Sep 21,2024-ቶማስን፣ዳህላክን ዝገርም ርክብ፣ | ኣገናዕ ኤማባሲ ኤርትራ ኣሜርካ | ኣገዳሲ ዛዓባ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @solomedia9376
    @solomedia9376  หลายเดือนก่อน +1

    ኣባላት ሶል ሜድያ ኩኑ ይሕዋት
    th-cam.com/channels/7PYVgGVV2YmgcECpySfGqA.htmljoin

    • @yenko123
      @yenko123 หลายเดือนก่อน +1

      ሶሎ ሕጂ ኮለል ኣይንበል፡ ቶማስ ክሳብ ሕጂ ብመንግስቲ ከይተሓተ ናጻ ኮይኑ ኣብ instagram ክጽሕፍ ከሎ፡ መንግስቲ ስለምንታይ እዩ ትም ኢሉ ዝርእዮ ዘሎ ገሪሙኒ።
      መንግስቲ'ውን ይድግፎ እዩ ማለት'ዩ??😢😢

    • @dana.j9062
      @dana.j9062 หลายเดือนก่อน

      As Eritreans, we have a culture and identity that we are so proud of we don't need a Sodom and Gomorrah by some toxic cancer adversaries and with some tools as Western puppets.

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135 หลายเดือนก่อน +200

    😢አንቱም ሰባት እታ ዳህላክ ትባሃል ውን ካብቶም ሐንቲ አምላኺት እያ ሰለምንታይ ነዚ አጻያፊ ነገር ትድግፉ ዘላ ካብ ዜሮ ተሲአ አይኮነተን ሰለዚ እሳውን ካብ ሕጂ እዝና ደጊፉና ክነዎርዳ አለና ሕስርቲ።

    • @Brikti_keleta77
      @Brikti_keleta77 หลายเดือนก่อน +14

      ወዳይ ነዛ ፊልም ምስ ርኣያ ማማ ኣብ eritrea ገይ ኣሎ ዲ ዩ ኢሉ ሓ ቲ ቱ ኒ? እንድሕር እንዶ ኣሎዋ ንዓኺ ዝይኮነ ነቶም ዝዓብዩ ዘኮዉ ዎለዶ ዩ እቲ ስግኣት

    • @الشهريالشهري-غ6ت
      @الشهريالشهري-غ6ت หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @Luliya381
      @Luliya381 หลายเดือนก่อน +2

      Akibirna sidra anber tigrawyti firqa Tomas kea tigray eu sirhom kiserhu wishti wishti nesteal nihna 👈🙏❤️

    • @waziemates4634
      @waziemates4634 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Brikti_keleta77Eway wedey marey natey ezom hsurat ftrett zeygber ygebru dekna ysndu aehhhh ❤❤❤

    • @kibromsolomon5613
      @kibromsolomon5613 หลายเดือนก่อน +1

      Dahlak adma emo hteta!! 50% tdgfo mkana kab tzarebo qalat yrdeakaye

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 หลายเดือนก่อน +50

    ኣጆኹም ደቂ ኤረይ፡ ናይ ዳህላክ ከሕርቐና የብሉን፡ ከሕጉሰና ይግብኦ!!! ምኽንያቱ ከይተሓተትት ኢያ መንነታ ነጊራትና። ስለ'ዚ ካብ ዳህላክ እውን እውን ክንጥንቀቕ ኣለና፡ ማለት ኢዩ። ባዕላ ብድሌታ ቀይሕ መብራህቲ ወሊዓ ኣላ።

  • @matimen5292
    @matimen5292 หลายเดือนก่อน +26

    ዋሕለልና ክብላ ጻሕሊ ይዓጥና ዳህላክ ጌጋ

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 หลายเดือนก่อน +29

    ኤርትራዊ አይትተሃመል አስተውዕል ባህሊ ና ና ና ንሕና ኤርትራውያን ንዓቅብ ንዓቅብ⭐️🇪🇷⭐️

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 หลายเดือนก่อน +47

    ይቀንየልና ብሓቂ እዛ ነውራም ፍሊም ተኣልያ ኣላ ደቂ ኤረይ 💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Luliya381
      @Luliya381 หลายเดือนก่อน +1

      hiwetom keman kenaliyom ena 😢💔🤌

  • @kumbraza
    @kumbraza หลายเดือนก่อน +50

    ዋይ ዳህላክ ብእንግሊዝኛ ጽሐፉለይ ዶበልኪ,,, ትግርኛ ምምባብ እኴ ድረሳዕክዮ ድኣ ባህሊ ከመይ ጌርኪ ክትዝክርዮ,,,,, ንስኺ ሕጂ ድተሰደድኪ ኣይኮነንሲ ንስኺ ከይተወለድኪ ድተሰደዱ እኴ ባህሎምን ትግርኛኦምን ኣይረስዕዎን...

