ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
🙏🙏🙏🙏🙏
Qal hiwet yesmialna!!!
ኣሜን ኣሕቢሩ ናይ ህይወት ቃል ንምስማዕ የብቕዓና ክብረተይ!!
ሱቕ በል ሎቕማጽ ኢኻ ንባዕልኻ ኩሉ ክግበር ዝጸንሐ ኣዳዕዲዕና ንፈልጦ ኢና ካባኻ ምንም መግለጺ ኣየድልየናን እዩ
ትፈልጥ ክብረተይ፣ ካብቶም ሓቅኻ ኣሎኻ ዝብሉኒ ከምዚ ከማኻ ዘይትሰማሞኡ ክትሰምዑኒ እዩ ድሌተይ፣ ስለዚ ብምስማዕካ ሕጉስየ፣ ብዝያዳ ደጋግሞ ክርደኣካ እዩ፣ ናይ ጸርፊ ከኣ ናይ ሕጽረት ሓሳባትን ሕጽረት ቃላትን ስለ ዝኾነ፣ ኣይሕዘልካን።
ደሓን እንታይ ግድኻ ክርስቶስ ምርጫ ሂቡና 'ዩ ሞ ንሕና በታ ድመረጽናያ ንስኻ በታ ድመረጽካያ ንኺድ ስለ ሓልዮትካ ኣዚና ነመስግን ።እንቃዕ ሓጎሰኩም ከኣ ስለ ዕርቁኹም ምስ ጉጅለ ማሕበት ቀሺ ማርቆስን መሰልቱን።
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ ክብረተይ፣ ክርስቶስ ግን ምርጫ ጥራይ ኣይኮነ ሂቡና፣ ካብ ክፉእ ክንሕሎን ምስ ዓመጽቲ ከይንሓብርን እውን ነጊርና እንበር።
@@SeareHabte777 እወ ሞ ንስኻ ዓመጽቲ ኢኹም ኢልካና ነቲ ንስኻ ትብሎ ደለኻ ንሕና ምርጫና እዩ ጎይታ ድማ ፍርዱ ባዕሉ ክህበና እዩ። ንሕና ሕጂ ንስኹም ምስ ከማኹም ድመስሉ እኒ ቀሺ ማርቆስን ኣቦይ መቃርዮስን ምዕራቅኩም ኣይግድሰናን እዩ ምኽንያቱ ምርጫኹም እዩ።
@@FkroyKidane ክብረተይ፣ ጎይታ ፍርዱ ክህበና ምባልካ ቅኑዕ በልካ እንተኾነ ግን ክርስቶስ ዓመጽቲ ስለ ዘይፈቱ እንተዘይ ዓመጽናን ምስ ዓመጽቲ እንተርዘይ ሓበርና ይምረጽ፣ እቲ ምስ በዓል ኣቡነ መቃሬዎስ ተዓሪቕኩም ዝበልካዮ ባእሲ እውን ኣይነበረናን።
@@SeareHabte777 ወይለይ እቲ ዕርቂ ድበልክሞ ደኣ ናይ ምንታይ ነይሩ፧
@@FkroyKidane ንሱ ደኣ ተባኢስና ስለ ዝነበርና ዘይኮነስ፣ ናይ ዘይምንባብናን ካብ ዓንኬል ግፍዒ ወጺእና ሃዋርያዊ ሰንሰለት ብሓድነት ከም ንኽተልን ዘለና መግለጺ ዝተጠቀምናሉ እንደኣሉ ክብረተይ።
ዕትሮ ስቕ ኢልካ ደቅስ
ክብረተይ፣ ብምስማዕካ ደስ ኢልኒ ኣሎ፣ ዝጠቅመካ ኸኣ ይግበሮ፣ ጉዳይ መልእክትኻ ከኣ ብዝተኸፍተ ኣፍ ርእሲ ይርአ እዩ ነገሩ።
🙏🙏🙏🙏🙏
Qal hiwet yesmialna!!!
ኣሜን ኣሕቢሩ ናይ ህይወት ቃል ንምስማዕ የብቕዓና ክብረተይ!!
ሱቕ በል ሎቕማጽ ኢኻ ንባዕልኻ ኩሉ ክግበር ዝጸንሐ ኣዳዕዲዕና ንፈልጦ ኢና ካባኻ ምንም መግለጺ ኣየድልየናን እዩ
ትፈልጥ ክብረተይ፣ ካብቶም ሓቅኻ ኣሎኻ ዝብሉኒ ከምዚ ከማኻ ዘይትሰማሞኡ ክትሰምዑኒ እዩ ድሌተይ፣ ስለዚ ብምስማዕካ ሕጉስየ፣ ብዝያዳ ደጋግሞ ክርደኣካ እዩ፣ ናይ ጸርፊ ከኣ ናይ ሕጽረት ሓሳባትን ሕጽረት ቃላትን ስለ ዝኾነ፣ ኣይሕዘልካን።
ደሓን እንታይ ግድኻ ክርስቶስ ምርጫ ሂቡና 'ዩ ሞ ንሕና በታ ድመረጽናያ ንስኻ በታ ድመረጽካያ ንኺድ ስለ ሓልዮትካ ኣዚና ነመስግን ።
እንቃዕ ሓጎሰኩም ከኣ ስለ ዕርቁኹም ምስ ጉጅለ ማሕበት ቀሺ ማርቆስን መሰልቱን።
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ ክብረተይ፣
ክርስቶስ ግን ምርጫ ጥራይ ኣይኮነ ሂቡና፣ ካብ ክፉእ ክንሕሎን ምስ ዓመጽቲ ከይንሓብርን እውን ነጊርና እንበር።
@@SeareHabte777 እወ ሞ ንስኻ ዓመጽቲ ኢኹም ኢልካና ነቲ ንስኻ ትብሎ ደለኻ ንሕና ምርጫና እዩ ጎይታ ድማ ፍርዱ ባዕሉ ክህበና እዩ። ንሕና ሕጂ ንስኹም ምስ ከማኹም ድመስሉ እኒ ቀሺ ማርቆስን ኣቦይ መቃርዮስን ምዕራቅኩም ኣይግድሰናን እዩ ምኽንያቱ ምርጫኹም እዩ።
@@FkroyKidane
ክብረተይ፣ ጎይታ ፍርዱ ክህበና ምባልካ ቅኑዕ በልካ እንተኾነ ግን ክርስቶስ ዓመጽቲ ስለ ዘይፈቱ እንተዘይ ዓመጽናን ምስ ዓመጽቲ እንተርዘይ ሓበርና ይምረጽ፣ እቲ ምስ በዓል ኣቡነ መቃሬዎስ ተዓሪቕኩም ዝበልካዮ ባእሲ እውን ኣይነበረናን።