መስፍን ተድላ ዑቕቢት 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 60

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ታሪኻዊ ትሕዝቶ። ንጀነራል ተድላ ዑቕቢት ግን ኣብ ክንዲ ኣታ፡ ኣቱም ምባሎም ምሓሸ መስለኒ።

  • @nebiatgebremariam8193
    @nebiatgebremariam8193 3 หลายเดือนก่อน +1

    My father he used to work with him in Agib, I am sorry for all his
    Kids, but he was the ruthless in their time, he had really cost us
    many lives. I grow up listening
    how was ruthless to Eritrea people at work in Agip.HE WAS
    A traitor, he was one of the people brought Haile sellasie (Ethiopia) to Eritrea. Ethiopians
    used him. But I feel really bad
    for all his kids.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +1

    ይቕሬታ ሓረጎት ኣባይ ሓማስየናይ ሓጋዚ ኣስፍሃ ወ. ሚካኤል ክብልየ።

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet4016 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks hawena xbuk tarik eiu

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile27 4 ปีที่แล้ว +2

    Ty wedi Tedla abi seb, just saw it. I will listen to every part of it.

  • @samaddo7436
    @samaddo7436 4 ปีที่แล้ว +2

    I have a quick question regarding your previous historical presentation - where can I get of listen to the second part of the history of "7 Enga-na'a"Thank you,

  • @asmeromehari
    @asmeromehari 4 ปีที่แล้ว +2

    መም ሞኮነን ፥ የቀንየልና

  • @user-qi4tz4rm3j
    @user-qi4tz4rm3j 4 ปีที่แล้ว +6

    እቲ ታሪኸ ካብ ፡ ቤት ምህርቲ ብከመይ ደረጃ ብኣውቲስታ ይመለለሱ ከም ዝነበሩ ወዲ ጀነራል ተድላን ደቂ ተስፋሃንስ ክዛረብ ክጅምርከሎ እቲ ታሪኸ ዕግርግር ይብለካ፣ እዚኦም ደቂ ሸየጥቲ ሀገር።

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 4 หลายเดือนก่อน

      NDEKOM ZEMLKET SGAB ZEKONE...HIMAK ZEREBA NEYO BELO.

  • @shunumii7214
    @shunumii7214 4 ปีที่แล้ว +9

    መደብካ ጽቡቕ ነይሩ። ኽትጥንቀቐሉ ዘልካ ግን ነቶም ናይ ሓምሳታት ኣቦታት ስሞም ዘንጢልካ " ኣታ" ክትብል ዓቢ ጌጋ ጌርካ። ኣብ ባህልና ንኽወልደካ ዝኽእል ሰብኣይ " ኣቦይ " ንሱ ዘይኮነ ንሶም ኣታ ዘይኮነ ኣቱም ክትብል ኣለካ። ንዝኾነ ስልጣን ዘለዎ ከምኡውን ቀሺ ኣቱም ኢዩ ዝበሃል እዚ ኸኣ ናይ ኣኽብሮት ኣዘራርባ ኢዩ። ስለዚ ጌጋኻ ኣርም። እዚ ናይ ሻዕብያ ዝተኣታተዎ ናይ ደቂ ሹቕ ኣገባብ ዘረባ ኔው በሎ።