    • @bettysolo3226
      @bettysolo3226 หลายเดือนก่อน +1

      Terah ilki 🤣🤣🤣

    • @godislove7204
      @godislove7204 หลายเดือนก่อน +1

      I agree!!😂🇪🇷🐪

    • @samabdo-8216
      @samabdo-8216 หลายเดือนก่อน

      Well said bravo

    • @tsigearaya4242
      @tsigearaya4242 หลายเดือนก่อน

      ካብ ባሃሊኡስ ደጋሚኡ ዩ ነገሩ በጃኹም ባ ዓገብ በልዋ ግዳ ትግርኛ ዘይተነብብ ትግርኛ ያ ብዛዕባ ሰዶምን ጎሞራን ታሪኽ ትፈልጥ ዶ ትኸውን ካብ ዓዲ ምልእቲ ሓደ ስብ ማለት ኣቦና ሎጥ ጥራሕ ክምዝዳሃነ ብስንኪ ጽያፍ ተግባራቶም እግዛኣብሄር ክምዝቆጥዎ ብጃኹም ንግርዋ

  • @sarayohannes180
    @sarayohannes180 หลายเดือนก่อน +10

    SOLO💕 ዋልታ ኤርትራ ኢለካ ኣለኹ። 💕 you’re
    doing a great job 👏💕👏💕👏💕👏💕👏💕

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 หลายเดือนก่อน +40

    አንታ በየን መጺአትና ናቱ ከይአኽለናስ እዚ ባህልና አይኮነን ከም ዚ አብ ህዝቢ ኤርትራ እነታይ ዓየነት ዓይነት ድፍረት እዩ ዘለዋ ፈሊጠ አላ አፋ ዝሃባ ትዛረብ ኪዱ መጸሐፍ ቁዱስ ተማሀሪ ኩሉ ንሕና ክነብረሉ ዝግባአና አብኡ ክተረኸብዮ ኢኺ የቐንየልና ሶሎ🙏🙏♥️♥️👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hiwetgirmasion6009
    @hiwetgirmasion6009 หลายเดือนก่อน +28

    ገጽኪ ትኸወል ሕፈሪ ቆፉኡ ተተንኩፉ ንስለስተ ኣርባዕተ ምዓልቲ ንክዕስጾ ብዙሕ ጻዕርን መኸተን ክኸይዶ ዝቀነየ ንዓኺ
    ምዕባሌ ክኽዉን እክል ንህዝብና ዓቢ ብከላ ክተታትዉ ምድ ጋፍኪ ሕፍሪ ጥራይ እየ ክብለኪ ድክል
    ከም ብዓል ንስኪ ኮሓልቲ መስልክን መንቆርቲ ሰርሕክን ብላዓ ካብ ትርኢትክን ኣዛራርባክንን ንህዝቢ ኤርትራ ኣይትዉክላን ኢኽን,::
    ኤርትርዉነት ኩቡር መንነት 🙏🇪🇷🌹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓውት ንሓፋስፍ 🙏❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 หลายเดือนก่อน +18

    ኩልና ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዘለና መቸም ኣምላኽ ጽንዓት ይሃበና🕊🇪🇷🕊🙏

  • @sophiajackson70
    @sophiajackson70 หลายเดือนก่อน +95

    ጀላዕ ክንደይ ትደፍር እቶም ፈለዉ ትገብሩዎ ተሕዘኑ

    • @frewinigirmai1473
      @frewinigirmai1473 หลายเดือนก่อน +2

      ጸርፊ ሪኢቶ ኣይኮነን. ዘይብሱል ሪኢቶ ።

    • @ttlove-nk4dl
      @ttlove-nk4dl หลายเดือนก่อน +2

      Bitami

    • @shibbacaffee9206
      @shibbacaffee9206 หลายเดือนก่อน +1

      Exactly ❤

    • @LoveEr291
      @LoveEr291 หลายเดือนก่อน +4

      ማራ unsubscribe ጌርኩም ወጹ ካብቲ ናታ ቻነል ተዘይ ኮይኑ ግን ንሳ ተቐቢላቶ አላ ግብረስሞም ናታ ደገፍቲ ካብ ከምኡ ናይ እዝና ርእዮ 🌈ሓንቲ ምልክት እዮም ዝገብሩ ፡ ፎእ ንበሎም👏🏼

  • @hannaalem19
    @hannaalem19 หลายเดือนก่อน +29

    ህዝቢ ኤርትራ ምዚ ዋሕድና ከምዚ ኣብ ዓለምና ኣስፍፊሑ ዘሎ ኣነዋሪ ስራሕ ብእዋኑ እንተደይ ኣሊናዮ ምጥፋዕና እዩ ።የቀንየልና ሶሎ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣሎና 🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏❤🇪🇷🙏

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g หลายเดือนก่อน +58

    ሰራዊት ኢርትራ ዳኣ ብኩሉ ብዱል እንድዩ ንሃገሩ ክብል እዘን ሐደ ክልተ ረሳሐት የሕዋትና ድማ ነዝይ ትግራዋይ ተወልጀ ኢርትራ ዳህላክ ዐሻ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @ER-xp9th
    @ER-xp9th หลายเดือนก่อน +13

    ሰሌ ተደምሲሳ ጀጋኑ ደሰ ይበልኩም👍👍👍👍

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 หลายเดือนก่อน +20

    ሰላም ሰላም ሶሎ ሓወይ እንቆዕ ተደምሰሰት እንቆዕ ሓጎሰና ህዝብና በጀካ ንዮ በለ እዝኣ ሕጂ ሕማም ድሐሪ እዩ ይኣክል ሐድነትና እዩ ጽንዓት ዓወት ንሓፋሽ !!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁💪💪💪👍👍👍🌹🌹🌹💯💯👌

