መደብ ምስ X WIFE ጆርጆ ምኽዳዕ ብ ደምበ ተቛውሞ ኣይኮነን ጀሚሩ ብ ደቁን ሰበይቱን ኢዩ ፈሊሙ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ย. 2024
  • መደብ ምስ X WIFE ጆርጆ ምኽዳዕ ብ ደምበ ተቛውሞ ኣይኮነን ጀሚሩ ብ ደቁን ሰበይቱን ኢዩ ፈሊሙ

ความคิดเห็น • 342

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  4 หลายเดือนก่อน +39

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @keren7127
      @keren7127 3 หลายเดือนก่อน +1

      SeyTene seyTan hasad
      👹👹👹👹👹
      Georgo meshem xHxaH n xHxaH gerukh.
      Eza gemjaE sebeyti dea deqa zeyteEbi.

  • @Yordanos-w3e
    @Yordanos-w3e 3 หลายเดือนก่อน +9

    ባሐቂ ካብ ዓዳ ስበይቲ ይስውረና ኣመን🎉 በስመኣብ ውርወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣመን፡ ኣታ ስልጠነ ውን ንስካ ንገንዘብካ ክትብል ኣብዚ ንሐደ ወልቀ ስብ ክሳብ ክንድዚ ኣብሜዳ? ።ጽባሕ ንጎሆ ንስካ ኣብ ቅድሚ ላክ ታሐታቲ ኢካ ወይልካ

  • @Semay2-p
    @Semay2-p 3 หลายเดือนก่อน +27

    G-Drar is Gegna mehur💪💪🇪🇷🎉🙏

  • @rahwatek1870
    @rahwatek1870 4 หลายเดือนก่อน +13

    ሰልጠነ ሓወይ ነዛ ሓፍትና ብዝኾነ ካብዚ ዘላቶ ኣጸቢቃ ትዓብየሉ መንገዲ ክትሕገዝ ኣለዋ።በልጺጋ ኪትወጽእ ❤

  • @hewan1183
    @hewan1183 4 หลายเดือนก่อน +15

    Seltene jigna, humble, wise, etc! May God bless your parents for raising an amazing human being like you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️

  • @Tusfai
    @Tusfai 4 หลายเดือนก่อน +18

    ሓደ ልብስ ንበይኖም እዮም መትከል ኮነ ዕላማ ብጹሑፍ ጥራይ ድዮም ዘንብብወ ምቅታል ምሕሳው ሕልና ዘይብሉ ሰብ ምካብ ጥራዩ ዋኒኖም ብኤርትራን ህዝባን ዝግድሶም ኣይኮነን ጽባሕ እንታይ ይመ ጽእ ውን ኣይግምቱን እዮም 💙💙💙 ኣነ ግና ዛ ናይ ኣዲሳበባ ጥንቃቀ ትሓትት እያ በሃላየ በምሓርኛ ጡዑይ ጌረ ሰሚዓዮ ኣለኩ ርእይቶይ እዩ 🙏🙏🙏

  • @bltblt2473
    @bltblt2473 4 หลายเดือนก่อน +17

    ኣየ ኤርትራውያን ረኪበንኦ ዘለዋ.

