @rezenegide7654 3 ปีที่แล้ว

      Mmlad da mlman malet eu kbrtihabti

    • @saliemestifanos9728
      @saliemestifanos9728 3 ปีที่แล้ว

      @@rezenegide7654 thanks hawey natey nqdsti mariam aytemaldn eya kblu kelewu tay maletom eu ybl nere. 🙏🙏GBU🙏🙏🙏🙏

  • @freweinihaile177
    @freweinihaile177 3 ปีที่แล้ว

    Qź9

  • @aftlions4294
    @aftlions4294 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝልምን ዘሎ ዝነበረ ዝፈርድ ቀይርካዮ ኣለኻ ኣየ ስልጣን ሓወይ ክርስቶስ ፈራዲ ምኻኑ እየ ዝኣምን እየሱስ ክርስቶስ ፍጽም ሰብ ፍጽም ኣምላኽ እዩ. እዚኣ ምስ ኣመንካ ኩሉ ክርድኣካ እዩ

  • @samuela7911
    @samuela7911 3 ปีที่แล้ว

    Twist Not Scripture Lest Ye Be Like Satan.

  • @ተዋህዶ-ቐ8የ
    @ተዋህዶ-ቐ8የ 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen Amen kale hiwet ysemalen

  • @mesganselase8548
    @mesganselase8548 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @abrehetmm2862
    @abrehetmm2862 3 ปีที่แล้ว

    Eleleleøelelelele🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌺🌼🌼🌳🌼🌺🌼🌳💝💖🌺🌺🌺🌼🌳🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @ተዋህዶ-ቐ8የ
    @ተዋህዶ-ቐ8የ 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen Amen

  • @mizantela1738
    @mizantela1738 3 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN AMEN