  • @zersenai2876
    @zersenai2876 หลายเดือนก่อน +11

    ናይ ብሓቂ ሰልየ ብኻልእ ተረዲ ኣቶ ኣላ ዳህላኽ ነብሳ ደጊማ ትፈትሻ

  • @TsegazabBahta
    @TsegazabBahta หลายเดือนก่อน +13

    አነዋር ስራሕ እዩ ክጠፉኢ አለወ ሶሎ

  • @danieldanil6592
    @danieldanil6592 หลายเดือนก่อน +23

    ሰሎ ሓውና እዛ ሰብ ተንብቦ ኣይተንብቦ ጉዳይና ኣይኮነን:: ንሕና ኤርትራውያን ኩቡር እምትነትን :ክብርታትን ዘለና ህዝቢ ኢና:: ብናይ ምዕራባውያንን ብናይ ብዓል ዳህላክ ብኩል ሓሳባት ኣይንጽሎን::ግቡእ መቅጻዕቶም ክሳብ ዝወስዱ ክንረባረብ ኢና::ኣጆኩም ደቅዓድና ክይንገድፎም::

  • @wedieri3739
    @wedieri3739 หลายเดือนก่อน +43

    She doesn't understand nothing
    She's from another planet
    Thank you Solo for everything

    • @LoveEr291
      @LoveEr291 หลายเดือนก่อน +1

      ግዲ የብልክን ግብረስዶም ትቅበሎ እያ ።

  • @almazsolomun2474
    @almazsolomun2474 หลายเดือนก่อน +15

    እዚአን ከምአን ዝአመሰለ ካብ ባህሊ ኤረትራ ወጺኤን ሰለ ዘለዋ ክንጥንቀቀለን አሎና ብባህልና ጽዮፍ ዝኮነ ነገር አይክንድግፎን ኢና ::

  • @neguseadhanom3879
    @neguseadhanom3879 หลายเดือนก่อน +55

    ዳህላክ ናይ ብሓቂ ሎሚ ዓቢ ጌጋ ትፍጽም ኣላ፡ካብቶም ፈጾምቱ ንስኺ ኢኺ በዳሊት፡በጃኺ ዓገብ በልያ ንነብስኺ፡ ህብረተሰብ ኤርትራ ነዚ ትብልዮ ዘለኺ ዘይምጥን ባህሊዩ ዘለዎ'ሞ ኣብ ልብኺ ደኣ ተመለሲ ዳህላክ፡ምስ ነብስኺ ኣስተንትኖ ጌርኪ መኣረምታ ግበሪ።ንነብስኺ ከም ሓንቲ ምዕብልቲ ሓሲብኪ ትዛረቢ እንተለኺ ትጋገዪለኺ።

    • @mizlalisaac6369
      @mizlalisaac6369 หลายเดือนก่อน +3

      አዝ ነገር አዚ ብዘረባ ዝሕለፋ አይኮነን መቅጻዕቶም ክቅበሉ አለዎም::ንከይድገም መንግስቲ እንተዘይቀጽዖም ህዝቢ ባዕሉ ይተሐሐዞም::

    • @MekonenBeraki-ln1id
      @MekonenBeraki-ln1id หลายเดือนก่อน +1

      Dahlak maas hji koyna jemirato? Ab social media bzaea sgawi rkb beilug zereba tzareb, nErtrawyan deki tebaetyo ensisatat neten deqi anstyo dma nab kalei zega temeraawa tbl seb si bkemey ina ke lomi tray kemtezageyet gerna nzareb? Dos nata degefti ikhum

    • @vgjhgtggih116
      @vgjhgtggih116 หลายเดือนก่อน

      Elama kadre Kem. Beal. Becha hasena. Be Weyane Merabawyan. Zetemlmelet. Yaaaaaaa

  • @ResilientEri
    @ResilientEri หลายเดือนก่อน +8

    Solo, I was born and raised in the U.S. and I agree with you 💯💯. Our kids are under attack in schools because of this agenda! Many friends have moved their families back to Eritrea due to this issue. I am on the same path as well. Thank you for this clear stance.🙏🏾 No space for this agenda in Eritrea !!

    • @helenshifere8150
      @helenshifere8150 หลายเดือนก่อน +1

      right, sis!

    • @ResilientEri
      @ResilientEri หลายเดือนก่อน

      @@helenshifere8150 thanks Helen hftey, but I’m a pure blooded Eritrawi male 😂

    • @lydialifestylee
      @lydialifestylee หลายเดือนก่อน +1

      Absolutely agree! It’s such a shame for minority Eritreans who are oblivious to the agenda! They completely sold their soul to New Age spiritual which is all about the Self hence anyone can be and do what they want! Sad times

  • @rahk7004
    @rahk7004 หลายเดือนก่อน +24

    ሶልየ አቃላአዮ ኩሉ በታካ ንሃገርካ ምጥቃምካ ምሕጋዝካነ ነመስግነካ ቀጽሎ ዳይ ፍርሳ ❤❤❤❤

  • @TeweldeTeklesenbet-hn9cu
    @TeweldeTeklesenbet-hn9cu หลายเดือนก่อน +7

    ዳህላክ ሓብተይ ኣዝየ ዝፈትወክን ዘኽብረክን እየ ግን ካባኺ ዘይጽበዮ እዩ ሞ ዳህላክ ጅግና ሳሓብላ መኽንያቱ እዚ ጽዩፍ ኢዩ ምዕባለ የብሉን

