ታሪኽ ባሕሪ ነጋሲ ኢያሱ በዓል ድግሳ ( ካብ መጽሓፍ ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 24

  • @ablelmisgun8345
    @ablelmisgun8345 9 หลายเดือนก่อน +2

    A true and wise leadeeship abotatey akal nayzi tarik bmukanom kea yehbneny.

  • @davidbrother4908
    @davidbrother4908 ปีที่แล้ว +4

    የቀንየልና መምህር መኮነን ስለቲ ኩሉ ዝሃብካናን ዝጸሓፍካልናን ታሪክ ኣቦና ባሕረ ያሱን ድግሳናን ❤ 🌳

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet ปีที่แล้ว +5

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ታሪኽ ቀጽልዎ መ/ም መኮነን ተስፋይ!👏
    እዛ ስያመ ዛላ ኣንበሳ ትብህል ግን፣ ካልእ ኣሰያይማ ውን ኣላታ፣ ምስ ባሕረነጋሲ ዑቅባሚካኤል ጥቊር ትተሓሓዝ! 👍

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 ปีที่แล้ว +3

    Nice thanx God blles you

  • @TesfaiGhebreyesus-z8u
    @TesfaiGhebreyesus-z8u 13 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ኣገላልጻ መምህር መኮነን ካብ ወለድና እንዳ ሰማዕናዮ ዝዓበና ታሪክ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካልና ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ 3 ወደከል መነመን ኢየን ኣነ ዝፈልጥ መስሓል ወደከለ ዓድና እተን 2 ወደከለ'ከ ካበይ ኢየን መጽየን መነመን ኢየን'ከ ካልእ ድማ ጭልቁጥም ሰርሓ ውን ክሳብ 1996 እቲ እንዳ ኢሜግረሽን ዝነበረ ቦታ ይበሃል ኔሩ ደሓር ድማ ዶብ ክበሃል ጀሚሩ ምስ ምጅማር ኲናት ሻዕብያ ዶብ ከይትብልዎ ዶብና ኣብዚ ኣይኮነን ኢሎም ኣትሪፎሞ

  • @tefeybeyene5789
    @tefeybeyene5789 ปีที่แล้ว +3

    ነመሰግን

  • @WeldaebAbraham
    @WeldaebAbraham ปีที่แล้ว +2

    Waww Akele adey💪🏾💪🏾💪🏾❤️❤️❤️

  • @kasay67
    @kasay67 ปีที่แล้ว +3

    መሳጢን ምሃርን ታሪኽ፡ክብረት ይሃበልና ጽሓፍትን ተራኽን

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 ปีที่แล้ว +1

    Thanks please I need to real history ❤

  • @butsuamlakkibreab8924
    @butsuamlakkibreab8924 ปีที่แล้ว

    btami mesati tarik abona bahregasi yasu. keep going.

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ታሩኽ ላይክ ሼር በልው ኩሉ ክርኦን ክማሃረሉን

  • @nahomhaile-fs1co
    @nahomhaile-fs1co ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤

  • @ZemenwediCharles
    @ZemenwediCharles 12 วันที่ผ่านมา

    Abo hagoy ❤❤❤

  • @chirubeleyob5377
    @chirubeleyob5377 ปีที่แล้ว +1

    Hi mekonen tsfaye edmen tieanan yimneyelka eza mexhaf b kemey kinrekba nikiel habereta habelni please thanks for everything 🙏

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ደሓንዶ ኣብ ኣመሪካ ኣንተሊኻ www.semayat.com ክትእዝዛ ትኽእል ኢኻ። ወይ ካብ ኤርትራ ሰባት ክሰዱልካ እንተኾይኖም።

    • @chirubeleyob5377
      @chirubeleyob5377 ปีที่แล้ว

      @@MosaicBahli amlak ymesgen dehan eye Yekenyeley online order kigebra eye

  • @bahlibihagos9763
    @bahlibihagos9763 ปีที่แล้ว +1

    አረ ታርክ ኣይተበላሹ ዛላ ኣንበሳ ኣብ 1543 ክ/ዘበን እያ ተመስርታ ብሹም ዓጋመ ኣዘዜይ ማለት ኣብ ዘበነ ኣሕመድ ግራኚ ሹም ዓጋመ ኣዘዜይ ድማ ንራእሲ ክፍለዋህደ ኣቦሓጎኡ እዩ ስለዚ ዛላ ኣንበሳ ዕድመኣ 600 ከባቢ እያ ትገብር ንስካ ግን ቅድሚ 200 ዓመት ዝተመስረተት ገርካ ኣቅርብካያ ኣለካ

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  ปีที่แล้ว

      ሰላም ባህልቢ፡ ኣነ ምንጪ ጠቒሰ የንብብ ስለዘለኹ ምጉትካ ምስ ጸሓፊ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ።

    • @bahlibihagos9763
      @bahlibihagos9763 ปีที่แล้ว +1

      @@MosaicBahli ሽግር የብሉን ኩሉ ግዜ ስለዝካታተለካ እየ እቲ ምፅኦ ትምህርቲ ደስስ እዩ ዝብል እዛ ዛንታ ዝሃበካ ግን ካብ ሓቂ ዝራሓቀት እያ እቲ ኣብ መንጎ ሹም ዓጋመ ወልዱን እዚ ኣከለ ጉዛይን ዝነበረ ኩናት እንድዒ ክንብር ይክእል እዩ ምክንያቱ ሹም ዓጋመ ወልዱ ከምቶም ናይ ቀደም ሓርበኛታት ኣይነበሩን ውዑያት እምበይ ኣቦሓጎታቶም ድማ ገዛእቲ ዓጋመ ኣይነበሩን እቲ ኣቦኦም ኩማኒት ካብ ኣኮታቶም ዝወረስዎ ሽመት እዩ እምበን እሶም እንዳ ወረደ ምሕረት እዮም ሓረጎም
      እቲ ካብ ሃፀይ ገ/መስቀል ዝምዘዙ እንዳ ሹም ዓጋመ ተስፋይ
      ደቂ ደቆም
      ሹም ዓጋመ ኣውዓሎም
      ሹም ዓጋመ ኣዘዜይ
      ሹም ዓጋመ ደብረፅዮን
      ራእሲ ኣኽሓዶም
      ራእሲ ቴድሮስ
      ራእሲ ደጌና
      ራእሲ ይሳቅ
      ራእሲ ክ/ዋህድ
      ራእሲ ለባሲ
      ራእሲ ስሑል ሚካኤል እዮም

  • @chiaramichiel9270
    @chiaramichiel9270 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @bereketaraya6495
    @bereketaraya6495 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤

  • @AwetAbraha-i1b
    @AwetAbraha-i1b ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @JhohnGere
    @JhohnGere 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @JhonMuhur
    @JhonMuhur 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