#የማን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @Sami_yengus_lj
    @Sami_yengus_lj 14 วันที่ผ่านมา +2

    " ካልእ ጎይታ የለን "
    የማን ጸጋም ኣይነብሎ ኪደት ስጒሚ እምነትና
    ካልእ ጎይታ የለን'ኾ ቀርኒ ምድሓን ሂወትና
    ወልደ ኣብ ብመሎኮቱ ወልደ ማርያም ብትስብእቱ
    ወልደ ዋህድ ንበል ንመስክር ህያው ኣምላኽነቱ
    ጎደና ነቢይ ኤርምያስ ጥንታውነቱ ኣስፊሉ
    መንኮን"ዩ 'ቲ ዝምካሕ ምሒር ክፋላሰፍ ኢሉ
    ብጨለ ቃል መልሓሱ ግርህቲ ልቢ ክጥብር
    ብልሕ እንተወዓለስ ካብዛ ሞቱ"ኳ ነይሰግር
    ፍጡር ምኳኑ'ዶ ዘንጊዑ ምስ ፈጣሪኡ ክመዓራረ
    ኣቤት የቅልሎ"ኮ'ዩ ዘብል ክብሪ ኣምላክ ፍጹም ምስ ደፈረ
    መቅደንዮስ ንስጢሮስ ዉሉድ ኣርዮስ ተባራርዮም
    ቅኑዕ ልባ እንተጉሃዩ በቲ ዝንቡዕ እምነቱም
    ተፍጻሜ ሰማእት ጴጥሮስ ቅዱስ ኣትናቲዎስ ብቐንዱ
    ፍረ'ቲ ብሩኽ ከርሳ ሓበን ልባ ምስ ተወልዱ
    ሰሪዖምዎ'ለዉ ሕጋ ኣምልኮተ ጸሎተ ሃይማኖት
    ሕድሮም ነጽንዓዮን'ዶ ሎሚ ሕድሪ'ወ ናይዚ ሓቐና ፍኖት
    ማዕተብ ጽኑዕ እምነትና ጭራሽ በቲኹ ክስውራ
    መን'ዩ ሙሴ ዝብለና ንሱስ ኤልያስ'ባ ኣውራ
    ኣምላክ ኤልያስ ክንሱ ኣኽሊል ሊቀ ነቢያት ሙሴ
    የማልድ'ዩ እንተበሉ በቲ ክፉእ ውዳሴ
    ንሱ ጎይታና ንሱ ኣምላክና እምነት ናይ ቶማስ ምስክር ጴጥሮስ
    ዘይሃስስ ጽሑፍ'ዩ ኣብ ልብና፣ ኣምላኽነት ኢየሱስ ክርስቶስ
    ብሰሪ'ዚ እምባጋሮ ፣ ናይዚ ዘለናዮ ዘመን
    ካብ ዘርምማ ኣዕይንትና ፣ ካብ ዝጸማ'ውን 'ዘን 'ኣእዛን
    ኣብ ዘይቅሱን ልብና፣ ሕሰም ወዲ ኣዳም ምብዝሑ
    ኣብዚ'ሎ 'ቲ መድሕንኩም፣ ዝብሉ'ዉን እንተ ጫጭሑ
    ጊዜ ምልክቱ'ዶ ኣይኮነን፣ ጽሑፍ ትንቢቱ ዝግሃዶ
    ኮቶ ኣይንደነቕ ብኽስተቱ፣ ንጽናዕ ጥራይ ብጎይታ ተዋህዶ
    ኦ!.............ክርስቲያን ወገነይ
    ደረት ኣቦታትና ጥንቱ ኮቶ ኣይነዝብሎ
    እምነት ኣቦታትና ሓቁ ኮቶ ኣይነስፍሎ
    ደረት ኣቦታትና ጥንቱ ኣይነዝብሎ
    እምነት ኣቦታትና ሓቁ ኣይነስፍሎ "2
    Ich habe euch wirklich sehr lieb😢

  • @AdhanetWeldehiwet
    @AdhanetWeldehiwet 12 วันที่ผ่านมา +1

    Elllllllllllllllllllll zmri melaekti yesmalna berukatey❤♥️♥️🥀🙏🙏🙏

  • @yordimehari7621
    @yordimehari7621 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak edmen tenan yhabkum blbi zfetwekum mahberey❤❤❤❤❤❤❤

  • @RahwaHabtemariam
    @RahwaHabtemariam 13 วันที่ผ่านมา +1

    Aseyyyyyyy zmarie melakti yesmalna❤❤❤❤❤

  • @RahwaHabtemariam
    @RahwaHabtemariam 13 วันที่ผ่านมา +1

    Bxaemi des zbl mahberna fqri❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teweldeweldhaimanot4340
    @teweldeweldhaimanot4340 14 วันที่ผ่านมา +1

    elllllll zmarie melaekt yesmialina kburat mezemran.❤❤❤

  • @yikealoweldu6163
    @yikealoweldu6163 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melakti yesmalna

  • @FeruzMisgun
    @FeruzMisgun 13 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NatsinetTesfahiwet
    @NatsinetTesfahiwet 13 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @ghirmayfrezghi5420
    @ghirmayfrezghi5420 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤elllllllll zmare melakti yesmaena
    ❤❤❤

  • @Even-y7g
    @Even-y7g 8 วันที่ผ่านมา

    Even tesheme isyyyyyyy❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤

  • @Sami_yengus_lj
    @Sami_yengus_lj 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዝፈትወኩም ማሕበር 😢 እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤

  • @عالحا-ت5م
    @عالحا-ت5م 9 วันที่ผ่านมา +1

    Elllllllllllllllllllllllll🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SolianaMichael-zf7gm
    @SolianaMichael-zf7gm 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