  • @ወዲረጋሒት-ጰ3ኘ
    @ወዲረጋሒት-ጰ3ኘ หลายเดือนก่อน +17

    ዳህላክ አቃልቦ ንምርካብ ዘይ ከውን ሀለውለው ትብል ዘላ ድሕር ሕጂ ክብረት የብለይን ነዛ ሰብ እዚአ

  • @mogosrussom1323
    @mogosrussom1323 หลายเดือนก่อน +13

    ምስ ባህልን ክብርን ሃገርና ዘይ ከይድ ቡዕሉግ ስራሕ ኢዩ።እዚ ተግባር እዚ ከይ ቦቆለ ክሓርርርርር ኣለዎ።እዚ ቶማስ ዝብሃል ሰብ ግን ብዕላማ ክከውን ይክእል ኢዩ ሃገርና ከባላሽወልና።

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 หลายเดือนก่อน +45

    ደሓን ኩሉ ኤርትራዊ ዓኣጢቕሉ ኣሎ።

    • @miniaseium7137
      @miniaseium7137 หลายเดือนก่อน

      Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @SHa-hs8pn
      @SHa-hs8pn หลายเดือนก่อน

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️🌹🌹🥰

  • @TesfaGeb
    @TesfaGeb หลายเดือนก่อน +6

    Thank you SOLO MEDIA Jegna🇪🇷👍

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 หลายเดือนก่อน +92

    ንባዕላ እታ ጀላዕ ሸንፈት ገመል ዳህላክከ ኩሉ ህዝቢ ዓገብ እንዳበለ ንኹሉ ህዝቢ ንዒቃ ምስ ግብረሶዶማዊ ምውጋና ብጣዕሚ ተሕዝን ሃገራዊት መሲላ ኽአ ብዙሕ እያ ትልፍልፍ ሓቂ ይፈቱ እየ ኽአ ትብል ከም ጨው ትሕቀቅ ኩፉእ አብ ክንዲ ዝስተር ይግተር ሑንጉጉ ንባዕላ እውን ኮምኡ ትኸውን አንጻር ኩሉ ኤርትራዊ ደው ክትብል አይተሓፍርን ደንቆሮ

    • @frewinigirmai1473
      @frewinigirmai1473 หลายเดือนก่อน +5

      ጸርፊ ሪኢቶ ኣይኮነን ከምዚ ዘይበረሱል ሪኢቶ ጽቡቕ ኣይኮነን. ዓገብ ነዚ እከይ ተግባር ኣይተተባብዒ እኹል ዩ ።

    • @dontlkbk6097
      @dontlkbk6097 หลายเดือนก่อน +2

      Gexa merfie be 200 kefila tenfihe seb tay nixbe etom nezia Kalot xeadu zetazarebwò bezaeba narcissist gelbita kem felat koina ne youtube genzeb kitebl tezareb . menfihi gexa mtewegiA Tenfiho sebsi ? eten denaqur kof elen zesemeAa deqe anestyo ,gexkin ezi gebra gexka bemerfie anfihkas zeyle Tarik tinegren meskin zeytehasib seb zeyredeAka kulu loqmax felat zemsleka.

    • @LidiaTeame-bx3nh
      @LidiaTeame-bx3nh หลายเดือนก่อน +4

      Shenta merfe ey tewgato eza balge Dahlak malt Lesbian eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️✅️✅️

    • @hassenyassin2561
      @hassenyassin2561 หลายเดือนก่อน +2

      The funny thing is the way she perceives herself is perplexing to me. First and foremost, her English proficiency is not strong enough to ask someone to write in English rather than in Tigrigna. Moreover, she argues that the film series is beneficial and capable of educating society, but in truth, it has the opposite effect. It undermines Eritrean societal values that have been preserved even through the colonial period. It is disheartening that she believes this is acceptable, disregarding the importance of safeguarding our cultural heritage and traditional values, which are crucial for maintaining the identity and cohesion of our society.

    • @AbrahamTecle-r6r
      @AbrahamTecle-r6r หลายเดือนก่อน +1

      Eti zgerm hina zgebru gal galo sebat aelewu do ewe entay dae b aetsabe zeyquxeru gega gal gal ktmesl wedi wedi kmesl alewo 1 _ 2 ente aelwu hmaq srah zsrhu wedi ms wedi zrakebU DAHLAK NAEKI EA AENE ZFLTHOM AELWU MO AB KWNNET NNBER DIKI TBLI ZELEKI

  • @WediAsmara-gg9bz
    @WediAsmara-gg9bz หลายเดือนก่อน +12

    Maybe That is reality in London but this not reality our country ❤️🇪🇷❤that is it

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g หลายเดือนก่อน +38

    ቶማስ ትግራዋይ ስለዝኮነ ንርትራውያን ይቅረ ክሐትት ኣይክልን ኢዩ ድንቁርናን ትንኩልናን መልእዎም ስለዝኮነ

    • @venusinc6052
      @venusinc6052 หลายเดือนก่อน +1

      ወረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩ ዘሎ

    • @nebyatgebretiensae9421
      @nebyatgebretiensae9421 หลายเดือนก่อน +1

      ናቱ ይቅረታ አይንደልዮን ኢና ሂሳቡ ረክብ አለዎ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @rezeneghilamicael7885
    @rezeneghilamicael7885 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመ ንዓካ አወል ስዒድ

  • @MerhawiAbaga
    @MerhawiAbaga หลายเดือนก่อน +12

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ንዕቀት ህዝቢ ስድሪ ኣየቀጽልን ኢዩ ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ ሓላል ህዝቢ። ምሕረት የውርድሎም ።

