@edenmeles8883 ajoko haftey natey. Dew beleley kiblexelka miskone bizuhat sebat wela nixgum hagez aqarixna ida bezihuna yblu. Anewin gedifeyo Kulu yblexelna bezihu. Do not feel bad take care of yourself my sister. Ehus Beal naxinet ygberelki.❤
Hi Solomon happy independence 33 day peace and prosperity the future of Eritrea be bright for ever God bless our president isaias afewerki and guide our country amen
Thank you, Solo, for your efforts. Keep reviling the truth. I don't understand why these people pretend like Eritrean . He is 💯 % ethiopian, from Tigraya.
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
buy.stripe.com/7sI035dHO569716bII
Lq
@edenmeles8883 ajoko haftey natey. Dew beleley kiblexelka miskone bizuhat sebat wela nixgum hagez aqarixna ida bezihuna yblu. Anewin gedifeyo
Kulu yblexelna bezihu. Do not feel bad take care of yourself my sister.
Ehus Beal naxinet ygberelki.❤
46
för 1 timme sedan
ዮሀና ርሑስ በዓል 33 ዓመት ነጻነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ
Yes
እዛ ኤረይ ተዓዲላ ዘዝተወልደ ኣለኹልኪ ዝብላ
ዓቢ ምስ ንእሽቶ ቆልዓ ምስ ሰበይቲ
ድሉው ሂወቱ ንምኽፋል ንስለ ርስቲ
ርሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ እዛ ሓላልን ቅድስትን መሬት ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::
Ruhus bael naxnet deki erey 💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷
Shkor❤
Amlake ERITREA 🇪🇷 ybarka❤
@@ghenethaile2803 🙏
ሰለማዊ ህዝቢ ክፈግእ ዝውዕል ጅግና የለን። ጀጋኑና ኣብ ግንባር ሃገር ገጥ ኣቢሎማ ኣለዉ።
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
እወብሐቂ
ግብረሽበራ!
ኣርሚ ኔረዶ በለ! መቸም ነተን ዝጥባሕ ዶሎኩም እናጋውሐ ዝዞረን ዝነበረ ቪላታት፡ ክወርስ ጥራይ ኢዩ ዝሓልም ኔሩ፡ ዮዲት ሽሉ ድማ ናይ ሓሶት ጋዜጣንነት ክትመሃር ከምዝዞረት ኣየጠራጥርን👎
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ብሐቂ እንበር
Yowhana deki ERI ABAKUM ABAKUM MAY GOD BLESS ERITREA 🇪🇷 🙏 NOW AND FOREVER
❤️🇪🇷👍👌🌹ሶሎ ርሑስ በዓል ሐርነት ኤርትረኣኣ ንመልኣአ ህዝብና ምስ ሐይልታት ምክልኻልናና
እንኳን አደረሳችሁ ብርጌድ ንሀመዱ እርር ይበል
Thank you
ሩሑስ በዓል ናጽነት ንመላአ ህዝብ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዮሀና ርሑስ በዓል 33 ዓመት ነጻነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ንመንግስትና ንሐይልታት ምክልኻል ይግበረልና አሜን 🙏 መጻኢና ብሩህ እዩ 🙏🇪🇷👍❤️👋🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰለማዊ ህዝቢ ክፈግእ ዝውዕል ጅግና የለን። ጀጋኑና ኣብ ግንባር ሃገር ገጥ ኣቢሎማ ኣለዉ።
አሜን እወ
አሜን ሶሎየ ርሑስ በዐል ናጽነትና ዮሀና ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ንመራሕትናን ንሰራዊትናን ክብሪ ንሰማእታትናን ንስንኩላትናን ዐወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷
ዮሃና ዮሃና ዮሃና ደቂ ኤሬይ ተዓወቲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Happy Independence day for all Eritreans 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏 🙏 🙏
ሰላም ደቅ ኤረይ ሶሎሻዕቢያ ኤርትራ ንኤርትራውያን❤ቅንጣብ መሬት አይንህብ ✨️🇪🇷✨️🐪✨️
ኤልልል 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ካብ ኩሉ ዘሑጉሰና ኣብ ሊብያ ዘለዉ ይሕዋትና ሓጎሶም ርኢና 🙏🇪🇷❤️🇪🇷