  • @WHabte
    @WHabte 3 หลายเดือนก่อน +6

    ፈሽኳል ገጻ ደኣ ዘይተርእየና ሓቂ እንተለካ። ወዲ ሓዃር ኣድጊ ዝኣምነካ ሰብ የለን።

    • @joshalomshalom8461
      @joshalomshalom8461 3 หลายเดือนก่อน +1

      እንዳ ርኧኻ ከይትርኢ እናሰማእካ ከይትሰምዕ ደሊካ እምበር: እዚ ሓቀኛ ምስክርነት እዩ።

    • @በለስ-ጨ1ጐ
      @በለስ-ጨ1ጐ 3 หลายเดือนก่อน

      ስዲ ኢካ

    • @InnocentHamster-lh7jv
      @InnocentHamster-lh7jv 3 หลายเดือนก่อน

      Ayneswur ktkewn aleka. Bushti

  • @hanuna6958
    @hanuna6958 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይ ጆርጆስ ንዘይፈልጦ ደኣ, እዛ ቲቲ ሕጂ ዘላ ሰበይቱ ጓል ከረን ኮይና ግን ትግራወይቲ እያ መቦቆላ ኣብ ሱዳን ቢኒያም እዩ ዝብሃል ኔሩ ዓርካ ካብኡ ዘይሓይሽ ሕጂ ከኣ ምስዚ ጆርጆ ጀሚራ፡ ጆርጆ ሳንቲም ዝብሃል ኣየውጻኣላን ሰብ እዩ ኣእቲዋ ናብ ሽወደን፡ ጆርጆ ከኣ ሰብኣያ ክነሱ ኣነ ክወልድ ኣይደልን እየ ኢሉዋ ሕራይ ኢላቶ ምዕንጅሉ ንሱ ወላድ ስለዘለዎ እዩ ንዓኣ ግን ዕድላ የበላሽወላ ኣሎ ኣነ ዝብል ምናልባት ከምኡ ምባሉ ካብ ትግራወይቲ መቦቆላ ክወልድ ዘይደለየ ዘይከውን እዚ ተንኮለኛ፡ ምስኡ ኣይኮነትን ከኣ ትነብር ንሱ ስዊዝ ንሳ ሽወደን እዮም ዝቅመጡ ግን ካብ ሽወደን ቀጻሊ ትኸዶ እያ ከምዚ እንዳ ገበሩ እዮም ሓዳሮም ዝገብሩ እንታይ ዓይነት ሓዳር እዩ እንድዒ😢 በዚ ናይ ቢዝነስ ስራሕ ኢሉ ከኣ ክንደይ ገንዘብ ሰብ እዩ በሊዑ ገንዘብ እዩ ሃይማኖቱ, በቃ ሕጂ ከኣ ናብ ህግደፍ ምኻዱ ኣብ ተቃወምቲ ስለዝፈሸለቶ ቢዝነሱ ከይትጎድሎ ኢሉ እዩ 😅 that's too sad መርገጺ ኣልቦ ክልተ መልሓሱ, እቶም ዘይፈልጥዎ እዮም እምበር ንዝፈልጦስ ደሓን ጆርጆስ 😂

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 4 หลายเดือนก่อน +5

    She is really smart and intelligent she knows how to speak everything ❤❤

  • @user-in2ew7qu6z
    @user-in2ew7qu6z 4 หลายเดือนก่อน +5

    Why not Video ?

  • @Yonan.blessup
    @Yonan.blessup 4 หลายเดือนก่อน +2

    Sultun komita belom Dea nezom lekabit..keep venting the truth sultun .. God bless you..kudos for standing on the right side of history.

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi5291 3 หลายเดือนก่อน +3

    ንስኪ ክኣ ቆልዑ ኣለዉኩም ከምዚ ኢልኪ ክትዛረቢ ጽቡቕ ኣይኮነን እታ ለባም ሰበይቲ ኣብ ደቃ ጽልኢ ኣብኦም ይኩን እንዳብኦም ኣይትነግርን እያ ተጋጊኪ።

  • @hizbawit
    @hizbawit 4 หลายเดือนก่อน +14

    Mr Seltene, my tigrinya is not good but, yesterday my mother and I were watching your show and my mother said to Mr Google GUNUF kkk I think his ex is a dammer Eritrean woman who stands up for her children. she is an example of many women who are abused by their partners. she finally dares to admit her pain and feelings. she is an exemplary figure.

  • @zelalem4463
    @zelalem4463 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራዋይ ሓውና ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ፡ ግን ከምዝመስለኒ ኤርትራዊ ኣይኮንካን

  • @Tusfai
    @Tusfai 4 หลายเดือนก่อน +4

    ከም ብዓል ሽሕ ስኑ ከም ዲበላ እዚ ኣብ እስራኤል ዘሎ ምኪኤለ ኣረጋዊ ወዘተ ክንዳካ ኣይመጹን እዮም ንስካ ክትሕግዝ ትጽዕር ንሶም ጁቡኦም ክመልኡ ይባልዑ ኣዝዩ ዘተሓሳስበኒ ወ ነታ ሃገር ክረግጻ ውን ዘጽልኣኒ ጽባሕ ምስ ዞም ዝልክብጡን ህዝቦም ኣሕሊፎም ዝቡን ሓቂ ጥይቶም ድየ ክነብር 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 4 หลายเดือนก่อน

      Kbur haweyy jbom meliu emo Abey kaybelAwo entay u ke kgebrelom Aletawi megbeka entehlika temesgen ilka ekul u