  • @ruthgedle4909
    @ruthgedle4909 หลายเดือนก่อน +11

    በዐል እዝአ አብኩሉ ዝሓምበጣን ተስፋ ዝቆረጻን ብድሕረይ ሳዕሪ አይብቆላ ብምባል እቲ ከክፍኡ ነገር ንህብረተሰብናን ንመንእሰያትን እዚ ጽቡቅ አሎካ እዚውን ጽቡቅ እዩ እንዳበላ አብቲ ብልሽው ናተን ሂወት ክነብር ዘተባብዐ እየን ኢንግሊስህ ስለዝተዛረባ ኩሉ ሰብ ፈላጣት ጌሩ ዝለዝወስደን ንቲ መንእሰይ በዚ ነገር መዝሚዘይ ናብቲ ረሳሕ ጎደንአን ዝአልይኦ ሰባት እየን ዕላምአን ውን አይፍለጥን እዩ ብኩሉ ተስፋ ዝቆረጻ እየን ኩሉ ሰብ ክጥንቀቀለን አለዎ 🔴❌️

  • @Hagerdawit6181
    @Hagerdawit6181 หลายเดือนก่อน +17

    ጀላዕ ዘይትሓፍሪ ኸ

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you Solo hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amyaraya9390
    @amyaraya9390 หลายเดือนก่อน +16

    ኣገብ ዳህላክ ካብ ባህና ወጺኪ ዘየሎ ጽንጽዋይ ንምንታይ እኪ ተምጽልና ኣለኪ ዓገብ ዓገብ ዓገብ

  • @sabakelati2537
    @sabakelati2537 หลายเดือนก่อน +8

    Dahlak gega, Eritrea qubur Meninet 🇪🇷 👍❤️

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru หลายเดือนก่อน +17

    ዳህላክ ፍልይቲ ክትከውን ትደሊ ሰብ እንድያ ግና ነዚ ስድነት ብዕሉግ ኣተሓሳስባ ቅቡል ከምዝኾነ ክትፈልጥ ኣለዋ። ውጉዝ ነገር ውጉዝ እዩ ኬድኪ ነቶም እንግሊዝ በሊዮም ኣልግሲ

  • @shishayshimendi6714
    @shishayshimendi6714 หลายเดือนก่อน +3

    ሶሎ ሓውና ጽቡቅ ስራሓ ፡እቲ ዓገብ ዝባሃ ዓገብ ክባሃል ኣለዎ!! ኢዚ ዳኣ ክኩነን ኣለዎ ጥራይ ድዩከ ባዓለገ ስራሕ!!

  • @yirgalemadhanom891
    @yirgalemadhanom891 หลายเดือนก่อน +15

    Thank you solo hawey for everything you do

  • @MikiTesfay-b7u
    @MikiTesfay-b7u หลายเดือนก่อน +2

    ሕጂ ኤርትራውያን ናብዚኣ ዳህላክ ይኩን ጉዕዞና ስዲ ኢያ

  • @maitemenai7307
    @maitemenai7307 หลายเดือนก่อน +18

    አዚ ወዲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኢንተርነት ይኣቱ አንተሎስ ከምድላዩ ኣብቲ ሃገር ይንቀሳቀስ ኣሎ ማለት ድዩ። ገሊኦም ከለላ ይገብሩሉ ኣለዉ ማለት ኢዩ። አቲ ህዝቢ ከ አንታይ ኢዩ ኮይኑ ኣብ አንዳ ኢንተርነት ክከይድ ከሎ ዬእጋሩ ዘይሰብርዎ። አዚ ናብታ አንዳ ግብረሰዶም ትግራይ ጥራሕ ስጎጉዎ። አዚኣ ኣፍ ጻሕሊ ከኣ ክብረት ህብረተሰብ የብላን፣

    • @eritreanalgebra7704
      @eritreanalgebra7704 หลายเดือนก่อน +1

      Wey reshinwo wey tigrayu derbiwo nezi wedi sharmuta agame

  • @mabrat3490
    @mabrat3490 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታሶሎ ካብኦም ዓይነት ሰባት ከይኮነት ኣይተርፍን ኢያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @PY49
    @PY49 หลายเดือนก่อน +12

    ሶሎ እግዚአብሔር ሰዶምን ጎመራን ከምኡ ስለ ዝገበራ ኢዩ ብሐዊ ጌሩ ዘጥፈኦም

  • @elsaabrha2655
    @elsaabrha2655 หลายเดือนก่อน +3

    አየናይ እዬ እቲ ሐቂ ትብሊዬ ዘሐኪ ከምዚ ተግባራት አብ ዓድና ክረኤ አይንደልዬን ኢና ነዚ ምዕባለ እንተ ሐሲብኪዪ ብጣዕሚ ተጋጊኪ አለኪ ፍቅሪ ምስሐደ ጸወታ እንታይ ይርከብ ከምቲ አምላክ ዝፈጠሮ ወዲ ምስ ጓል ደአምበር ከምዚ ነገር ክግበር ብጣዕሚ የሕዝን ።

  • @motherland1510
    @motherland1510 หลายเดือนก่อน +58

    ኣነ..... ዝገርመኒ... ናይዛ... ዳህላክ... እትብሃል.... ሰብ.... ንባህልን.... ክብርታትን... ኤርትራ ዝትንክፍ... ስራሕ ንዝሰርሑ.... ተተባብዕ... እንተድኣ... ኣላ, ሓንቲ... ካብቶም.. ብሕቡእ.... ንኽስራሕ.... ዝደገፈት... ክትከውን... ትኽእል.... እያ. ዓገብ... ክትብሃል... ኣለዋ.