ልበይ ልቡኩም ያ ደመይ ደምኩም ያ ደቂ ሪመይ ርሑስ ቅንያት ባዓል ናጽነት አምላክ ንኤርትራ ንመረታ ንሕዚባን መንግስታን ንአናብስ ሰራዊታን🤴👸🫀✝️☪️🇪🇷
Amlak ERITREA hgrna ybark ❤️😍❤️😍❤️😍💐💐❤️😍❤️😍💐💐
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሶሎ ጅግና ኤርትራውነት ኩቡ ር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷
ኢርትራ ንርትራውያን ❤❤❤❤
ኩሉ ፡ ኤርትራዊ ፡ አብ ፡ ሙሉእ ፡ ዓለም ፡ እንቃዕ ፡ ሓጎሰና ፡ ብመዓልቲ ፡ ነጻነትና ፡ ብፍላይ ፡ ነቶም ፡ ጀጋኑ ፡ አብ ፡ ሊብያ ፡ ዘለው❤️🇪🇷❤️
@eriasmara4218 ኣይትጋገዪ ጀጋኑስ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝከላኸሉን ዝሃንጹን ዘለው'ዮም፡ እቶም ኣብ'ቲ ጽንኩር ኩነታት ናይ ሊብያ ናጽነት ጽምብሎም ዘይረስዑ'ውን፡ ካብ መሳርሒ ናይ ሰብ ውልቃዊ ረብሓ ምዃን ርሒቆም፡ ሃገራዊ ክብሮም ከብዕሉ ምርኣይ ናይ ብሓቂ ዝምጎስ'ዩ፡ ካብ'ዛ ገሃነም እሳት ተለዊጣ ዘላ ሃገር ወጺኦም ከኣ፡ ወይ ኣብታ ደሴት ሰላም ሃገሮም ክምለሱ፡ ወይ ኣብ'ቲ ዘውጽእዎ መደቦም ብውሑስ ኣገባብ ክበጽሑ ንምነየሎም፡ "ውሕስነት ሰላም ብመኸተ" ርሑስ ቅንያት መበል 33 ዓመት ናጽነት ንኩላትና፡ 🇪🇷💚💛💙❤🇪🇷።
ርሑስ በዓል መበል 33 ዓመት ናጽነትና ኣብቅዓኩም ክብርን ሞጎስን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደገን ወጻእን ጸለኩም
የቀኒየልና ሶሎ መተዓቢቲ የቀኒየልና።
ኣሮን ተስፋይ
Yewhana dekierey
Eretrawnet kubur Mennet
Viva viva Eretrea ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
የዉሃና የዉሃና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Congratulations 🎊 👏 💐 🥳 🎊 👏 💐 🥳 🎊 👏 💐 🥳 🎊 👏 ❤❤❤❤❤❤❤happy independence of all eritrean people and love eritrean
Yewhana Yewhana Yewhana nmela Ezibi Eirtrea❤❤❤🎉🎉🎉
ሩሑስ ናጽነት መበል 33 ዓመት ናጽነትና እንቃዕ ኣብጻሓና የውሃና ንኹሉ ህዝብና 🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️❤️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Happy independence week Solo jigna 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🙏
Wowww Proud to be Eritrean 😍🌹🕯️🇪🇷❤️☘️☘️☘️🎶🎸✝️☪️🫶🏾🫶🏾
ሸር ግበራ ሰሊ እዞእ
አሰይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈነልኩም 🙏🇪🇷❤️🇪🇷
Happy Independence day My Beautiful 🇪🇷 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤ዮሃና ❤ርሑሰ ❤ባዓል ❤ናጽነት❤ንመላእ ኤርትራዊ አምላክ ካብ ሐሳዳት ይሰውረልና ሰላምን ቅሳነትን ንሃገረይ ንአብ እሰራኤለወ ዘለው አሕዋትና ፈጣሪ ይሐልዎም ብእልፊ ዓጋመ ፉላሻ እበ አሕዋትና ተዋሪዶም አክ ማዓልቶም ቀሪባእያ ወያነ ዝመተት ከተሰኡ እሞ የለን ወያነ የላን ጉሐፍት
🇪🇷💪💪💪🇪🇷🎊🎉🍾🥂🍾🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
ሰሌ ኣብ ልቢያ ደዉዓልናዮ መግለጺ የቡሉን ብክብ ዝበለ ጽብል ዊዒሉ🇪🇷🇪🇷
እሰይ ደቂ ኤረይ እንቋዕ ተሓጎስኩም። ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Enkae des belokum deki ery eme brhaney msakum tkun amen amen amen
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ርሑስ በአል ናፃነት ❤🇪🇷🙏🏽💔🙏🏽🇪🇷እዞም ሸየቲ ሐገሮም ረሰሐት
ናይበሓቂ ኡአርትራዊያን ሃገራዊያን ተዓወቱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷❤️🐪 ሶሎ ሚዲያ ድምጺ ኤርትራን ኤርትራውያንን ። 🇪🇷❤️🐪
ሰይ ሰይ ሰይ ኤርትራውነት ማለት፣ ኣብዘለኻ ሃሊኻ ሃገረይ❤❤❤❤❤
We are erteraweyn happy god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 😊 🙌 ❤️ ✨️ 🇪🇷 🙏 we are erteraweyn happy god bless to erterawe people 🇪🇷