    • @user-qi4tz4rm3j
      @user-qi4tz4rm3j 4 ปีที่แล้ว

      ክብረት ንመን?ንሸየጢ ሃገር?እዚኦም ኣቦሓጎተተይ ኣይግበረሮም። እዞም ኣያታትካ ጫማ ሃጸይ ሃይለ ስላሰ ዝሳዓሙ እዮም።

    • @shunumii7214
      @shunumii7214 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-qi4tz4rm3j "ወሓጥዮ ተበልኩዋስ ትጎስሞ " ዝበሃል ንኸምዚ ናትካ ኢዩ። ጌጋኻ ኣርም እናበኩኻስ መሊስካ ትጋገ። ናይ ሓምሳታት ኣቦታት ሃገር ኣይሸጡን። ነቲ ናቶም ኣእምሮን ኣተሓሳስባን ዝዳረግ የለን። ምዕራባዊ ስልጣነ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘይማዕበለሉ ጊዜ ምስ ናይ ምዕራባውያን ገዛእቲ ብፖለቲካ ዝፋጠጡ ዝነበሩ ኢዮም። እንታይሞ ሃጸያዊት ኣመሪካ ብዝነበራ ሓይሊ ንድሌት ኣቦሓጎታትካ ቆጽየሞ። ትፈልጥ ዲኻ ኣብ መጀመርያ ሓምሳታት ኣብ UN መጺኦም ከም ዝሞጎቱ። ንታሪኽ ክኾነካ ግን ንሳቶም ንናጽነት እናተቓለሱ መንግስቲ ኣመሪካ ንናጽነት ኤርትራ ጓዕጺጹ ንረብሕኡ ክብል ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ክትቁረን ከም ዝገበረ። ድሒሩ ኸኣ ምንቅስቓስ ጀብሃ ምስ ጀመረ ኣብቲ ጊዜቲ ህቡብ ዓረባዊ ሃገራውነት ዝሙግት ዝነበረ ናይ ግብጺ መራሒ ጋማል ዓብደልናስር እስላማዊት ዓረባዊት ኤርትራ ንኽትምስረት ይጽዕር ከም ዝነበረ። ቅድሚኡ ኸኣ ተንኮለኛ እንግሊዝ ሱዳን ግዛኣቱ ስለ ዝነበረት ካብ ክረን ንታሕቲ ዘሎ ምዕራባዊ ኤርትራ ቆሪሱ ምስ ሱዳን ክሕወስ እዚ ክርስትያን ከበሳታት ከኣ ምስ ኢትዮጵያ ክሕወስ ከቢድ ምንቅስቓስ ከምዘካየደ። እንተኾነ ምዕራባዊ ኤርትራ ሙስሊም ሕብረተሰብ ሎሚ ኣይንፈላለ ጽባሕ ምስ ኣሕዋትና ክርስትያን ከበሳ ኢና ንደሊ ኢሎም ከም ዘፍሸልዎ። ኣብዚ ኩሉ እቲ ታሪኽ ክዝርዝረልካ ኣይኽእልን ኢየ። ንትምህርቲን ታሪኽ ኤርትራ ኣጸቢቕካ ንኽትፈልጥ ብጀግና ተጋዳላይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዝተጻሕፋ 3 መጽሓፍቲ ከም ዓቢ ንብረት ገዚእካ ኣንብበን።

    • @umahlam
      @umahlam 4 ปีที่แล้ว

      Shimu Mii hawey xibuk aleka Sharbia kab meda hizomulna dimexu azerarba eya

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 4 หลายเดือนก่อน

      MISAKHA YSEMAMAE EYE, ENTKHONE GIN ETA DEKI SHUK ZEBELKAY KHE?
      ENTAY AMTSEO?
      1955 TEWELEDE...AB ASMARA ABYE...EZOM KULOM MEDA ZEWETSU 1974/75?
      ANE EYE ZEFELTOM.
      BDENGLOM EYOM N MEDA WETSEOM.
      NEZIOM ZENTIL ABILKA...?
      BTAEMI ZEHZIN EYU::
      THANKS.

  • @amanabraha1783
    @amanabraha1783 4 ปีที่แล้ว +2

    THANK YOU ! THANK YOU! VERY IMPORTANT HISTORY FOR ALL ERITREAN!

  • @zerhansdebesay181
    @zerhansdebesay181 4 ปีที่แล้ว +1

    Memihari abesawu kulu temxiao zeleka mehari eiyu ajoka beritia

  • @user-oh7qn5wg3o
    @user-oh7qn5wg3o 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሞኬ ንትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ንኡስ ወለዶ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ታሪኽ ንምምጋብ ጻዕርኻ ኣዛይዶ ምኽንያቱ ኣንፈቱ ከይስሕት ሃገርውን ከይትባድም እንዳ በልኩ ንስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ::

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw 4 หลายเดือนก่อน

    ATA HAWENA?
    KEMEY ZAMESELE PROGRAM...NAB SEELI DYU SEB KEDIHIB WALA KISEMEE?

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 ปีที่แล้ว +1

    I am confused what is the real picture of this so called General

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว +3

    መኮንን ተስፋይ ሓቀኛ ታሪኽ ኤረትራውያን ንኽወጽእ ንእትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ነመስግነካ ቀጽሎ!

  • @habtesushabte6330
    @habtesushabte6330 3 ปีที่แล้ว

    Ata,hawei hiji eye semi,aia eza programka gen,ane zsem,o kab hawebotatey tela,haren mereta keiahti,akeleguzay,tewelidu,seraie,adi,mengonti abu,eu,mes,motu n,Ada wesidatom

  • @user-qi4tz4rm3j
    @user-qi4tz4rm3j 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ደቂቕ 24:51/39:58 ተደቢሩ ጫማ ናይ ሀይለስላሴ ዝስዕም ዘሎ መን ኮን ይኸውን?