    • @NaygezanaMegbi
      @NaygezanaMegbi หลายเดือนก่อน +1

      የስ ትኽክል

    • @helenkahsay4074
      @helenkahsay4074 หลายเดือนก่อน +1

      Yes😢😢

    • @waziemates4634
      @waziemates4634 หลายเดือนก่อน +2

      Anes kab mejemerya ye feriheya za dahlak tbahal kdm nsa nediaa tmselll

    • @rahelwelday7705
      @rahelwelday7705 หลายเดือนก่อน +2

      Kulu gzi nay xegam eyu hasaba anxar

  • @afewerkiteages8247
    @afewerkiteages8247 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ሶሎ እዚ ብመሰረት ኣብ ሕጊ ጥራይ እዩ ክቀርብ ደለዎ ብጣዕሚ ኣጸያፊ እዩ

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 หลายเดือนก่อน +16

    ወይጉድ እዛ ጋል መሰላ ዝተገፈፈ መስልዋ ከይከውን ትዛረብ ዘላ ንባዕላ ከምኡ ከይትከውን ኣይትሓዙላ። ሎሚ ዝማዕበላ መስልወን ኣብ ስደት ዘይግበር የልቦን እሞ እዛ ጋል ትዛረብ ደላ ለስብያን ከይትከውን ኣይትሐዙላ ከምኡ ምባላ ኣብ ስደት ዝሐተካ የልቦን ።

    • @ER-xp9th
      @ER-xp9th หลายเดือนก่อน +1

      ከካመጀመሪያ ማእበል ንሐድነት ኢሉ ክማጻአ ካብመጀመሪ አጽሊኢትና።

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 หลายเดือนก่อน +3

    ዑውራት ኣይኮን ንባዕሊኪ ዓዊርኪንልብና ኣይትስበሪ

  • @rahelghebrmicael6073
    @rahelghebrmicael6073 หลายเดือนก่อน +14

    እግዚአቢሔር እርድአና አምላክ ኤርትራ ይንባርክ ወዲ ወዲ ጎል ጎል ገይሩ ይፍጥረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @lunatewald4812
      @lunatewald4812 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 หลายเดือนก่อน +3

    Eritrea went kubur mennet 🎉🎉🎉❤

  • @yordanoskifle3839
    @yordanoskifle3839 หลายเดือนก่อน +28

    አየ ዳህላክ መኻን ሐንጎል ንስኺ ንስኺስ አብ አለና ዋልለታ ሃገር ዘገርም ቦታ ጠፊኢኪ ኔሩ ሕጂ ቦታኺ ረኺብኪ ምዕባሌኪ ንዓኺ

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ หลายเดือนก่อน +1

    ሰሌ❤🌹🇪🇷💪🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘፈርምዩ ክንድታ ዝፍትዋ ጸሊኤያ ፎአ ገጻ ትርሓቅ ኣፍ ሞጉዲ ኣወል ጅግና በሎም ብኹሉ ተሳዒሮም ሓድሽ ዙሑል ኩናት አሞ ህዝቢ ኤርትራኸታ❤💪🇪🇷🐪🙏🙏🙏🙏🙏

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 หลายเดือนก่อน +5

    Thanks solo

  • @terhasbereket2434
    @terhasbereket2434 หลายเดือนก่อน +1

    በስመአብ ብወልደመንፈስ ቁድስ ኦአምላክይ ብዙሕ ጽቡቅ ባህሊ ኢናሃለወናስ ነዚ ብሐይሊ ተፈጥሮኩም ቀይሩ ተጋገዪ ዝብል ሂወትን ቃል ኣምላክን ዝቅይር ክተባራቲዒዐገብ ንሶዶምን ጏመራን ዝሐለፈ አብ መጽሐፍ ቑድስ ብሐዊ ክም ዝተቕጽዑ አይትረስዒ!!!🏨🏨🏨🏨🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏨🙏🏾🇪🇷🏨🙏🏾🇪🇷🏨🏨🙏🏾🇪🇷♥️

  • @Love21231
    @Love21231 หลายเดือนก่อน +24

    She did not understand this movie is very contagious that can destroy the generations to come.

    • @vgjhgtggih116
      @vgjhgtggih116 หลายเดือนก่อน

      She know very well she’s an agent of the western. Open your mind, brother or sister that is clear what she saying what she stand for what she been working for she use our island name. We don’t know who is. She Eritrea or ?

    • @vgjhgtggih116
      @vgjhgtggih116 หลายเดือนก่อน

      That’s what she making for leaving

    • @Love21231
      @Love21231 หลายเดือนก่อน

      @@vgjhgtggih116 the consequences is big. If she’s speaking because someone support to her financially that’s not going to last forever. Every country in this planet have their own rules to follow and we Eritreas, we have a Law to follow. Our religions and culture will not allowed anyone to practice this kind Activities in our country. In the western countries it’s normal to be gay or lesbian. And we are not allowed in Eritrea this kind of normality.