ዮውሃና ንዓኻ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ብዘለዎ ተመስገን ኢሉ ተኻፊሉ ብሓጎስ ዝነብር ህዝበይ ብዓል ሓቦ እንቃዕ ካባኻ ተወለድኩ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ab Lebya zelokum dekey Ery jeganu edmen tenan yehabkum Ruhus beal naxent ne mulu hiezeby Eritrea 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 happy independence day and god bless you 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አሰይ እንቃዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ናጽነትና ብሰላም አብጽሐና እናበልኩ ሃገርና ናይ ሰላምን ፍቅርን ትኩነልና 🎉ይውሃና ይውሃና ንመላእ ህዝቢ ኢርትራ ሰራዊትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
Aseyyyy amelak mewaxie yfterelom ajokum deqi ery wegiha eye🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪⚘️⚘️🕊🕊
yohana deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Yohana Eritrea 🇪🇷 ♥ ❤
ኤርትራ ንኤርትራውያን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Way dekey amlak msakum ykun selamkum ybzah❤❤❤❤❤
እንቋ ሓጎሰና ጸላኢና ተሶጊጎ ርሑሰ ባዓል ናጹነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yohana Rhus Beal 🇪🇷🎉 Solo Medi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
ሶሎ ጅግና ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ወትሩ ፈታው ሃገሩ ዮሃና ዮሃና ተቐማጦ #ሊብያ ኤርትራውያን ኣሕዋትና #ኤርትራውነት ክቡር #መንነት
🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏
🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊
ዓወት ንሓፋሽ !!!
ኣሰይይይይ ናይ ልብያ ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ ኣሰይይይይይ ሰላም ንዓኹም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏✝️❤️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲💕💕💕
ናይ፡ባሓቂ ኣናብስ ደቂ ኢረይ ❤❤❤❤❤
ይሀና ታሐቢና አብሊብያ ዘለኩም ደቂ ኤሬይ አናብስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eza gul dma kedae hasawit solo hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🥰
ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::
አምላከ ናብ ዓዲኪም የምለስኩም::
ናይዚ ትግራዋይ ብርጌድ ንሓመዱ ሸር ግቨራ
Hi Solomon happy independence 33 day peace and prosperity the future of Eritrea be bright for ever God bless our president isaias afewerki and guide our country amen
Yohana Yohana deki Eritrea 🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷🍀😘😘😘😘😘💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏
ሶሎ ጅግና ወድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እሞ ጀግና ትግራዋይካ ጋሕ ኣብልኩሞ ንሐገዝ ሕውሐት ዝሕግዝ ዝነበረ ምስ ሞተ ድማ ችሮስ ቆልዑ ትግራይ ኣክቡ ኮንሰርት ገሩ ሳዕስዑ ወዮ ሐገዝ ዘወፈየ ዳኣ ደም ከልብ ገረሞ
Yohana yohana ab Lbia dlokum hasab lbkum yesmrlkum Amlak 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏🙏❤
ርሑስ ባዐል ናጽነት ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራብፍላይ ከአ ንሐሊታት ምክልካልና ዕድመን ጥዕናን እሾክ አይውጋእኩም መድሀኒአለም ምሳኩም ይኩን አሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you, Solo, for your efforts. Keep reviling the truth. I don't understand why these people pretend like Eritrean . He is 💯 % ethiopian, from Tigraya.