    • @umahlam
      @umahlam 4 ปีที่แล้ว

      Samson hawey ane keman kifelt delye men kon ykewn kibl xenihe
      Mebrhi eba habona habaybi

    • @mesfuntedla6841
      @mesfuntedla6841 3 ปีที่แล้ว

      መራሒ መንግስቲ ቢትወደድ እስፈሃ ወልደሚችሃአል የበሃሉ

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 4 หลายเดือนก่อน

      WHO CARES::
      LIFE START TODAY.

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld4628 4 ปีที่แล้ว +5

    ተድላ ዑቅቢት ከም ኤርትራዊ ተወሊዱ አብ መወዳእታ ከአ ከም ኤርትራዊ ከአ ሞይቱ። እቲ ብዙሕ ዋጋ ዘኽፈለና ጌጋታት ብግርህነት ናይ ኩሎም ሹመኛታት ናይቲ እዋን እቲ እዩ ተፈጺሙ።

    • @kamita878
      @kamita878 4 ปีที่แล้ว +1

      abti gzye iti andnet zblo bzho mknyat nerom iyo. abzi hgi konka ktriyo kelil iyo. Arab nationalist kemo u wen nay israel mftar bzho ytsgom sle znebere iyo.

    • @brave_newworld4628
      @brave_newworld4628 4 ปีที่แล้ว +2

      Asmera Azmarino : እዚ እትብሎ ዘለኻ ልክዕ እዩ። ይኹን እምበር ዋላ ንAutonomy ናይ ኤርትራ እውን ጠጠው ክብሉ አይከኣሉን። እዚ ጌጋ'ዚ ብዙሕ ዋጋ እዩ አኽፊሉና።

  • @habtesushabte6330
    @habtesushabte6330 3 ปีที่แล้ว

    Haren,gebsi ybehal ab,on deku tesfazghi ne,ay zfereie
    Kflezgi ne,tela zfereie
    Te,arezgi,ne,aboy Araia,bemnetu,zfereie haren,mereta keiahti,akele,fuzzy eyu

  • @nebiatgebremariam8193
    @nebiatgebremariam8193 3 หลายเดือนก่อน

    Sidrana b hiwet eyom zelewu, tarik ezi aremenie general, himak, rugum, chekan, aremenie z nebere seb eyu neru, ezi rugum general ab agib
    Ms aboy eyu neru, Adey b hiwet
    ala, my mother know him in person nezi aremenie seb , black list z atewe seb He was ruthless to Eritrean . Ata interview tegbr please know and read before you say anything. This is very sensitive
    History about this traitor.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +2

    Mesfen Tesfamariam
    ዘይትገድፎ ኢዚ ሓማም ኣውራጃ እሞ ተሓጒስካ ዲኻ ብስራሕ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ግደፎንዶ ተላ ባትሩስ ደይ ኣብ ጎኒ ኣስፍሃ ዝነበረ ኩሎም ብዕሽነቶም ዘጥፍኡና። ስቕ ዘይንብል ካብዚ ሕማምዚ።

    • @godlove8558
      @godlove8558 4 ปีที่แล้ว

      Sorryy ezi asfha zbelkayo seb mennetz ente tgelxeley zhawey des mbeleni. Mknyatu ab kebabi 69 ztesewe haweboy aleni. Asewawu ksab hji znegreni seb krekb aykealkun. Ab adis abeba kem znebere kab tesfay Asfha zbl sm keyru ynebr kem znebere ksab ab nay swuat wn b asfha kem zxenhana eye zfelt. Kemy mukanu Asfha elak aleka emo ktgelxeley kxbeyeka eya. Thank

    • @hagostesfamarian2753
      @hagostesfamarian2753 4 ปีที่แล้ว

      ኣታ እዚኦም ብሕማም ኣውራጃ ዝተላዕጠጡ ጎሃፋት ንየው እንዶ በልዎም። እዚ ኣጸቢቑለይ ኢሉ ዘህተፍትፍ ዘሎ ሙሽሙሽ ወኻርያ እዩ። መምህር ከኣ ይበሃለለይ ! ሓሽላዅ፡ ንስኻስ እንታይ ኢኻ ክትምህር ? ሓሶት ! ኣውራጃዊ ሕማም ? ሓደ ኣብዲ ደኣ ኮይንካ እምበር ምስ ጸላኢ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቕየ ካብ ኣከለጉዛይ ይኹን፡ ሓማሴን፡ ሰምሃር፡ ሰንሒት ወዘተ ረሳጅ ታሪኽ ዝገደፈ ከዳዕ እዩ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว