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you solo🇪🇷🙏🇪🇷

  • @senait4255
    @senait4255 หลายเดือนก่อน +6

    ERITREAWI is Kubur Mennet forever Alawys YESSSS🇪🇷🙏🏽⛪️❤️🕌🙏🏽🇪🇷‼️‼️

  • @nazaretabraham9385
    @nazaretabraham9385 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ሶሎ ሓውና እዞም ነዚ ከምዚ ዝድግፉ ሰባት ብመሰረቱ ካብ እምነት ን ፍቓድ ኣምላኽን ዝራሓቑ ሰባት ጥራይ እዮም በዚ መልሲ ናይዛ ዳህላክ ዝብልዋ ሰብ ካኣ ብመሰረቱ ዘይንሳ መሲላ ትነብር ዘላ ሰብ እያ ነቲ ኣምላኽ ዝፈጠራ መልካዓ ምእካል ኣብይዋ ብገለመለ ከናፍራ ከተታዓራሪ ኣብደጋዊ መልክዕ እያ ክትረአን ክትስማዕን እያ ትፍትን ክትሓፍር ጥራዩ ዝግበኣ ይግበኣ

  • @bsrattesfay2104
    @bsrattesfay2104 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ስሙር ህዝቢ ቅዱስ ህዝቢ ነዚ ነውራም ኣጸያፊ ነገር ዝወገድካ ፡ሃገርና ቅድስቲን ሕፍርትን ኢያ ተባረኹ።

  • @elsayosief1480
    @elsayosief1480 หลายเดือนก่อน +14

    How could she support this kind offensive action we need to pray for our country 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @Enbabafiori
    @Enbabafiori หลายเดือนก่อน +4

    Eritrawnet kubur meninet🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌻

  • @shabaytesfa
    @shabaytesfa หลายเดือนก่อน +16

    እንታይ ኢያ ኩሉ ግዝየ ፍሊይቲ ክትከውን ትፍትን

    • @million1661
      @million1661 หลายเดือนก่อน

      ክትሓስበሉ ኣለዋ

  • @ermiastekele5002
    @ermiastekele5002 หลายเดือนก่อน

    ዳህላክ ኣፍ ጻሕሊ ጀላዕ ከንፋር

  • @nouramussa7400
    @nouramussa7400 หลายเดือนก่อน +10

    ከመየ ዝበልኪ ባዔለገ ኢኺ ሕፈሪ ስድ ኢኺ

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638 หลายเดือนก่อน +1

    ጓልታ ጀላዕ ሙሬ ኩሉ ኣጋውናኣ ከምኦም ትከውን ረሳሕ

  • @samihani648
    @samihani648 หลายเดือนก่อน +3

    ደቂ ኤረይ እዛ ሸንፋው ናይዞም ብዑልጋ ተሓባባሪት ትከውን

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you solo🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @futuwihasen2667
    @futuwihasen2667 หลายเดือนก่อน +8

    ከይ ተረድአ ከም ምዕራባዊት ፖለትከኛ ኮይና ትዛረብ አላ ምዕባሌ ጌራ ወስዳ ከምኡ ክትዛረብ ክብረታ ሸይጣ ብጣዕሚ ተሕፍር

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ሰላም ሶሎ ሜድያ እዋይ እዛ ሰብ እንታይ ወሪድዎ

  • @emmahigh4644
    @emmahigh4644 หลายเดือนก่อน +23

    እዛዳህላክ ትበሃል ጋል ሓንቲ ሕስርቲ እያ ዕድላ ኣሕሪራ ንኣሕዋትና ክፋትሓ ክትምህረን እያ ትውዕል።ንኹለን ደቂ ኣንስትዮና ከምኣ ሕስርቲ ክትገብረን እያ ትጽዕር እዛ ሃላይ።

    • @ራዛtube
      @ራዛtube หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @AsterMedhane-x8e
    @AsterMedhane-x8e หลายเดือนก่อน +1

    ፉቃድ፡አምላኽ፡ዘኮነይለዐል፡ሐፉተይ፡ቤተሰብ፡የብልኽዱዮ፡፡አምላኽ፡ይገስግጹኪ

  • @amanuelberhane8476
    @amanuelberhane8476 หลายเดือนก่อน +6

    ወይ ጉድ ዳህላክ ድኣ ዘይተፈልጠት ካብዞም ሉጢ ስለዝኮነት እያ ትድግፎ ደላ ነዚ ጽዩፍ ተሞኮረትሉ እያ ትመስል ሞያኣ ድኣ ከይከውን

  • @ElamKeleta
    @ElamKeleta หลายเดือนก่อน

    Good morning Sele, thank you for your hard work may God bless you abundantly

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu หลายเดือนก่อน +3

    Eritreawi net kbur menent ❤❤
    🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️❤️🌻🌻🇪🇷🇪🇷

  • @SamsonMhreteab
    @SamsonMhreteab หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ኩሉ ጽቡቕ መደብካ፣ እዚ ከምዚ ዓይነት ነገር ደጋጊምካ ክትዛረበሉን ካብ ሓፈሻዊ ርእይቶታት ወጺኻነ ናብ ናይ ውልቐ ሰባት ዘረባታት ምዝንባል ክሳርኡ ከይበዝሕ የሰክፍ።

  • @berekettesfamariam2486
    @berekettesfamariam2486 หลายเดือนก่อน +7

    እንበር ከ ባህልን ሕብረተሰብ ናይ ኤረትራ ትፈልጦ ድያ ኢዳን እግራን እባ ታኣክበልና ኣክንዲ ዓገብ ምባል ድዩ ገምጃዕ

  • @SigaeedaMjjhh
    @SigaeedaMjjhh หลายเดือนก่อน +7

    DAHLAK U MUST HEAR THE HEART BEAT OF ERITREA .

    • @million1661
      @million1661 หลายเดือนก่อน +1

      Love this comment. Bravo. She's one smart eritrean woman. She will come to her senses

  • @forobia-ss7ye
    @forobia-ss7ye หลายเดือนก่อน +27

    DAHELAK, AFE JELAE. ERITREA 🇪🇷 KETATEW YEBELAN.