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 4 หลายเดือนก่อน +36

    ሰልጠነ ብጃኹም ነዚ ጆርጆ ዝብሃል ዓቢ ዓቢ ኢልኩም ዓይበት ገርኩሞ።
    ኣበይ ኢዩ ተማሂሩ Hardvald ወይ Oxford ኢዚ እኮ ኣብ ካምቦንታት ናይ ጥልያን ኢዩ ዓብዩ እንታይ ኢዩ እቲ ትምህርቱ ዘሕፍር ብዛዕባ እዚ ክትዛረብ።

    • @True-heros
      @True-heros 4 หลายเดือนก่อน

      I agree with you brother

    • @keren7127
      @keren7127 3 หลายเดือนก่อน

      QeniEkum 👹👹👹👹

  • @usernatsnetteare
    @usernatsnetteare 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝብሄር ኣምላክ ካብ 2መልሓስ ምዝባብ ሰዉረኒ ኣሜን

    • @selam5513
      @selam5513 3 หลายเดือนก่อน

      Min Selamina

  • @simonnabtan6635
    @simonnabtan6635 4 หลายเดือนก่อน +5

    Ab ed tefetawi ayebxihana 🙈🙈🙈 tefe yeak good job continue 👍👍👍

  • @rimonrae1048
    @rimonrae1048 4 หลายเดือนก่อน +6

    ምሉእ ስም የብላን
    እንተይ ደኣ ኣብዝኣ ተፈልኻ ሙሉእ ስም ዘይሓተትካ ዓዳ ዘይሓተትካ

    • @matanmatan1596
      @matanmatan1596 3 หลายเดือนก่อน

      ገሪምኒ ንዓይ ከማን ?

  • @SamiraBrahim-b8l
    @SamiraBrahim-b8l 4 หลายเดือนก่อน +4

    Wey nsebeytu Zeykebere dyu lebem lebem Zzereb fkri Fkri ENebele Ab mesmer Kemhr zwal

  • @ahaile5872
    @ahaile5872 4 หลายเดือนก่อน +3

    Wwww eza tmskr zela gal jgna eya gobez ❤❤❤

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 4 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤ጽቡቕ መደብ ኣጆኻ ንኻለኦት ድማ ፈቲሽ ሓገዝን ሞራልን ፍትሒን ዝደልያ ድማ ኣሕዋተን ክንሕግዘን።❤❤

  • @th-ef6me
    @th-ef6me 4 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ገርግስ ዝበሃል ምኽዳዕ ዝጀመረ ብነብሱ ብሽሙን ብመንነቱን ብምሕባእ እዩ ከም ድሙ ናብ ዝብላዕ ኛው…ኛው ተዘይኮይኑ ዕላማ የብሉን

  • @amangebru1057
    @amangebru1057 4 หลายเดือนก่อน +22

    ሓዳሩ ዝበተነ ድዩ ኣስተሙህሮ ሓዳር ዝህብ ሕሱር ለመጭ ኣምሰሉ

    • @Semay2-p
      @Semay2-p 4 หลายเดือนก่อน +2

      Nobody is perfect😋🤔

    • @keren7127
      @keren7127 3 หลายเดือนก่อน

      Wilidula dea hadar aygeberlan

  • @Marhu777
    @Marhu777 4 หลายเดือนก่อน +15

    ክክክክክክክ ዋይ ሕቡሽ ክትሕባእ ኣይትኽእልን😂😂😂

    • @fullpurpose
      @fullpurpose 3 หลายเดือนก่อน

      😅

  • @simonteweldebrhan3608
    @simonteweldebrhan3608 3 หลายเดือนก่อน

    Deqikhi Awaridki , even seltene nay senatim mekhisebu inte zeykoynu he doesn't care about u & ur children, men yifelit nidequ yilu yimleseki yikewin. Libi gibera please, tsesibuku niaki

  • @KuraraHarife-qc8wz
    @KuraraHarife-qc8wz 4 หลายเดือนก่อน +17

    ጆርጆ ሑሱር ሰብ ስምዓያ በል ኣደ ደቅኻ ትነብዕ ኣላ😢

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 3 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ተሰነይ ብሩኻት እየን ብሓቂ
    እቲ መንግስቲ አመንዝራ ሻዕብያ ተዘይ አባላሽዮመን መሳኪን እየን