      ተጋጊኻ ተድላ ባይሩ ብጌግኡ ተጣዒሱ ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ እስፍሃ ውልደሚካኤል ግን ን30 ከይተጣዕሰ ዋላዊን ድሕሪ ናጽነት ረፈረድም ከየድመጸ ምስ ሞተ ዋላ ኤርትራ ስይዓደይን ኢሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ተቐቢሩ ሓቂ ኣይንቕበር ብሕሉፋት ወለድና ነብስና ኣይነጥፍእ ክቡር ሓው።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว

      @@godlove8558
      ተሾመ ሓወይ ንስኻ ትብል ዘሎኻ ናይ 69 ዓ።ምህረት ኣቦይ ካሕሳይ ናይ ሃይለስላሴ ኣብ ኤርትራ መራሕ መንግስቲ ድዩ ኣመሓዳሪ ዝነበሩ ድሕሪ ናጽነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዓረፉ። ስለዚ ይቕሬታ ምስዚ ትብሎ ዘሎኻ ቤተሰብ ዝራኸብ ኣይኮነን።

    • @umahlam
      @umahlam 4 ปีที่แล้ว

      Abay Zereba Eya Bi eshinetom Adi Atifioma Kisab hji kisanet siena delena

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l 4 หลายเดือนก่อน

    Ton very bad!. Please. The next make better,!!.

  • @hasata6204
    @hasata6204 4 ปีที่แล้ว

    Gega B/G mengsti Eritrea iyu hibwo i ber Hailslasie aykonen.

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 4 ปีที่แล้ว +5

    ንዝተፈጸመ ታሪኽ ኣብ ሎሚ ኮይና ከከም ዝጥዕመናን ክንቅይሮ ቅኑዕ ኣይኮነን። ሕማቕ ታሪኽ ፈጺሞም ዝሓለፉ እንተ ኔሮም ሎሚ ናብ ጽቡቕ ክንቅይሮ ኣይግባእን። ታሪኽ ተላ ዑቕቢት ኣብ ኤርትራ ጉልባቡ ዝቐልዐ ኣረሜን እዩ። ሕጂ ከመይ ጌርና ኢና ከነጸባብቖ እንፍትን። ኣብዚ ክንጥንቀቐሉ ዘለና ብናቱ ኣረሜናዊ ግብሪ ደቁ ክውቀሱ ኣይግባእን። እንተ ናይ ተላ ዑቕቢት ታሪኽ ኣረሜናዊ ግፍዐኛ እዩ ኔሩ። ኣንታ ነቲ መደብ ተቕርብ ዘለኻ ግን ምስትውዓል ክሓተካ እዩ፡ እቲ ትብሎ ዘለኻ ውን ኣብ ኣእዛን ኩሉ ኤርትራዊ ይበጽሕ ስለ ዘሎ ንታሪኽ ክትቅይር እንት ዘይፈተንካ ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።

    • @user-qi4tz4rm3j
      @user-qi4tz4rm3j 4 ปีที่แล้ว

      ብርግጽ። ሓደ ሕብረት ሰብ ብታሪክ ይሓልፍ፣ እቲ ጽቡቕን ግናይን ታሪክ እቲ ህዝቢ ኮይኑ ይቅጽል።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว

      Hagos Teshome
      በጃኻባ ካብቲ ዝገበሮ ግፍዕታት ሓብረና ነገራት ክንጽሩ ስለዝግባእ ገለ ድማ ሾቦሮ ጌርና መሳኹቲ ሴርና ፖሊስ መጺኦም ኣኪቦም ንዓኹምዩ ዝጎድለኩም እዞም ድቀይ ከምኡ ኣይትግበሩ ኢሎም ኣቃባጥሮም ንገዛና ይሰዱና ነይሮም ዝብሉ ኣሎው እቶም ጀነራል ተድላ ዝልኣኾም ፖሊስሞ ኣየናይ እዩ ቲሓቂ ክመዝን ስለዝግብኣና እየ ኣብርሃልና ክቡር ሓው።

