ክልተ መርዓውቲ ንሓንቲ መርዓት 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @hagerey672
    @hagerey672 4 ปีที่แล้ว +4

    Thank you memhir mekonen.

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ 4 ปีที่แล้ว +9

    መም መኮነን የቀነለይ ነዛ መጽሓፍ ክገዝኣ ንዓጓ ደውለሉ ነረ፡። እዛ መጽሓፍ ተወድኣ ኢልኒ ።
    ሎሚ ብእዝነይ ምስማዓይ ኣመና የ"ዘመስግነካ"
    ግን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ግበራ።

  • @Kokob_Semay_Tube
    @Kokob_Semay_Tube 3 ปีที่แล้ว +1

    መም ወትሩ ምስ ኣመሰገንኩኻ'የ!!!

  • @wegahtakibreab6191
    @wegahtakibreab6191 4 ปีที่แล้ว +1

    Welll come hawina mekone tefiekana nay dehan deaaa

  • @shishaymahari8959
    @shishaymahari8959 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋውው ዓየ፡ ጋባ፡ ሓበነ፡ ሞሶቃ፡ ኦባ፡ ጋባ ኣድጊ፡ ወዘተ ፨፨

  • @munir5489
    @munir5489 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህረይ ከም ወትሩ ምስጋናይ ዓቐን ኣልቦ እዩ ።

  • @yohannesmedin7825
    @yohannesmedin7825 4 ปีที่แล้ว +7

    Well done Ague hawey. I will contact you soon after this Corona Virus is over.

  • @manolotee3655
    @manolotee3655 4 ปีที่แล้ว +1

    Great book. I will make my purchase when it becomes available

  • @selambahta145
    @selambahta145 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህረይ እንቃዕ ሰላም መጻአካ

  • @asmoromhabtom1763
    @asmoromhabtom1763 4 ปีที่แล้ว +3

    Yekenyelna kubur haw

  • @alga9406
    @alga9406 4 ปีที่แล้ว +4

    I'm very impressed with your channel

  • @YONAS284
    @YONAS284 4 ปีที่แล้ว +6

    Enkua ብድሓን መጻካ

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 2 ปีที่แล้ว +1

    ምስጋና ንክልተኹም ደራስን ኣቕራቢ ዛንታን በሉ ነዚኣ ከላ ሎሚ ሀ ኢለ 1ይክፋ ጀሚረያ ኣለኹ ጽቡቕ ኢዩ ነዓና ነቶም ሃካያት መጽሓፍ ምንባብ ዘይንፈቱን ብሰንኪ ሕጽረት ግዜ ከንቡቡ ግዜ ዘይረኸቡ ሰባትን ኣቢ ኣስተዋጽኦ ኣለዎ መጽሓፍ ብ ኣውዲዮ ምቕራብ ኣንብብ ክትዕንብብ ኣታ መንእሰይ የቐንልና ብድጋመ መን እሰያትና ን ምትብባዕ ትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ጻዕሪ

  • @መርሓባ
    @መርሓባ 4 ปีที่แล้ว +4

    *መምህርና መደብካ ብጥዓሚ ጽቡቅ ዪ ቐጽሎ። ሓንቲ ግን ክሓተካ ሓንቲ መጽሓፍ ኔራ ናይ ደበሳይ ወልዱ ብግጥሚ ጀምራ ብግጥሚ ትውድእ ኣርእስታ ግን ኣይዝክሮንየ። ግን ካብቲ ናይ ደጋዊ ናይታ መጽሓፍ ከምዚ ዝብል ግጥሚሎ "ስእለይ ስእሊ ደበሳይ ኣብ መሬትኳ ተተቀብረ ት'ሬሳይ ታሪኸይግን ኣይቅበርንዩ ምሳይ" እያ መስለኒ ትብል ኔራ በጃኹም ኩልኹም ነዛ ኮመንት ዘንበብኩም ወላ ትፈልጥዋ ተኾይንኩም ንገሩኒ ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል ወይ ብኸመይ ክከታተላ ይኽእል፧*

  • @temesgenaraya6148
    @temesgenaraya6148 2 ปีที่แล้ว

    Hallo yekenelna good job

  • @ወዲቖላደጋከይትኸውንዕዳጋ
    @ወዲቖላደጋከይትኸውንዕዳጋ 4 ปีที่แล้ว +5

    Merhaba Memhr enqua dehan mexeka ❤️👍🏿✌🏾

  • @helenmhary3538
    @helenmhary3538 4 ปีที่แล้ว +1

    እዛ መጽሓፍ ኣብ ገዛ ኔራትኒ ግን ኣይወዳእኩዋን ስለ ዝቀጸልካለይ የመስግነካ

  • @msgnanguse6069
    @msgnanguse6069 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome memhr

  • @habenhaben5268
    @habenhaben5268 4 ปีที่แล้ว +2

    Edmen tenan yehabka memhirey...❤❤. Email ente halika kirekbeka mideleku

    • @temesghenmehari2057
      @temesghenmehari2057 4 ปีที่แล้ว

      ዝኸበርካ ሓው ንመምህር መኮነን ኣዳላዊ እዚ መደብ ብመገዲ ገጽ መጽሓፍ በዚ ሊንክ ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ ።
      facebook.com/1247472802/posts/10216644272399716/?sfnsn=mo

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 3 ปีที่แล้ว

    Keep it

  • @aronteame7758
    @aronteame7758 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኣድቨርታይዝ በዚሑ ኣብ ውሽጢ 20 ደቂቅ ልዕሊ 7 ?

  • @knowledgeispower9072
    @knowledgeispower9072 3 ปีที่แล้ว

    Thanks bro🤩