  • @teweldeberhane6235
    @teweldeberhane6235 4 หลายเดือนก่อน +3

    Well come dear brother

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 4 หลายเดือนก่อน +10

    ብርግጽ ካብ ሰብ ክትሕባእ ትኽእል ኢኻ ካብ ሕልናኻ ግን ኣበደን...ጆርጆ ሽለት ግን 2 ግዜ ተጸዊዑ ከም ቆርበት

  • @Sesen2000
    @Sesen2000 4 หลายเดือนก่อน +6

    Geregergish rgum zemawi fooo

  • @MahariTekle-z9g
    @MahariTekle-z9g 4 หลายเดือนก่อน +2

    Entay Education alewo eyu copyright kndzi gizey zwehabo htetu endo memahrtu

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 4 หลายเดือนก่อน +3

    Ezi kale mehtet kem Ade 2 deku eti hiluf hiweta binixur aytigelixin eya.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጠነ ግርማይሞ ፡ ነዞም ለያናት መደላሕቕቲ ፡ ሰተት ኣይብሎምንዩ !

  • @barukh3373
    @barukh3373 4 หลายเดือนก่อน +5

    ሰልጠነ ወዲ ኣቦይ ቀሺ ግርማይ!
    ናይ ብሓቂ ቃልሲ ትቃለስ ኣለኻ!
    ብሓሳብ ብመትከል ብጭብጢ ብርትዒ ጸላእቲ ሃገር ዓይንና እንዳራኣና ትድምስሶም ኣለኻ

  • @TesfitMengs-oh7rb
    @TesfitMengs-oh7rb 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጠላምን ከዳዕን ሓሳዊን ሰብ ኣብ ዓለም እቲ ዝሓሰረ ፉጡር እዩ ሰልጠነ ወዲ ግርማይ ንለተገርግስ ኣብልካዮ ማይ ማይ 😂🤣

  • @ኣስሜ4101
    @ኣስሜ4101 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዓኽ ባዓል እዚስ ሕብረተሰብ ካኣ ክምህር እየ ኢሉ ኣብ ኢስክሪሽን ይወጹ💔

    • @filmontesfay2570
      @filmontesfay2570 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kelbi shirmuta eski wen kema halay sebeyti eki ghba

  • @user-qw8ee1bu7h
    @user-qw8ee1bu7h 4 หลายเดือนก่อน +3

    Remember this guy, the first thing he did was change his name to George? What shows you no confidence in himself. He has no clue about politics, but he lectures people by showing images of world leaders and politicians and trying to give analysis. Little knowledge is dangerous fits him very well.

  • @tesfalemhabte3027
    @tesfalemhabte3027 4 หลายเดือนก่อน +2

    Seltene btami xbuk srah ajoka kexilo.. nezom telamatketemxiom keleka ab Eritrea abey adom kemu dma eti exactly name natom entetekrbo xbuk neru. Causer sdet newih koinu wala etom niashtu deki adom metan kfeltwom. Thanks for your everything. Lomg life with ur family ❤❤

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 4 หลายเดือนก่อน +24

    This is Teftawi talk show serving the truth! Not TV For isyas (Ere-Tv)

    • @Mahari77
      @Mahari77 4 หลายเดือนก่อน +1

      It's not your business this is eritrean stream.

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ndequ zei,aleie American UK ksaref ktsem,o yehfr galena habtna❤ Lebam

  • @degleltesfamicael975
    @degleltesfamicael975 4 หลายเดือนก่อน +2

    Good job

  • @beautifullife2986
    @beautifullife2986 2 หลายเดือนก่อน

    Seltene hawey bejaka ezom kemziom lekbbatat bejaka keytehalelka akalayom seb kfeltom alewo sooooooooo proud of you 👏 keep going

  • @yorsalemgebremedhn3193
    @yorsalemgebremedhn3193 4 หลายเดือนก่อน +2

    Good job ❤❤❤❤

  • @natannatan3477
    @natannatan3477 4 หลายเดือนก่อน +3

    Jorjo malet saeri zbele Adgi eyu mhur eye enale nezi hzbi texawitlu

  • @prayerschannel
    @prayerschannel 4 หลายเดือนก่อน +6

    ንሳስ ንደቃ ሒዛ ኔርትራ ኣትያ እንድያ። ሕራይ ንሱስ ክሳብ ክንድዚ ጋዕገልጠም ኣለዎ። ንምንታይ እባ ኣቲኺ በላ?