    • @hagostesfamarian2753
      @hagostesfamarian2753 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ሓምሳታት መዓስ ንነብር ኣሊና፡ ሎሚ ንሕና ነቶም ጥዑም ጥዑም ከየስተማቐሩ ሃገር ነጻ ንምውጻእን ንምውሓስን በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ንቅይኦምን ጅግንነቶምን እናዘከርና ኣብ ኣሰሮም ረጊጽና ነቲ በጃ ዝሓለፉሉ ዕላማ ከነተግብር እዩ ዘለና። እቶም ነቶም ሕድሪ ሰማእታት ብጾቶም ኣብታ ብደም ዝጨቀወት ጥውዮ ነጸላ ተሰኪሞም ዝኣተዉ እሞ ሓመድ እግሮም ከይነገፉ ህድሪ ሰማእታት ብጾቶም ንምትግባር ከርተት ዝብሉ ዘለዉ ግቡእ ከበሬታ ክንህቦም ኣለና። ኤርትራ ትብል ቃል ካብ ኣፍና ከነድምጻ ከሎና ኣእምሮና ነቶም ነጻነት ኤርትራ ጋህዲ ንምግባር በጃ ዝሓለፉ ክንዝክር ኣለና። መንእሰይ ኤርትራ እቶም ንምጥፋእካ ለይትን ቀትርን ከይደቀሱ ዝሓድሩ ጸላእትኻ ብዘጻወዱልካ ናይ ጥፍኣት መፈንጠራ ኣቲኻ፡ ሃገርካ ከይትሃንጽን ከይተማዕብልን ሃገር ራሕሪሕካ ንባዕዲ ሃገር ኮብሊልካ ንሱ ጥራይ ከይኣክል ከኣ ንመንግስቲ ክትጸርፍን ክትዝንጥልን ትውዕል ዘለኻ መንእሰይ ንድሕሪት ተመሊስካ ነቶም ሰማእታት ዘክር፡ ነቶም ብረሃጾም ሃገር ዝሃንጹን ዝከላኸሉን ዘለዉ ከኣኣኽብሮት ይሃሉኻ። ነዛ ጽባሕ ብኸንቱ ትሓልፍ ነብሲ ክትብልካብ ሃገርካን መረበትካን ንዘለኣለም ተሞንቊስካ ትጠፍእ ከም ዘለኻ ኣስተውዕል ! ነቶም ትወልዶም ቆልዑ ኣብ ዓዲ ጓና ትጉሕፎም ኢኻ ዘለኻ ! እቶም የዕቊቦምኻ ዘለዉ ሃገራት ካብ ማህጸን ኣዲኦም ሃብቲ ሒዞም ኣይተወልዱን ለይትን ቀትርን ሰሪሖም እዮም ነዚ በጺሐሞ ዘለዉ ምዕባለ ክበጽሑ ዝኸኣሉ።

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 4 หลายเดือนก่อน

      ​@hagostesfamarian2753
      "KILITE SGUMTI NKDMIT(MIS SEGOMKA), HADE SGUMTI NDHRIT TEMELISKA N SWATNA NZEKIR!"

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 4 ปีที่แล้ว +2

    ብቐዳምነት፡ ሰላምታይ ተቀበሉ። ኣብ ጊዜ ደርጊ 'ዩ እቲ እዋን፡ ሓደ ተለንተ ናይ ፖሊስ ኤርትራ ዝነበሩ ኣቦ ከዕልሉ ዝሰማዕኩዎም፡ ጀ. ተላ ቅድሚ እቲ ዝተቐትሉሉ ቅንያት ጸዊዑኒ ወታሃደራዊ ኣጽዋር ብማኪና ጽዒኑ ካብ ከተማ ክወጽእ ብድሕሪኡ ዝስዕብ መምርሒ ከምዝህበኒ ሓቢሩኒ፡ ኣነ ድማ ሕራይ ጐይታይ ጥራሕ ንስድራይ ኣማሓዲረ ክምለስ ኢለዮ ቁሩብ ገንዘብ ሂቡኒ እዚ ሚስጢር ንማንም ከይተካፍል እውን ወሲኹሉ፡ ብኣ ኣቢለ ንዓደይ፡ ንካልእ ሰርጀንተ ድማ ኣጸዊዕኒ ኢሎም ምስ ነገርዎም ከምዛ ናተይ ግበር ኢሎም ከምዘማኸሩዎ እሞ ክልቲ ኦም ንዓዶም ከይ ከዱ እቲ ቅትለት ከምዝተኻየደ ሰሚዕና።
    ንሶም ንጀ. ተላ ክገልጹዎ ከለዉ፡ ትዕቢተኛ፡ ጽጋበኛ ዘራባ ናይ ካልእ ዘይሰምዕ ክብሪ ሰብ ዘይብሉ ግን ንፉዕ ወታሃደር ኢዩ ኒሩ። ኣብቲ መወዳእታ እታ ገመድ ናብኡ ገጻ ምሰበለት ካልእ ሓሳባት ኣንቂሉ ኔሩ እቶም ካሎኦት ኣንጻር ስርዓት ሃይለስላሴ እንዳመኸሩዎ ኣይሰምዖምን ኣብ መወዳእታ ነብሱ ከውጽእ ኣጽዋር ሒዙ ክሽፍት ኔሩ ሓሳቡ፡. . .

