ዕጽው ሒወት ሎሚ ተኸፊቱ ን 40 ዓመት ዓይነን ኣይርእያን ቀትርን ለይትን ውን ዕጽውቲ እያ ገዝአን "ሓትኖ ኣትሌት ወርቅነሽ ኪዳነ "ዝምስሊ ኽበጽሓ ግበሩ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
እኔ በትግርኛ መጻፍ አልችልም ግን ቃል አጣሁኝ ለናንተ እግዚአብሔር አምላክ ሆይ ጉልበት ሁሉ ይሰጣችሁ❤ ሌላው ሰራ ሰትሰሩ ለራሳችሁም ጥንቃቄ አድርጉ የናንተ ጤና መሆን ለእናቶች ወሳኝነት አለው ተባረኩ 🙏
እሺ ይኔ እህት ናመስግናለን
😢😢😢😢❤
🥰🥰🥰♥️🙏
❤🎉
❤❤❤
ተመስገንፈጣሪ
ልኣካትኩም
ልሃበና
ኣደዋይማርያም
ሓደራኪ
ዘክርኒ
ሓጥያተይ
ሓድግኪ
ሰናይ
ልምስራሕ
ኣብቅዕኒ
ኣበዋይ
ኣባሰላማ
ካሳትየ
ብርሃን
ፃድቅ
ናይ
እግዝያብሔር
ሰብ
ሓደራ
ኣበዋይመዓረይ
ኣብዝፋንኣምላክ
ዘክርኒ
ፅብቅስራሕ
ክሰርሕ
ፀልይለይ
ሓደራ
ኣሜን
ኣሜንኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኩ አሕዋተይ አብ ከምዚ ሰናይ ተግባር ምውዓል ብጣዕሚ ዘሐጉስ እዩ ዓስቢ ነብሲ እዩ እዚ እሞ መንእሰይና አብ ከምዚ ክውዕል ብጣዕሚ ደስ ይብል ❤😊
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንኡሳተይ ለካ ተስፋ ኣለና በረኸተ ረዲኤት ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ክቡራተይ
ብሓቂ ንዓኹም ንምግላፅ ቃላት የብለይን አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤
መምህር ጸጋይ ብጠዓሚ ብጠዓሚ ልብካ ዝትንክፍ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ሞ እዝጋብሄር ምሉእ ጥዕና ይሃብካ
እፍፍፍፍፍፍ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኣብ ዓብይ ደረጃ የብፁሑኩም ❤❤❤❤❤
አማራ ነኘ ትጌረኛ አልችልም ግን በጣም ያሳስናል ለጦረነት የጠፍው ለእዴነዚህ አይነቶች ቤንረዳ የት በዴረሰን
እውነጥ ብለሓ\ሃል ወንድም ቅን ልቦች ጠፉ
ብሓቂ ብሓቂ ቃላት የብለይን መምህረይ ዝሰራሕኻዬ ብጣዕሚ ዓብይ ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ውዕለታኻ ይኽፈልኻ ንኹልኹም አብዚ ፅብቕ ስራሕ ዝተሳተፍኹም ብገንዘብኹም ብጉልበትኹም ካብ ዝናኣሰ እስካብ ዝዓበየ እግዚአብሔር ፀጋ በረኸቱ የብዝሐልኹም ❤🙏
ቡሩኳት ፈጣሪ ወሲኩ ወሳሲኩ ይሃብኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰላም ለባማት አሕዋተይ አነ ብዓቅመይ ምሳኩም ክሰርሕ እየ ብርኽት ጎልአሞይ አብከምዝይ ብምስራሕኽ ደስ እሉን እሞ አጀኹም❤🎉🎉🎉 ፀጋይ ለባም
ዓስቢ ሰናይኹም ይሃብኹም እግዚአብሔር ንኹልኹም ሂወትኹም ይባርኽ ብዝወፀ ይተክአልኹም❤
እቶም ነዞም-ዝደኸሙ ብጉልበቶም ዝሕግዙ ዘለዉ መናእሠይ እግዚኣብሄር ይሓግዞም።
ተባረኹ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም
መ/ር ፀጋይ ከምኡ መሳርሕትካን ላኣክትካን እ/ር ምሳኩም ይኩን ኣሜን...ኣሜን...ኣሜን !!