    • @LidiaTeame-bx3nh
      @LidiaTeame-bx3nh หลายเดือนก่อน +5

      Ya kone ela ey tgebro zela minalbat nis ewin Lesbian tikewin

  • @busd7688
    @busd7688 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 หลายเดือนก่อน +10

    ዳህላክ ዝያዳ አተንሽን ንምርካብ ትገብሮ ዘላ እያ ብኸምዚ ህቡብነት ብዛዕብአ ጫውጫው ክብል ሰብ እያ ትደሊ ዘላ

    • @freemind5454
      @freemind5454 หลายเดือนก่อน

      Tsebuk aleka kone eya tezareb zela sebat kemzi ela elom kzarebula ezi shitara nay youtubers zgebrwo eyu

  • @teklayghirmay9404
    @teklayghirmay9404 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሶሎ መድያ ምጀመሪያ ንዳህላክ ርከባ ሓሳባ ስምኣያ

  • @idrismohammed6000
    @idrismohammed6000 หลายเดือนก่อน +5

    God bless the people of ERITRA 🇪🇷 💕 🕊

  • @AmanelBekuretsen
    @AmanelBekuretsen หลายเดือนก่อน +3

    ዳህልክ ደቂ አንስትዮ ኤርትራ ናብ ናጀርያ ክከዳ አለወን ኢላ ትጉስጉስ ዘይኮነትን

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 หลายเดือนก่อน +6

    ረአይዋ ደሃላኩም ተስፋ ገረ ትብለና አለና እዚአ መሰዋልድ እያ ትኸይድ ሸርመጥመጥ አብዚሐ
    ዱባይ ከይዳ እኮ እንታያ የእብያ ከምዝመጸት ነጊራ ዝደሊ እንተ አሎ ከነኤዝዘልኩም ካብዚ ዝበለ ጸያቂት ባህሊ ታይ አሎ ጉሐፋ አብ ሕጊ ትቅረብ ደሃላክ

  • @abebamckay7126
    @abebamckay7126 หลายเดือนก่อน +1

    Thank u Solo great job 👏

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 หลายเดือนก่อน +12

    ዳህላክ ገስጥ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ መገዲ ትኽተል ኣላ።

    • @lidyagoitom5538
      @lidyagoitom5538 หลายเดือนก่อน +1

      Exactly Welad yebla hadar yebla ( kulu kemae koymu kinebir deliya tikewn )

    • @AbelGebretinsae-md5of
      @AbelGebretinsae-md5of หลายเดือนก่อน +1

      Nay bi haki welida tifetino

  • @titiyebiyo7315
    @titiyebiyo7315 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you solo brother for everything you do
    Dhalke stop you have read bubile OK

  • @tesfasolo2665
    @tesfasolo2665 หลายเดือนก่อน +6

    ጥዕና የብላን ሰሌ እዛጓል

  • @edenteklom6260
    @edenteklom6260 หลายเดือนก่อน +1

    ይቅሬታ እምበር ንዳህላክ ንሱ ድዩ መሊሱላ ወላ ካልእ ሰብ ንፈልጦ የብልናን

  • @danielasgodom1275
    @danielasgodom1275 หลายเดือนก่อน +4

    Tsebuq srah solo neza zeytrebh seb gen shelel zbehal yelen senef🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teclehaimanothadgu2523
    @teclehaimanothadgu2523 หลายเดือนก่อน

    ንየውውውውውውው በልዎ ጸላኢና መንፈሱ ይደሃል ድሁል መንፈስ።

  • @kiflomtesfahannes7366
    @kiflomtesfahannes7366 หลายเดือนก่อน +5

    Foo belwa

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 หลายเดือนก่อน +2

    እዛ ዳህለክ እትባሃል ካኣ ካብቲ ቶማስ ዝባሃል ጸይቀ ዕሉሉን ብዕልጉን ዘይትሓይሽ ንደቀ ኣንስትዮ ናይ ብዕልግና መልእኽቲ እተማሓላልፍን ካብኣቶም ብዘይፍለ ክተሕተት ከምዘለዋ ክንገብር ይግባእ ደቂ ኤረይ።ኩሉ ዘረባኣ ብዕረ ዝተጎልበበ ማዓር ኢዩ ብጽሞና ከነለልያ ንፈትን :እቲ ዝኸፈአ ካኣ ሃገራዊትን ብሃገራ ከምታሓምም ኮይና ኢያ ትቐርብ:ነቶም ንዓና መሲሎም ዝዘርጉ ኢና ብዝያዳ ከነስተባህለሎም ዘለና ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏

  • @meheretalmedom3322
    @meheretalmedom3322 หลายเดือนก่อน +3

    Just keep it for yourself and if you want you can support him
    We don’t know who you are too you may be one of them ዝሰልጠንኺ እንተመሲሉኺ leave us alone Eritrean people are respectful people

  • @meazakidane-r3q
    @meazakidane-r3q หลายเดือนก่อน +1

    You are right solo!!!

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir หลายเดือนก่อน +8

    ብዓይኒ። ፈጣሪ። ፉንፊን። አዩ። 😢😢😢😢😢😢

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน

    ኪዲ ተካል ወጅሀ ገጽኪ ትከወል ነዚ ተካል ስራሕ ደጊፍኪ ማራናቲ ድያ ትብሀል ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