  • @milashuberekhet1948
    @milashuberekhet1948 4 ปีที่แล้ว

    Tedla not Tela. Tedla means Joy please improve it .

  • @bd1260
    @bd1260 4 ปีที่แล้ว

    ልቢ ዝትንክፍ ቓለ መጠይቅ ንክቡር ጀነራል ተድላ ዕቅቢት ከም ብኢድ ኢትዮጵያ ተጠሊሞም እሞ ስለዜይተቀበልዎ ነቲ ናይ ፈደረሽን ምፍራስ ሕጊ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቀተሉ እመድለና ነሩ ለካ ብጣዕሳ እዮም ክብርት ህወቶም በጅዮም።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +1

    ለምለም ትብሃልውን ኣብ ካናዳ ኣላቶም። ሓዋ ዝያዳ ኣድረሳ ይፈልጥ።

  • @zementesfai1402
    @zementesfai1402 3 ปีที่แล้ว

    ዓዲ ሞጎንቲ ሰፈር ጀጋኑ::

    • @berietheone2386
      @berietheone2386 2 ปีที่แล้ว

      Abey kebabi eyu adi mogonti bro

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@berietheone2386ab Tika, "WASHIGTON DC"

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam2138 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕዋት ተላ ዕቅቢት ባዕሉ እዩ ነብሱ ኣጥፊእዋ
    ምክንያት ነብሱ መጥፊኡኡ ከኣ
    ናይ ክፍሊ ሃገረ ኤርትራ ፕረዘንቲ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ኣቶ ኣስፈሃ ወልደሚካኤል
    ስለ ን ተላ ባይሩ ወዲ ሓማሴን ስለ ዝገምጠሎ ካብ ሕልፍነቱ
    ወዲ ኣከለ ጉዛይ ክመርሖና ኣይተዋሕጠልናን ኢሎም ነብሶም ኣጥፊኦም ጋሕ ኢሎም ንብለኩም ።

    • @afrolatin05
      @afrolatin05 4 ปีที่แล้ว

      Kem lomy xebebetey seb reye ayflten Zemene tecnology

    • @zecliffleaf2257
      @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว

      Samsom Tesfamaryam ዓሻ

    • @Gumbet-pe8zj
      @Gumbet-pe8zj 4 ปีที่แล้ว +1

      ሳምሶን ገስረጥ ግስረጥና ካብ ወዲ መድህን በራድ ዝተመሃርካዮ ናይ ሕሉፍ ታሪኽ ብዝተገልጸ ይገለጽ ንናይ ወዲ መድህን በራድ ክለሳ ትገብረላ አለኻ።ሙሽሙሽ ሓሰኻ ወዲ መድህን በራድ እቲ እከይ ረሳሕ ዝበከለ ወገንነት ካብ አእምሮኻ አርሕቆ።

    • @zerbabieltesfamichael9202
      @zerbabieltesfamichael9202 4 ปีที่แล้ว

      Samsom Tesfamaryam ሳምሶም እዚ ብኣፍካ ምሕራእ ዘይትገድፎ! ተሰዲድካ ዘይትማሃር ደንቆሮ። ተላ ዑቕቢት ቁንዕን ፈትሓውን ደአምበር ኣውራጃዊ ኣይነበረን። ካብቲ ቑሸታዊ ኣተሓሳስባ ወጺኻ ተመሃር ተፈወስ ኣእምሮ እንተልዩካ። ኣውራጃውነት ማለት መንሽሮ ሃገርን ህዝብን ማለትዩ።

    • @danielarsenal4952
      @danielarsenal4952 4 ปีที่แล้ว

      Hiji ka gizeka Eu gahe ketble eka teble ka aleka mesakum hansaba kemzi memelas xebuk eu donkoro temhare