  • @seluselu3925
    @seluselu3925 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajeki haftey ❤❤❤❤❤❤❤ jegena eke

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน +4

    ጆርጅጆ ክንደይ ሰብ ሙካንካዶ ምነግርካና.፡
    ግምቢ እኮ ጨኒካ ንስካ
    ምስታ ንፋስ ኢካ ህግድፍ ግን ብከምዚ ናትካ ክልተ መልሓሱ ኣይዳናገርን እዮም
    ኣስመራ ወ ከረን ከድካ ዋላ እምኒ ተስኪምካ ይቕረ በሉለይ ዝፍክጡ ኣይኮነን።
    በል ሰብእይ እንተኮንካ ኪድ ንዓዲ ተጋግየ ኢልካ ተናሳሕ ክቕበሉካ እዮም። ዘለካ ናይ ምንባር ዕድል ግን 0% እዩ ካባካ ህዝቢ ኤርትራ ዝጥቀም ግና ኣይክክነን።
    ጽቡቕ ዕድል ንምርኣይሲ ምጽናሕ!!!

  • @Rafael_Yemane
    @Rafael_Yemane 3 หลายเดือนก่อน +1

    Suq bel antta ethipian tigrway agamed wedi shermuta

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kemziom aynet sebat buzuhat eyom zelewu kulom dma kedem ab mesawediya hizbi eritrea etuwat eyom kisenu tray seb hilna eritrawiyan yewatey

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 4 หลายเดือนก่อน +7

    ካብ ክልተ መልሓስ ካብ ሕልና ዘይብሉ ምሁር የድሕነና

  • @beautifullife2986
    @beautifullife2986 3 หลายเดือนก่อน

    Ezi wedi shermuta muhur denkoro n fedyo eba nkewn nay edu, nezi mensey ab hnfshfsh zetwe lekbat

  • @msgnaBerhe-xi9rg
    @msgnaBerhe-xi9rg 4 หลายเดือนก่อน +1

    She is wise and funny😂😘 by the way

  • @Helen-td6yo
    @Helen-td6yo 3 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂 rekbkay long life tefetaweee❤

  • @Sesen2000
    @Sesen2000 4 หลายเดือนก่อน +2

    Nkaleot wun keyedenagir tetenkekalu please

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 4 หลายเดือนก่อน +6

    ክክክክክክክ እዋይ ሽሙ እካ ዘይጣዓየ ብቀደሙ እዚ ከዳዕ 😂😂😂😂😂

  • @AbrhamKiflu
    @AbrhamKiflu 3 หลายเดือนก่อน

    We love u jorjo

  • @eritrashikor6352
    @eritrashikor6352 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓካሪ አድጊ ሰይጣን መንእሰያት ተጥፍ አታ ጋሓፍ በስድራቤቱ ዝተፈንፈነ ረሳሕ ዕሸላት ተጥፍእ ነአዓካ ከአ አምላክ ከጥፈአካ እዩ ካብ ሰይጣን ዝተወለድካ ሰይይጣን ገነዘብ አቡኡ ለማኒ

  • @gomida1552
    @gomida1552 3 หลายเดือนก่อน +1

    ይሕሰም ይኽፋእ: ናጽነትና ኣብ ሊብያ ይኹን ኣብ ገሃነብ ወትሩ ክነብዕሎ ኢና።ኤርትራውነትናን ሕድሪ ስውኣትና ዝሓኮ ሓይሊ የለን። እዚ ሓቂ ዘይወሓጠልኩም : በረኪና ጌርኩም ውሓጥዎ !

  • @user-xy3ug6fk8i
    @user-xy3ug6fk8i 4 หลายเดือนก่อน +6

    Great show! I'm thoroughly entertained, and thanks for exposing these hgdef clowns.

  • @eirtran.madae.e7591
    @eirtran.madae.e7591 4 หลายเดือนก่อน +7

    ሰልጠነ ሓወይ ከም ባዓል ጆርጆ ዝኣመሰሎ ትርፍት ደቆም ዘይ ኣልዮ ኣእላፍ እዮም ከምዚኦም ዚበሎ ዋላሕቲ ዋጋ የብሎምን

  • @tesfomhabtemariam1116
    @tesfomhabtemariam1116 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kemzi seb eilu zfenfenkwo yelen atine lekbat jorjo

  • @fachehagos3757
    @fachehagos3757 4 หลายเดือนก่อน +7

    ክፍለገርጊሽ ዓርከይ ተዋረድ ኢሉካ

    • @semhar2093
      @semhar2093 4 หลายเดือนก่อน

      😂😅😅😅😅😅😅

    • @beautifullife2986
      @beautifullife2986 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @mihretabyobio3671
    @mihretabyobio3671 4 หลายเดือนก่อน +1

    Bra jobbat Sultun

  • @greenworld5577
    @greenworld5577 3 หลายเดือนก่อน

    Entay ftah kitrekbi iki emo abzi metaieki kitzarebi zeleli. Tefatihkum nsu hiwetu yihebir alo ezi hisidna gdefuwo.