እግዚአብሔር ያክብርኹም አቤት መታደል ዕድመ ጥዕና አብዙሑ ይሃብኹም አሕዋተይ😢❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን.አብ ከምዚ ዝበለ መነባብሮ አደ ትግራይ ካብ ምሰ ሰብ ምባር.ምስ.ትኻን ን40 ዓመት ብትኻን.እንዳተበልት ሰብ እዚይ ኩሉ.ጉድ እንዳራአየ የሕዝን 😢😢😢
ኣምላኽ ባዕሉ የሐግዝኩም ጉልበትኩምን ጥዕናኹምን ከም ሐጺን የጽንዕኩም ጥዑም መዓልቲ ለይትን ይግበረልኩም።
እግዚአብሄር ጻማኹም ይሀብኩም: ጎረባብተን ምስሂወተን ተቐቢረን አናረአዩ ዘይረድእወን ሓጋዚ ምስረኸባ ተአኻኺቦም ክፉአት ሓሰዉቲ
አንቱም ዝሓገዝኩም በረከት ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናንይሃብክም ፈጣሪ
ብሓቂ ቃላት የብለይ መምህረይ እልትሰረሖ ሰረሕ እግዝአብሔረ አምላክ ዕደመና ጥዕና ይሃብኩም አሕዋተይ ብዝወፀ ይተክአልኩም ልዋሃብቲ👏👏👏👏👏
እግዚአብሔር ይባርኩም ኣሕዋተይ መዓረይ ዝሓገዝኩም ብዝወፀ ይተክእልኩም
ብጣዕሚ ዕድመን.ጥዕናን.ያሀብኩም ገዳም መድያ🎉🎉🎉ክብሪ ይግባአኩም የቅንየልና❤
እግዚኣብሄር ንዓኻን ነቶም ብገንዘቦም ዝሓገዙን ይሓግዝኩም።
እግዚአብሔር አምላክ ሓይልኹም ይባርኽ ብእኖት ህንደይ ቅልል ውልወን ኪኾን አደዋይ ሓንቲ ትካናኸነን ምትገበረ ደይርእ ሰብ አይኾነይ ዓይንና ሕዝና ኾ ምኽባዱ
ብድወፅአ ይትኪአልኹም አብ ዓምደ ወርቁ ይፅሓፈልኹም❤❤❤
ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይኩን ኣሕዋተይ እግዛብሄር ይባርኩም❤❤
ኡፋ እግዚአብሔር ሆይ አንተ ሁልን ታውቃለህ ታይማለህ ሀገራችንን ሰላም አውርድ ለሰው ልጅም ሰላም ስጥ አሜን🙏
እኛ ሀገር በጣም የሚያናድደው ነገር አንዱ አካል ከመጠን በላይ የበለፀገ ነው አንዱ አካል ድግሞ እንዲሁ ከቁጥጥር ውጭ ሁኖ ይታያል ያሳዝናል በጣም😭💔😭 ይህ ያደረጋቹ ሁሉ የሰማዩ አምላክ ብድራታችውን ይክፍል አሜን🙏
እግዚአብሔር ያክብራቹ በጣም ያሳዝናሉ ። እቤታቹ በ በረከት ይሙላው መድሀኒአለም ቃል እኮ አጣሁላቹ ።ውስጤ አዘነ እባካቹ እናግዘው
ሂወትኩም ኩሉ እግዚአብሔር ይባርከልኩም ንኩለኩም መምህር ፀጋይ ዕድመካ ይንዋሕ❤❤❤
እግዚአብሄር አምላክ ዓሰብኹም ይኽፈልኩም
ተባረኩ እግዝኣብሄርብር ትኦፍርዎይሓሊኩም🙏
እግዚአብሔር,ይባርካችሁ,ቀላል,አይደለም,ያደረጋችሁት,ትልቅ,መልካም
ሥራ,ነው,የሠራችሁት,ዘመናችሁ,ይባረክ
Medahnyealem. Edmey. Yistachu
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክቡራተይ መምህረይ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን እግዝኣብሄር ይሓልውኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንበረልና ❤️🙏🙏🙏
እዝጋብሄር ንዝሓጎዝኩም ገዘብኹም ይባረኽ ብጉበት ዝሓገዚኹም ሓይልኹም ሓይሊ ሓፅን ይኹን ዝወለድኹሞ ይባረክ ሃምኣኻቱም ዘበለ ያብዘሐልና ንሕዋቲናለ ብላውፃኹሞ ዕፅፍድርብ ይወሰኸልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
❤❤❤ ተመስገን ፈጣሪ ሰናይስራሕ ዝሰርሑ ሰባት ስለዘርአኻና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብርክት ሓፍተይ ጎበዝ አብ ከምዝ ዓይነት ብምራአየይ ብጣዕሚ ደስ አሉን
እግዝአብሔር አምላክ ይሓግዝኹም ደቅነይ
እግዚአብሔር ዕድመ የሃብኩም
መምህር በጣም ጥሩ ተግባር ነው ግን ማስክና የዐይን መነጸር አድርግ
እሺ ክብረት ይሽጥልኝ
Ene ye Tigrayn akababe beabzagnaw akewalehu, deg ruhruh yehone hizb naw endezeh hono say libe sibir yelal!! Minale torinetu bekerena tedegagfo menor bechal!! Fetare yerdachihu 😭😭