ጀ ጋ ኑ ደ ቂ ኤ ሬ አ ብ ሊ ቢ ያ ዘ ለ ኩ ም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🌹🌹🌹🌹
ዮሃና ንሙሉእ ህዝቢ ኤረትራ፡ዮሃና ንተባዕ፡ ንመንግስትናን ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል፡ኤረትራን። እንቛዕ ኣብ መበል 33 ዓመት ብሰላም ኣብጻሓና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Happy 33th Ntsenet ERITREAN Eritreawi kubur mennet Aewt nhafash 🙏💕🇪🇷🙏💕🇪🇷
Nay kedaet jegna eyo ezi wedi solo hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯
Happy INDEPENDENCE day 🇪🇷.
My people
God bless my people and my country 🙏.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yowhana deki Erey ab Kibya tirikebu dekina shigir kay agetekum anetawi bak kum keteviku zibekaikum ❤❤❤
Yohana Ruhus Beal naxnet deqi Arey halalat 🙏🇪🇷🙏👏
❤️🇪🇷🐫ERITRAWI KUBUR MENINET 🐫🇪🇷❤️
እንኳዕ..ናዛ .ኪብርት ዕለት ባዓል ..ናጽነት አብ ቃና የዋናና❤❤❤ደቅ ሓደ❤❤..ልብ
❤❤❤❤❤❤
Mebzahtoom agame eyom.
ደቂ ኤርይ አብ ሊቢያ ትርከቡ እንቛዕ ንመበል 33ዓመት ናጽነት ብሰላም አብጸሓኩም እናበልኩ ክቡራት ደቂ ሃገረይ ናብቲ ዝሓሰብኩሞ ብሰላም አብጺሑ እቲ ትደልይዎ ረኺብኩም ናብ ዓድኹም ተመሊስኩም ብሰላም ምስ ክቡራት ህዝብኩምን ስድራኹምን ንኽትነብሩ ይምነየልኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ውሕስነት ሰላም ብመኽተ
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Thanks solo hawey for your hard working and happy Independence Day, all my beloved people ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edmen tenan yhabkum deki EREY
Yhana Enkae Hgosen
Yohannes Abraha Tigraqay entay yimilikiteka
ዋላ ጋሕ ይበል ጉዳይና ኣይኮነን ሰሌ ሓወይ።
ጅግና ዘይኾነስ ጅናና እዩ
👍👍👍ናይ ሊቢያ አኽባብራ በዐል ናፅነት ካብ አይኒ ሓሳዳት አምላክ ይከውልኩም እንዳበልኩ ናይዚ እባይ ኣስመራ ድማ አይኒ ሰብ ዘንቋረን ክንድ ምንታይ ኣብ ቅንዒ ከምዘለው ዝህብር እዬ ። ንቃህ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
YWHA nmulue hizbi Eritrea 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷enkae abkana abzi kberti elet❤❤❤❤❤❤
Ruhus Qnyat Naxnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹
Happy birthday, Eritrea.
🥰 Proud 🥰 to 🥰 be ♥️ Eritrea ♥️ thank ♥️ you ❤️ Solo ❤️ media ❤️ jegna 🥰🥰🥰♥️♥️♥️❤️❤️❤️🙏🙏👍👍🇪🇷🇪🇷💖💖💕💕💕🌿🌿🌿
❤❤❤አምለክ ጥዕና ይሃብጌታ❤❤😊😊
Yohana Geganu Deki Eri 🙏🇪🇷🇪🇷❤️🎉happy Independence Day ❤
ywhana ❤❤❤Hsebi Ertrea
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤aseyyyyyyy aseyyyyyyy aseyyyyyyy daqie arae
ብሂወቱ ከሎ ትግራዋይ ምስ ሞተ ኤርትራዊ ዘገርም ኢዩ በየናይ መለክዒ ኢዩ ጅግና ዝኸውን
Ayni Abaykum ydefen Ab dlaykum yebxhkum n Ameta Ab Adkum Amlak bdemu yshefnom 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️👏