  • @fretaabraha1268
    @fretaabraha1268 4 หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ሰልጠነ ሐወይ ከም ለሚ ስሕቀ አይፈልን

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጨጉሪ ርእሳ እኮ ብቀደሙ ቆሪጻ ኤርትራውያን ጨጉርክን ቁረጻ ኢላተን ነራ ክክክክ ጆርጆ ብዘይ ልባ ርእሳ ከምትላጺ ገርዋ ክክክክክክ

    • @yorkinatey5834
      @yorkinatey5834 4 หลายเดือนก่อน

      Eza nesa aykoneten eta chegura zekoraxate eza kalayti sabytu eya

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 4 หลายเดือนก่อน +2

    Good 👍

  • @teklekidane3667
    @teklekidane3667 4 หลายเดือนก่อน +2

    ወዳኣይተ ከምዚ ውርደተኛ ሰብ የለን ንደቁ ከምዚ ዝገበረ ድኣ ን ህዝቢ ኤረትራ እንታይ ክጣበቅ ወልፋስ

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k 3 หลายเดือนก่อน

    Heart breaking ኣሕ ሓብተይ ኣሕ

  • @merry7267
    @merry7267 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ytrefki ezi telam hzbu, thank seltene 💙💙💙💙💙👍👍

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብፅፍዒት ሰልጠነ ናብ ባራዩ ኢዱ ዝሀበ ከዳዕ ዩ😂

  • @Bay862
    @Bay862 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ ጎል ዓመት ምህረት ተዊቒዕዋ ኣሎ

  • @solomonliza
    @solomonliza 4 หลายเดือนก่อน +3

    ክፍለገርግስ ዕንኪላሎስ እንቋዕ ርሓቐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ።

  • @fretaabraha1268
    @fretaabraha1268 4 หลายเดือนก่อน +13

    ገርገሽ ባዐለገ እዩ ❤❤❤

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሸጥ ኣቢሉሎም ኣባጎሚዳ ኣባ
    እሳቱ እህ ህ ህ ህ ኣቢሉዎ ኣብቲ
    መዲያ ኣብዘይ ስዓቱ።
    ሓሶትን ምስሉይነትን መወዳእት'ኡ
    ውርደትን ሕስረትንዩ። ሰልጠነ ጅግና
    ወዲ ህዝቢ ኣቦ ሓቂ👍👍👍👍👍

  • @MrGezai
    @MrGezai 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ኣንስትዮ ንኢሳይያስ ዝፈትዎኦ ግን ስለምንታይ? መልክዐኛ ስለ ዝነበረ

  • @MahariTekle-z9g
    @MahariTekle-z9g 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi turufa Gorgo zeynebero meas koynu geru kedae

  • @selam5513
    @selam5513 3 หลายเดือนก่อน +1

    Gorgo 💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 หลายเดือนก่อน +1

    wow wow.
    thanks be to God Jojo truly describes the dictatorship in Eritrea accurately...it's so sad that such a person who can speak coherently end up kissing the dictatorship's ass after wards..well Jorge could have served the oppressed but he choose to benefit instead...personally

  • @channel-in8uj
    @channel-in8uj 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጆርጆ ኣብ 2008 ምሳይ ኣብ ዓጋፍ 3 እስርበት ኢስራአል ነሩ

  • @SamsomAbreham
    @SamsomAbreham 4 หลายเดือนก่อน +6

    ሰብ ይሞውት አዩ ሞ ገብረገርግስ ገን ብሂወቱ ዝሞተ ሞ ዘይተቀብረ ረይሳ አዩ አኣከለ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @teklesenbetmehari2579
    @teklesenbetmehari2579 2 หลายเดือนก่อน