ሰማያዊ ሂወት መሪፅኩም አብ ዝበለፀ ደረጃ ክትበፅሑ ንምነ ቃላት ሲኤነልኩም ከምዚ እውን አሎ ድዩ ብዙሕ ክፍአትን ጭካነ አብትሪኤሉ ከማኻቲም ዝበለ ክርኢ መንፈስ አምላክ አብ ድኻን ዝፀበቦን ዝፀልመቶን ከምዘሎ የርኢ ዕዴመን ጥዕናን እናተመነኹ ነቶም ገንዘብ ዝልእኹ ድማ አብዚሑ ይሃብኩም
ኣሕዋተይ ፅቡቅ ስናይ ስራሕዩ ቀፅሉሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቡኩም ይክፈልኩም ዕዶመን ጥዕናን ይሃብኩም
እግዚአብሔር ይሃብኩም ንዋሃብቲ ንተላእክቲ ንኩልኩም እግዚአብሔር ይባርክኩም
ኣቱም ወፊርኩም ተኣትዉ ዓስቢ ካብ ኣምላኽ ክትረኽቡስ ካብታ ዘለትኩም ዓቅሙኹም ሓግዙ 🙏🙏 🇪🇷
Egzabher edmen tenan yhabkum zewsaekumo ytekalkum
እግዚአብሄር፣ዘራችሁ፣ይባረክ፣እሱይርዳችሁ፣
እቲ ኣብ በቢቑሸቱ ዘሎ ማሕበረሰብ ነንባዕሉ እኳ ዘይተሓባበር እንታ እዩ ደንዚዙ እዙይኮ ዓዲ ኽገብሮ ዝግባእ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም
ንዓይ ይጥዓመኒ በዚሑ የሕዝን ዩ ብፍላይ አብገጠር ሞትዩ አየስእንኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተባረኩ ዞምሓተይ❤❤❤❤
Kab rabi rekabwa yahwatey marey xabuq Sarah edman teanan yahbkum❤
እግዛህቤር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ምዕዳል እዩ ክምዚ ስራሕ ምስራሕ።ዘመንኩም ኩሉ ይባራኽ❤
❤❤❤❤ amlak misakum ykun zom yhwatey tebrku🙏🥰🥰
ተባረኩ አሕዋተይ እግዛቢሂር ይባርኩም❤❤❤❤❤
ቀፁሉሉ❤❤❤❤ አብ ጎንኹም አለና
መርዳት ባልችልም ስራችሁ በጣም ያስቀናል እግዚአብሄር ከናንተ ጋር ይሁን❤❤❤❤❤
Amlak xgeu ybzhlkum yhwatey mearey
Ezgabiher amlak xegiu yebzhalkum edmen tienan yhabkum ms gulbetkum nberu ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ብጣዕም የአና ናመስግ ን ተጋሩ አሕዋትና ዕድመን ጥዕናናን የሀብኩም
Egzabher edme yahabka memher tsegay hawey🙏🙏🙏
እግዚአብሄር ዕድመን ይሃብኩም መፃኢኩም ብሩህ ይኩን አብዚ ሰናይ ግብሪ ትሰሩሑ ዘለኩም ኩሉኩም ❤ ብሓቂ ዘቅንእ 😢😢
እድመን ጥእናን ይሃብኩም የሕዋተይ ዝሃብኩም ከአ በረክት ረኪብኩም ንከምዚ ከማይ ልቢ ይሃበና
Egziabhier zeywdaeeee kem nay felfali ela may xegagum yefelfffffl Gegif injera sefihhhh eine LBA a yhabkum eti semayawi amlak
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላኽ ዕዲመጥዕናይሃብኩም ኣሕዋተይፈጣር ዓስብኹይሃብኩም
Amlak baelu Yhagzkum
ክንዲ ምርጌታ ዝኣኽሉ ኣቦን ብዕድመ ጸጋ ዓብን ቀዳምነት ክተዛርብዎም ይግባእ ነይሩ። ብዝተረፈ ቅዱስ ተግባር ፈጺምኩም።
ግርማ ተኸደኑ ምንም ቃላት የብለይን ትዕድልቲ ዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፍልኩም
በእውነት ምደውኩም መንግስተ አምላክ አቲኹም ኢኹም አሕዋተይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ጠውርትኹም ውለዱ ሓይሊ ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