ሃይ ሶሎ ብመጀመርያ አንኳዕ ናብ መበል 33
ዓመት በዓል ናጽነትና ንምኽባር ኣብቃዓና ዮሃና
ንቆራጽ ጂግና መራሒና ፕረሲደንት አሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ምክልኻል ሰራዊትና ዕድመን ጥዕናን ይምነ መድሃኒ ዓለም ኣቦይ ሰላምና ይዓቅበልና ዮሃና ንሙሉአ ህዝቢ አርትራ ብዝያዳ ድማ ነታ ሃገር ዝሕልዋ ዘሎ ሓይልታት ምክልኻል አርትራ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Yewhana yewhana nekulu hzeb eretera nehzba amelak bedemu yeSefnelna⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
ርሑስ በዓል ናጽነት ንኹልና ኤርትራውያን 🍾💕💕🇪🇷
መርሐባ ሶሎ ጂግና🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷ሩሑስ መበል 33 ናጽነት በዓል አብጸሐና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌🇪🇷❤️🇪🇷🍀
ሰላም ሶሎ መድያ.አዚ ወዲ አድጊ አንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ አይታሐዞን ኢዩ.ነሐማቱ ስለ ዝሐገዘ.ከዳዒ ሐሳድ ብከብዱ ዝሽየጥ.❤🎉❤🎉❤🎉
👊👊👊👊👊🇪🇷👌👈ግን፣ጸርፊ፣ኣይተብዝሕ፣ኣይ፣ባህልናን፣እዪ
ኣሰይ ዞም ደቀይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሞራልን ሂቡ ከምዚ ክትብለ ብምርኣይና ኣዚና ታሓጉስና ብሰላም መሬት ዓድኹም የርግጽኩም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🌷🌷🌷🌹🌹🌹
Selamkum ybzah ab kulu 🌎 Zelekum 🇪🇷 Yohana ❤️🙏
ዩሃና ዩሃና ዩሃና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋጋ ናጽነት እቲ ዝፈልጦ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ!!!! መጋቢት 1990 ኣብ ግምባር ጊንዳዕ ኣብ ከቢድ ምርብራብ ብጾት ንዝተሰውአ ብጻይ ክቐብሩ ጉድጓድ እና ኰዓቱ ሓደ ካብኦም ኣታ ይኣኽሎ ኢሉ ሕደ ከኣ ኣታ ቁሩብ እባ ነዕሙቆ ይብል እሞ እቲ ብጻይ እዋይ ንዓይዶ እሞ ከምዚኣ ገይሩ ዝቕብረኒ ኣይረክብን ይብል። ድሕሪ መዓልታት እቲ ከምኡ ኢሉ ዝተዛረበ ብጻይ ክሸይን ክፍ ምስበለ ካብ ጸላኢ ዝተተኰሰ ሞርታር ኣብ ርእሱ ብምዕላብ ኣካለቱ ተቆራሪዙ ዝተረኽበ ሓመድ ለቢሱ ። ስሙ ሳልሕ ወዲ ሳሆ ይብሃል ካብ ብሄረ ሳሆ እዩ። እቲ ዘገርም ከኣ ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ መልእከ ገብርመርያም ፡ ዱጭ ወዲ ዓብደላ ብርሃነ( ብርሂን) ሰለቲኦም ኣብ 1991 ግንበት 27 ኣብ ታላታዓሽር ተሰዊኦም ሓድ ካብ ታመስርዕ ስራጆ ንሱውን ወዲ ሳሆ ሓንቲ ዓይኑ ተሃሪሙ ብህይወት ኣሎ። ስለ "ዋጋ ናጽነት እቲ ዝፈልጦ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ ፡ ንሱ ክኣ ህዝቢ ኤርትራ እዩ!!!!!!!!!!!" እሞ ንምላእ ህዝቢ ኤርትራ የውሃና የውሃና የውሃና! ካብ ፕረሲደንት ክሳብ ሚንስተራት ካብ ጀረናላት ክሳብ ወተሃደአኣት ካብ ሰብኣይ ሰበይቲ ክሳብ ቆልዓ። ከምኡውን ንህዝቢ ሰማልን መንግስቱን ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝነበሮም ታራ እና ዘከርኩ ንሓው ህዝቢ ሱዳን ሰላምን ራህዋን ምዕባለን ይምነ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️😍
Happy birthday Eritrea 33.years
Yewhana 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሀይ ሶሎ ጀግና ንዐካ ከአ ምስ ኩሉትገብሮ ዘለካ ሀገራዊ ጎስጎስእንዳ አመሰገንጉካ ሩሑስ ባዐል ናጽነተ ምስሐዳርካ ምጩዋት ደቅካ ዬሀና ክብለካ ይፈቱ