    ን ኣቦ ደቃ ኪንድዚ ሲ ን ድሓራዩ ከ አንታይ አኪ ክትብሊ ስለ ስድራ ስለ ዉሉዳት ዘን ኣደታትና ሲ ክልብማ።

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኦም ሊብያ ዘለዉ ኤሪትራወያን በዓል ናጽነት ዘብዕሉ ዘለዉ ዓዶም እንተዝመልስዎም መንግስቲ ሊብያ ጽቡቅ ነሩ

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi5291 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተወታፊ ኮይንካ ዲካ ኣብ ሂወት ሰብ ኣቲካ ክትዛረብ እዚኣስ ፖለቲካ ዲካ ሓሲብካ ተሕፍር።

  • @mewalebrhane363
    @mewalebrhane363 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ezi wedi 00000 eu sultun hawey

  • @FereweyeniBerhe
    @FereweyeniBerhe 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ageb kemzi aygbern nselam nsrah

  • @CatanddogCatanddog-pk7cy
    @CatanddogCatanddog-pk7cy 3 หลายเดือนก่อน

    Ane private gdefo eye dbleka kalie gn baka hugusie ❤❤❤❤❤

  • @abrahamkufloe1695
    @abrahamkufloe1695 4 หลายเดือนก่อน +2

    Letegergish hsur hsrtiy

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน

    Emlameqeleo laying asimerani azerititato. Eyu Eyu ayebelikiyoni Timonium diharikia yesarisakaya ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤yesarisirakayeni ❤❤❤❤❤❤❤❤.

  • @awethaile4834
    @awethaile4834 3 หลายเดือนก่อน

    Klll naski btami tehfri. Nobo dekik

  • @oneofakind3231
    @oneofakind3231 4 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ እዚ ባርይ ውርደተኛ ውላድካን ሰበይትኻን ዘሳቀካ ኢኻ . ነቶም ዘይትፈልጥና ኤርትራውይን ከመይ ኢልካ ክትሓሌልና . Be Strong. ሓፍተይ ጽቡቅ ስራሕ እንቅዕ ኣቀላዕክዯ. Thank you ሰልጠነ ኣንበሳ ሰብኣይ

  • @AbibAbis-j7l
    @AbibAbis-j7l 3 หลายเดือนก่อน

    Entay konki qdm zeytzarebi hasawit

  • @nfqriyeznebr3868
    @nfqriyeznebr3868 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ጆርጆ ሓውና ::
    1-11 min. ካብ ፈጸምቲ ትንቢት ሙኻን የድሕነና 😉 :: ናብ ልብኻ ይምለስካ ::

  • @اسمارنو
    @اسمارنو 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጆርጆ ማለት ብጥልያን ገርግሽ ማለት'ዩ። ከሎም ተኽለገርግሽ፡ ተስፋገርግሽ፡ ገብረገርግሽን ክፍለገርግሽን ጆርጆ ኢዮም ዝብሃሉ። ለተገርግሽ እንተኮይና ድማ ጆርጂና ይብሉዋ።

    • @EZN0906
      @EZN0906 4 หลายเดือนก่อน +2

      I understand, but does he need to change his name til gorgo just because gergish means georg in English or gorgo in italia. This is called identity crisis or he is insecure.

    • @Saedargbit
      @Saedargbit 4 หลายเดือนก่อน

      አሞ ሰበይቲ ኮይኑ ስለ ዝረኣየን'ስ ጆርጂና ተባሂሉ ይተኣረመሉ ነዚ ጭሕሚ ኣልቦ ገይ

    • @اسمارنو
      @اسمارنو 3 หลายเดือนก่อน

      @@Saedargbit kkk

    • @اسمارنو
      @اسمارنو 3 หลายเดือนก่อน

      @@EZN0906 Absolutely.

  • @fretaabraha1268
    @fretaabraha1268 4 หลายเดือนก่อน +1

    አጆካ ረሳሕ

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ዝገረመኒ ነገርሰ ሰበይቱ ከምዝጠለምቶ እዩ ዝነግረና ኔሩ ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ እዚ መላክዒ

  • @Kablomixbah
    @Kablomixbah 4 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene zeygebro yelen kkkk good job gebari ekey kiqala alewo

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይይይ ኣኪል ገርሂ ሰብ ብሓቂ ኣብዚ ተንኮለኛ ሰብ ዎዲቕኪ።ክገርመካ ሱልጡን ብጣዕሚ ኢና ንፋለጥ ኣብ ሱዳን ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ካንሸሎ ኢና ኔርና