መምህር ዕመደ ጥዕና ይሃበካ ዓስበካ ፈጣሪ ይክፈልካ ❤❤ ንክለኩም ሓይሊ ድካምክም እግዚከብሔር አምላክ ይክፍልክም ከምዚ ሰናይ ስራሕ ከመይ ድዩ ደስ ዝበለካ በረከትኩም የሕድርና ፍቅራት አሕዋተይ ❤❤
ትገብርዎ ዘሎኹም ስራሕ እግዛብሄር ዝፎቶ ስለዝኾነ አምላክ ዓድመኹም ይባርኸልኩም ዝተባረኽ ንሮ ያሃብኩም::🙏
ብሩኻት። እወ ኩሉ ሓላፊ እዩ። ጽቡቅ ሥራሕ ግን ናይ ዘለዓለም እዩ።
እወ ኣንቱም ገንዘብኩም ዝለገሥኩም ነቲ ዝተረፈ ገንዘብኩም እግዚኣብሄር የብርክተልኩም።
መራሕቲ ህዋሕትን አቦ ወንበራት ፣ ዞባ አማሓደርትን ንህዝቦም ዘይኮነስ ንዘመዳ አዝሞዶምን ንውልቀኦምን እንበር ንህዝቢ ዘይኮኑ አረሜነታት መራሕቲ እዬም ሓዱሽ ዎሎዶ ግን ንህዝቡ ፣ ንወገኑ ዝመውት ትውልዲ እዩ ሽሕ ዓመት ብሸም ፈጣሪ ንበሩልና
አቤት መታደል ክቡራት አሕዋተይ ብስጋን ብነብስን ኢኩም ትጸድቂ
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እነዋይ መዓረይ ❤❤❤
Good team work. Thanks and God beless guys for your hard work and help for the People those need.
Ufff ewayy kitnefiu egzabher kab meat yewxikum 😢😢😢😢 meskineyti ade tebelia 😢😢😢😢😢 edmen tienan yihabkum fetari
ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልዉኹም ታዓዲልኹም ከምዚ ሰናይ ስራሕ ዘዉዓለኩም ቨ🙏
❤❤❤Aimlak aidimen tainani yhabkum
ኣምላኽ ምሳኹትኹም ይኹን ንኡሳተይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ጉልበትኩም ይባሩኮ ንእንነቱኩም የምንኩም ኩቡራት እሕዋተይ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ብርሀን ይሀብኩም ኩሉ ጊዜ ተሐጎሱ
btaemieyehzn..gerebetdeyeley...yebl....eskatumgntebareku❤❤❤❤❤❤❤❤
ተዓድልኹም ኣብዚ በረከት
ኡፍ በስምኣም ልብካ ዝትንክፍ ነገር ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልክን ኣደይ መዓረይ😢🥹🥹🥹
Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿
ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Aallllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወይ ፈጣሪ ብዘይ ምኽንያት እባ ኣይኾነ ዛሕማቅ ግዜ መፂኣ ሳላ ግዜ.......
Xabuq haybey zawxkayo takslka hawey naty ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ያሃብካ❤
ብጣዕሚ ዝገርም ናይ በረከት ስራሕ ዩ እንድዒ ታይ ከምዝብል❤❤❤❤❤❤❤
Egzabher haely yhabkom hawey 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😢😢😢😢😢
ተባረኩ አሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️
አክሱም ላይ 800 ውሾች እንኳን ድፍት አሉ፡፡
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እድመ ጥእና የሃብኩም ፈጣሪ ልኹልኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብዚ ዝተሳተፍኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣሕዋት♥️🙏😢
ተዓዲልክም ኣያታነክም ባዕላ ኪዳና ምህረት ተብርሀልክም❤❤❤
እግዚኣብሔር ዉዕለትኩም ይኽፈልኩም በሓቂ
Yehwatay meary bezgeabehr rkibewo 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